ቑ2 ይርጋለም - ማይ ኣቦይዝጊኳ ዝሓረማ ዳግም ሂወት እንትዘርእ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 261

  • @TMRRA1
    @TMRRA1 5 ปีที่แล้ว +87

    ንሕዝቢ ኤርትራን ንሕዝቢ ትግራይን ፈጣሪ ዕድመ ጥዕና ይሓብኹም

  • @gualtigrina5944
    @gualtigrina5944 5 ปีที่แล้ว +13

    ኣነ መችም ከም መምሀር ሙሉ ኣይራኣኩን።በጣዕሚ አየ ዠመስገኖ።ኣምላክ አድመን ጥዕናን የሃብክ።አሪትራዊት ሓፍቲካ ካብ አውርፓ።

  • @habtukahsay7547
    @habtukahsay7547 5 ปีที่แล้ว +100

    ኣቲ ካብ ኖርዌይ ንዙ ሓቦኛ ሓውና 100 ሽሕ ቅርሺ ዝሰደድክሉ ሓፍትና ስጋኺን ንፍሲኽን (ኣብ ምድርን ኣብ ሰማይን) ፈጣሪ ይባርኮ።
    የማንኪ ዝገበረቶ ጸጋምኪ ከይትርእዮ ብምግባርኪ ድማ ሃይማኖተኛ፣ ጓል ሃገረ ጻድቃንን ቅዱሳንን ሃገረ ትግራይ ኢኺሞ ኢነ ካብ ልበይ ኾሪዐልኪ። ተባረኺ።

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +11

      ብጣዕሚ ሓላይን ሰብኣውነት ዝተላበሰት ሓፍትና እያ። ንኻልኦትውን ሽማ ከይጠቐሰት ሓጊዛ እያሞ እግዚኣብሄር ኣብዚሑ ይሃባ።

    • @selamdebas2033
      @selamdebas2033 5 ปีที่แล้ว +1

      Habtu Kahsay amennnnnn

    • @selamdebas2033
      @selamdebas2033 5 ปีที่แล้ว +1

      Wushatena Media amennnnnnnn edemen teanane yehaba amelaki mula hawey

    • @ንፅሀማርያምአባዮሐንስፀሓ
      @ንፅሀማርያምአባዮሐንስፀሓ 4 ปีที่แล้ว

      @@WushatenaMedia
      አሜን 👐አሜን 👐አሜን 👐

    • @brigalgunta1112
      @brigalgunta1112 4 ปีที่แล้ว

      ኣሰይ ሓላለይ ተባረኪ ዝያዳይ

  • @hdbvzcyjnvxbn6544
    @hdbvzcyjnvxbn6544 4 ปีที่แล้ว +1

    መምህረይ መግለጺ ይብለይን ዕድመን ጥዕናን ነዓካ🙏🙏🙏💪💟💞🙏

  • @YT-xl5nd
    @YT-xl5nd 5 ปีที่แล้ว +32

    ዝከበርኩም የሕዋተይ ኣነ ሓፍትኩም ኤርትራዊት'የ ነዚ ክቡር ሓውና ዝሓገዝኩሞን ዝደገፍኩሞን ኣምላክ ይሓግዝኩም።

    • @brtukantube7096
      @brtukantube7096 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ምቅረተይ

  • @እፎይታቀስታ
    @እፎይታቀስታ 5 ปีที่แล้ว +37

    እግዛቢሄር ጸግኡ የብዝሕ መደብ ፉሉይ ድሌት ብጣዕሚ መግለጺ ሲኢነልካ በቃ ካብ እግዚኣቢር ጥራይ ዓስቢ ይሃብካ

  • @HaniGualFikrHani
    @HaniGualFikrHani 5 ปีที่แล้ว +24

    መ/ር ሙሉየ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ሓውና ናትና
    ኩሉትና ትግርኛ ተዛረብቲ ላብ ወሻጡና ምደያ ቤተ ስብ ንኩን በማርያም ስም!!

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +2

      የቐንየልና ሓፍትና!!! ሼርን ሳብስክራብ ንምግባርን ክጥዕመኩም እዘን ዝስዕባ ኣድራሻና ተጠቐሙ።
      Facebook:- facebook.com/wushatena.media
      TH-cam: - th-cam.com/users/WushatenaMedia

  • @tg-yh7mp
    @tg-yh7mp 5 ปีที่แล้ว +23

    ዋይ ቃላት ይሓፅረኒ ኢንታይ አለ ከመሰጊን መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቱም ትረድኡ ዘለኩም ገይታ ይርዳእኩም ኣብዘለኹሞ ገይታ ካብ ኪፉእ ይሓሊኹም

  • @ሚዙጋልትግራይ
    @ሚዙጋልትግራይ 5 ปีที่แล้ว +5

    ምሕረት የውርደልካ ሓወይ ማዓረይ መ/ር መሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብ 💒💒

  • @merihthomas5318
    @merihthomas5318 5 ปีที่แล้ว +6

    እዋይ ሓወይ
    ኣንታ ፈጣሪ ገለን ብማይ
    ገለንከ ሰኣን ማይ ዝተባህለስ
    ከምዚ ዶ ኾን ይኸውን
    ሓዊካ ዳግማይ ሂወት ዘሪእካ ክትከይድ ንኣምላኽ ንልምኖ 🙏🙏🙏

  • @betielchannel4995
    @betielchannel4995 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣቱም ሰባት ናይዚ በረከት እዚ ተሳተፍቲ ዘለኩም የ ሕዋት ክንደይ ተዓዲልኩም ኢኩም ፈጣሪ ኣብ ዓንደ ወርቁ ከም ዝጽሕፈልኩም ኣይጠራጠርን የ ኣጆኩም ንዓይ ድማ ካብ በረከትኩም ክሳተፍ ኣምላክ ይሓግዘኒ

  • @fgrgxybf5852
    @fgrgxybf5852 5 ปีที่แล้ว +13

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣይይይይይይይይይ ህይወት ልኡል እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይሃቦ

  • @bor3426
    @bor3426 5 ปีที่แล้ว +39

    መምህር ምሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ነቶም ገበርቲ ሰናይ ከኣ ኣምላክ ዘውጻእክሞ ይተክኣልኩም ነቶም ጽጉማት ከኣ ኩሉ ዝከኣሎ እግዚኣቢሄር ምሕረት ይልኣከሉም

  • @daniya4773
    @daniya4773 4 ปีที่แล้ว

    ፀጋ እግዝኣብሄር ምሳካ ይኩን መ/ር ሙሉ ሓውና ንዓካ ዝከውን መግለፂ የብልናን እግዝኣብሄር ዓስብካ ይክፈልካ

  • @endehaftekeros4647
    @endehaftekeros4647 5 ปีที่แล้ว +3

    እግዝአብሔር ምስ አኩም ይኩን መምህር ሙሉ እድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @endehaftekeros4647
    @endehaftekeros4647 5 ปีที่แล้ว +33

    ኤርትራውያን አሕዋትና እንኩን ከም ቀደምና

    • @gualtigrina5944
      @gualtigrina5944 5 ปีที่แล้ว +1

      ቐደሙ ወን ሓደ አኪ አና ዘይ ዶብ ዮ ፈልዩና።

    • @tsegaybrhane4784
      @tsegaybrhane4784 5 ปีที่แล้ว

      Sweet heart one love 💖

    • @gualtigrina5944
      @gualtigrina5944 5 ปีที่แล้ว

      Endinas emo hade qanqa hade haymanot hade bahli zefelyena yelen mes Tegaru ahwatna.ezi nay Iseyas sherhi ni gezu eyo. Tegrau lomi ahwatna xebah ahwatna. Hade hizbi ab kilite hager.

  • @miss6400
    @miss6400 5 ปีที่แล้ว +7

    እግዚአብሔር ምሕረቱ ይልኣከልካ ክቡር ሓወይ
    መምህር ሙሉ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ
    @ፌቨንየድንግልማርያምልጅነ 5 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ይመስገን ኩሉ ናቱ ኩሉ ይካአሎ ኢዩ እግዚአብሔር መምህረይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ደስ ዝብል ዘዕግብ ስራሕ ትሰርሕ አለካ

  • @abebachanal1036
    @abebachanal1036 5 ปีที่แล้ว +7

    ንወሃቢቲ እግዚአብሔር ይሃቦም ሙሉ ሓውና ናይ አእምሮ ሃፍታም እካ አብ ስራሕካ አስልጦ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ንበረልና እካ

  • @rshanrshan2161
    @rshanrshan2161 5 ปีที่แล้ว +4

    ብጣዕሚ ዘሓጉስ ኢካ ትሰርሓ ዘለካ እሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሙሉ ሓወይ እቶም አብ ሚድያ ክትፀረፍ ትውዕሉ ኤርትራ። እና ተገሩ። በእግዚአብሔር ስም እለኩም ፀርፉ ግደፉ ፍቅር ያሓሽና ከምዚኣ እናተሓባበርና ንንበር እሕዋተይ ማዓረይ

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ-ቀ2ዠ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ-ቀ2ዠ 5 ปีที่แล้ว +17

    እግዚአብሔር ምሕረት የውረድልካ ህዝቢ ትግራይ የዋህህህህህ እዩ
    መምህር መሉ እግዚአብሔር ሙሉእ ብርሃን ይሃብካ

    • @selamdebas2033
      @selamdebas2033 5 ปีที่แล้ว +1

      ኢትዮጵያ ድንቂ ትግራይ ዓደይ ወርቂ amennnn

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 5 ปีที่แล้ว +6

    thank you teacher for all you do to our ppl god bless you and ur family!!!

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      Thank you for your encouragement

  • @SameeraSameera-ec9ox
    @SameeraSameera-ec9ox 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤መምህር መሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @ሳሪየማርያምልጂ
    @ሳሪየማርያምልጂ 5 ปีที่แล้ว +1

    ኡፍፍፍፍፍ ህወት ግን ታፅልኢ አይዘኻ እዝ ሓወይ በጣዕሚ ዝትገርም ሰብ እኻ
    ፈጣሪ ያሓግዘካ
    መ/ር ሙሉ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን
    ያህብካ

  • @gtgttg407
    @gtgttg407 4 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ዕድመን ጢዒናን ያሃበለይ ፈጣሪ ነዙ ሓወይ ሙሉኡ ምሕረት የውርደልካ

  • @tekleweinihaille5422
    @tekleweinihaille5422 5 ปีที่แล้ว +3

    መምህር ሙሉ ኣምላክ ምሉእ ብርሃን ይሃብካ !!!
    ካብ ኩሉ ሰናይ ግብሪ መን ይገብሮ ሰናይ ሰብ
    ኢዩ ዝገብሮ "
    ኣምላክ ንዝሃመሙ ምሉእ ጥዕና ይሃቦም √√√

  • @ኣዶኤፍሬም
    @ኣዶኤፍሬም 5 ปีที่แล้ว

    ይርጋለም ሓወይ እግዛኣብሔር ይማሓርኻ ሙሉ ሓወይ ሕማቕ ኣይትርከብ ንዋሃቢ ይሃቦ ቡርኻት ኣሕዋት

  • @sarahagos4500
    @sarahagos4500 5 ปีที่แล้ว +1

    Memhir Haileslse tibeo enjera yahabka Bidekika tahagos ❤❤

  • @mnasealem3462
    @mnasealem3462 5 ปีที่แล้ว +8

    ኡፍፍፍ ናይ በሓቂ በኽየ ንሕና ድማ ነዛ ዘለናያ ሂወት ነማርር ኣጆካ ብሩኽ ሓወይ ጎይያ የሱስ ምሳኻ ኣሎ

  • @mizeryoutube2585
    @mizeryoutube2585 5 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ ዓደመን ጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ 🙏

  • @mahiyemikitanash6471
    @mahiyemikitanash6471 5 ปีที่แล้ว

    መ/ር ሙሉየ ፈጣሪ ይክፈልካ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ህያብ ናትና

  • @Th-si7zn
    @Th-si7zn 3 ปีที่แล้ว

    _ይራጋየይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምልእ ጥዕና ይሃብካ ሓዉና መምህር ሙሉ እዉን ብዕድመ ጥዕናን ይሓልዉለና

  • @sofiat3079
    @sofiat3079 5 ปีที่แล้ว

    መምህር ሙሉ አምላኽ ንዓኻ ሙሉእ ጥዕና ሂቡ አብ ሂወትካ ኩሉ ጸጽቡቁን ለምለምን ይግበረልካ ብሩኽ ሐውና 🙏🙏🙏

  • @Eruna1993
    @Eruna1993 5 ปีที่แล้ว +17

    Eritreawi Lewah Eu . Mehret Yewredelka Hawey

  • @ኣምልክጋሳየይእዩዝጎድለኒ
    @ኣምልክጋሳየይእዩዝጎድለኒ 5 ปีที่แล้ว +7

    ንጽጉም ዝሕግዝ እዩ ሰብ ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ኩቡር ሓው

  • @mangestu4336
    @mangestu4336 5 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት የዉርደልካ ሓወይ መምህር ሙሉዋይ ቸሩ መድሃኒአለም ይሓልዉካ

  • @ሰሎሞንየድንግልማርያምልጅ
    @ሰሎሞንየድንግልማርያምልጅ 5 ปีที่แล้ว

    በመጀመሪያ እቲ ልዑል ባሕር ዝኮነ እግዚኣብሔር ኣምላክ ይመስገን በምቅፃል ክቡር ሓውና መ/ር ሙሌ ፀግኡ የብዘሓልካ ኣምላክ ንዓካ ምክንያት ብምግባር ብቡዙሕ ፀገም ዝተሸገሩ ወገናት ኣብ ፅቡቅ ደረጃ ይርከቡ ኣለው ። እዚ ውህብቶ ኣምላክ እዩ። እዚ ከዓ ዓብዩ ነገር ስለዝኮነ ኣጆካ ጠንኪርካ መርሽ ንገበርቲ ሰናይ የሕዋትና ከዓ እቲ ንፅቡቅ ነገር ዝለገስኩምዎ እግዚኣብሔር ባዕሉ ይተካኣልኩም ሓውና ይርጋለም ኣጆካ እቲ ኣብ ልሳንካ ዝወፅእ ዘረባ ንባዕሉ ጥንካሬካ ዕዙዝ ምካኑ ኣመልኪትካኒ ንቀፃሊ ከዓ ነገራት ተመቻቺዎም ውፂኢትካ ንክንርእ በዓል ተስፋ እየ ሓውኩም"Solo"~" ካብ ቀጠር DOha"~

  • @እግዚአብሔርንፍቅርነውእኔ
    @እግዚአብሔርንፍቅርነውእኔ 5 ปีที่แล้ว +3

    አታ አምላከይ ሙሉእ ጢዒና ሒዘ ከይአማርረካ ሓግዘኒ

  • @saytsayt164
    @saytsayt164 4 ปีที่แล้ว

    አይዞካ ዛሓወይ እግዚአብሔር አምላክ ምሕረት ይላአኻልካ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @SH-mu4ci
    @SH-mu4ci 5 ปีที่แล้ว +10

    This program is a life saving program Fod Bless you guys keep it up 👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏✔✔✔❤❤❤❤🤩🤩🤩

  • @ቃልጋልደጅታልወያነ
    @ቃልጋልደጅታልወያነ 5 ปีที่แล้ว +1

    አግዚኣብሄር ኣምልክ ካብ ዘመፀእ ይቀንጥጠለካ ሓወይ ምዓረይ 😢

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 4 ปีที่แล้ว

    ዓኽ ሓዚነ ዕግበት ትምህረተይ ዘይጸገብኩ ምባሉ ኣዝዝየ ነቢዐ
    ኣእምርኡ ብሓቂ በሊሕ እዩሞ ንተሓባበሮ

  • @pawloskibrab2482
    @pawloskibrab2482 4 ปีที่แล้ว

    ኣጆካ ኣምላክ ንፍጥራቱ ኣይድርብን ኢዩ

  • @mdainahasssiii3885
    @mdainahasssiii3885 5 ปีที่แล้ว +2

    እውይ ቡጣዕሚ ዝሕዝን እዮ ፊጣሪ ምሕረት ይላአክልካ ንብዝሕ ፀግማት ታሓባብሪ መምህር ሙላተይ ደማ ዕድመን ጤዕናን ያሃብልና ፊጣሪ

  • @ኣደይንዓደይንሓልውለይማር
    @ኣደይንዓደይንሓልውለይማር 4 ปีที่แล้ว

    ን መምህር ሙሉ ዝኸውን መግለፂ ቃል ኣሊሸ ክረክብ ኣይከኣልኩን በቃ ንእግዚኣብሄር ክህቦ

  • @habthom4460
    @habthom4460 3 ปีที่แล้ว

    Nebseye temesgen Kali🙏 fetari asbi yhabkum geberti senay❤️

  • @brhanewelday2424
    @brhanewelday2424 5 ปีที่แล้ว

    መምህረ ሙሉ አለም ዕዱመን ይሃብካ

  • @SH-mu4ci
    @SH-mu4ci 5 ปีที่แล้ว +5

    You are the strong man GOD IS WITH YOU AND GOD BLESS THOSE WHO HELP 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏THANK GOD

  • @helentesfamariam9435
    @helentesfamariam9435 5 ปีที่แล้ว

    Edmen tenan yahbika m/r mulu egzabher mulue mhert yegbrlika zhawey

  • @yordagoitom1667
    @yordagoitom1667 5 ปีที่แล้ว

    አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ይርጋአለምሐወይ።

  • @aswaaswal6153
    @aswaaswal6153 4 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ለጋስ ሓፍትና ብዘውጻእክዬ መድሃኒኣለም ይመልኣልኪ ኣብሰማይ ርኸብዬ ዝሃቦ ይውሃቦ እዩሞ ቀጽልሉ

  • @ቃልጋልደጅታልወያነ
    @ቃልጋልደጅታልወያነ 5 ปีที่แล้ว

    መ/ር ሙሉ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🙏

  • @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና
    @ሃናማርያምጋልሰላሴሃና 5 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሄር ይመሰገን ሙሉ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
    ፈጣሪ እንታይ ይሰኣኖ ተጋሩ ለባማት

  • @selamnhzbey8844
    @selamnhzbey8844 5 ปีที่แล้ว +6

    Ezgabiher mlie teana yhabka bhaki jigna eka n memhr ms mesarhtkan amlak dew yeblka

  • @taemitesfahiwetey12
    @taemitesfahiwetey12 5 ปีที่แล้ว +1

    እግዚኣቢሄር ኣምላክ ነቶም ዝሓመሙ ምሕረት ነቶም ዝተጸገሙ ከኣ ራህዋ ይሃበልና ንመምህር ሙሉ ድማ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ፍሉይ ነገር ንክትሓስብ ሓሲብካ ድማ ኣብ ግብሪ ንከተውዕሎ ሓጊዙካ ዩ ሞ ዓስብኩ ካብቲ ለዋህ ኣቦ መድሃኒኣለም ርከቦ እሓወይ።

  • @alganish8572
    @alganish8572 5 ปีที่แล้ว

    ምሉ እምበር ምሉ እግ፡ር አምላክ ዕድመን ጥዐናን ይሀብካ ድኪምኒ ሰልቺይኒ ከይ በልካ ትገብሮ ዘለካ ሰናይ ሰራሕ ድሰ ዝብል እዩ ተባረክ መግለፂ ቃላት ሰእነልካ ንዝፀልሞቶም አሕዋትና ተብራሀሎም አለካ ዘላአለም ብራሀን ትኳን ሂወትካ

    • @alganish8572
      @alganish8572 5 ปีที่แล้ว

      ይቅርታ መምህር ምሉዩ ብራሀን ትግራይ

  • @mnasealem3462
    @mnasealem3462 5 ปีที่แล้ว +9

    ኣታ ሙሉእ ሓወይ ከማክስ እንድዒ ኣቦ ውጹዓት ኢካ እሞ እግዛቢሄር ጻማኻ ይሃብካ ኣጆካ ብርትዕ ተለፎን ቁጽርኻ ዶ ክትጽሕፈልይ ዓቅመይ ክገብር ትባርክ ዝሓወይ

    • @tesfuteklezgi72
      @tesfuteklezgi72 4 ปีที่แล้ว

      ኣብቲ ቪድዮ ኣብ ታሕቲ ኣልካ

  • @h.t293
    @h.t293 5 ปีที่แล้ว

    Amlak etgoyelun ethgoselun gzie yhaba

  • @iamkarateboksi26
    @iamkarateboksi26 5 ปีที่แล้ว

    Amlak mhret yewurdelka hawey

  • @melatmelat9392
    @melatmelat9392 5 ปีที่แล้ว

    ንህዝቢ ትግራይን ህዝቢ ኤርትራን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
    @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 5 ปีที่แล้ว

    ምሕረት የውረደልካ ክቡር ሓውና ንመምህርይ ከዓ ዓስቢ ከብ ኣምላክ ርከቦ

  • @mekalhmedia
    @mekalhmedia 5 ปีที่แล้ว

    i proud ! እግዚኣብሄር ይመስገን! እዚ ዝገበርኩም ኣሕዋት ጎይታ ይባርኩም

  • @kisanetmarikos55
    @kisanetmarikos55 5 ปีที่แล้ว

    Atume desi layke tgeburu sebati egzabher mehert yowerdolkum

  • @ትግርኛናብገማግምቀይሕባሕ
    @ትግርኛናብገማግምቀይሕባሕ 5 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ
    እዋይ ኣብዚ ምዑቡል ዓለም ኤውሮፓ እናነበርና ምስ ኢደ እግርና ከለና ተመጽዊትና ንነብር ነዛ ነብሰይ በኽየላ ኣነ

  • @Elilta694
    @Elilta694 4 ปีที่แล้ว

    Selam amlak naka bruk hawey....... Adetatina eko grima zekewen 💋

  • @ethiopiadubai2143
    @ethiopiadubai2143 5 ปีที่แล้ว

    ፈጣሪ አምላክ ለሰውልጅ ኦሉ ጤና ስጠው እባክእ ጤና ካለ ሊላው ችግርም ምንም ያልፋል ጤናክን ይስጥእ ወንድሜ ፈጣሪ አይዞክ እርሶ መአሪነው ፈተና ለበጎነው

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 5 ปีที่แล้ว

    Egziabher berketu yesdedelkum zhagezkum. Yetkalkum!

  • @zainabhhdghs5817
    @zainabhhdghs5817 5 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ይሀብኩም በእውነት ኤርትራውያ ኢትዮጵያውያ በርትዑ

  • @daniya4773
    @daniya4773 4 ปีที่แล้ว

    በይዛካ ኣውፅእዎ ንዕዳጋ ሓሙስ

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 5 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሀበለይ ሙሉዋይይይይይ

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 5 ปีที่แล้ว +9

    እግዚ ኣብሔር ይመስገን እንታይ ይሳኣኖ መምህር ምሉ እግዚ ኣብሔር ጥዕና ይሀብኻ

  • @sabamengesha6463
    @sabamengesha6463 4 ปีที่แล้ว

    M. God bless you 🙏. wowwwww you will get from God

  • @selamdebas2033
    @selamdebas2033 5 ปีที่แล้ว +1

    Asey amelaki teome tehegizo zelekom amelaki yebarikom yehalekom edemen teanane yehabekom selam amelaki yebezihalekom abezezelekomo.

  • @ለምለምራያ-ሐ6ኘ
    @ለምለምራያ-ሐ6ኘ 5 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሄር ሙሉእ ጥዕናካ ይመልሰልካ ሓወይ መምህር ሙሉ ዋጋኻ እግዚአብሄር ይክፈለልካ እፍፍፍፍ 😢😢😢😢ወሃብቲ እግዚአብሄር ኣብዝሑ ይሃብኩም

    • @maekelesimon101
      @maekelesimon101 5 ปีที่แล้ว +1

      መምህር ሙሉ ሃይለ ስላሴ
      ኣምላክ መታን ንዓና ክጥዕመና ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ ፡እቲ ምንታይ ከምዚ ጌርካ ምስ ኣቕረብካዮም ከምዚ ዊን ኣሎ እዩ ኢልና ብዘለና ንከነመስግን ብዘለና ዉሑድ ዓቅሚ ከኣ ክንሰድድ ስለዚየ ሓወይ ናተይ ኣብዚ ኤውሮፓ ሕማቅ ነገር እምበር እቲ ብሉጽ ምርቃ ኣብ መንገዲ ወይ ብቀሊሉ ኣይርከብን ዩ ዕድሜካ ይንዋሕ ዚወደይ ንዓ እስከ ማይ ኣቀብለኒ ዚብል ዓቢ ሰብ ዊን ኣይትረክብን ኩሉ ብሰራሕተኛ እዩ ።
      ነቶም ዚሃቡ ኣምላክ ዕጽፍን ድርብን ጌሩ ይሃቦም ነቶም ዘይ ኒሂብ ከኣ ኣምላክ ቅዱስ ቅንኢ ነሕድር ይግበተልና ፈጣሪ። እመብርሃን ጽላላ ተምብረልካ ሙሉ ሃይለ ስላሴ።

  • @brimuauz6204
    @brimuauz6204 5 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል እ, ር ይሓግዝኪ ምዓረይ ግንመ, ር ሙሉ ሃይለስላሴ ቁፅሪ ስልኽካ ይደሊ እየ

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      ሙሉ ሃይለስላሴ 00251914722907

  • @eseyasmengstu372
    @eseyasmengstu372 5 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕና ይሃብኩ ኣዳለውት እዚመደብ

  • @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም
    @ያልጠፋነውከእግዚአብሔርም 5 ปีที่แล้ว +1

    መለረይ መልካም ሓውና ሰላምካ የብዝሐዮ .ከምቲ ንወጉናትና ብርሃን ዘብርሀካሎም ኣምላክ ብርሃኑኑ ይሃብካ❤
    ንወሓብቲ አምላክ ዋጋኩም ዕፅፍን ትርፍን ይሃብኩም.እታ ዘይትሓልፍ መንግስቱም ይሃብኩም
    ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ ይርጋለም ሓውና

  • @teklithadish8623
    @teklithadish8623 5 ปีที่แล้ว +5

    Iwish Long live abrhet gebru and berkti gebru

  • @aronokubamichael6427
    @aronokubamichael6427 5 ปีที่แล้ว

    Bunet nebie yirgalem hawey beal habo ajoka alem gtema

  • @tesfamariam250
    @tesfamariam250 5 ปีที่แล้ว +2

    ኣምላክ ሰማይ ይባርኩም ፍቅራት ኣሕዋትና እርግኣለም ሓወይ ኣጆካ መከራ ብዝሕ እዩ ራህዋ ግን ቀረባ ኢዩ ኩሉ ንስናይካዩ ኣኮካ ።ምህ/ ምሉ ዕድመን ጥዕናን ናዓካ ብኣምላክ ተሓጎስ

  • @bluxmrux4771
    @bluxmrux4771 5 ปีที่แล้ว +3

    amilak mesaka ykone mherte ywrede

  • @daniya4773
    @daniya4773 4 ปีที่แล้ว

    በይዛካ ሙሉ ሓወይ ብዘለና ክንሕግዝ ክንፍትን ኢና ኣብ ዕዳጋ ሓሙስ ወፅዩ ንክካረ ግበረልና ገዛውትና ስለዝኮነውን ክስደት ምስተመለስና ክንሕብሮ ንክእል ኢና

  • @genetberhe4664
    @genetberhe4664 5 ปีที่แล้ว

    እዛ ሓፍትና ገራሚት ያ ፈጣሪ ይምሓርካ

  • @hailuabreha9675
    @hailuabreha9675 5 ปีที่แล้ว

    Very kind sister helping for this poor brother even she doesn't want to mention to her name to help Yergalem and help him a big money 100,000 thousand birr . Thank you our sister reside at Norway . By the way Norwegians are always very kind and stone-ch christian helping to poor families.

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว

      Yes!! She is very kind. She also helped to other persons in need from our media.

  • @merryabrha4486
    @merryabrha4486 5 ปีที่แล้ว +1

    Egzabher yihabiki memihir mulu edimey tienay yihabika😘😘😘

  • @tesfayberhe2183
    @tesfayberhe2183 5 ปีที่แล้ว

    አጁኻ ዝሓወይ አምላኽ አብ ቀረባ እዋን ክምሕረካ ዩ። አምበሳ ናይ ጀጋኑ ጅግና።

  • @yoditey1439
    @yoditey1439 5 ปีที่แล้ว

    Mhret yewrdelka hawey natey

  • @akberetgerzigiher9461
    @akberetgerzigiher9461 5 ปีที่แล้ว

    ሙሉ ሓወይይይ እግዚአብሔር ዕድመ ያሃብካ ዛሓወይ ንሓውና ውን ምሕረት የውርደልካ እግዚአብሔር ምሕረቱ ኣይውዳእን እዩ ምሕረት የውርደልካ መምህር ሙሉ ግን ቃላት የብለይን ብኣምላኽካ ተኸፈል

  • @meklatmeklat228
    @meklatmeklat228 5 ปีที่แล้ว +9

    ሙሉ መገፂ የብለይ በአምላክ ርከቦ አትም ትልግሱ ዘለኩም አእፍሩ የእትውኩም

  • @kuflomtesifamrym7163
    @kuflomtesifamrym7163 5 ปีที่แล้ว +1

    መጀመራ ካብ ልበይ ዝነቀለ ሰላምታ ይብፃሓካ መምህር ሙሉ ሓውና ባሓቅ ንሰካ ካብ እዝጋብሄር ተለኣካ ወገን ፁጉማት እካ እሞ ብጣዓሚ ነመሰግን ብኣምላክ ረክቦ ንቶም ፀጉማት ወገናትና ካኣ ምሕረት የዉረደሎም እሞ ኣነ ክብሎ ዝደለኩ ሂወት ክዳነማርያም ትባሃል ኣላ ዓይኒ ስውርት እያ እዛ ሰብ ግን ብጣዓሚ እዩ ዝገርመካ ባዓላ ምግብ ትሰንክት ማይ ካብ ሩባ ከዳ ተምፂእ ግን ሓንት ሓገዝ የድልያ እዩ መንበር ገዛ የብላን ኣብ ዝፈረሰ ህድሞ እያ ትነብረ ዘላ ሰለዝ መምህር ሙሉ ሓዉና ዝዓቅምካ ሓግዛ ማለተይ ናብ መደብኩም ከምትቃላዕ ግበራ ክሉና ዛዓቅምና ክንሕግዝ እና ፉሉይ ሹም ቦታ ወረዳ ኣሕፎሮም ጣብያ ዕርድ ጀጋኑ /ከተማ ዕዳጋ ሮቡዕ /እገላ ዝተባሃለ ዓድ እያ ትነብር from Frenca paris

    • @WushatenaMedia
      @WushatenaMedia  5 ปีที่แล้ว +2

      ኣብ ውሻጠና ዘለዉ ፀገማት ብጣዕሚ ብዙሓት ከምዝኾኑን ናብ ኩሉ ንምብፃሕ ከምዝኸብደናን ምግማት ኣይኣብየካን። ብዝኸኣልናዮ ንምስራሕ ዝርዝር ሓበሬታ ናይዛ ሓፍትና ብ wushatena.media@gmail.com ለኣኸልናሞ ክንፍትን።

  • @mozapogbagalwukromozapogba7039
    @mozapogbagalwukromozapogba7039 4 ปีที่แล้ว

    Muley💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕Kalat yebley lewah

  • @بوبهمنصور
    @بوبهمنصور 4 ปีที่แล้ว

    መም ሪ ሙሉ ናአካ ዚከዊ ኒቃላት የይብሊናና

  • @babakaka6858
    @babakaka6858 5 ปีที่แล้ว +1

    Abesher rebi enehe za hawey

  • @ልቤበእግዚአብሔርፀና-ጰ6ኰ
    @ልቤበእግዚአብሔርፀና-ጰ6ኰ 5 ปีที่แล้ว

    ሙሉየ አብ ምድሪ ፅቡቕ ነገር እንተዳአ ገይርኻ አብ ስማይ እግዚአብሔር እዩ ዝኽፋለካ እና አነ ምንም ቃላት አይብለይን ገዜኻ ድኻምካ ናብራኻ ሰዊእኻ ንዱኹማት ክትእልሽ ዳነይ እለካ ሒዝካዮ አለኻ ሰለዚ ሙሉየ እግዚአብሔር ናይ ኢድካ ይኽፈልካ በቃ ዕድመን ጥዕናን ይካብካ አብ ሂወትካ ሕማቕ አይሕለፍካ

  • @ኣባይነሽኣብርሃገብረኣብዝ
    @ኣባይነሽኣብርሃገብረኣብዝ 5 ปีที่แล้ว

    እግዚአብሔር ምሕረት የዉርደልካ ማዓረይ

  • @mhjjgg3800
    @mhjjgg3800 5 ปีที่แล้ว

    ወድነይ አምህር ሙሉ እግዚአብሄር ፀግኡ ዘሐልካ ወድነይ ሓወይ እግዚአቢሄር ምስ ዝዕገሱ እዩ አጆካ አብ ነርወይ ዘለከ ሓፍትና እግዚእግዚአደበ ሔር ፀግኡ የብዛሓልኪ

  • @mimibe7856
    @mimibe7856 5 ปีที่แล้ว

    ufff...Khzen marey ajoka ab gonka alena.memhr dma newih edmn tnan sfih enjeran yhabka hawna

  • @hantieritrea9548
    @hantieritrea9548 5 ปีที่แล้ว

    Nezi medeb tekrb zeleka memelisu amlak ybarkka wedi egziabiheir eka

  • @bsratdemoz898
    @bsratdemoz898 5 ปีที่แล้ว +4

    Eway Mule hewey Egizabher xegu yebizahelka all family GBU .

  • @kubromfitwi8141
    @kubromfitwi8141 5 ปีที่แล้ว

    እግዝኣብሄር ምሉእ ምሕረት ይልኣከልካ ዝሓወይ