Teddy Press ተዘክሮ ምልክታት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 37

  • @yohannesdesta6954
    @yohannesdesta6954 22 วันที่ผ่านมา +3

    Thank you so much open communication 💙🙏🏿🌿💙🌿💙🙏🏿 beko 🌿

  • @befairbalance7507
    @befairbalance7507 21 วันที่ผ่านมา +1

    Bereket my all time favorite gentleman with amazing wisdom, knowledgeable, and so do the other Berket and you the host teddy too, and yet bereket is well spoken, with that his humbled well crafted analogical words, down to earth personality,out spoken educated , gentleman,... brothers peace ✌️ from tigray .... brother and sisters don't forget to pass on this great message by subscribing sharing and like thank you...

  • @meazamichael67
    @meazamichael67 18 วันที่ผ่านมา

    ብራቮ ብራቮ ጹቡቅ ትምህርቲ💙💙💙💙👍👍👍

  • @biniamteweldeberhe1880
    @biniamteweldeberhe1880 19 วันที่ผ่านมา

    Thank u bere for ur service

  • @theobserver2677
    @theobserver2677 20 วันที่ผ่านมา

    Bereket, you are exceptional intellectual and human being. My deepest admiration!

  • @ChevCheliosMr
    @ChevCheliosMr 22 วันที่ผ่านมา +6

    በረኸት ለቦና ዚመላኦ ን ትሑትን ሰብ ኢዩ ።ኢግዜኣቢሔር ይባርካ።

  • @abrahammehreteab3651
    @abrahammehreteab3651 22 วันที่ผ่านมา +1

    Btaemi des zebl medeb Thanks

  • @davidokbay9748
    @davidokbay9748 22 วันที่ผ่านมา +1

    በርየ 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @mehariwoldoyohannes8542
    @mehariwoldoyohannes8542 19 วันที่ผ่านมา

    ❤❤ %% Hamble Lawyear&Tedy press%

  • @akliluadumer9138
    @akliluadumer9138 22 วันที่ผ่านมา +1

    💙ከርእየኒ'ዩ ናይ ግዲ፣ ግዜ ጓሳ ግዜ ፈራዲ💙 🙏🙏 በረኸት ሃ/ማርያም

  • @abrhamtesfay1586
    @abrhamtesfay1586 22 วันที่ผ่านมา +3

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ፡ ብስለት፡ ፍልጠት፡ ተምክሮን ቅንዕናን ምስ ጭብጡ፡ የቀንየልና በረከት።❤🎉

  • @Tesfa325
    @Tesfa325 21 วันที่ผ่านมา

    Thank you Teddy, Bereket you are an absolute brilliant and God bless you🙏❤️

  • @wolderufael
    @wolderufael 22 วันที่ผ่านมา +1

    Wow!!

  • @teferibitow3353
    @teferibitow3353 21 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ ኽሳብ ዝሁበርኒ አብ ዝዓለም ፅልዋ አለና።

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha755 22 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @bent.7396
    @bent.7396 22 วันที่ผ่านมา +2

    BK - fantastic analysis. Thank you brother I really enjoyed and learned a lot.

  • @afrikaafrika8362
    @afrikaafrika8362 21 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍👌👌👌🌹🌹🌹

  • @AbiTecle-i6g
    @AbiTecle-i6g 21 วันที่ผ่านมา

    ደስ ዝብል ኣስተምህሮ

  • @bh8509
    @bh8509 22 วันที่ผ่านมา +1

    Educational .

  • @FishZeweldi
    @FishZeweldi 22 วันที่ผ่านมา +1

    Good job

  • @berhaneweldeselassie5281
    @berhaneweldeselassie5281 22 วันที่ผ่านมา

    Berie as usual ❤

  • @frewiniabraha755
    @frewiniabraha755 22 วันที่ผ่านมา +1

    Wawwww Berye Amebasa

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearch 22 วันที่ผ่านมา

    Excellent program. Thank you both.
    I think you are still young, so please use your potential. I am confident you are just a few steps away from adding the Dr. title before your name. Dr. Bereket

  • @Eritrea-r5w
    @Eritrea-r5w 21 วันที่ผ่านมา

    Ata entay gerukum nezi meskinay menisey shenkolel tebiliwo. Aman bi aman DEMBE ENKLIL !

  • @Saheley7960
    @Saheley7960 21 วันที่ผ่านมา

    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ቴዲ። እዛ "መብራህርሂ" እትብል ቃል ኣብ 2025 ክትገድፋ እምሕጸነካ ትግርይና ስለ ዘይኮነት። መብርሂ ወይ ከኣ ንብዝሒ እንተኾይኑ ሓሳብካ ከኣ መብርሂታት እዩ እቲ ቅኑዕ ትግርይና። "መብራህርሂ" ግን ትግሓርኛ ዶ ክንብላ።

  • @taameyowhans584
    @taameyowhans584 22 วันที่ผ่านมา +1

    The only person I trust is Bereket. He is humble and honest guy. I have a lot of respect. I can say a lot of positive things about Biko.I never get tried to listen.

  • @michaelberhane9247
    @michaelberhane9247 21 วันที่ผ่านมา

    ንዓዱ ይሕሊፉ ዝህብ ደቆሮ እዩ:: ንስኻ ካኣ ንይ ሙሁር ዶንቆሮ ኢካ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhaneafeworki8804
    @berhaneafeworki8804 21 วันที่ผ่านมา +2

    ገዛ ገዛ ጸወታ ቆልዑ ኮይኑ ጉዳይኩም መሳክን

  • @SharpBeta
    @SharpBeta 22 วันที่ผ่านมา

    በረኸት፡ እዛ ሳርቨይ ዝበልካያ ዳርጋ ምስታ ኣብ ኤምባሲታትን ቆንስላትን ገለ ደሊኻ ምስ እትኸይድ እሞ መጀመርታኻ እንተኾይኑ ዝምላእ ቅጥዒ ወይ ቃለ- መሕትት ትመስል። ሓደ ዝፈልጦ ሰብ ኣብ 2010 ዝሓተትዎ ሕቶታት ክነግረኒ ይዝክር። ስለዚ ምስቲ ትብሎ ዘለኻ እዋን ብምዝማድ፡ ምናልባት እዚ ናይ ጣዕሳ ፎርም ገለ ዝበሃል እዞም ስባት እዚኦም ብዝሃብዎ ሓሳብ እዩ ተጀሚሩ ዝብል ጥርጣረ ኣለኒ። ሕጂ ክርእዮ እንከለኹ እዚ ደምበ ፍትሒ ክሳብ ክንደይ ገርህን ብግቡእ ዘይተወደበን ምንባሩ እዩ ዘርኢ። እቶም ነጢፍኩም ትቃለሱ ዝነበርኩም ውሒድኩምን ካባይ ጀሚርካ ኣይሓገዝናኩምን። ሕጂ ውን ዋላ ይዶንጊ ግዜ ኣሎ። ኩሉ ኣብ ወሰን ዘሎ ብዓል ዓቕሚ ክሳተፍ ይግባእ.
    ሓንቲ ኣዝያ ኣገዳሲት ዘልዓልካያን ክትስመረላን ዘለዋ! እዞም ሕጂ ኢዶም ሂቦም ዘለዉን ክሳብ ሕጂ ኣብ ደምበ ፍትሒ ዘለዉን፣ ምስዚ መድረኽ ዝበሃል ማሕበር፡ ቀንዲ ተሰለፍትን ኣብ ኩሉ ኣኼባታት ዝዕደሙን እዮም። እንታዮም ዝዛተዩ እዝጊ ዋንኦም፣ ግን በዓል ዳንኤልን ከማልን ዓመት ዓመት ኣብ ኩለን ኣብ ኣመሪካን ኣውሮፓን ዝገብርወን እኼባታት ተሳተፍትን ኣቕረብቲ ወረቓቕትን እዪም። ስለዚ ሕጂ ምስ ተመልሱ ምስኦም ክቕጽሉ ድዮም? እቶም ክሳብ ሕጂ ኣብቲ መድረኽ ዝሳተፉ ዘለዉ፡ ነዚ ብኸመይ ይርእይዎ? ምስዞም ሰባት ዝነበሮም ርክብ ብኸመይ ይገልጽዎ? ብወገነይ ብዓይኒ ጥርጣረ ክርኦም ግድን እዩ። ስለ ዝጸልኦም ኣይኮንኩን፡ ግን ብቐጥታ ዝትንክፈንን ዘዕንወንን ክሳብ ዝኾነ ግሉጽነት ክሓትትን፡ ወይ ምስ ደምበ ፍትሒ ወይ ምስ ህግደፍ ምዃኖም ከረጋግጽ ግድን ይኸውን። ኣብ ፈይስ ቡክ ነዚ ኣልዒሎም ዝምጉቱ ርእየ ኣለኹ፡ ሓቆም እዮም። እዚ ብኣውራጃዶ ገለዶ ክርኣይ የብሉን፡ ቃልሲ እዩ እዞም ሰባት ከኣ ከምዚ ዝርኦም ዘለኹ ካብ ኩሉ ኣውራጃን ብሄርን እዪም። ስለዚ ብኣውራጃ ርኢኹሞ ዶ ገለዶ ዝብሉ ግቡእ መልሲ ክወሃቦምን ሕቶታት ክምልሱን ኣለዎም። ላግጺ ይኣክል።

  • @tesfaydesta4015
    @tesfaydesta4015 22 วันที่ผ่านมา +1

    በሬ ብጣዕሚ ንፉዕ ፡ ብፍላይ ኣብዛ ናይ ኣተዓረቅቲ ፡ እንታይ ድኻ ኣዘኪርካኒ፡ ኣብ 2016
    ውድባት በዚሕኩም ክነታዓርቀኩም ዝብሉ ክልተ ጉጅለታት መጺኦም ፡ ድሓር ነንሓድሕዶም ተባኢሶም። ተገልቢጥና ንሕና ዓሪቅናዮም።
    ብዝኾነ ኣዝዩ ክውንነታዊ ትዕዝብቲ።

    • @yonibereket8899
      @yonibereket8899 11 วันที่ผ่านมา

      😂😂😂nay beasi bqatna ko fluyat hzbi ena

  • @teferibitow3353
    @teferibitow3353 21 วันที่ผ่านมา +1

    ህዝብና ትግርኛ ስልጡንን ህዝቢ ዝኾነ ህብረተ-ሰብ ኽሳብ ዝኾነ አብይ ዓለም አብይ ፅልውታ አለዎም። ምኽንቱም መስረት ዓለም ንህና ስለዝኾን እዩ።

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 22 วันที่ผ่านมา

    ዳሓን ዲኩም ደኣ ክንዲ እንባ ጌርኩም ተቅርብዎ ዘለኩም ን ዳኒኤል፡

  • @abrhaleyrussom1718
    @abrhaleyrussom1718 22 วันที่ผ่านมา

    Prophesay Biko bruk erum snesratka tegerm seb bhaki kalska wstiet knrekbelu bertie!

  • @zzeeyib3009
    @zzeeyib3009 21 วันที่ผ่านมา

    All this efforts all this energy to destroy a small country just to become a leader just makes me wonder why not help the people to improve their lives God is good u will never sucess.

  • @Ray-nr6jf
    @Ray-nr6jf 22 วันที่ผ่านมา

    ቢኮ ንስኻ ብሩኽ ኢኻ : ተባዕ : ጸግዒ ሐቂ: ተቃላሳይ : መትከሉ ኣነጺሩ ዝፈለጠ: ፈላጥ ግን ድማ ትሑት: ዘረብኡ ርጡብን እሩምን: ዳርጋ አብ ኹሉ discussions ካብ Bible reference ዘምጽእ: ኣምላኽ ሰማይ ...ከምዚ ከማኻ ሰዓብቱ ፈትዮም ዝስዕብዎ: ኣፍ ዕቡሳትን ተጣበቅቲ ፍትሒ ዝሰኣኑን: ቅኑዓት አሕዋት የብዛሐልና::

  • @sababerhane6937
    @sababerhane6937 22 วันที่ผ่านมา

    ዝምሃር የለን ዕንኪልል እዩ ናኤሬትራ ነገር