Radio Erena: "እዚ ስልማተይ፡ ኣብ ኤርትራ ንወዲ ዓሊ ምተገብኦ" ይርጋኣለም ፍስሃ. interview with Yirgalem Fiseha.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
  • "እዚ ስልማተይ፡ ኣብ ኤርትራ ንወዲ ዓሊ ምተገብኦ"
    ዕላል ምስ ይርግኣለም ፍስሃ- ተዓዋቲት ስልማት ጆርጅ ኤልዘር (Georg Elser Prize) 2023.
    ኣብ ግዜና - ዓርቢ 14 ሓምለ 2023

ความคิดเห็น • 21

  • @hagosafewerki2770
    @hagosafewerki2770 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ሙቁር ዕላል ኣሕጺርኩሞ ይርጋ ካእል እውን ምወሰኸትና ጹቡቅ መደብ የቀንየልና

  • @emahazionhaile4526
    @emahazionhaile4526 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ እርጋ ኣለም ሓብተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ተኣምር ክትሰርሒ ህዝቢ ክመሃር።
    ሓውና ሽሻይ ገ/ ሃንስ ድማ ምስጋና ይግበኣካ 🙏👍👍

  • @habtehagos3555
    @habtehagos3555 ปีที่แล้ว

    Excellent news - well done. Eritrea is proud of you, Yirgalem.

  • @andebrhanteame2234
    @andebrhanteame2234 ปีที่แล้ว +1

    ይርጋኣለም ፍስሃ ጂግና እድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዋዕሮ ።

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688 ปีที่แล้ว

    Thank you sister good analysis

  • @goitomtemelso6535
    @goitomtemelso6535 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤

  • @edrismussa3688
    @edrismussa3688 ปีที่แล้ว +1

    Yurgalem ,You are powerful you win over criminal Isyas.

  • @habteteclehaimanot1797
    @habteteclehaimanot1797 ปีที่แล้ว +1

    ይርጋ ኣምላኽ ምሳኺ ይኹን

  • @Msgina607
    @Msgina607 ปีที่แล้ว

    ጋዜጠኛ ይርግኣለም ፍስሃ እንቃዕ ሓጎሰኪ፡ንዝተዓደለኪ ስልማት!።

  • @shabatshalom693
    @shabatshalom693 ปีที่แล้ว +1

    Great sister

  • @andebrhanteame2234
    @andebrhanteame2234 ปีที่แล้ว +1

    ከማኺ ጀጋኑ ይብዝሑ

  • @AmanuelOkbay
    @AmanuelOkbay ปีที่แล้ว

    Macher❤

  • @lasksegid8926
    @lasksegid8926 ปีที่แล้ว +1

    ንፍዕቲ ኣደ ትመስል እንተኮነ ብርጌድ ንሓመዱ ብተጋሩ ዝምራሕ ምንቅስቃስ ለውጢን ፍትሕን ኣይራጋግጽን እዩ ፡ ተጋሩ እና ትግራይ ትስዒር! ጆነሳይት ኤርትራ ፈጽማ ኣብ ትግራይ! ነቲ ሃገራዊ ደንበ ኤርትራ ንድሕርት ዝመልስ እዩ

  • @Shalom664
    @Shalom664 ปีที่แล้ว +1

    Can you let her talk, please

  • @berketpeace2021
    @berketpeace2021 ปีที่แล้ว

    ኣዛርባ እባ 😂😂😂 በዓልኻ ወድእካዮ ሽሻይ

  • @angelr6772
    @angelr6772 ปีที่แล้ว

    😢 Promo-SM

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 ปีที่แล้ว +1

    ምስ ህግደፍ ሎሚ ብእምቢ ጽባሕ ብሴፍ ኢዩ ጽባሕ ይኩን ሎሚ ዕርቂ የሎን።

  • @wintayehdego2559
    @wintayehdego2559 ปีที่แล้ว

    አነ ዝገርመኒ. እንታይ ኢኸም ንኢሰያስ ክትወቕዑ ክትብሉ ነቶም ጎሮቤትና ብፍላይ ንወያነ ሓራ አውጺኹም ትዛረቡ. !? ካልአይ ንጎሮባብቲ ኢሰያስ እንታይ ጌሩዎም ዂናት ባድመን ከባቢ አነ መን ድየ አበጊሱዎ ? 90,000 ህዝብና ዘከላበተ መን ድዩ ? እዋእ አነ እኮ ይገርመኒ እዪ. ስለዝአሰሩኽስ ክንድዚ. ንጎረባብቲ ሀዊኹ. ምእሳርኪ ዝድግፎ የለን. ተአሲርኪ ኸአ አብ ሕጊ ኽትቀርቢ አለኪ እወ. ተዘይኮይኑስ ሕነኺ ክትፈድይስ ዘየለ ተዛረበ.

  • @kibromzeru671
    @kibromzeru671 ปีที่แล้ว

    ሃገር ንዝኸድዔስ ሽልማት ወይ ውርደት:ሕነኺ እንተበልክዋስ ትግተር ናትኪ::