EMN - መራሒት ሓይሊ ኮይነ፡ ሓይለይ መሪሐ ናብ ኪናት እንከምርሕ ዓይነይ`ዩዝበርህ። - Eritrean Media Network

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 23 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 571

  • @ዋርሳይወዲይከኣሎ
    @ዋርሳይወዲይከኣሎ 2 ปีที่แล้ว +74

    ተጋየዩ EMN ጀጋኑና ብህወት ከለዉ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን 🇪🇷🌹🇪🇷💯🇪🇷🌹🇪🇷💯🌹🇪🇷💯🌹🇪🇷💯🌹🇪🇷💯🌹🇪🇷

  • @lulyaeri3878
    @lulyaeri3878 2 ปีที่แล้ว +44

    ዋዕሮ ጓል ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ ♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷
    በጃኹም ነዛ ዋዕሮ ብብዙሕ ስለትልዓል ብዙሕ ታሪኽ ስለዘለዋ ካላአይጊዜ ጥራይ ዘይኮነስ 1000 ጊዜ ከተቅርቡዋ ንላቦ♥️♥️♥️♥️

  • @filmonamanuelfala1121
    @filmonamanuelfala1121 2 ปีที่แล้ว +31

    ጋል ጥሮታ ኣማሓዳሪት ማይተመናይ ነበር ኣብ ኩሉ ጅጋና hero of heros

  • @asmerashikor6640
    @asmerashikor6640 2 ปีที่แล้ว +32

    ክሪኤን ከለኹ ነብሰይየ ከሕልፋ ዝደሊ ከመይ ድየን ዋዕሮታት ደቂ ኤረይ ዮኒ በል እዚ ውሻጠ ጅግንነት ጀጋኑና ካብ ኣተኻዮ በርቢርካ ኣውጽኣዮ Thanks for everything you do 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️💐💐💐💐💐💐💐 525 like ኣይትሕመቑ

  • @er-jw9vq
    @er-jw9vq 2 ปีที่แล้ว +33

    ጅግና ዋዕሮ ጋል ጥሮታ እንቃዕ ሓሳብ ልብኪ ሰመረልኪ መሬት ብኣኩም ጸኒሓ እንቃዕ ኣብዛ ዓመት በጻሕኪ። ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷)(🇪🇷)❤🇪🇷❤🇪🇷

    • @redseacamels9993
      @redseacamels9993 2 ปีที่แล้ว

      She is a giant and brave warrior. And you are excellent and special, because you doing a great job with your team. I love ❤️ you.

    • @er-jw9vq
      @er-jw9vq 2 ปีที่แล้ว

      @@redseacamels9993 እንግሊሽ ኣይፈልጥን እየ ሓቢቢ ትግርኛ ወይ ዓረብ በጃካ ዝጸሓፍካያ ዘለካ ድገመለይ የቀነለይ ወዲ ሪመይ💖

  • @kiflayandemichael5982
    @kiflayandemichael5982 2 ปีที่แล้ว +57

    ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር ብሂወት ዘለዉን ዝሓለፉን EMN ከኣ ነመስገነኩም ነቲ ካብ ባሕሪ ብማንካ ዘይተላዕሎ ታሪክ ህዝባዊ ግንባር ምሉእ ሓላፍነት ወሲድኩም ክትሰርሑ ንምሕጸን

  • @habtetareke9215
    @habtetareke9215 2 ปีที่แล้ว +23

    EMN ብተቕርብዎ መሳጢ ታሪኽ ኣዚና ነመስግነኩም ብጣዕሚ ታሪኽ ኣዴታት ሰውራ መወዳእታ የብሉን። ጓል ጥሮታ ዝተረፈ ዕድሜኺ ይባርኽ ኣምላኽ።

  • @abrahamfesshay5870
    @abrahamfesshay5870 2 ปีที่แล้ว +24

    ትብለጽ ዋዕሮ ( ጋልጥሮታ ነብሲ ) ክሳብ ናይ 7 ወርሒ ጥንሲ ሒዝኪ ኣብ ኩናት ክሳብ 17 ግዜ መውጋእቲ ኣጋጢምኒ ኢልካ ኣሎ ዘረባ መርኣያ ጽንዓትን ጅግንነትን እዩ ። ክምህ ዘይትብሊ ዋዕሮ፡ኩሉ ጸገምን,ቁርን ፡ኣሳሓይታን መኪትክዮ ተጋዲልኪ ጋል ህዝቢ ኣደ ጽንዓት፡ሓቦ፡ኒሕ ንበሪ ክበሪ ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና we are proud of you our Heroes long live

  • @sunnysideup5150
    @sunnysideup5150 2 ปีที่แล้ว +43

    There’s no one in the world that can compare with you Eritrean tegadelti deki Anisetiyo I’m proud of you please write a book my beautiful sister,thank you so much yonas,for letting me hear there stories 🇪🇷🇪🇷♥️🌹♥️🌹👍💪🏾🙏

  • @ራኤይዮውሃንስርኣዩ
    @ራኤይዮውሃንስርኣዩ 2 ปีที่แล้ว +2

    🙏ትብለጽ ትብለጽ ትብለጽ ካብ ኹሉ ብኹሉ ብልጽቲ 🙏ዋይ ኣደይ መዓረይ ኣቲ ክንደይ ክጥዕም ኤዩ እቲ ታሪኪ ኹሉ እቲ ጅግንነትኪ በሊ ኣነስ ደጋጊመ ኤየ ዝሰምዖ ዘለኹ ከማኽን በዓል ከምዚ ከማኽን ጅግንነቶም ጀጋኑ ተጋደልትናን ንኽሰምዖ እዘን እዝነይ ከፊተ ኤየ ዝጽበየኩም ብጅግንነትኩም ካብ ብልቢ ኤየ ዝሕበነልኩም ኡንቃዕ ንስኹምሲ ናትና ኣነውን ናትኩም ኮንኩ 🙏ንኣምላኸይ ዘመስግኖ 🙏ኣታ ክንደይ ክጥዕም ኤዩ እዚ ታሪኪ 🙏ትብለጽ ትብለጸይ ክብረት ይሃበለይ.🙏ወትሩ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንጀጋኑ ስውኣትና 🙏⛪️🕌🙏

  • @ራኤይዮውሃንስርኣዩ
    @ራኤይዮውሃንስርኣዩ 2 ปีที่แล้ว +26

    ዋውው ኣቱም ሰባት ክንደይ ክጥዕም ኤዩ ክትሰምዖ ከለኻ ጅግንነት ኤርትራውያን የሕዋትና ክብረት ይሃበልና 🙏እዚ ኤዩ ዘብለካ ኤርትራውንት ኹቡር መንነት 🙏⛪️🕌🙏

  • @zewdibeyene4712
    @zewdibeyene4712 2 ปีที่แล้ว +8

    ጅግና ትብለጽ ሐፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ተወልደ ሐጎስ 💪🏻💪🏻💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💐💐💐💐💐💐💐ሐዝሐዚና

  • @helenkidane763
    @helenkidane763 2 ปีที่แล้ว +17

    ጅግና ዋዕሮ ተጋዳሊት ትብለጽ ከም ሽምኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹❤😍💎💎🙏

    • @godblesseritrea2583
      @godblesseritrea2583 2 ปีที่แล้ว +1

      መደብኩም ደስ ዝብል ዩ ቀዳመይቲ ምርጫይ እያ ኮነሬል አሽመላሽ ጎይትኦም ዝበሃል ቅድም ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ዝነበረ ሕጅ ምስ ህዝባዊ ግንባር ዘሎ ንእሽተይ ከሎካ ካብ ሜዳ አስመራ እናአተወ ቡዙሕ ጅግንነት ይሰርሕ ዝነበረ ሰብ ሕጅ ከም ዝነገሩኒ ብሕማም ምኽንያት አብ ገዝኡ ዓቴኰዛን ዝበሃል አሎ ብህይወቱ ከሎ ታሪኹ ክንሰምዕ ደስ ምበለኒ

    • @sen-ayt7782
      @sen-ayt7782 2 ปีที่แล้ว

      @@godblesseritrea2583 ❤️🙏🏽
      ወዲ ኤረይ ጹቡቅ ሓሳብ ደዉለሉ ንዮናስ ክኸዶ ይኽእል እዩ ብጹሑፍ ኩሉ ኣየንብብዎን እዮም

  • @samharamen6278
    @samharamen6278 2 ปีที่แล้ว +43

    ክብርን ሞጎስን ን አርካናት ገድሊ🇪🇷💪
    ንስለ ኤርትራ ንእስነተን ዝሃብ አዴታትና
    ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ 🙏🏾 🇪🇷💪።

  • @bqse6142
    @bqse6142 2 ปีที่แล้ว +9

    ጅግና ዋዕሮ ደቂ ኤረይ ኤርትራውያን ምዃና ካብዘን ሰብ ቅያ ምፍጣርና የሔብነና የኹርዓና
    ገዲም ተጋዳሊት ዋዕሮ ትብለጽ ተወልደ ጓል ጥሮታ ኣንበሲት በዓልቲ ቅያ ታሪኽ ንበሪ ሓርበኛዊት ኣብነታዊት
    ክብርን ሞጎስን ደበስን ንስዉኣትና
    ዮናስ ነኽብረካ ጋዜጠኛ ሕቶታትካ ደስ ዩ ድብለኒ ኩልኹም EMN ሰራዕቲ መደብ ብልቢ ነመስግነኩም ኣጆኹም ኣለና ኣብ ጎኖኹም የቐንየልና ስለ ኹሉ ማኣድታትኩም
    ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ !!!
    ✊🇪🇷💪🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @atakltielias
    @atakltielias 2 ปีที่แล้ว +1

    ዎው መዳርግቲ ኣልቦ ጅግንነት ጀጋኑ ተጋደልትና፡ እንቋዕ ነዚ ኣርኣየኪ ዋዕሮ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ፡ ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና፡ ዕድመን ጥዕናን🙏 ክብርን ሞጎስን ንኹሎም ብሂወት ዘለዉ ጀጋኑና ዓወት ንሓፋሽ✊🏽🇪🇷.
    ምስጋና ንኩልኹም ኣዳለውቲ ዚሰነድ ጅግንነት።

  • @ዋርሳይወዲይከኣሎ
    @ዋርሳይወዲይከኣሎ 2 ปีที่แล้ว +19

    Welcome EMN 🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷 ታሪክና ዝስንድ ዘይነበረ እልና መኣንታ ከብድና ንሃርር ነርና ህጂ ግን ተስፍ ኣለና ሳላ EMN

    • @jossyaferhom305
      @jossyaferhom305 2 ปีที่แล้ว +1

      @warsay yikealo
      Zigerim eyu hakika anewin yesekifeni neru hiji gin ufffff yibl aleku ayy ewe jigninet

  • @berhanetewolde3247
    @berhanetewolde3247 2 ปีที่แล้ว +30

    ደቂ ኤረይ ታሪኽና ይትረኽ ኣሎ።ንሕና ድማ ታሪኽን ቅያን ጀጋኑና ተጋደልትናን ዋርሳይን ሰሚዕና:ክንሕበነሉን ሕድሪ ተቐቢልና ኣለና ንሃገርና ክንብል ይግብኣና።ሃገርና ብኸቢድ ዋጋ መጺኣ።ብኸቢድ ዋጋ ድማ ኣውሒስናያ።ስለዚ ኣለና ንሃገርና ንበል።

  • @shamsuleman4427
    @shamsuleman4427 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑና ቅያ ጅግንነትክን መዳርግቲ የብሉን! ሓንቲ ሪኢቶ ግን ኣላትኒ ኣብ ቃለመጠይቅ ናይ ጀጋኑና ኣምሓራ ትብል ቃል ብጣዕሚ እያ ትደጋገም ኣምሓራ ግን ሓደ ክፋል ናይ ሙሉእ ኢትዮጵያ እዩ። ይርዳኣኒ እዩ ንሰራዊ ኢትዮጵያ ንምግላጽ ሙኳኑ ወታሃደራት ኢትዮጵያ ካብ ሙልእ ኢትዮጵያ ዝተዋጸኡ ሞቅጸሪ ዘይብሉ ሰራዊት እዩ ነይሩ። ስለዚ በቲ ሓደ ወገን ነቲ መሪር ቃልስና ናብ ሓደ ጸቢ ዓንኬል ነውርዶ (ነንእሶ) ኣለና ምስ ኣምሓራ ጥራሕ ኣይኮናን ተዋጊእና ምስ ዓባይ ሃገረ ኢትዮጵያ ኢዩ ነይሩ። ብካልእ ወገን ካኣ ንሓደ ቤሄር እንዳኣልዓልካ ምዝንታው ነቲ ዝምድና ሃስዩ እዩ እሞ ኣምሓራ ትብል ብሰራዊት ኢትዮጵያ ወይ ደርጊ ወይ ካኣ ጸላኢ እንተዝባሃል ምሓሸ ባሃላይ እየ።

  • @ariammehtsun8232
    @ariammehtsun8232 2 ปีที่แล้ว +4

    ጓል ጥሮታ ብርክቲ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ። ሙቁሉልነትኪ ኣብ ምምሕዳር ማይ ተመናይ እየ ዝዝክሮ እሞ ኣጀኪ በርትዒ ኢኪ🇪🇷🇪🇷💪🏽🇪🇷💪🏽❤️❤️❤️

  • @mehretwoldai9237
    @mehretwoldai9237 2 ปีที่แล้ว +11

    ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኹም ንዛ ንረግጻ ደለና መሬት ሂወትኹም ጉልበትኹም ከፊልኹም አረኪብኹምና ሞሳን ክብርን ይግባአኹም ኢዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ኩሉኹም ጀጋኑና። ዩናስ ድማ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ አጆኻ።

  • @mibrakhagos
    @mibrakhagos 2 ปีที่แล้ว +6

    ኢኤምኤን ብጥዕሚ ኢኩም ንፉዓት። ታሪኽ ክስነድ ጥራይ ኣለዎ፡ ዝሰምዖ ኣይስእንንዩ ምስናዱ ጥራይ ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @eriellta838
    @eriellta838 2 ปีที่แล้ว +8

    ጋል ጥሮታ ዘይትሕለል ወራር ወያነ ምስ ጀመረ ብረት ሒዛ ክትሕልዉ አብ ከባቢ ዕዳጋሓሙስ ይዝከረኒ ክብርቲ ተጋዳሊት ጋል ጥሪታ ዕድመን ትጥዕናን ይሃብኪ ።

  • @sabaarafaine5451
    @sabaarafaine5451 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ዋዕሮ ሳላ ጅግንነትክንን መስዋእትኽን ብጅግንነትክን ተሓቢና ኮሪዕና ኤርትራውያን ንበሃል ኢልና ደረትና ነፊሕና ርእስና ኣቅኒዕና ምስ ዓለምና ተሰሪዕና ንከይድ ኣለና ተሓበኒ ጅግና ዋዕሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ🙏❤🇪🇷

  • @yodittsegay5034
    @yodittsegay5034 2 ปีที่แล้ว +10

    Thank you for your services Eritrean heroes. I don't have any words to appreciate you how you work hard for our country. You are a women of your word and you’ve always done exactly what you have said and you’re a woman of honor. Thanks you again and again.

  • @wladsawawarsay275
    @wladsawawarsay275 2 ปีที่แล้ว +12

    ዋዕሮየ💗💖🇪🇷🌾🌻🍀☘🌸🌺🌿🌼💪❗ Yoney ka keep going bring all our irreplaceable Heros & Heronies. So that all the miraclous history of E
    .P.L.F will be caried on for generations and generations!
    "PROUD TO BE ERITREAN" (Victory to the Masses; ዓወት ንሓፋሽ!)

  • @kibreabwedixge667
    @kibreabwedixge667 2 ปีที่แล้ว +33

    ካባኽን ምዉላደይ የኹርዓኒ ዘየብረናክን ክኣ የጉህየኔ።

    • @m.g5367
      @m.g5367 2 ปีที่แล้ว

      Nai lomi endmo abidna

    • @samisami8754
      @samisami8754 2 ปีที่แล้ว

      Kid ewa hadami kid tray afti zelekayo kedm kedami

  • @zakariasberhane4383
    @zakariasberhane4383 2 ปีที่แล้ว +17

    Eritrawi kubur meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾🐪🐪🐪❤️❤️💕💕✊🏿✊🏿👍🏿👍🏿👍🏿❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @habtomtsehaye3518
    @habtomtsehaye3518 2 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ኩሉ ታሪክ የሕሊፍክሰ 4 ወሊደ ምሰ በልክሰ ኣሰይ ክንደይ ደሰ በለኒ ታሪክ ይሕሊፍኪ ኢከ እሞ በረኸት እግዚአብሔር ይዕሰሎም ዉሉድኪ ኣደ ጀግና እዩም

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 2 ปีที่แล้ว +1

    ብልጽቲ ከም ሽምኪ ጂግና 💕🙏🏽ተጋዳልት ዕዲመን ጥዕና ይሃብኪ ኣምላኽ ብጻዕርክ ደምጻክያ ዓዲ 🌹❤️🌹❤️🌹❤️🌹❤️🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @teklitteklit5551
    @teklitteklit5551 2 ปีที่แล้ว +6

    ናይ ብሓቂ ጥዑም ዕላል ደስ ዘብል ። ካላኣይ ክፋል ኣስማዓና

  • @biniamhabte6148
    @biniamhabte6148 2 ปีที่แล้ว +12

    ብቃላት ዘይግለጵ ጅግንነት መመሊስካ ክትሰምዖ ዘደንጱ ጓል ጥሮታ ሓንቲ ንጀጋኑ ኤርትራዉያን ወኪል እያ ብዙሕ ታሪክ ካብቲ ዝሓለፈቶ ጵንኩር ኩናት ከም ዘለዋ ተገንዚበ ካልኣይ ክፋል ጥራይ ዘይኮነስ ብቀጳሊ ክፋላት ክትመጳና ብትሕትና ንጵበ ክብርን መጎስን ንስዉኣትና🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍👍👍🌷🌺🌹🏵🌷🇪🇷👍🙏🌺🌹🏵🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hareguyemane9075
    @hareguyemane9075 2 ปีที่แล้ว +16

    I am proud to be Eritrean!!!!💯💯💯💞💞💞

  • @ggmm2340
    @ggmm2340 2 ปีที่แล้ว +12

    Amazing story and heroism. My question would be, it’s great that she has an “Administrator” position but don’t you think she has earned a military title too? I would say, she is a Cornel to a Brigadier General in my mind. Thank you for all the service!!!

  • @mulughetaadhanom2091
    @mulughetaadhanom2091 2 ปีที่แล้ว +4

    ዝተረፈ ግዜኺ ይባርኸልኪ ፈጣሪ Eritrean Net work ድማ ሃየ ተጓየዩ ጀጋኑና ብሂወቶም ከልዉ ታሪኾም ክንሰምዕ,,,፨፨፨፨

  • @yodit1991
    @yodit1991 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ መወዳድርቲ ዘይብሉ ታሪኽ ጅግንነት፣ ክብርን መጎስን ይሃብኩም ዋዕሮ ከማኽን የለን። በጃኻ ካልኣይ ክፋል ግበረላ ካልኦት ብጾታ እውን ከምኡ ኣቕርበልና ዮናስ ፋርስ ክጸውይሉ ኩሉ ክፈልጦ እቲ ውዕሎ ጅግንነት።

  • @rufta.
    @rufta. 2 ปีที่แล้ว +2

    I Love gal Tirota. Ab Maytemenay Amehadarit keleki ndege ferimkiley. Salaki biayer wetsia ab Norwey yrkeb aleku. Kab kertet mengedi Sudan adhinkna Ms Rakuki tehagusi . Bezi agatami khbreki Kuluna Meneseyat Nfetweki. Ab dege zelena btsuk nzkreki. Tesfa ngebr adba Ms atena knrekbeki. Adreski ente rekibna . Adena haftna Mkllti tegadalit gal troto Shikor GBU 🙏🇪🇷❤ wetru Awet Nhafash ::

  • @saronteame773
    @saronteame773 2 ปีที่แล้ว +4

    ከምዚ ዓይነት ታሪክ ክሰምዕ ደስ እዩ ዝብለኒ ሓቀኛ ታሪክ ሰለዝኮነ ኣብ ሆሊሁድ እንተዝስራሕ ኦስካር ምወሰደ እዚ ዘሕብን ታሪክ ብዝሕ እዩ ዘዘክረኒ ካብ ይካኣሎ ናብ ዋርሳይ ወረስ ተወራረስ ኩራዕ ወዲ ኤረ ጋል ጡሮታ ንስክን ከምዚ ከማክን ጀጋኑ ኢለክን ኣለኩ።

  • @abebaderar8298
    @abebaderar8298 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዕላል መመሊስካ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ጋል ጥሮታ ጀግና ናብራኺ ደቅኺ ይባሩኽ አብ ካልአይ ክፋል የራኽበና EMN ከአ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ቀጽልዎ

  • @astergebreab3965
    @astergebreab3965 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ሽኮር ኣርካናት ኣዴታትና ክብረትና 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @eriellta838
    @eriellta838 2 ปีที่แล้ว +9

    አብ ቐጻሊ ወራር ወያነ ከመይ ነበረ ከተዘትወልና አምጻአልና

  • @ghirmeso98
    @ghirmeso98 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ኣዴታትናን ኣቦታትናን ዘለኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ነዓኹም:: Eritrea media network dima ልባዊ ምስጋና:: please Keep it upp.

  • @anbesatesfay1716
    @anbesatesfay1716 2 ปีที่แล้ว +1

    ገዲም ጅግና አዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ አሜን። አነስ ብኻ ምሳኹም ተወሊደ አብ ግዜኹም ዝነበረ ታሪኽ ክሰምዕ ከለኹ ምስ ናይ ሎሚ ምዉላደይ ማራ ዩ ዘጽላኒ✊🏽✊🏽

  • @maitemenai7307
    @maitemenai7307 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑ ተጋደልትና ንእስነትክን ወፊኽን ናጽነት ዘምጻአክናልና። ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰማእታትና።

  • @tsigehanaasefeha2547
    @tsigehanaasefeha2547 2 ปีที่แล้ว +1

    Dear Mr Yonas,
    Your programme is amazing for years I have been waiting to hear like those excellent story of our hero sister,s and brothers.
    Second gual tirota, you are a star our beautiful sister. There is no word to describe how you were in gedly; been a mother and sister to give a booster to your bizot. Waw story like must be recorded in Guinness World record.
    May God bless you and your family.
    I am very proud of you. Tebae gegina haftey
    Please please EMN keep searching because there are thousands story hidden that need to be recorded.
    Thank you so much.

  • @abogida669
    @abogida669 2 ปีที่แล้ว +2

    Wawwwww I'm so happy to see you gal tirota brkiti fithawit kulu zeyegma waero ab mimhdar Godayf eiye zifelteki edmen tienan yhabki ketsiyo 🙏🙏🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eritreanabey5628
    @eritreanabey5628 2 ปีที่แล้ว +11

    Jegna waiiro, we are proud of you. We are so thankful for your ultimate sacrifices. We are Eritreans because of you .
    Yonas thank you for everything you and your colleagues are doing. Please please give them more time as you may not get them again these heroes.
    Awet Nihafash

  • @ኤርትራዉነትዘይስዓርመንነ
    @ኤርትራዉነትዘይስዓርመንነ 2 ปีที่แล้ว

    ብመጅመርያ ሰላምታ ጋል ጥሮታ ሙሉአ ጥዕና ይምነየልኪ። አማሓዳሪት ማይ ተመናይ ከሎኺ ናይ ብሓቂ አየ ዘድንቀኪ ሓላይት ኢኺ ጽጉም ሕብረተሰብ ይርዳኪ አዩ። ካብ ሓልዮት ዝተበገሰ ጽጉማት ሕብረተሰብ ትሕግዚ ኔርኪ።ብቃልስኺ ዉን ተባዕ ጅግና ኢኺ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ። ብምቅጻል ድሕሪ ምቅያርኪ ካብ ምምሕዳር ማይተመናይ ወዲ አበራ ዝባሃል አማሓዳሪ መጺኡ ሕልና አልቦ አማሓዳሪ ሓደ ድቃላ ወዲ አምሓራይ ወዲ አበራ። አዚ ሰብ አዚ ገዛ ሃቡኒ ክብል አብ ንያላ ሆቴል ንባዓል አዮብ ሓሊባይ ክልምን ክመላለስ ከም ዘይዉዕል ዝነበረ ጸገሙ ምስ ርሃዎ ድኻ ህዝቢ ኤርትራ ከበሳብስ ገዛዉቲ ከዕኑዉ አዩ ተጋዩ አንዳ (ስታዉያንን ካልአ ቦታን) የዕኒዎ ብዙሕ ህዝቢ ፋሕ ኢሉ መዕቀሊ ሲኢኑ ገሊኦም ዓቅሚ ሲኢኖም መዕቀሊ ዘይብሎም ተሪፎም መይቶም ነዞም ዘከላበቶም ህዝቢ ገሊኦም/ ገልኤን ጀጋኑ ተቃለስቲ አዮም ኔሮም ጽጉማት ፡ ገሊኤን አንስቲ ስዉአት ገሊኦም ድማ ድኻታት ሕብረተሰብ ምዕቀሊ ጌሮም አብ አንዳ( ስታዉያን )ይነብሩ ኔሮምዕሱብ ወዲ አምሓራይ ወዲ አበራ ግዝየ ክወግሕ አዩ ከምዚ ጸልሚትዎ ዘሎ ዝቅጽል ከይመስሎ አብ ምዓልቱ ብዝገበሮ ኩሉ ክሕተት አዩ ወዲ አበራ ድቃላ አምሓራይ ከምቲ ተጋዲለ ኢሉ መጃሃሪ ዝገብሮ ዝነበረ አቲ ገድሊ ናቱ ንኸብዱ ን ስድርኡን አዩ ተጋዲሉ አንበር ንሕብረተሰብ ኤርትራ ሓራ ከዉጽአ አይኮነን ተጋዲሉ አሞ ። ለማኒ ልሓሲ ምዓኮረ አዮ ሓሊባይ አዩ ኔሩ ።ድሕሪ ምዕናዉ ወዲ አምሓራይ ወዲ አበራ ብዘይ ሓሰብናዩ ሃጽ ኢልና ንስደት ወጺና ሕጂ ምስ ሙሉአ ስድራይ አብ ኢሮጳ ይርከብ። አነ ዉን ንሃገር አካለይ ሂበላ ዝነበርኩ አየ ግን ብዓል አዚኦም ንኸብዶም ዝተጋደሉ ብዓል ወዲ አበራ ህዝቢ ሃጽ አቢሎሞ።

  • @simontheodros663
    @simontheodros663 2 ปีที่แล้ว +1

    What class Eritrea women fighter.You are a hero and roll model of Eritrea.Thsnkd for your service.

  • @bashailema9043
    @bashailema9043 2 ปีที่แล้ว +3

    Thank you for your service to Eritrea! I wish you a long life!

  • @natsenetteshome3675
    @natsenetteshome3675 2 ปีที่แล้ว +9

    ጀጋኑ ተጋደልቲ ህዝባዊ ግንባር መዳረግቲ የብለን ጀጋኑ ተባዓት ቆራጻት ወዘተ ኣብ ዓለም መዋዳደርቲ የብለን

  • @ermiasb5124
    @ermiasb5124 2 ปีที่แล้ว +9

    ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን

  • @edentecle818
    @edentecle818 2 ปีที่แล้ว +7

    Thank you for your service eritrawit waero 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷

  • @asmaramelody3153
    @asmaramelody3153 2 ปีที่แล้ว +19

    No one else morally deserves a recognition in Guinness World Records other than this woman. There are no words to explain the bravery and courage of this Eritrean hero; involved in wars more than 150 times, 17 times wounded, during her 17 years of her military career. We are grateful for your sacrifices and bravery! We expect there to be a part two to this video.

  • @berhanesolomon8915
    @berhanesolomon8915 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ዋዕሮ ፡ ጅግናነት ህዝባዊ ግንባር ትሓደ ካብቲ ሓደ ዘይባላለጽ ምስትንክራዊ ዝኮነ ዓወት ኢዩ፡ ብፍላይ ታራ ደቀንስትዮ ከኣ ተንቲንካ ዘይውዳእ ኣብርእሲ ምኻኑ ነቲ ተጋዳለይ ጥራይ ዘይኮነስ ነዚ ሓዱሽ ወልዶ ውን መራልን ሓቦን ዘስንቅ ኢዩ፡ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ፡ ሰላምን ቅሳነትን ንሃገርናን ንጎራባብትናን እግዚኣብሔር ኣምላክ ይሃበና ፡

  • @er3137
    @er3137 2 ปีที่แล้ว +4

    ኤርትራዊት ጓለንሰይቲ ብተፈጥሮኦ ወዓሮ ኢያ
    ንሃገራ ሂወታ ኢያ ተሓልፈላ i love you 😍 ሃመማዲኤ፡🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷🕊🇪🇷

  • @akilehab377
    @akilehab377 2 ปีที่แล้ว +1

    We all came from a woman, but I came out from #Eritrean woman & I'm proud of it. Thank you EMN & btseiti Tiblets. We need at least one more part. Thank you in advance. Glory to our beloved martyrs.

  • @kidanear5784
    @kidanear5784 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ጓል-ጥሮታ ጅግና!!!!!!! እሪጋ። ሓላፊተይ ስለዝነበረት ብቐረባ እፈልጣ ኢየ። ሽዑ ዝስማዓኒ ዝነበረ ኣድልዎ ኣብ ልዕሊኣ ኔሩ ኢለ ዝኣምነሉ ሓደ ሓቂ ኔሩ። ጓል-ጥሮታ ብዝነበራ ብቕዓታን ጅግንነትን ሓይሊ ጥራይ ዘይኮነስ ብርጌድ ውን ክትበጽሕ ትኽእል ኔራ። እቲ ዝገርም ግን ኩሉም ምዛኑኣ ጥራይ ዘይኮነስ ትሕቲእ ዝነበሩ ረረጊጾማ ሓላፍነት ይወስዱ ኔሮም። ኣብ ልዕሊኣ ደስ ዘይብለኒ ይዕዘብ ኔረ።

  • @peaceandlove684
    @peaceandlove684 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋዕሮ ጀግና ኤረትራዊት እንኳዕ ናጽነት ክትርኢ አብቃዓኪ።

  • @biniam5667
    @biniam5667 2 ปีที่แล้ว +5

    EMN ሚድያ
    ጽብቅ ስራሕ !
    ኣብ ቀጽሊ መዳባትኩም ንታሪኽ ኤርትራ
    ንታሪኽ ህዝባዊ ግንባር ሻዕቢያ ከምዚኦን ዓይነት ጁጋኑና ክትምጽእልና ንለብውክም።

  • @mulugetakidene4681
    @mulugetakidene4681 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ሓርቤና ጋል ጥሮታ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ

  • @alekueyezebl701
    @alekueyezebl701 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ኣዴና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ሕቶም ኣላትኒ ንኣዳለውቲ እዚ መደብ ታሪኽ ጅግንነት ኤርትራውያን ነዚ ሕጂ ዘሎ ወለዶ ምንጋርኩም ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኩም ክቀጽልዎ ክኣ ክብለኩም ይደሊ ኣብ ቀጻሊ ከተምጹልና ንሓተኩም እንዳቦይ ሓደራ ዝብሃሉ ስድራ ዓዶም ገዛ ከርመድ ዓይላ ጉንደት እታ ስድራ 12 ወሊዳ እቶም 8 በጃ እዛ ሃገር ተሰዊኦም እቶም 2ብግፍዒ ደርጊ ተቀቲሎም እቶም ክልተ ብዘይ ዘተፈልጠ መይቶም ኣደ እዞም ስድራ በይና ሕማቅ መሪር ሓዘን ተሐልፍ ኣላ ሰብኣ ውን ምስቶም ደቁ ነዛ ሃገር መስውኣቲ ከፊሉ ስለዚ ነዛ ኣደ ከይድኩም ሓቲትኩም ተገዲስኩም ታሪኽ ስውኣት ደቃን ኣቀታትላ ደቃ ብግፍዒ ደርጊ ከተዘንትውልና ብኽብሪ ንሓተኩም ኩቡራት ኣዳለውቲ መደብ

  • @zerayhabtu3193
    @zerayhabtu3193 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣምላክ ንሃገርናን ህዝብናን ይባርክ

  • @daniel.j9062
    @daniel.j9062 ปีที่แล้ว

    There's no words to describe our heroes for what they have done and continue to do so to defend Eritrea ( Hagerey)
    To our Heroes, we admire, idolize, and honor you for your courage, outstanding achievements, sacrifices, and your noble qualities !!
    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤

  • @amanabebe6284
    @amanabebe6284 2 ปีที่แล้ว +6

    እቲ ኤርትራ ዘይትሰዓረሉ ምክንያትን ሚስጥርን እዚ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጋል ጥሮታ ጅግና

  • @koryakahsay956
    @koryakahsay956 2 ปีที่แล้ว +2

    ጅግና ጋል ጡረታ ደስ ዘብል ትራኸ ናይብሓቂ ብቃላት ክትገልጾ ቀሊል ይመስል ግን ዝኾነ ፍጡር ክጻወሮ ዘይክእል ኢኹም ሓሊፍኩም ንበሩልና ክበሩልና ግን ኤሱ ጻምኦም ክፍለልና ሓደራ

  • @nebu5224
    @nebu5224 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀጋኑና መስተንክር ታሪኾም 🇪🇷❤
    ዮናስ ሓውና ናይቲ ኣብ ሜዳ ዝወለደቶ ግን ኣይሓተትካያን ኣብ ዝቕጽል ንጓል ጥሮታ ብስፍሕ ዝበለ ብሃንቀውታ ንጽበየካ ።
    ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ሰማአታትና ኣወት ንሓፋሽ 🇪🇷

  • @tesfalemgebremichael5525
    @tesfalemgebremichael5525 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ጅግና ዋዕሮ
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @kidanebahiakesete7350
    @kidanebahiakesete7350 2 ปีที่แล้ว +6

    Nsle bètatalent zkonet tray nebsa eba part 2 aqrbelna bezeterefe selam wesenay yonasa good jobs 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌

  • @wedidrar1074
    @wedidrar1074 2 ปีที่แล้ว +5

    ዋዕሮ ጋል ጥሮታ ነብሲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እምበር ሸፋቱ ተባሂልኩም ብጣዕሚ ዘሕዚን

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 2 ปีที่แล้ว +8

    Jeganu ny behkie 🥰🥰🥰👏👏👏ezie journalist ka kinfe 👍👍👍💯💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ybrhane130
    @ybrhane130 2 ปีที่แล้ว

    ትብለጽ ናይ ብሓቂ ብልጽታቲ ጅግና፡ 🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤ዬኒ የቀነልና ቀጽሎ በጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ኢዬ።ካልኣይ ክፋል ግበረልና ፡ ብዙሕ ታሪኽ ኣለዋ ፡ታሪኽና ይስረቅ ኣሎ ።

  • @danieluk3151
    @danieluk3151 2 ปีที่แล้ว

    Serahti Kiya Ertrawiyan deki anstyon deki Tebaetyon , waero Tegadalit gual tirota edmen tienan yhabki fetari, kbrin mogesn n suwatna awet nhafash EMN kemziom aynet jeganu tegadelti nwih zbele gze habuwom ekum, n abalat EMN kea xubuk medeb well done 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤️

  • @eritrealove119
    @eritrealove119 2 ปีที่แล้ว +1

    I am so proud of you 👍 our hero ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷thank you for your sacrificed 🙏

  • @himantesfasghi2642
    @himantesfasghi2642 2 ปีที่แล้ว

    Edmen Tienan Yhabki Jigna Hafteyy 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷💐💐👍👍

  • @sahleamanuel9435
    @sahleamanuel9435 2 ปีที่แล้ว +2

    Kem nay eritreawiyan tarik befxum yelen. Anbesit waeri 💪💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤

  • @berea.5579
    @berea.5579 2 ปีที่แล้ว +2

    Great admiration and respect for the heroism of all the eritrean liberation fighters,EMN u doing great job keep it up

  • @shalomfilmon2596
    @shalomfilmon2596 2 ปีที่แล้ว

    ፅብቅቲ ሀፍተይ ጅግና ኢኪ እሞ እድመን ትእናን ይሀብኪ ተሌፎና ተትግብርሉ ክኣ ፅቡቅ

  • @kdstimesfn1059
    @kdstimesfn1059 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ሰምዕካ ዜይ ትጴግቦ ጅግንነትክን ክያኽንን ኣርካናት ጀጋኑ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራ ዕድመ ንእስነትክንን ሂወትክንን ዝወፈኽን ነኤርትራን ህዝባን ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን መጎስን ምስጋናን ይግብኣክን ዕድመን ጥዕናን ንዘለኽን🇪🇷💪 ዝክረ ሰማእታት ዝልኣለዋዊ ዝኽርን ክብርን ምስጋናን ሞጎስን ንስውኣትን ንስንኩላትን ኤርትራ🇪🇷💪ብራቮታት ኤርትርያን መድያ ኣጅኩም በርትዑ ንድሕሪት ምላስ የለን ብዝተዓጳፈ ክትምዕብሉን ክትብልጵጉን ክትዓብዩን ይምነየልኩም ንዘልኣለም ባይነት መጵሓፍ ይኹን ብፍልም ብዝተፈላለየ ክትዓብዩ ናይ ወትሩ ሕልመይን ድሌተይን እዩ ኣብ ጎንኹም ከኣ ኣለና ኩሉ ብኣኹም ዝሕተት ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 🇪🇷💪

  • @lemlemseyoum6476
    @lemlemseyoum6476 2 ปีที่แล้ว +1

    I am glad she is alive to tell the story..thank you my Hero. We are very proud of you thank you.
    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👏👏👏👏

  • @germaytesfay5252
    @germaytesfay5252 2 ปีที่แล้ว +6

    ብዛዕባ ታሪኽ ጥርጥር የብልናን ግን አደንጉኽሞ ሕጅውን ማይ አይሐለፎን እሞ ቀጽልዎ ዕድመንጥዕናን ይሃብኪ አዴና

  • @Fache.
    @Fache. 2 ปีที่แล้ว

    Jegninat daqnastyo eritreawin medaregti yabelun Amlek edman tenan yehabkin 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊💪💪💪💪💪😘

  • @futsumteferi4341
    @futsumteferi4341 2 ปีที่แล้ว +5

    I remember you, Gual Teirota. Yor're one of the most heroes. I went school with you" Military Academy" in 1986 Apolo/ Nakfa\.

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 2 ปีที่แล้ว

    Thanks guwal Erey mis jeganu bixetiki
    Kiborin mogosin ni jeganuna
    Awet ni Hafash
    Thanks Yonas mis bixotika semikayo zey mino tarik 🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️🇪🇷

  • @senaitte3424
    @senaitte3424 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
    EPLF forever I love you every single one of youTegadelti
    ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @dawedgherense7580
    @dawedgherense7580 2 ปีที่แล้ว +1

    ጀግና ዋዕሮ ጓል ጡረታ ብዙሕ ታሪኽ ክትገልጽ ከም ትኽእል እምነት ስለዘሎኒ እንደገና ክትመጸአ

  • @soloyoha01
    @soloyoha01 2 ปีที่แล้ว +1

    Big respect and thankful Gual Tureta 🙏. Good job EMN. I hope minster Yemane learing something from you guys than spending his time in Twitter.

  • @merongebremeskelmengis5260
    @merongebremeskelmengis5260 2 ปีที่แล้ว

    Thank u deki eire ab 80n gelen zweledeto wedas abey alo ykewn

  • @habtom5113
    @habtom5113 2 ปีที่แล้ว +3

    ኤርትራዊ ትም ኢሉ ኣይኮነን ብኤርትራውነቱ ዝምካሕ 🇪🇷👌👍👍👍

  • @eriellta838
    @eriellta838 2 ปีที่แล้ว +2

    ዕላላ ጥዕም ቐጻሊ አቕርብዋ

  • @thomasteferi4378
    @thomasteferi4378 2 ปีที่แล้ว +4

    ማህጸን ተፈቲኑ : አምላክ ክአ ቁዱስ ፋረ ሂብና !
    ከምዚ ክትሰምዕ ማራ የሐጉስ
    ተጋዳላይ ዘይድገም ፉጥረት !

  • @ta-sy6up
    @ta-sy6up 2 ปีที่แล้ว +2

    God bless you my sister and Ur Family 🇪🇷🙏🌷💜🌿🇪🇷👏

  • @fn7619
    @fn7619 2 ปีที่แล้ว +1

    አምላኽ ዝተረፈ ዕድመክን ብጥዕና ይሐልክን።🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @aaaafjtgi3807
    @aaaafjtgi3807 2 ปีที่แล้ว +3

    GOD BLESS YOU 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹

  • @ZYosef-sd7wu
    @ZYosef-sd7wu 2 ปีที่แล้ว

    Thanks for this great interview Yonas. This is quite a remarkable narratives with this heroic woman, Teblets, Gual Turota. Please, let all these women be interviewed very thoroughly to document their narratives for history. Please interview her again. Much respect.
    She is right. All this history has to be done in a very concerted way. By the government, by the university or even by a special organization. It should be part of the curriculum to educate the young about our history of revolution.

  • @asmeretsolomon4694
    @asmeretsolomon4694 2 ปีที่แล้ว +4

    Jigna gual Eri I’m proud of you salakum jeganuna Eritrean people we love ❤️ gual Eri edmen tinan yimine 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @akhberetkibreab6571
    @akhberetkibreab6571 2 ปีที่แล้ว +3

    🌟🇪🇷⛪I love you deki Eriy 🕌🇪🇷🌟✊🥛✊🌟🥰🥰🌟

  • @abrahamtesfai6597
    @abrahamtesfai6597 2 ปีที่แล้ว +5

    Some times it is very difficult to be an Eritrea. The degree of guiltiness and worthlessness i feel when i hear all this incredible events. Every of us will die but people like her will never die, they will live on forever, because they done something worth life and beyond. I think you EEN. Please keep doing what you are doing and if there is a need for financial support, please do so. Thank you!!!!

  • @tadeseyonas9130
    @tadeseyonas9130 2 ปีที่แล้ว +2

    merhaba brkti halal eritrawit ade edmen tenan yhabki fetari aboyy amien bahaqi

  • @eritrea6227
    @eritrea6227 2 ปีที่แล้ว +4

    Adey Eritreawit jigna nay jiganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐫🐫❤️❤️🌹🌹🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷