#ታሪኽ_ቅዱስ_ሚካኤል_መቐለን_ፍሬምናጦስ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 26

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน +1

    ናይጋራና = ናይ በሓባር

  • @azramaiko318
    @azramaiko318 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ጥንቃቐን ጥበብን ዝተመልኦ ቃለ መሕተት ኣስሚዕኹምና በጣዕሚ ጽቡቅ ቀጽሉሉ

  • @YohannesGHiwot
    @YohannesGHiwot 3 หลายเดือนก่อน +2

    መ/ምሥጢር ሃፍቶምን ሊ/ትጉሃን ለኣክን የቐንየልና። ደስ ዝብል ፕሮግራም እዩ። ሰዋስው ሚድያ እውን በዚ ኣጋጣሚ ነመስግን።
    መ/ር ዮሐንስ ገ/ሕይወት
    ሓላፊ መምርሕታት ሕግን ርክብ ሕዝብን መንበረ ሰላማ ላዕለዋይ ቤተ ክህንት ኦተቤት።

  • @zenabzemo
    @zenabzemo 3 หลายเดือนก่อน +1

    Egziabhare hali n hzbi tigray yehabelna btami zgerm tmhrti eu

  • @MebrahtuAbrha-r5l
    @MebrahtuAbrha-r5l 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብዕዉቀት፣ብብቃት ዝተደገፈ መብርሂ ቃህይወት የስመዓልና

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክንደይ ዝስራሕ መንፈሳዊ ስራሕ እናሃለወ በዚ ማይ ቐጠነ ጉዳይ ግዜና ክናሕልፍ ዝገበረና መቐለ ሃገረ ስብከት ናብ ውኒኡ ተመሊሱ እዚ ጉዳይ ንኻልኣይ ግዜ ከይለዓል ብቕልጡፍ የኣርም!

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน +1

    መንበረ ሰላማ ታሪኽ ኣቦታትና መሰረት ብምግባር ደብረ ሰላም ቅዱስ ሚካኤል መንበረ ጽጽስና ኮይኑ ናይቲ ኮሌጅ ኣካል ኮይኑ ናይቲ ኮሌጅ ተማሃሮ ዘገልግልሉ ክኾን ይግባእ!!

  • @InnocentGlacier-hu1ke
    @InnocentGlacier-hu1ke 2 หลายเดือนก่อน

    መን የርድእ ዝቀበረ መንይመስክር ዝነበረ እዩሞ ክቡርሊቀትጉሃን ለአከ ከምት ዝገለፅዎን ዝዘርዘርዎን ሃቅን ዝአበይሉን አብትቤተክርስትያን ቅ ሚካኤል ብሰባኬ ወንገል ከማይ ፀሚኡካ ዝፀንሀ ፅሩይ ሰቲካ ከምእትረዊ ቃለወንጌል እናምሐሩ ዝአበዩ ውላድቅዱስ ሚካኤል እዮሙ እና እትሐቂ ብዝግባእ ተንቲኖም ገሊፆም አለው።እና እትሀዚ አብ ቤ/ክርስትያን ነማሐድርን ነገልግልን ኢና ዝብሉ አንበጣ ዝኾኑ ግና እትሐቂ ገልቢጦም አብቅድሚ ምእመን ሕዝበ ክርስትያን አፎሙ ከፊቶሙ ክዛረቡ ከለው ሐቂ ቀቢሮሙ ማእተብ ክርስትኖኦሙ በቲኾሙ ምካኑ ክፍለጥ አለዎ እቶም ንስገኦሙ ዝነብሩ ክሕደትጉኡዞ ይጋዓዝለው አየገርም ግና እቶሙ አቦና ስጋዊ አለም በስባሲ እዩ ሰማያዊ ሕወት ግን ዘለአለማዊ እዩ ኢሎሙ መንፈሳዊ ሕወት ተሐንግጦሙ ዘለው አቦ ብፁእ አቦና አቡነ እሳይያስ ሐቁ ዝምውፅኦም ግን እንታይ የምሑርና አለው አብሰማይ ድዮሙ ክምስክሩ ደልየሙ ወይ ምስቶም ስጋውያን ወግኖሙ ክነብሩ ደልዮሙ ክቡሩ አቦና እት ሐቂ ግና ካብ ወደሙ ለአከ ይማሐሩ መን ይመስክ ዝነበረ መንየርድእ ዝቀበረ እዩሞ ካብዚ ወፃኢ ዝእወጅን ዝልፍለፍን ዘሎ ግና ፃዕዳ ሕሶት ምኻኑ ሕ /ክርስትያን ክፈልጦ አለዎ።

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝሮ ዝሮ = ዘይ ዘይሩ

  • @Addis-n6d
    @Addis-n6d 3 หลายเดือนก่อน +1

    አበድበድ ፀሐፊን ስራሕ መካየድን ቤተክህነት ሃገረ ስብከት መቐለ::ብሐቂይ ካብ አሌታዊ ወፃኢ ገርኩም አይተገልግልሉይ ::ሕማቅ አመል ነዋይ ገንዘብይ ለሚድኩም::

  • @nebiyugebremedhin7118
    @nebiyugebremedhin7118 3 หลายเดือนก่อน +2

    ፅቡቅ ነይሩ ግን, ኣብታ ርእስኹም" ቅ/ሚካኤል ብመን ይመሓደር ነይሩ""? እትብል "ቅ/ሚካኤል ቤተ ክርስቲያን " ምባል ኣይሐይሽን??

  • @KibromWeldegebreal
    @KibromWeldegebreal 3 หลายเดือนก่อน

    ሓውና ክቡር ሊቀ ትጉሃን ታረቀ ብፅቡቅ ኣገላልፃ ኣመፃፅኣ ታሪክ ቅዱስ ሚካኤል ካቴድራል ቅዱስ ፍሬምናጦስ መንፈሳዊ ኮሌጅን ስለዝሃብኩምና ዓብይ ምስጋና ይግበአኩም ፡፡

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน +1

    መጋቤ ምስጢር ሃፍቶም ጋሻ/እንግዳ ኣንጊድኩም እቲ ጉዳይ መብራህርሂ ክረክብ ገይርኩም ስለ ዘቕረብኩምና የቕንየልና

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน

    ምኞትና እዩ = ድልየትና/ሕርያና እዩ

  • @hailekiroshagos5820
    @hailekiroshagos5820 3 หลายเดือนก่อน +1

    ግለ ሰባት ኣይነልዕል ማለት በቲ ሓደ ስክፍታ እዩ በቲ ካልእ ድማ ክብሪ ንዘይምንካእ እዩ። ይኩን እንበር ናይ ህዝቢ ኣገልጋሊ ባዕሉ ክብሩ ዘየንክእ እዩ ክሰርሕ ዝግባእ። ኣይ ሓለፋን ዶ ስሙ ክልዓል ኣለዎ።

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน +1

    አቡነ ኢሳያስ ግና ታሪኾም እንተይ ተበላሸወ እዛ ጉዳይ ብቕልጡፍ ክእርምዋ ይግባእ!
    ታሪኽ ይምዝገብ ኣሎ እዩ!!

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቡነ ኢሳያስ ኣብ ዘመሓድዎን ኣብያተ ክርስቲያን ግቡእ ምሕደራ ዘይሃቡን ካብኡ ድማ መንፈሳውያን ኮይና እዚ ናተይ እዩ እዚ'ባ ናተይ እናበልና ክንመናጠል ክረአ ከሎ ብተወሳኺውን ኣብ ጠላዕ ፀሐይ ብመንበረ ሰላማ ተሸይሞም ንዝመጹ ኣያርክብን ማለት ማሕፈርን መሸማቐቕን ዝለዝኾነ ብቕልጡፍ ይስተኻኸል!!

  • @AbaGebremedhin
    @AbaGebremedhin 3 หลายเดือนก่อน +2

    መጋቤምስጢር ምፍራሕ ኣያድልን ምኽኒያቱኣብምድያ ክልዓል ግቡአ አዩ መንበረ ሰልማ አዩ ልሸመሙ ምንደረ ሰላማ ዘለው ሊቃነ ጵጵሳት ሓደዓመት ዘኣክል ለኣውነ ኢሳህያስ ፈሪሖም ከይነኹ ስኽቢሎም ይረዩ አየም ዘለው ብደንብ ክውቀሱ ይግባአ

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน +1

    ክቋቐም = ክጣየሽ

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቅጠጫ = ኣንፈት

  • @kidanehaddish
    @kidanehaddish 3 หลายเดือนก่อน +1

    ንህዝብኹም ኣብ መንጎ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ትግራይን ዕድመ 1600 ዓመት ዘለዋን ቅድሚኡ ድማ ብብሉይ ታቦተ ፅዮን ወኒና ን1400 ዓመት እንትዋሃድ ን3000 ዓመተ ኣምልኮ ልዑል እግዚኣብሄር ምኻና ። በቲሓደ ወገንድማ ካብ ግብፂ ወገን እርቶዶክስ እስክንድርያ ተዋህዶ ዘይኮነ ምኽንያቱ ተዋህዶ መለት ከምት ብሸዋውያን ዝውረ ዘይኮነስ ተዋህዶ ብሉይ /ታወተ ፅዮን ተጋሩ ወ ሓዲስ ክርስትያን /ኣግኣዝያን ማለትዩ ።
    እዚ ነሸዋውያን ኣይምልከትን እሶመ ናይ ግብፂ ኦርቶዶክስ ታቦት ኣልቦ ተዋህዶ ዘይብላ ምኻን ዕድሚኣ ድማ 770 ዓመት ምኻኑ ከተምህሩ መተገበአ

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน +1

    ካህናት ማሰልጠኛ = መሰልጠኒ ካህናት

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน

    የምስራች = ብስራት

  • @JonNati
    @JonNati 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጽቡቅ ታሪኽ እኢኹም ትነግሩና ስለዘለኹም ብጣዕሚ ነመስግን ከምቲ ናይብጹእ ኣቡነ ዮሃንስ ቀዳማዊ ፎቶኦም ከምዘር ኣኹምና ናይ ብጹእ ኣቡነ ናትናአል ናይ ብጹእ ኣቡነ ኤፍሬም ናይ ብጹእ ኣቡነ መርሃ ክርስቶስ ቀዳማዊ ናይ ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ናይዚኦም አቦታት ፎቶኦመዉን ተተር እዩዎ ጽቡቅ ነይሩ ንምንታይ ታሪኽ ስለ ዝኸነ

  • @yohannesabraham4919
    @yohannesabraham4919 3 หลายเดือนก่อน

    ዝሮ ዝሮ = ዘይ ዘይሩ