" ድሕሪ ኸዚ እንተ ሰኒፍኩም፣ ናይ ባዕላትኩም ሽግር እምበር ናትና አይኮነን " ቃለ ምዕዳን ዘብፁዕ አቡነ ኤፍሬም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
  • Join this channel to get access to perks:
    / @sewaswmedia-bd8hg
    እዚ መንፈሳዊ ሚድያ እዚ፣ አስተምህሮ ቅድስት ኦርቶዶክሳዊ ተዋህዶ ቤተ ክርስትያን ዶግሞን ቀኖናን ሓልዩ፣ ብሊቃውንተ ቤተ ክርስትያን ዝመሓላለፍ ትምህርተ ወንጌልን ታሪኽ ቤተ ክርስትያንን መፈሳዊ ትንተናን፣ ከምኡ ድማ ናይ ቅዱስ ያሬድ ጽዋትወ ዜማን ወረብን መዝሙርን መንፈሳዊ ስነ ጽሑፍን፣ ዝመሓላለፈሉ መንፈሳዊ ሚድያ እዩ።
    ስለዝ ድማ፣ ነታ ቅንዕቲ ሃይማኖትናን እምነትናን ብትክክል ፈሊጥና፣ ነቶም ዘይፈልጡ ክነፍልጥን መንፈሳዊ ግዴታና እና ተዋጻእና፣ ነቲ ብሊቃውንተ ቤተ ክርስትያን ዝመሓላለፍ መንፈሳዊ ፕሮግራም ቀልጢፉ መታን ክበጽሓና #ሰዋስው ሚድያ Sewasew Media ዝብል ቻነል #SUBSCRIBE ንግበር።

ความคิดเห็น • 15

  • @melakeamintsegaytedla4523
    @melakeamintsegaytedla4523 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣብ ብፁዕ ኣቦና ሓዲሩ ድንቂ ስራሕ ንዝሠርሕ ዘሎ፡ መድኃኔዓለም ኣምላኽና ክብርን ምስጋናን ይብጽሓዮ!
    ንብፁዕ ኣቦና ድማ ነዊሕ ዕድመ ምስ ምሉእ ጥዕና ንምነየሎም!

  • @mizaanberhane4002
    @mizaanberhane4002 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ብጹእ አቦና ቡራኬኹም ይብጻሓና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @LemlemMarkos-sk7ki
    @LemlemMarkos-sk7ki 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ ሒወት የስመዓልና ብፁዕ ኣቦና በረከት ረዴኢቶም ይሕደረና ❤❤❤

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቃለ፡ህወት፡የስመዕልና፡ክብር፡ኣቦና፨❤❤❤❤❤፤እስት፡ሓ፡ይግበረና

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 2 หลายเดือนก่อน +1

    Kale. Hiwet. yesmalena. Kubur. Abona. ✝️🙏🙏🙏❤️🌿🍀

  • @kasugermay6106
    @kasugermay6106 2 หลายเดือนก่อน

    ንብጹእ ኣቦና ቃለ ህይወት የስምልናx3 ጽቡቕ መንፈሳዊ ትምህርቲ

  • @hadushgebremikael4229
    @hadushgebremikael4229 2 หลายเดือนก่อน +2

    ላክ፡ሓደ፡ሓደ፡ሓደ፡ግበረና😢😢😢😢😢ዋይ፡ፀላእሰይ፡ኣርሕቀልና፡ኣምላከይልቦናና፡ኣብርሓልና

  • @zenabzemo
    @zenabzemo 2 หลายเดือนก่อน

    Egziabhare ymesgen neakatkum zehabena qale hiwet yesnaalna egziabhare edmen tenan yesnaalna abotatna hali n hzbi tigray yehabelna

  • @fhjih578
    @fhjih578 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamselam4829
    @selamselam4829 2 หลายเดือนก่อน

  • @tigistberhe6424
    @tigistberhe6424 2 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏

  • @keshimaharikeshikinfe7490
    @keshimaharikeshikinfe7490 2 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኣምላኽ ይብዝሓልኩም
    ነቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩመ
    እቶም ህጻናት ፍሉይ ቦታ እንተ ዝወሃቡ እቲ ቃል ኣምላኽ ኽንገር ከሎ ኣብ ልበና ምሓደረ
    ኸምዚ ዝኣመሰ

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤😊😊😊

  • @JonNati
    @JonNati 2 หลายเดือนก่อน +2

    ✝✝✝✝✝ናይ ሃይማኖት መራሒ ብፍላይ ከዓ ጳጳስ ክኸዉን ዝግብኦ ከምዚይ ኢዩ ክርስቶስ ንሃዋርያት ናብ ዓለም ኪዱ እናምሃርክሙን እናእመንኩምን ናተይ ተኸተልቲ ግበሩዎም ኢሉ ከምዝምሃሮ ብጹእ ሊቀ ጳጳስ ኣባ ኤፍሬም ከዓ ብኣንብሮተ እድ ተሸይምኹም ኣባግዕ ሓሉ ተባሂልኩም ብ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን ትግራይ ብመንበረ ሰላማ ከሳቴ ብርሃን ሁር ወመሃር ተባሂልኩም ስለስተየምኩም ነገድን ሃገርን እንተይፈለይኹም ምስ ኩሎም ደቂ ተዋህዶ ተጋሩ ይኹኑ ኤርትራውያን ዋላ ክብዙይ ወጻኢ ዝኾኑ ደቂ ካሊእ ዓዲ እውን እንተኾኑ ከምታዝጀመርኩምዋ ክትቅጽሉሉ ይግባእ ክርስቶስ ብ ዓድን ብብሄርን ስለዘይውሰን ጽቡቅ ገበርኩም ቀጽልሉ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣሜን ፡፡
    ምእመናን ከዓ ም ዕዳኖምን ትምህርቶምን ሰሚ ዒኩም ሓድነትኩም ኣጠንክሩ ሓድነት የሃልወኩም ክትብሃሉ እንተለኹም ግ ን ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ምስራሕ እምበር ን ኣድማን ንዘረኝነትን ክኸዉን ኣይግባእን ፡፡
    ✝✝✝ብሓድነትን ✝ብስሉስነትን✝✝✝ ዝምስገን ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ኣሜን ✝✝✝

    • @fafalemlem438
      @fafalemlem438 2 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen 🙏