I would like to thank you Atsede. Our beautiful Tegaru females are modern and Equeal to our Berave Tegaru males. However, what makes our beautiful Tegaru Females unique is their intelligence on everything they do, they are mothers, they are captain of the house, they are patient yet when they get angry there is no return. Tegaru Females exemplifies what Tigrays is all about. So seeing this young lady of Tigray going all this work should not be a surprise for any one who knows Tigray .... like her mother's, she is just giving us a test of her strength, so it doesn't surprise me when I see when I see the beautiful Tegraweyti working with excavators ... we should not limit our Tegaru females because we to expect more.
አፀደየ ዓሳዲ መኽበራት ባህላ ዕድመን ጥዕናንን ይሀብኩ ዝሓፍተይ ቀፅልሉ ሀምአኪ ልበላ ይብዛሓልና 😍😍😍😍😍😍😍
እምበር ጅግና ትግራወይቲ ቀደማኺ 😍😍😍😍♥
ጀግና የጀግና ዘር
ወይ አፀዱዋይ መዓረይ ጀግና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኪ ወለልአይ ብጣዕሚ እየ ልፎትየክይ ለኽብረክይ
በዛኽ ዳኣነ ጥዑምት ላዛ እንካዕ ራያ ተወለድኩ ላይክ ግበሩ ማሮች
Wwwwwaa❤❤❤
10000 like mar
ጀግና ውሕልልቲ ትግራወይቲ በላሕ ንፍዕቲ ቀፅልሉ
Bhaki gobez waero tigray!
ኣኹርዕክና ናይ ባሓቂ
You can tell from the interview how gifted she is. Atsede please maintain this incredible work habit.
ጀግና ጋልኒሰተይቲ መረኣያ ኢኺ ❤❤❤❤❤❤❤❤
ጀግና ጋል ጀጋኑ ንፍእቲ ጋል ትግራይና ቀጽልሉ አ
ፈጣሪ ና ልቢኺ ያስምረሊኺ ንፉዒቲ ሓፍትና🙏🙏🙏
አፀደ ሽኮር ጋል ዓደይ ፅርይቲ ፊጥረት🌷💋❤🌷🌷
ጅግና ምቅርቲ
ዓሳዲ ራያዋ ውሕልልቲ ትግራዊቲ ናይ መን ክትትሕዚ ከም አዴታትኪ ከም አቦታትኪ እምበር ጎል ንግስቲ ሳባ ጎል ቁዱስ ያሬድ እኪ ትግራይ ዓደይ መዓረይ እቲ ፃዓራም ህዝባ ሐልውለይ እክሱመዊቲ ማርያም አዴና ሰላም ንደቂ ትግራይ ዓደይ
Amen amen amen
Amen amen amen marrr🙏🏾
Musik
ጓል ዓደይ ሽኮሪና እስይ ❤❤❤❤💪💪💪
እስይ ፅሩይቲ ትግራወይቲ
ጀግና ጀግና ዕድመን ጥዐናን ንፍዕቲ ❤❤❤❤❤
ጅግና ምቅርቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ጅግና በርቲዒ ቀፅልሉ
ዕድመን🎉🎉🎉🎉ጥዕናን🎉🎉🎉 ይሃብኩ❤❤❤❤❤❤ምዕሪይ❤❤❤❤
ከመይ ዳኣ ተጋሩ ጅጋኑ ዲና 💪
Waaw gobez waero ayokhi bertie ane akurikni DW tv yekenyelna tsbuk srah ketslilu❤️
ዕድመን ጥዕናን ዩሃብኪ ምዓረዩ
ኣፀደየ ጥዕምት ላዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽ❤️❤️❤️💛💛💛❤❤
I would like to thank you Atsede. Our beautiful Tegaru females are modern and Equeal to our Berave Tegaru males. However, what makes our beautiful Tegaru Females unique is their intelligence on everything they do, they are mothers, they are captain of the house, they are patient yet when they get angry there is no return. Tegaru Females exemplifies what Tigrays is all about. So seeing this young lady of Tigray going all this work should not be a surprise for any one who knows Tigray .... like her mother's, she is just giving us a test of her strength, so it doesn't surprise me when I see when I see the beautiful Tegraweyti working with excavators ... we should not limit our Tegaru females because we to expect more.
ጅግና ትግራወይቲ
ኹሉ ትኽእሎ ዓፀደዋ ብምንታይ ቃል ክገልፀክ ❤❤❤❤❤ዋውውውውው
ጀግና ጓል ራያ ዕድመ ጥዕና ይምነየልኽ ከም አኽ ዝበለ የብዛሓዩ አንበሳ እኽ በጣም እየ ዘድንቀክ ክንድዝ ዛኣክል ሞያ ናይ መጀመረያ እዩ አብ ራያ እና እድንቖተይ ከብ ልብ እዩ በርትዕለይ አጆኽ
ትኪኪል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Miss tigray
ጅግና ትግራወይቲ ዕድመን ጥዒናን ይሃብኪ
ኣምበሳ በላሕ ኢለኪ በርትዒ
ጋዛጠኛ ምችው ንምጥያቅ ቀፅለሉ
ጀግና የኔ ማር
So encouraging 💕
ሺኮር ማረይ እሰይ ላዛ ራያ ራዩማ ማረሺኮር
በርትዕ ጎበዝ ቓፁሉሉ
ኣፀደ ዋዕሮ በርትዒ
ጅግና ትግርወይት በጣዕም በጣዕም ጅግና በርትዕ አይዛኪ ጋል ራያ ራያማ
አፀደ ካሳ አጆኺ ጅግና ዋዕሮ ትግራዎይቲ ስንጥብ ብብደንቢ አድሂባ ክትሰርሕ አካላት መንግስትን ምድያን ሓገዝኹም አይፈለያ ዋዕሮ ትግራዋይቲ
Eseyyy eza jegena🥰♥️♥️
አፅዬ ዋ
ምዕርግት አብ ኹሉ ውድ ዓሳድ ራያ
ፉትይ የና ናብለክ አብዝሕ አብልና❤❤❤
ዋላ እሕና ንፈትወክ ማዓት እና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Astede kasa. Jegna. Ajekum Nayna 💪🏿💪🏿💪🏿
ብጣዕሚ ጎበዝ ቆልዓ
ቀፅልሉ ጅግና ጋል አነእስተይቲ ማዓረይ
❤❤❤❤❤💛💛💛raya adey mearey
አሰይ ፅሩተ ፈጥረት ፈጣር ብዕድመን ብጥዕናን ያሓልኺ ጥዑሚት ላዛ❤❤❤❤❤❤
አፅየ ይፈቱወኪ እየ❤💛💋
መግለፂ ቃለት ሰእነልክይ ኣቲ ጀግና❤
አፁዋየ በዛኽድአነ ጥዑምት ሽኮር ሓብብት።
anbesit .........jegna gal RAYA
ጀግና የራያ ልጅ ሰፋሪዎች እንዳይበሉሽ
😃😃😃😃😃
ሽኮር ጅግና
እሰይ ክንደይከ ይጥዕም እቲ ትግርኛኣ
ኣታዮ ኸመይ ልበልኺ ፀሓይ ኢኺ?
ኣስይ ምቅርተይይይይይ ሓላልልል
አፀደ ሽኮር ዋዓሮ ትግራዊቲ
Keep it up the good work and you so sweet 👏👏👏👏💪💪💪🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑🤑
ኣቲ ምበይተይ ዋሓለ ዓሳዲ ቖልዓ ራያ ፃቫ ምግብ ቃላት የቨለይ ላኣኺ ልምግላፂ የቭለይ ልኾነ ኾይኑ ሃማኺ ልቨላ ክበዝሓ ናይኺ ሪኤን ይምነ ላኣኺ ሞ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቭኺ!!!!!
❤❤❤ጎበዝ
ኣፀድ መምሀሪት ደቃ ኣንስትዮ ትግራይ ኹርዓት ብተጋሩ ኹሮኣት ራየቶት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኺ ንፈትወኪ ናኽብረኪ
ደቂ ማርታን ቀሺ ገብሩን አይኮናን ዲና?
ሜሮን ቢኒ Yes
Ewe yes mar!
she is Rayan kkkkkk
@@ethiocybernet9935 ኣዎ ራያ ትግራይ
አበጀኽ ዐንበሳ👍👍🙏🙏 😍😍😍😍😍😍❤❤❤
ምቅርተይ❤❤❤😍😍😍😍😍ጀጋና
ጀግና ጋል ጀጋኑ እድሜን ጥእናን ይሃብኪ እውነት ኮሪእናልኪ መኣረይ ህዝቢ ትግራይ ኣኒ ፀላኢኩም ይፍሰስ
አቦ አንደኛ ነሽ!
Axede kasa ambesa 💪💪💪💪👌👌👌👌👌👌💛❤💛❤💛👍👍✌
Keep it up Atsede🤙🤙
አሳዲ ራያ ቅድመኺ አደዋኺ እኳዕ ወለደትኪ ንበሪ አደዋ ንበሪ
ጅግና ካልአይቲ ማርታ
ኣሰይ ኣምበሲት ጋል ትግራይ ጅግና ኩሉ ዘጥዕመላ
እዝውቲ ስራሕ ኣይፈልን የኩርዕ እንበር
ዋውውውው ጅግና ጋል ጀጋኑ በርትዒ ንፍዕቲ
Yena konjo❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
OmG yene a.besa eseyyy kemaki shih yfreya
ምቅርቲ ንሕና እውን ፍትው ኢና ነብለኪ ኣጆኪ በርትዒ ክንዲ 1000 ኩንላና ።
ፅብቅቲ ዋዕሮ ትግራወይቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዝሓፍተይ ኣንቱም ትፃረፉ ኤሬትራውያን ንኣኻትኩም ዘይንሪከሉ ዘይንሰምዐሉ ናበይ ኢና ንኸዶ ብጃኹምንዶ ኣደብ ግበሩ ወይ ኣይትመልከቱና መገዛ ሚድያና ንኣኹም ንኸይንርኢ ምክትታል ክንገድፎ ? ኖ እስቲ ኣብቲ ናትኩም ምድያ ዋላ ሓደ ትግራዋይ ዝፃረፍ የለን ኣነ ካብ ዝፃረፍ ምርኣይ ይገድፎ
Tigraweti
halal gal tgray 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖
ኣፀደ ካሳ ኩሉ ድካኣላ ኣቲ ጅግና ጓል ራያራዩማ🌾💊👍🙏ራያ ገና ድትግራይ ኣብ ቕድም ዓለም ንሰርዓ ይኡ ትምንትና🌾💊🤲 ሓሳዳት ደቓሉ ዳኣ በዝሖምና☝️😢😢
Jegna betami
የነ ማር ❤❤❤❤❤💪💪💪💪
ጀግና ዋዕሮ ክፈትወክ ማዓት 💛💚💛💚💛💚💛💚💛💚💊💊💊💊
God bless you atsede
ጅግና
Wawwww❤❤
❤❤❤❤❤asey konijo gwal tegray ati jegna
አጸደዬ ሸገዋኒ ልውጥ ❤❤❤❤
Ayzoshi betchi ehita mare❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እሰይ እንካዕ ራያ ትግረወይቲ ኮንኩ
ቀፅልሎ
wawwwwwww kmazbat melert haboh jagena asay asay asayyyyyyy mekert
ልዉጥ.ያብለን.ዓፀደዋ
የዕስ ሸገ ጋል ዓደይ ..... ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ይኡ ቓፅሉሉ ፡፡ ስራሕኺ ብጣዕሚ የአ ፎትየዮ ዓሳዲዋ፡፡ ና መጀመርያ ራየተይቲ ኮሜዲያን ኣግንና እንሀና፡፡ መልክዕኺ ሸገ ስራሕኺ ሸገ --- ታ ክወፅአኪ
ተጋሩ አዋልድ የሕዋተይ ብኽሉ ጎበዛት ድኽን ግን ካብዚ ንላዓሊ ክትጉብዛ አለክን ብስሩ ሰብአይክን ክወቀዕክን የብሉን sport ስራሓ ስራሕ አብ ክሉ ስራሓ ተወልድክን ወድኽን ብሰራሓተኛ ተትሕዝኦ አብ ክሉ ስራሕ ክትሰርሓ አለክን ሰብ ክብለና እዩ ከይትብላ እዚ ቀደም ተርፉ እዩ ገቡዛ ጥራይ ካብዛ ሓፍትና ተምሃራ ሞራል ይሃልኽን ናይ ገዛ ስራሕ ጥራይ አይትስርሓ ናይ ገዛ ስራሕ ሰብአክን ዋላ ይስራሕ ንስኽን አብ ገዛ ተሃልክን ናይ ገዛ ትሰርሓ ሰብአክን አብ ገዛ ተሃልዩ ክአ ንሱ ናይ ገዛ ስራሕ ሰርሑ ይጸንሕ ብሓጽሩ ካብ ሰብአክን ንላዓሊ በር ካብ ሰብአክን ንትሓቲ ከይትኾና
ኣፀዱ ጋል ዓደይ ጅግና
ዕድምይ ጥዕንይ ይሃብክ የኔ ማር ውድድድድድድድድድድድድድድድ ነው ማርግሸ ጋል ራያዋ
ጎበዝ ቆልዓ ፍልቕልቅ ዝኾነት ሰብ ኩሉ ዝዓደላ ጅግና ጋል ራያ አኹርዕኽና
ወለላ
ዋውውውውውውውው ራያ
😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
❤❤❤❤💪💪💪💪jegena
I am very very. Happy