Amazing stories of B/General Abrahaley Kifle my former boss in the ELF Asmara and surrounding Fedayin group, God bless him his memories are still intact.
This guy remembers things which happened 50 years ago and tell the story like it happened last week. Truly amazing! His organic food must help him. I see a lot of people in the diaspora who are a lot younger than him and unable to remember what they eat for lunch.
Very interesting, history Very well narrated by brigadier General Abrahalle. I look forward to the next episode when the brgade 75 77 was formed, and I hope he will tell us his relationship with Martyer Said Saleh. Thank you.
ከመይ ዝበለ ታሪኽ ሒዝካስ ኣበይ ጸኒሕኩም ጋዜጠኛታትና፣ ኩሎም መዘና ዘይብሉ ታሪኽ ሒዞም ይቕበሩ ኣለዉ፣ ሓደራ ኩሎም ርኸብዎም ሰነድ ኢዮም ሰባት ተቐዳደሙሎም።❤❤❤❤
ክክክክክክ😂😂😂ሽታ ወዲእና
@@Shaebiya.tsereharestay ከልቢ ዓድዋ ውሓጦ ሓቂ መሪር ኢዩ፣ ብነብሰምትሓት ተሳቕይኹም መሳኪን
@@Shaebiya.tsereharestay ቆንዳፍ ዓጋመ
@@yodit1991 ዓድዋ እኮ ካብ ንዓይ ዓደይ ነዚ ምዕንጅሉ ዝዛረብ ሓሳዊ ሰብኣይ ትቀሪቦ፡እፍ ክንደይ ከ ይጨኑ እዩ እቲ ሓሶቱ🐖🐖🐖😝😝😝
Haki
ይበል ታሪኽ ጽንዓትን ጅግን ነትን።
ቀጽልዎ ወስኹና በጃኹም።
ኣያና ተጋዳላይ ኣብርሃለይ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
ናይ ብሓቂ መጽሓፍ ዘኮነ ሰብ 4 ሳዓት ክድቅስ ዝግበኣኒ ኮፍ እለ ሓዲረ
A genuine history of our country by our heroes. Long live general Abrahale Kifle.
ብሓቂ ነዊሕ ታሪኽ ኢዩ ዳርጋ ኩሉ ኢቲ ሂወት ኢዩ ድገልጾ ደሎ
ዘሕርቀካ ነገር እንተሃልዩ ቀሊጢፋ ብምውዳኣ እዩ
🥰🔥🥰።
Tarik yu bussines geremo. Kemu kikewin yebilun
26 ደቂቅ ብሓቂ ውሕዱ agree ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
መሳጢን ሓቀኛን ታሪሪክ ኤርትራውያን ሰሚዕካ ዘይምኖ እዩ ቢርጋደር ጀረናል አብርሃለ ክፍለ እየሳብ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ደሃይኩም አይተሐባእ አርካናት ኤርትራ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wow movie ኾይኑ ይስማዓካ 👏🏽👏🏽 ብቐደሙ ከፍ ክትህበኒ ማዓት ኢኻ ነርካ ጀ.ኣብራሃለይ
ሕጂ ግርም❤ ታሪኽ ኣቦታትና❤❤🎉❤
ጀነራል ወዲ ክፊለ ናይ በሓቂ ማህደር ኣጋላሊጻካ ትዘኩረካ ትዒግስትካ ኣበርክቶካ ሰሰናዩ ንዛቅጻል ኣለና ኣብ መስመር ነበረለረና
Amazing story, you should have longer time. God bless G. Abrahaley.
መንእሰይ ጅግንነት ኣያታትካን ኣቦታትካን ስማዕ
Wow the general,very Honest,I am so proud I am Eritrean, I have listened one post 3 times . ZEYMNO, burkat yehawatey.
ሓለቃ ስታፍ ስርሒት 2 ኣብ ዝነበረሉ ይርእዮ ኔረ ምስ መጽሓፍ ኣብ ኢዱ ብጣዕሚ ኣንባባይ እዮ። ዕድመን ጥዕናን ንብ/ጀነራል
Kkkkkkkk😂😂😂😂😂😂 he never read a book in his bloody life
መሳጢ ጅግንነት ዘገርምብ ሓቦ ጽንዓት ክእለት ኩሉ ቆራጽነት ክብርኒ ንህዝባዊ ግባር
His memory is raiser sharp!
Thank you ❤️ 🙏 🇪🇷
Amazing stories of B/General Abrahaley Kifle my former boss in the ELF Asmara and surrounding Fedayin group, God bless him his memories are still intact.
Well come dehaykum aytehaba joganu arkanat abotatina selamikum ybizah deki ereyyy halalat Eritreawinet kubur meninet 🙏😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome deki Eria jeganu
👋👋👋👍👍🙏🙏💐💐
ብጣዕሚ ጽቡቕ ትንተና ንዘይፈልጡ ንኣፍልጦ ንዝፈልጡ ከኣ መዛኻኸሪ። ሓው ሳሚ ብጣዕሚ ንፉዕ ሓታታይ ዘካራይ 👋👋👋👋👋👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐 🙏🙏🙏🙏🙏 ብጣዕሚ መሳጢ መሃሪ ኣዘካሪ ንዝሓለፍካዮ ኣዝዩ ሕልኽላኽ ብምዝንታውካ ከኣ መጠን ዘይብሉ ምስገና ይግባኣካ ብ/ጀ ኣብርሃለይ ክፍለ(መኹሲ) ብልቢ ከኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Gen Abrahale is one of our courageous generals.Long live our hero 🇪🇷.
Proud of you General Abrehalei
Wish you long live 🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome back our hero General.
When we do not write our own unique and True history others try to profit fromit but to history can not deceived..Thanks...
This guy remembers things which happened 50 years ago and tell the story like it happened last week. Truly amazing! His organic food must help him. I see a lot of people in the diaspora who are a lot younger than him and unable to remember what they eat for lunch.
May the Lord bless you more and morerrrrr years.
Waw mesati tarik gn btaemi endahxerkumo ❤🇪🇷🇪🇷💯💯
Welcome deqi Eri jeganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌸❤️🇪🇷
Well come general 🌹💕🌹💕🌹💕🇪🇷🇪🇷🇪🇷
welcome general abrhaley. we like broad history from you and other eplf legenderies to know our deepy strugle history for freedom
Mesati elal
Hatsira bejakum asfihuwa.thanks General
ገለ ዓይነት ታሪኽ❤
Proud of you!!
ኩቡር ሓውና ጋዜጠኛ ሳሙኤል ናይ ብሓቅ ዝድነቅ ታርኽ ሙዑታት ኣያታትና ብምቅራብካ እንዳኣመስገንኩ ናይካሉኦት 'ውን ከትምጻእልና ንላቦ።
Very interesting, history Very well narrated by brigadier General Abrahalle. I look forward to the next episode when the brgade 75 77 was formed, and I hope he will tell us his relationship with Martyer Said Saleh. Thank you.
ንምንታይ ኢኹም ግን ኮሜዲ ትሰርሑ ከም ዘለኹም ቖሪጽኩም ቖራሪጽኩም ክጽናዕ ዘይክእል ንረሓኹም ጥራይ ትሓስቡ ሰብ ክፍልጦ ወይ ክምሃረሉ እንተኮይኑ ንውሕ ዝብለ ግዜ ሂብኩም ዘይትፍንውዎ፡ እዚ ቖራጽ ሓሳብ ግን ታሪኽ ኢልካ ክትሰምዖ ውን ኣይምስጠካን
Tray elka haxiru mara
ኣብርሃለ ክፍለ ትዝክር ናይ በሓቂ :ከምዚ ዕላል ይምስጠካ :ሰሙን ክትመጽእ ይህወኽ :ከምዝሐጽር ሎሚ ተረዲኡኒ :ዓይንሃውኮም ከአ ግዚኦም ዎፊዮም እዮም ዘቅር ብዎ ዘለዎ :እዚ ኩሉ ቃልሲስ ንዘይንነብረላ :ኣብርሃለ ክፍለስ ኣስመራ ካብ ቀደም ስለዝፌልጣስ ሕጂ ደአ ብሉቡስ እንታይ ይብል :ምኽንያቱስ አብ ናይ ዘረባ መስል የለን :ንጀብሃ ክጸርፍ እዩ ዝፍቀደሉ ጥራሕ :
Willkommen Bruder
ነመስግነካ ጅንራል አብርሃለይ ክፍለ ፡ምስ ኩቡር አቅራቢ መደብ።
Wow, bitami zigerm TARIK GIGNINETIN TIBIATIN ABOTATNA .
TIENAN EDIMEN YEHABKA KUBUR B.GENERAL ABRAHALE KIFLE ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷✌️✌️✌️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hordata nezi jigna knsemie elna ember srahkum aygidn nay biznes gerkumo medebkum beka kurx kurx bzkone edmen tienan neyana ❤
ኣንቱም ህዝቢ ኤረትራ እዚ ታሪክ ወሎዶታት እዩ
በጃኩም ሰነድ ታሪክ ወሎደታት ነዞም ዘለናን ንመጻኢ ወሎደታት መጽሓፍቲ ተጻሒፉ ክስነድ ከይተገንጸሉ ይጠፉና ኣለዉ። ❤❤❤❤
ዝፈትዎን ዝሕበነሉን ኣኮይ ጅግና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣያይ 🙏🏾🇪🇷💪🏽💪🏽💪🏽
But I heard he killed dr fitsum
@@lymaluab he did not. He already answered that question in his previous interview go and check it.
ኣብራሃለይ ከዳዕ ክበልዕ ንጀብሃ ዝኻሓደ ካሕዳም። ኣብ ጥፍኣት መንእሰያት ጌሩዎ ዘሎ ኣስተዋጽኦ ጽባሕ ክሕተተሉ ኢዩ። ከልቢ ኢሲያስ ኣብራሃለይ ከዳዕ ታሪኽ የብሉን። ሰብኡት ኣባላት ጀብሃ ነበር ብዛዕባ እዚ ከዳዕ ብዙሕ ኢሎም ኣሎዉ ስምዑዎም።
@@yonasfesha4490 ወዲ ምልሻ ስርናይ ወይ ድማ ኣዲኡ ዝረገመቶ ትግራዋይ ኣባል ኢሰፓ ክኸውን ኣለዎ ኣቦኻ በዚ ጅግና ኣኮይን ብጾቱን ዝተቐንጸሉ። ኣበይ ዘለኻ ነፋጥ ደኣልካ ጀብሃን ሻዕብያን ኢልካ ከተባእስ? ጉዳይ ናይታ ተደኒሳ ዘላ ክልልካ ትግራይ ግበር ልዂሱስ ዋሒድ።
ሰላም ሰላም Hordata Media መጀመርያ መድብኩም ጹቡቅ ኣሎ ተቅርብዎ ዘለኩም መደብ ታሪካዊን ኣገዳስን ስለዝኮነ ቀጽልዎ ክብል ይፈቱ ቀጺለ ኣብቲ ተቅርብዎዘለኩም መደብ ኣዚዩ ይሓጽር ስለዘሎ ብዝተካኢለ መጠን ጌዚ ንውሕ ዝብለሉ መደብ ኢንተትገርዎ ዝያዳ ነቲ ተቅርብዎ ዘለኩም ታሪካዊ ፍጻመታት ዝሓለፈ ጅግንነት ን ትብዓት ኤርትራውያን ተቃለስቲ ነዚ መንኢሰይ ኤርትራ ዝያዳ ሙሉኢ ቆላሕታ ክስሕብ ይኪኢል ኢዩ ዝብል ሪኢቶ ኣለኒ/ሓሳብ /
ዓብደላ እድሪስ ድዩ ሊእኽካ ፡ ንዶር ፍጹም ክትቀትል፡ ጎቦጎቦ ኣይትኪድ ተናዘዝ፡ ሓደ እግርኻ ናብ ጉድጓድ ኣትዩስ፡ኣይትፍራህ?
❤❤❤❤❤❤
Abrahaley jigina ❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏 bejakom kemze ayent tarek teray eyo zedlyena nezom menesyat tatekena heji seato akelo alo key tesweo kelewo kelo kezntu alwo🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 selam kesanten nehagerna nebotatena
ብዝተኻእለ አብራሃለይ, ታሪኽ ታሐኤን ታሪኽ ውግእ ሕድ ሕድን ታሪኽ ኤርትራውያን ስለ ዝኾነ ክጠፍእ ስለ ዘይብሉ ብፍላይ ውግ ሕድሕድ ብዙሕ ህዝቢ ኤርትራ ስለ ዘይ ፈልጥ ጽቡቕ ገርካ ግለጾ ሐደራ።
ጀነራል ፡ ጀግና ፡ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Beyene Zerihun ab London,UK alo
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
What about Col Zenebu Asefu in Expo in 70s Asmera.
ጽቡቅ ፕሮግራም ኢዩ ናይ ሓታታይ ዓሚቅ ፍልጠት ናይ ታሪኽ ድማ ዝነአድዩ ብ ጀነራል አብርሃለይ ታሪዅ መሳጢዩ አነ ዘለኒ ሪኢቶ ግን ንናይ ዩቱብ መኽሰብ ክትብሉ ኦልኩም ናይ 23 ደቂቅ ገርኩም ቆራሪጽኩም ተቅርብዎ ዘለኹም ነገር ግን ብጥዓሚዩ አሰልቻዊ ጌሩለይ ንዓይ ምክንያቱ አብ ሓደ ገዛ ኮፍ ኢልኩን ንስዓታት ክዳን ከማን ከይቀየርኩም ካራክተር ዝብሃል ነገር አኮ አሎ ወይ ገዛ ወይ ክዳውንትኹም ተዝቀያየር ሕራይ ምበልኩሞ አብ ሰሙን ሓንሳብ አንዳተራኸቡዮም ዘዳልውዎ ዘለዉ ኢለ ሸለል ምበልና አዚ ግና አብ ሓደ ገዛ ተጀሚሩ ዘተወድአ ኢንተርቪው 12 PART ጌርኩም ክትቆራርጽዎ ከለኹም ይሕዝንዩ አብ ሰለስተ ወይ አርባዐተ part ክሓልፍ አይነበሮን አቲ ናይ ዩቱብ ሰብ ዎን ከምዝለዎ ምረኸብኩሞ ብሃላይየ ምክንያቱ ናይ ፋሕ ናይዘበልካዮ አይኮነ ቪውወርስ {viwers} ከበዙሑልካ ናይቲ quality ትሕስቶዩ ስለዚ በጃኹም ነመጻኢ ከምዚታት ኢንተርቪ አይትቆራርጹልና ክብለኩም ይፈትው አዚ ናይ ግለይ ሪኢዮ ኢዩ ወድሓንኩም።
Bejakum zerihun dleywo
ብዛዕባ እዛ ስርሒት ሰልዲ ምዉጻእ ፥ ካብ commercial bank ....ብዝርዝር ኣብ voice of eritrea naz yemane ....on 9 april 2017 part 1 ቀጻሊ ክፋላት ኣለኩም
Arkanat nibernulna
ቦጦሎኒ ደርዕም 178፡ ንጸላኢ ፈጥፈጥ ተብል ዝነበረት ኣብርሃለይ መራሒኣ ምኳኑ ኣይፈልጥን ዝነበርኩ!
እዚ ሓታትስ ንፉዕ ብሐቂ
🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽💪💪❤️❤️
እንታይ ዝበለ ሓንጐል እዩ ዘለዎም እዞም አርካናት እዞም ልዕሊ አርባዓታት ዘለና ሽም የዕርኩትና ከማን አይንዝኽርን ሆርዳታ ድማ 🙏🙏🙏ቀጽሎ ፈትሾም እዞም አርካናት ንሕና ክንገብሮ ዘለና ድማ ሓብረና ታሪኽና ስለ ዝኾነ 🇪🇷🦾🐫🇪🇷
Donkoro nezi ketednk
@@Calina08 ነጻ ፍልጠት እንታይነትካ ጽቡቕ ጌርካ ገሊጽካዮ ዳ ዜሮ 0000ዜሮ
እንታይ ድኣ ነቶም ክልተሻዕ ዝተርኣዩ ስብ ጥላም ሳእንን ነቶም ሞት ክናና ዝሞቱ ስዬማይን ኣባይን ከነድንቅ ደሊካና 🐪🇪🇷🇪🇷❤️❤️
@@Calina08😛👉🍔🍟+🍺🍺🍺🍺🍺🍺🍺+🚬🚬🚬🚬🚬🛌=😴😴😴😴
@@efremmebrahtu5830ነዞም ዝጻረፉ አይትሓዘሎም እንጽርጽሮት እዩ እቲ ድንቁሩኖኦም ብጸርፊ 😂😂
ኣነ ዝገርመኒ እንታይ ድዩ ልክዕ ከምቲ ናይቲ እዋን ጌሩ ዝትርኽ ምዃኑ ኢዩ ገሪምኒ። ምኽንያቱ በዚ ሕጂ ዘሎ ዘይጽሎ ሰብ ብፍላይ ኣብ ህግደፍ ኮይኑ ንመጀመርያ ግዜ ንጀረናል ኣብርሃለ እርኢ ኣለኹ። ብሓቂ ታሪኽ ሴፍዩ ኣብርሃለ ድማ ሴፍዩ።
በጃኹም ከምዚኦም baise ዘይኮኑ ሰባት ሰብ ታሪኽ ሰንድዎም ጽባሕ እዚኦም ኢዮም እቶም መወከሲ ነዛ ሃገር።
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
You are very right hadesh and the others died close to a die abeto
❤🌻👍
Eza fgrti tekeste hayle nezi generalkaya akfiato
Selam nkulatkum
Iti ZERIHUN Zblo Zelo haqu eyu ayreson BEYENE ZERIHUN eyu zbhal
Different versions of a true story
ናይ ብሓቂ ኢኹም ደናቁር ኣዳለውቲ መደብን ሰብ ቻነልን ግዜ ኣንውሕዎ ወይ ክልተ ግዜ ግበርዎ እዚ ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ ኢልናኩም ኩሉ ተዓዛቢ እዝኒ ምሃብ ኣቢኹም ብኸምዚ ክትዓብዩ ኢልኩም ከይትሓስቡ ሳብስክራይብ ስሒብና ኢና ምርኣይ ግና ዝኽልክለና የለን ነብስኹም ኢኹም ትሃስዩ
Be erum qalata reitoka ente tehib aymehashekan kab xerfi
@@maranata2383 ካብ 1ይ ክፋል ኣትሒዝና ብዘይ ጸርፊ ብኽብረት ለሚናዮም ክብረት ግና የብሎምን ክብረት ዘይፈልጥ ክኣ ብኸምዚ ኢኻ ተረድኦ ሓቢቢ
ክቡር ሓው እቲ ጸርፊ ደኣ እንታይ ኣምጽኦ?
Bela aleka kab mejemerta eza tebla zeleka hatite ane wen mekneyatu nay sheqet geromo nezi tarik nay hizbi Eritrea gen xerfi kem belo zearkey.
@@maranata2383 ጽቡቕ ኣለኻ እኮ ክቡር ሓው እዚ ፊልም ድዩ ታሪኽ ኢዩ እንታይ ኢዮም ጌረሙሉ ክንድዚ ዝጨራርምዎ 20 ደቂቅ ዘይመልእ ኣብ ሰሙን1 ግዜ የሕዝነካ ኢዩ comment ዘየንብቡ
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Hiro
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤🎉❤🎉❤🎉❤
If all he talked was true.I think he was a good contributer.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🥰👍
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️
🇪🇷🏆🇪🇷🏆🏆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🐪🇪🇷❤✊✊✊
መንእሰይ ታሪኽካ ስማዕ።
ብኽንደይ ሽግርን መከራን ዝመጸት ሃገር እያ ደላትካ።
ሆርዳታ ናይ ብርጋዴር ጀነራል ዘዘንትዎ ዘሎ ታሪኽ ብጽሞና ንከታተሎ አሎና እንተኾነ ግን ሓደ ትድንጉይና ካልአይ እታ ትፍንውዋ መደብ ብጣዕሚ ሓጺሩ እንውሕ አብልዋ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪
ሓቀኛ ታሪክ ብኣፍ ሰራሒኡ ክትሰምእ ዝመስልዎ የለን እሞ እቶም ተሪፎም ዘለው ብቃሎም ክንሰምኦም ሪከብዎም ኣይትደቁሱ። ጀጋኑ ገዲፎምና ይከዱ ኣለው🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪
Sesdemim Tarik!
1971 ኣብ ሱዳን ተመርዕየ ዝበላ ኣብ 1981 ማለቱ ከይከውን ብ ጌጋ። ምኽንያቱ ኣብ 71 ኣብ ካልእ ኔረ ኢሉ ነሩ፧፧
ኣብ 1981 ከምዘይኮነ ኣነጺሩ ሓቢርዎ እዩ። 1981 ጀብሃ ፋሕ ፋሕ ዝበለትሉ ዓመት ስለ ዝኾነ ተስፋ ንገብር ብዙሕ ክገልጽ
ልክዕ አለኻ ጀብሃ አብ 81 ኮሮኮን ታህዳይ መሬት ሱዳን እያ ነራ 👍@@tesfainegash9846
ጀነራል ኣብርሃለይ ክፍለ ንጉጅለ 15 ኣሕሊፉ ዝ ሃበ ቅድሚኡ እውን ንብጾቱ ኣሕሊፉ ናይ ምሃብ ታሪኽ ዘለዎ ንኣብነት ብ1990 ዓ/ም 'መራሒ ብርጌድ ኣብዱራሕማን ሓሽም(ወዲ ሓሽም ወዲ ባፅዕ) ድሕሪ ምሕራር ባፅዕ ብስርሒት ፈንቅል ንምንታይ ተቐቲሉ ኣብርሃለይ ክፍለን ዉጩን እንታይ እጃም ነይርዎም ኣብ መቕተልቱ ኢልኩም ሕተቱ
Bejakum aytdnguna 2 gze ab semun tetgebrwa des mbelena
abrhaly kefla gen gefja seb eka
ክቡር ብርጌደር ጀነራል አብርሃለ ናብ 1978 ወርሒ7/9 ናብ ምውድኡ ወራር ኢኻ በጽሕካ ንእግሪ መገድኻ ወልደ ዳዊት ን8 ታንኪ ዝተማረኻ ብሰንኪ ድኽመት መሪሕነት ካልአይ ብደርጊ ዓንየን ንኢግሪ መገድኻ ጀብሃ ምስ ከተማ ምሕራር ማዕረ ክንደይ አብ ብልሽውና ተጠላቅዮም ከምዝነበሩ ምገለጽካልና ዶ?
ለኽባጥ ሻዕብያ ምበር ጀብሃ ብብልሽውና ኣይክሰሱን እዮም፡ ሻዕብያ ኣብ ምሕራር ከተማታት ኣብ ብልሽውና ተዋፊራ ህዝቢ ተበሳብስ ኔራ ። ን ወልደዳዊት ከኣ ክተጸልም ደሊካ ድክመት መሪሕነት ኢልካ እቲ ን ኢሰያስ ፈርፈር ዘብል ዝነበረ ሓርበኛ ወልደዳዊት፡ እዚ ፈራሕ ኢሰያስ ግን ብቃጻ ኣጥፊእዎ😢
Amlak ninxuh zerihun zeyketelka
እቲ ዘገርም ’ሲ ኣብ እቲ ግዜ እቲ ጀብሃ ነቶም ክብድ ዝበለ መውጋእቲ ዝነበሮም፣ ናብ ዓዲ ጥልያን ፣ ዒራቅ፣… ወዘተ እናሰደደት ትሕክም ኔራ፣ ድሕሪ 40 ዓመታት መንግስቲ ምስ መስረትና፣ ከቢድ መውጋእቲ ዘለዎም ሰራዊት gofundme ማርያም ትሃብኩም ክብሉ ይውዕሉ ኣለዉ። ናበይ ገጽና ኢና!?
Kkkkkkk ygermeka eyu
ልገርም ታሪክ ዩ ለለዎም ሻዕብያ
ብመጀመርታ ነቲ ኩሉ ኣቦርኩቶኻ ብልቢ የመስግን። ብምቅጻል ዘለካ ናይ ምዝካር ክእለት ከይድነቅኩ ክሓልፍ ኣይደልን። ኣብ መጨርሽታ ነዚ ትገልጾ ዘሎኻ ታሪኽ ሕድራይ ፍስሃ ኣብ ናዝ ረድዮ ቀሪቡ ንሰማዕቲ ኣቅሪቡ ኔሩ። ከማኡውን ተወልደ ገ/እግዚኣብሔርን ካላኦትን ብመጠኑ ነቲ ታሪክ ኣራጊዶሞ ኔሮም። ኣብ መግለጺኦም ንቡዙሃት ፈዳያን የልዑሉ። ኒስካ ግን ዉሁዳት ኢካ ተልዕል። ስለዚ ገደ ናይ ሕድራይ፡ ኣብርሃም ተኽለ፡ ተወልደ ገብረዝግኣብሄር፡ እንታይ ኔሩ። ኸምኡውን ዳዊት ኣጸሊሞምኒ እምበአ ኣይወስድኩን እዩ ዝብል፡ ነዚኣ ቑርብ እንተተብርሃ። ብዝተረፈ ምስጋናይ ዝለዓለ እዩ።
There were not any elf soldiers in hazega or other becouse elf was fighting in alaberade
Aziyu mesati elal ginsi bzaemi enda haxere. Ytahawaweseka kem gele koinu
በጃኩም ጋዜጠኛታትና ድኻምኩም ከይጸብጸብኩም መዞም ጀጋኑ ሰብ ቅያ ሰብ ረዚን ታሪኽ ሰራሕቲ መስተንክር ጋሎም ወዶም ሃሰስ ኢልኩም ዘንቶኦም ከፍሲሱ ኣቅርቡልና ታሪክ ብዙሕ መጻሕፍቲ ድርሰታትን ሕዞሞ ኡቅበሩ ኣለው ኣርክብዎም ሓደራሉም፡
71 ዝበላስ 81 አያ ትኸውን
አንዳቦይ ጋንዲ 71ኣስመራ አዮም ኔሮም።
እንታይ ዓይነት ጅግንነት እዩ እዚ ወለዶ እዚ ክድገም ዘይክእል ታሪኽ እዩ ፈጺሞም።እቲ ዘገርም ግን ካብዞም ኣብርሃለ ዝጠቅሶም ዘሎ ሰባት ብዙሓት ኣብ ደገ ኣለው ሪኢቶ ወይ መመላእታ ዘይምሃቦም ግን ዘገርም እዩ። እዚ ክብል ከለዅ ወያነ ወራር ምስ ጀመረት ኩሉ ኤርትራዊ ዕላሉ ብዛዕባ ሃገርን ገድልን እዩ ኔሩ ሓንቲ ምሸት ብዛዕባ ፈዳይን ጥራሕ ኔሩ እቶም ሰባት ብኣካል ኣብኡ ዝነበሩ ብሂወት ካኣ ኣለዉ ብፍላይ ብዛዕባ ኣብራሃለ ብዙሕ ይገልጹ ኔሮም