#RuftaLbey

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 134

  • @HhhHu-o2j
    @HhhHu-o2j 29 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣደና ቅድሰቲ ድንግል ማረያም ፀሎታን በረከታን ምሰ ኩላትና ህዝቢ ክረሰትያን ምሰ ኩለና ይኹን ❤❤

  • @zemuyande7072
    @zemuyande7072 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ሩፉታ ልበይ በረኸት ተራዳእነት ናይ አዴና ቅድስተ ድንግል ማሪያም ምሳና ይኹን 👨🏾‍🌾🙏🏾❤️💒💒

  • @የድግልማርያምልጀነኝ
    @የድግልማርያምልጀነኝ 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣደና ቅድሰቲ ድንግል ማረያም ፀሎታን በረከታን ምሰ ኩላትና ህዝቢ ክረሰትያን ምሰ ኩለና ይኩን ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😘😘

  • @ክዝምረልኪየድንግለይ
    @ክዝምረልኪየድንግለይ 4 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዛሓልካ ክብሮም ሓወይ ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከት ረዲኤት ይሕደረና ጾምና ጾመ በረከት ይግበረልና አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ስደትና ትባርከልና😢😢😥

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላ-ለ7ኀ 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን 💖🤲🙏ኣሜን💖 🤲🙏ኣሜን 💖🤲🙏✝️⛪️🌾🌾🌾ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ኣብ ልቢ የሕድረልና ቡሩክ ሓውናን መምህርናን እንኳዕ ብሰላም መጻካ ጸጋ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ እውን ምሳካ ይኩን ጥበቡ የብዝሓልካ ከምኡ እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንዓና ንድኩማት ክኣ ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና ስደት ኩብርቲ ኣዴና ቅድስቲ ቁዱሳን ድንግል ማርያም ንዓና ንድኩማት ደቃ ንምድሓን እያ እዚ ኩሉ መከራ የሕሊፋ እሞ ሎሚ እውን ጸሎታን ኣማልድነታን ሬድኤታን ምስ ኩልና ኣመንታን ደለይቲ ምሕረታን ትኩን ኣሜን, 💖🤲🙏ኣሜን, 💖🤲🙏ኣሜን 💖🤲🙏ምዕጾ ልብና ትኽፈተልና ብዘይ ናታ ድሕነትን ኣማልድነትን ኩሉ ኮንቶ እዩ ናይዛ ዓለም ጣዕሚ የብሉን እንትርፊ ዕረ እሞ ናብኣ ንለምን ይቅሬታ ንሕተት ካብዚ ዓለማዊ ሽግር ክተውጻኣና እዛ ብርኽቲ ቅድስቲ ቁዱሳን ኣዴና ✝️⛪️🌾💖🤲🙏

  • @genigaltgraym5206
    @genigaltgraym5206 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓዉና ቅድስቲ ቅዱሳን ቅድሰት ድንግል ማርያም ምስኩላትና ኣመንቲ ክርስትያን ትኹን እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሐልካ

  • @ናይእግዚአቤሄርባርይሓጥያ
    @ናይእግዚአቤሄርባርይሓጥያ 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጋን በርከትን ረደአትን ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኩን ።

  • @ሓፊቲገሬየማኛ
    @ሓፊቲገሬየማኛ 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰመዐልና
    በረክት እመቤትና ቅድስት ድንግል ማርያም ይሕደረና አሜን/3/💐💐💐

  • @mmn964
    @mmn964 4 ปีที่แล้ว

    ቃለሂወት የስመዓልና ክብርሓውና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ፀጉኡየብዘሓልካ በረከታ ጣዕማ ናይድንግል ማርያም ወላዲተ ኣምላክ ኣብዝባንካ ይሕደር

  • @Hayat-sc5ep
    @Hayat-sc5ep 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረከታን ረዲኤታን ኣይፈለየና

  • @ተመሰገንአምላከይ
    @ተመሰገንአምላከይ 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና ፀሎትን በረከትን ናይ አዴና ቅድሰት ድንግል ምሰሶ ኩላትና ይኩን አሜን አሜን አሜን

  • @الاع-ح4س
    @الاع-ح4س 4 ปีที่แล้ว

    እሜን እሜን እሜን ብሓቂ ክብር ሓወይይይይ ቃለ ህይወት የስመዓልን ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግልማርያም በረከታ ምስክላትና ይኽን

  • @artflow216
    @artflow216 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዓልና ክብረ ሓወና ፀሎተ ብረኽት ምሰ ኽልና ይኽና ወላድት አምላክ አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲

  • @medihintadese7390
    @medihintadese7390 3 ปีที่แล้ว

    _ቃል ህይወት የሰመዐልና ጸጉኡ የበዘሐልካ ናይ ኣድና ቅድስት ድንግል ማርያም ፀጋ በረከታ ይሕደረና✝️💖_

  • @KfuUty
    @KfuUty 7 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዕልና ❤❤❤

  • @Lul19211
    @Lul19211 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀጋኡ በረከቱ የብዘሐልካ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሰኣሊ ለነ ቅድስት ኣሜን፫

  • @rahwarahwa9513
    @rahwarahwa9513 4 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ናይ ኣዴና ቅድስተ ቅገዱሳን ቅድስት ድንግል ማርያም በረኸታን ሬድኤታን ኣይፈለየና አሜን አሜን አሜን

  • @rgateberhe8282
    @rgateberhe8282 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ናይ ቅድሰት ድንግል ማርያም በረከት አዩፍልይና

  • @maloanwr2236
    @maloanwr2236 4 ปีที่แล้ว

    በሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ክብር ሓዉና ናይ አደና ቅድስት ድንግል ማርያም ፀሎትን በረከተን ምስ ኩላትና ይኩን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሕልካ አሜን አሜን አሜን

  • @ሰላሜነሽድንግልማርያም
    @ሰላሜነሽድንግልማርያም 4 ปีที่แล้ว

    አማ ብዛሃን የአምልክ አናት በአውነት ቃልህይውት ያሰማልን ወንዴማችን አሜን አሜን አሜን

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ አዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ፀሎታን በረከታን ረድኤታን ምስ ኩልና አመንቲ ክርስትያን አሜን አሜን አሜን

  • @daniya4773
    @daniya4773 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስምዐልና ፆምና ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈፅመና ንሓጥያትና መደምሰሲ ምንግስተ ሰማይ መውረሲ ይኩነልና

  • @ኣይኮነለይንዩብዘይካኺድን
    @ኣይኮነለይንዩብዘይካኺድን 4 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ruft lebay 🙏♥️ ፀጉኡ የብዝሕ
    ኣዘክርዮ ድንግለይ ኣዘክርዮ ኩሉ እቲ ስደትኪ ጭንቀትክን ንብዓትክን ጽምእክን ሓዘንክን ማርያም ኣዴና ርህርህተ ህልና ኣዘክርዮን ለምንልናን እመ ብርሃን ኣደይ ንሓዘንኪን ስደትክን ዘኪሩ ሰላሙን ምሕረቱን ክሰደልና ስደትና ከሕጽረልናን ንህዝብና ካብ ኩሉ ኩፉእ ክሕልዎምን ክሕልወናን
    ጸጉኡ የብዝሃልኩም ልዑል እግዚኣብሔር ኣምላክናን ፈጣሪናን መድሓኒናን ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ካብ ኩሉ ኩፉእ ዘበለ ይሰውርኩም

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
    @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 4 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዓል ክብር ሓውና እግዚኣብሄር ፀግኡ የብዝሐልካ አሜን

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፀግኡ የብዝሓልካ

    • @haamaa5181
      @haamaa5181 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስምዓና ክብሩ አቦና እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዝሕ

    • @embaygerecheal5859
      @embaygerecheal5859 4 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen

  • @ሰላምትግራይከምዝበልካዩይ
    @ሰላምትግራይከምዝበልካዩይ 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሕልካ እግዚአብሔር ኣምላክ አሜን 👏👏👏

  • @salamahmad8428
    @salamahmad8428 4 ปีที่แล้ว +2

    amen amen amen qal hiwet yesmaalna kbur hawn🙏🙏🙏💒💒💒

  • @ፈልፋሊትኢኪጽሩይዓይኒማይ
    @ፈልፋሊትኢኪጽሩይዓይኒማይ 4 ปีที่แล้ว +2

    ናይ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ረድኤታን በረከታን ምስለ ኩልነ ህዝቢ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️

  • @ሃለንኃልመቀል
    @ሃለንኃልመቀል 4 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ሰላምታካ ይብዛሓ ክቡር ሓዉና አሜን አሜን አሜን እንኳን አሕቡሩ አብፀሐና ጾምና ናይ ሰላም ፍቅረ ናይ ደሰታ ይገበረልና እግዚአብሔር አምላክ
    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀጉኡ የብዘሐለካ እግዚአብሔር አምላክ አሰብካ ብእግዚአብሔር ረከበ በረከት ይሕደረና አሜን
    ጾምና ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጸመልና

  • @ቋንቋዬነሽድንግልማርያም
    @ቋንቋዬነሽድንግልማርያም 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዓልና ክብር ሓውና

  • @brtukantube7096
    @brtukantube7096 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏ቃል ህይወት ያስመዕና 🙏ክብር ሓወና 🙏

  • @ኤፍታህወለተሩፋኤል
    @ኤፍታህወለተሩፋኤል 4 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓና ጸግኡ የብዝሕ ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም በረከታን ኣማላድነታን ምስ ኩልና ይኹን ንዓና ንድኹማት ደቅኺ እውን ስደትና ኣሕጽርልና

  • @whsti_adarash
    @whsti_adarash 4 ปีที่แล้ว +5

    ቀልጢፍኩም ተመለሱና 🥰🙏
    ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @hagosmeasho9066
    @hagosmeasho9066 4 ปีที่แล้ว +27

    #ተመየጢ(ተመለሲ)
    በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን!!!
    እሞ በየን ጀሚረ በየን ክውድእ
    ኣብ ክንዲ ድንግለይ ኣነ ክጠሚ ክጸምእ
    ክካላኸለላ ካብ ናይ ሄሮዶስ ውግእ
    መሬት ትውሓጦ ንዓኺ ዝጸልእ።
    ሓደ ክልተ ክብል ስለ ስደታ
    ኣብቲ ህሮሩማ ጸሓይ ሩሱን ቦታ
    ስለ ወዳ ክትጭነቕ ክዛሪ ንብዓታ።
    ኣብቲ ጭው ዝበለ ምድረ በዳ ህሮሩማ ጸሓይ
    እቲ ምቖት ናይ ጸሓይ ከም ሓዊ ተባላዓይ
    ምስቲ ፍቑር ወድኺ ዝረኸብክዮ ስቓይ
    ኣብ ክንዳኺ ማርያመይ ይግበረለይ ንዓይ
    ብብርትዐ ናይ ጸሓይ ቲ ጎልጎል ባሕሪ ዩ ዝመስል
    ብረስኒ ናይቲ መሬት እግርኻ ዘቑስል
    ስደትኪ ዘኪረ ፍጹም ዘይቐስን።
    ንጽህተ ንጹሃን ኣምላኽ ዝወለድኪ
    ኣነስ ኣይርስዖን ናይ ግብጺ ስደትኪ
    ንፉቑር ወድኺ ኣብ ዝባንኪ ሓዚልኪ
    ሰለስተ ነብሳት ራባዓዮም ህጻን
    ኣብ ሄሮዶስ ሓዱሩ እቲ ርጉም ሰይጣን
    ክንዚስ ንዓኺ ኣንቲ ወላዲት ብርሃን።
    ኣብቲ መሪር ጸሓይ ምድረበዳ
    ድንግል ማርያም ምስቲ ፍቑር ወዳ
    እታ ኣደ ብርሃን ዓለም ስደት ተሰዲዳ.።
    ስደት ተሰዲዳ ትምቢት ንኽፍጸም
    እቲ ምድረበዳ በረኻ ጸምጸም።
    ኣደ ኣምላኽ ናይ ኣዳም ፍጥረት
    ብሓጺን ዝጋስዮም ወዲ ወለደት
    ኣደ ልዕል ኣምላኽ ምድረ ቆላ ወረደት።
    ሄሮዶስ ዝቐተሎም ኣሻሓት ህጻናት
    ንዖኦም በረኸት ንዕኡ ግን ሓጥያት
    የድሕነና ጎይታ ካብዚ ኩሉ ማዓት.።
    ሄሮዶስ ዝቐተሎም ህጻናት 144'000 ሽሕ
    ብሕማቕ ጭካነ ፍጹም ዘስካሕክሕ
    ጨካን ንጉስ ንህዝቡ ዝጠብሕ።
    ርህርህቲ ሕልና ጀማሪት ስደት
    ኣብቲ በረኻ ምድረበዳ ከርተት ዝበለት
    መዕረፊት ንኹሉ መዕረፊት ሳኣነት።
    እታ ኩሉ ዓይነት ቀመማት እትጨኑ ዘላ
    ጥበበኛ ሰለሙን ርግብየ ዝበላ
    ነቲ ህጻን ወዳ ኣብ ዝባና ሓዚላ
    ንዒ ተመለሲ እተዊ ገሊላ።
    እመ ብርሃን ኣደ ቲ ናዝራዊ
    ንዒ ተመለሲ ገሊላ እተዊ
    ምሕረት እትልምኒ ካብቲ ሰማያዊ።
    እታ ካብ ምድረበዳ እትወጽእ ዘላ መን፡ያ
    መሕደሪት ክትኮኖ ኣምላኽ ዝሓረያ
    ጥዕምቲ ጨና ኩሉ ዝምነያ።
    ኣደ ኣምላኽ ተስፋ ናይ ኣዳም
    ወዳ ክተድሕን ዝበለቶ ዳምዳም
    ወዳ ከተድሕን ካብ ሄረዶስ ጉዳም።
    ኩሉ ኣብ ስደት ዝረኸብክዮ መከራ
    ኣብቲ ምድረ በዳ ኣጻምእ ተጻዊራ
    ነቲ ፍቑር ወዳ ኣብ ዝባና ጸይራ
    ስደት ሓሊፋቶ ንኹሉ ተጻዊራ።
    ወርሒ ረጊጻ ጻሓይ ተወንዚፋ
    ንኹሉ መከራ ሽግር ኣሕሊፋ
    ስደት ባሪኻቶ ቅድሜና ሓሊፋ
    ኣደ ብርሃን ዓለም ናይ ኩልና ተስፋ።
    ክምለስ የ ምሳኺ ክምለስ
    ሰናይ ግብሪ ክገብር ኣበሳይ ዝድምስስ
    ሎምስ ይኣክል ስራሕ ናይ ድያብሎስ
    ልበይ ኣንጺሀ ናብ ጎይታ ክምለስ
    ሓጥያተይ ክጸርግ ንብዓተይ ከፍስስ
    ብንስሓ ካህን ሓጥያተይ ክድምስስ።
    ምንባር ኣብ ዓለም ኩሉ ፈቲነዮ
    ተመስገን ከይበልኩ ዘመን ሓሊፈዮ
    ዓለም ጸሊአያ ካብ ሕጂ ንንዮ
    ምትላል በዚሕኒ ሎምስ ጸሊአዮ።
    ናብ ኣምላኸይ ክምለስ ጉዕዘይ ክጅምር
    ቃሉ ተደሪረ ኣብ ቤቱ ክሓድር
    ንዓኻ ዝኣመነ ፍጹም ዘይሓፍር
    ንጉስ ዓለም ዩ ገባሪ ምስትንክር።
    ወስብሓት ለእግዚአብሔር
    ወወላዲቱ ድንግል
    ወመስቀሉ ክቡር ኣሜን!!!
    ሓጎስ መዓሾ

    • @ቤኪእታፈቃርሄዋን
      @ቤኪእታፈቃርሄዋን 4 ปีที่แล้ว +1

      ቃለ ህይወት የስመዓልና ሓወየ ድንግል ማርያም ኣደይ ፍቅርኺ ኣሕድርልና

    • @selamhaile524
      @selamhaile524 4 ปีที่แล้ว

      Amen kal hiwet yesimalina egzabher xegeu yebizhalika

    • @ናይእግዚአቤሄርባርይሓጥያ
      @ናይእግዚአቤሄርባርይሓጥያ 4 ปีที่แล้ว

      ቃል ሂወት የስማዓልና እግዚአቤሄር ጸጉኡ የብዛሓልካ ።

    • @brhanf3629
      @brhanf3629 4 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዕልና

    • @ሃለንኃልመቀል
      @ሃለንኃልመቀል 4 ปีที่แล้ว

      ቃል ህይወት የሰመዐልና ክቡር ሓዉና

  • @اىووزاز
    @اىووزاز 3 ปีที่แล้ว

    አሜንአሜንአሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክብር ሓወይ ዝተረፈ ዘመንካ ይባርኽ

  • @michaelmehari1053
    @michaelmehari1053 4 ปีที่แล้ว

    ኦ ድንግል ካብ ርጉም ሄሮዶስ ሃድምኪ ንግብጽ ዝተደድኪ ምስ ሃሩርን ቁርን ጥሜትን ማይ ጽምእን ዝጋጠመኪ መሪር ስደት ዝተቀብልኪ ኣዘክሪ
    ኦ ድንግል ውዕይ ንቢዓትክ ናብ ገጽ ፍቁር ወዲኪ ዝወረደ ኣዘክሪ
    ኦ ድንግል ኩሉ መከራ ዝተቀበል ኣዘክሪ
    ጾምና ጾም ጽጌ ጾም መንፈሳዊ ፍረ ጾም ድሕነት ጾም ህወት ይግበረልና አሜን አሜን አሜን! ኣምላድነታ ናይ ኣደና ቅድስት ድንግል ማርያም ኣይፈለየና አሜን አሜን አሜን!

  • @ናብቤትእግዝኣብሔርንኺድም
    @ናብቤትእግዝኣብሔርንኺድም 4 ปีที่แล้ว +5

    Amen amen amen qal hiwet yesmalena🙏🙏🙏

  • @selinahailetecle5564
    @selinahailetecle5564 4 ปีที่แล้ว

    AMEN AMEN AMEN Qale hewete yesemalena xelotane bereketane naeye kideste dengele maream mes kulatena deka yekune

  • @Kahsay068
    @Kahsay068 4 ปีที่แล้ว +2

    amen amen amen qal amelak yesemalena

  • @samera7043
    @samera7043 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna egziabher yemsgan 🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪⛪⛪💠💠💠🌹🌹🌹🙏🙏🙏

  • @hhhh299
    @hhhh299 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስመዐልና ፀጋ በረከት ይዓድለልና ክቡራተይ

  • @ለምንለይእባሓደራክምለስና
    @ለምንለይእባሓደራክምለስና 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወቱ የስመዐልና ፀጋ በረከት ያዓድለልና ኩቡር ሓውና

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ክብሮም ሓወይ

  • @ፈልፋሊትኢኪጽሩይዓይኒማይ
    @ፈልፋሊትኢኪጽሩይዓይኒማይ 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ቃል ሒይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ፪ይ ክፍል ብሃንቆብታ ንጽበ ✝️

  • @zementeklu3958
    @zementeklu3958 22 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen kale yesmalna

  • @serkalemhadsuh2143
    @serkalemhadsuh2143 4 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዓልና ክቡር ሓወና እግዚአብሔር አምላክ ጽጋኡ የብዘሓልካ አሜን

  • @መድህንጋልተዋህዶ
    @መድህንጋልተዋህዶ 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕልና እግዚኣብሄር ኣምላክ ፀጉኡ ይብዘሕልኩሙ

  • @ድላይኻኣዝዘኒባቢተይ
    @ድላይኻኣዝዘኒባቢተይ 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmeaelna kubur hawna tsegau ybzhelka Egziabher amlak

  • @onelove8063
    @onelove8063 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen qal hiwet yesmealna

  • @selamawittsefamicael3122
    @selamawittsefamicael3122 4 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen qali hiwet Yesmealna kubur hewuna 💒💒💒❤️

  • @KhanKhan-hz3pp
    @KhanKhan-hz3pp ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ኩቡሩ ሓወና አሜን አሜን አሜን

  • @habenhagos9640
    @habenhagos9640 4 ปีที่แล้ว

    *Amen Amen amen qel hiwet yesmalena Egziabiher Amlak xegua ybzhelika 🙏✝️💒*

  • @trhasgebretsadk7815
    @trhasgebretsadk7815 4 ปีที่แล้ว

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ ይብዛሕ አሜን

  • @hagosmeasho9066
    @hagosmeasho9066 4 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen

  • @betifish3396
    @betifish3396 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Qale hiwet yesmalna🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @hhhh299
    @hhhh299 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ክብር ሓወና ናይ አጉሉግሎት ዘመንካ ይባሩኳ

  • @ezgamnsbhatu8
    @ezgamnsbhatu8 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmana kubur hawina

  • @merhawizereslasie4059
    @merhawizereslasie4059 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yemalna sle qalu egziabhier zkeberen ztemesgenen ykun

  • @besufikadchachi6101
    @besufikadchachi6101 4 ปีที่แล้ว

    Amenn Amennn Amennn kale hiwet yesmealna Dngley Xelotki redietki Ayfeleyena

  • @adenimaharigebreslasie4703
    @adenimaharigebreslasie4703 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalena 👏👏👏💒

  • @gotyetomniguse2983
    @gotyetomniguse2983 4 ปีที่แล้ว +5

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalen Egzibher yemsgan

  • @ድንግለይኣደፍቅሪጾሎትኪሚ
    @ድንግለይኣደፍቅሪጾሎትኪሚ 4 ปีที่แล้ว

    ካልሂወት የስመዓልና ጸጋ ኣብ ሊዕሊ ጸጋ ይሃብካ መድሃኒ ኣለም

  • @AlemAlem1212
    @AlemAlem1212 3 ปีที่แล้ว

    እሜን እሜን እሜን ቃለ ህይወት የስመዕና ክብረተይ በረከቱ ይብዘሕልካ

  • @ናባካምርሐኒኣምላከይ
    @ናባካምርሐኒኣምላከይ 4 ปีที่แล้ว

    amen amen amen 🙏🙏🙏kalhiwet yesmeana

  • @shabayftwi2093
    @shabayftwi2093 3 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏Amen🙏 Amen🙏 qila hiwet yesmalna

  • @teklaytesfay5064
    @teklaytesfay5064 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qali hiwet yesmealna Egizabhier Amlak xegueu yebzehalika hawuna

  • @jcvjjfj737
    @jcvjjfj737 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና

  • @degneshkidanu9399
    @degneshkidanu9399 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna amen

  • @hdbhxh1895
    @hdbhxh1895 4 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ኩቡር ሓዉና ፀጋኡ ያብዘሓልካ ሓወይ

  • @rozinateklehaimanat2399
    @rozinateklehaimanat2399 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna

  • @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
    @ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና

  • @ብሓቂንሱንሕማምናጾሮ
    @ብሓቂንሱንሕማምናጾሮ 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hewit yesmalna

  • @ገራሚዘመን-ጸ1ጐ
    @ገራሚዘመን-ጸ1ጐ 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜማቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡር ሓውና

  • @semharhaptezgi1094
    @semharhaptezgi1094 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Qal yhwet ysmalna

  • @hannaeyasu9676
    @hannaeyasu9676 4 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏 amen 🙏 amen 🙏

  • @senaitsengal1686
    @senaitsengal1686 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qale hiwet yasemaln.

  • @AmAm-wo2pz
    @AmAm-wo2pz 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen🤲🤲💒💒💒❤❤❤

  • @abrahth5460
    @abrahth5460 3 ปีที่แล้ว

    Amennn Amenn Amennn kala hewat yasmalna

  • @ጓልትግራይፃዕዳዕባይገጠር
    @ጓልትግራይፃዕዳዕባይገጠር 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን

  • @ወይኒጓልጽዮንማርያም
    @ወይኒጓልጽዮንማርያም 3 ปีที่แล้ว

    ቃል ህይወት የስመዐልና ክብሮመይ

  • @arsemagerezgiher3985
    @arsemagerezgiher3985 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna bereketa ms kulatna ykun. Nakum dma Egzabiher Amlak xegau ybzhalkum 🙏🙏🙏

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ጠ2ኰ 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna behaki egziabiher xega yebzehalkum

  • @EE-ro2tx
    @EE-ro2tx 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna

  • @luchiasemere8967
    @luchiasemere8967 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen 🙏

  • @ንብጻካከምነብስኻኣፍቅር
    @ንብጻካከምነብስኻኣፍቅር 4 ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂውት የስምዕልና ።

  • @kidstweldeamlak2617
    @kidstweldeamlak2617 4 ปีที่แล้ว

    Kale hiwet yesmalna amen amen

  • @seha8422
    @seha8422 4 ปีที่แล้ว

    Amennn Amennn Amenn 🙏🏽❤

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
    @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 3 ปีที่แล้ว

    Aman aman kal hywet yesmealna

  • @kuflomteame9865
    @kuflomteame9865 4 ปีที่แล้ว

    Qal hiwet yesmealna memhrey egziabher xega yebzhalkum kab sdeta bereket yekaflena

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen bhaki kale hiwet yesmealna kubur hawuna kuburom ngzabihar Aamlak xegau yebzehelka nay Aagelglotka zebenka ybark weladite Aamlak tbarka ztemharnayo Aab lbna yehdro nay Aadena Kdsti dngl maryam weladite Aamlak taama rediata bereketa Aamalaldneta ms kuluna deka ykun Amen Amen Amen 🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @ykealokahsay5464
    @ykealokahsay5464 4 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmealina hawey

  • @ለህይወቴተዋህዶሃይማኖቴ
    @ለህይወቴተዋህዶሃይማኖቴ 4 ปีที่แล้ว

    kal hiwet yesmelna fetari lbonana ykfetelna nab zelalemawi hiwet zwesd mengedi ymlesena

  • @zamzamzam4317
    @zamzamzam4317 3 ปีที่แล้ว

    Amen...3

  • @bsratfeshaye4475
    @bsratfeshaye4475 4 ปีที่แล้ว

    🙏🙏🙏

  • @ፍቅሪኣምላክሲጥዑም
    @ፍቅሪኣምላክሲጥዑም 4 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏🙏❤❤❤🕊

  • @selamlove7385
    @selamlove7385 4 ปีที่แล้ว

    ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @musemuse8125
    @musemuse8125 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜንኣሜንኣሜን🙏🙏🙏✝️✝️✝️⛪️⛪️⛪️❤❤❤❤✝️❤❤❤

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 หลายเดือนก่อน

    Amen. Amen. Egzabhr. yemasgen. Kale. Hiwet.yesmealna. memhar. ✝️🙏🙏🙏🌿❤️🌿

  • @artflow216
    @artflow216 4 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የሰመዓልና አሜን አሜን አሜን 🤲🤲🤲

  • @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ
    @ሂወትደስታጓልትግራይ-ረ9ቨ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና