ትግራይ ጸላእታ ገሊሃ ኣብ ዓለም ክብራ ኣረጋጊጻ ክትነብር ዘኽኣለ ጅግና ወሊዳ ኢያ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 75

  • @እምነት-ጀ6ጐ
    @እምነት-ጀ6ጐ 3 หลายเดือนก่อน +13

    ተባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏

  • @kebedetilahun7940
    @kebedetilahun7940 3 หลายเดือนก่อน +5

    ብሬ ሐቂ እዩ ጆኖሳይድ አብ ትግራይ ተፈጺሙ ዝብል ጽንዓት ምውጻኡ ዘሕጉስ እዩ

  • @tadesewoldu445
    @tadesewoldu445 3 หลายเดือนก่อน +11

    ብርሂን ክንዲ ሽሕ ፈታዊ ማንነቱ ንበረልና💪💪💪💪

  • @CggFge-xf3pi
    @CggFge-xf3pi 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለካ ፅብቅ ሰራሕ ዩ ቀፅለሉ ህዝቢ ኤረትራን ትግራይን ሓድኦም ጠፊኦም ሓድኦም ክነብሩ ኣይክእሉን ሓደ ነገር ክንፈልጦ ዝግበኤና ግን ኑፅህ ልብን ሐደሸት ሓሳባትን ዝዉንን መንእሰይ ክንፈጥር ክንክእል ኣለና ብሓፊሻ ሰላምን ቅሳነትን ንክልትኡ ህዝቢ

  • @TeweldeMahari
    @TeweldeMahari 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሰላምካ ይብዛሕ ብርሃነ ክብረ ኣብ ክቡርን በሊሕን ለባምን ሓውና ቃልስኻን ድኻምካን ራዕኻን ዓላማኻን ክዕወት ፍረ ኣፍርዩ ናብ ቆፎ ከኣቱ ኣብ ዓስርተ ሓደ ሰዓት በጺሑ ኣሎ ኣዮኻ ኣዮኻ ኣዮኻ ናይና ደቂ ኣባት ኣግዓዝያን ተጋሩ ክንዕወት ኢና።

  • @zerugebrekidan3970
    @zerugebrekidan3970 3 หลายเดือนก่อน +1

    በዓል ፅኑዕ መትከል ኣንበሳ ብርሃነ ክብረኣብ; ኣብ መትከልካ ጥራይ ርገፅ ጊዜ ክቕየር ዩ::እዚ ክልተ ህዝቢ እዚ ናይ ጊዜ ጉዳይ ምበር: ናብ ናይ ጥንቲ ሕውነቱ ተመሊሱ ክተሓቓቖፍ ከም ዝኾነ ከይትጠራጠር ምኽኒያቱ ናይ ህልውና ጉዳይ ስለ ዝኾነ::

  • @negasihagos9864
    @negasihagos9864 3 หลายเดือนก่อน +2

    ደሃይ መንእሰያት ናይ ለባማት ሚድያ

  • @taddisuab9081
    @taddisuab9081 3 หลายเดือนก่อน +4

    You are doing a Nation, Go a head.

  • @MulubrhanYalemshet
    @MulubrhanYalemshet 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብርሃነ አብዚኣ ጥራሕ ረጊፅካ ቀፅል ። እቲ ሽግር አብ ክልቲአን ውድባት ዝነበረ አፈላላይ እዩ መሠረቱ ። ንሱድማ ናብ ምውጋእ ክወሰደና ግድን አይነበረን ።

  • @HirutSeyoum-c7p
    @HirutSeyoum-c7p 3 หลายเดือนก่อน

    አማራ የአክሱምውያን ተላላኪዎች ነበሩ የሚባለው ዕውነት ነው የሸዋ ነገስታትማ አገር እየሸጡ አንድ ህዝብ ለሁለት ከፍለው የኖሩ ናቸው መቼም ታሪክ ዘግቦታል

  • @enroute3
    @enroute3 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብርሽ ተባዕታይ፡ ናይ ኣቦታቱ ዝወርስ!

  • @asmaraeritrea29
    @asmaraeritrea29 3 หลายเดือนก่อน

    ብርሃን ቆንዳፍ ጋዕጋዕ ረሳሕ ዓሌት ትግራዋይ ኢኻ ባልጃኻ ጥቕሊልካ ኪድ ንሕና ጭዋታት ኤርትራዊያን ሲ ተጋሩ ትቱፍ ንፋስ ይውሰሮ እዚለማኒ ሰራቒ ዓሌት ትግራዋይ ፎእ 😡🤮😡😡😡🤮😡😡😡🤮😡😡😡🤮

  • @ታራፊክ
    @ታራፊክ 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂😂😂😂😂
    ፈልሰጢምን ከሊል ተግረይን መሬትን ሲማይን አይራኺቡን እዩም ፈሊሰጢም ዓዲ ቁራጻት ዓዲ ጂጋኖ ነማንም ትጉምቢሓ ዝይትፈሊጥ መሰ ሐንቲ ከሊል ናይ እትዮጲያ ከቲዉዳዲር ዓገመ ዐቅሚኹም ኣይትፊልጡን ኪብሊኩም ዉዲ ኣፋዉርቅ ሓቆ እዩ 😂😂😂

  • @May-vt1jq
    @May-vt1jq 3 หลายเดือนก่อน

    ብትክኪል ወድቅና ኢና ንዙይ ድማ ብሰንኪ ንቶም ትግርኛ ተዛረብቲ ህዝብታት መራሓቲ እዩ

  • @mebrahtomkidane489
    @mebrahtomkidane489 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቦና ናይ ብሓቂ ጀግና ተቃላሳይ ኢኻ ኣነ እዉን ብወገነይ ኢትዮጵያዊ ክበሃል ኣይደልን

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 3 หลายเดือนก่อน

    ብርሃነ ንፁህ ትግረዋይ እትዮጵያ ዊ እየ እሉዝኣምን የለን ማለትስ ብዘይካ ባይዳ

  • @thitadesse2166
    @thitadesse2166 3 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ሓው ብርሃነ
    ኩልግዜ ንትገብሮ ዘይተሓለለ ቃልስን
    ድኻምን ዘድንቅን ዝግረምን ኣባል TDF እየ
    በሳል ምኳንካ ጠንቂቀ ይፈልጥ አየ
    ግን ን ኣባል tdf ደጋጊምካ ጅግና ምውላዳ ትግራይ ኣይትንገሮ ቅር ስለ ዝብሎ
    ንምንታይ ቅር ይብሎ ?
    you are politician + Freedom fighter

  • @solomonabraha756
    @solomonabraha756 3 หลายเดือนก่อน

    ትክክል ብሬ ሓወይ ዘይ ኩርምትካ ሑፃ ብልዐሉ/ቆርጥመሉ/ከምዝበሃል ምንም ዝተፈጠረ ዘይመስሎም ነይ ሙሁራት ደናቁር ኣለዉና እዮም።

  • @alembrihantafesse1050
    @alembrihantafesse1050 3 หลายเดือนก่อน

    ብርሂን ሃውና እንደቦካ ተተከል
    ስነ-ኣእምሮኣዊ በሰላታት ኲናት ንምፍታሕ፡ ምኽሪ ፍወሳን መደባት ምሕዋይን ሓዊሱ ኩለመዳያዊ ኣገልግሎት ደገፍ ጥዕና ኣእምሮ ከምኡ’ውን ማሕበራዊ ምትእስሳር ፅንዓት ሕብረተሰብን ዕርቅን ንምድንፋዕ ጻዕርታት የድሊ።
    ፅልኢ ብምውጋድ ንዲሞክራስያዊ ፖለቲካ መፍትሒ ካብ ልብና ጠጠው ንበል
    ፅልኢ ብምውጋድ ንዲሞክራስያዊ ፖለቲካ መፍትሒ ደው ምባል ኣብ ርህራሄን ሃናፂ ስጉምትን ዝተሰረተ ሓባራዊ ጻዕሪ የድሊ ጽማቕ ሃሳብ አቅሪበ ኣለኩ፤
    • ርህራሄን ምርድዳእን፦ ኣብ መንጎ ዜጋታትን መራሕትን ርህራሄን ምርድዳእን ምዕባይ፣ ኣረኣእያን ተመኩሮን ሓድሕዶም ብኽፉት ልብን ኣእምሮን ክሰምዑ ምትብባዕ።
    • ኣኽብሮታዊ ዲስኩር ምድንፋዕ፦ ኣብ ፖለቲካዊ ክትዓት ኣኽብሮታውን ሲቪላውን ዲስኩር ክህሉ ምጉስጓስ፣ ኣብ ክንዲ ኣብ ውልቃዊ መጥቃዕቲ ኣብ ጉዳያት ዘተኮረ፣ ዝተፈላለየ ኣረኣእያታት ዝስማዕን ዋጋ ዝወሃበሉን ሃዋህው ንምምዕባል።
    • ግጉይ ሓበሬታ ምቅላስ፦ ንዝርግሐ ግጉይ ሓበሬታን ከፋፋሊ ቃላትን ብትምህርትን ናይ ሚድያ ትምህርቲን ተበግሶታት ምእላይ፣ ውልቀሰባት ሓበሬታ ብነቐፌታዊ መንገዲ ክግምግሙን ብሓበሬታ ዝተሰነየ ዘተ ክዋፈሩን ሓይሊ ምሃብ።
    • ንኹሉ ዝሓቁፍ ምትብባዕ፡- ኣብ ፖለቲካዊ ውክልናን መስርሕ ውሳነን ንኹሉ ዝሓቁፍን ብዙሕነትን ምድንፋዕ፡ ድሕረ ባይታ ወይ እምነት ብዘየገድስ ኩሉ ድምጽታት ክስማዕን ክኽበርን ምርግጋጽ።
    • ምትእምማን ምህናጽ፦ ኣብ ምሕደራ ግሉጽነትን ተሓታትነትን ቅንዕናን ብምስፋን ኣብ ህዝቢ ናይ ምትእምማንን ሕጋውነትን ስምዒት ብምዕባይ ኣብ ዲሞክራስያዊ ትካላት ምትእምማን ዳግማይ ንምህናጽ ምስራሕ።
    • ንሲቪካዊ ፅምዶ ምሕያል፡- ብማሕበረሰባዊ ምውዳብ፡ ወለንታዊ ስራሕን መሰረታዊ ምንቅስቓሳትን ኣቢልካ ኣብ ዜግነታዊ ህይወት ንጡፍ ተሳትፎ ምትብባዕ፡ ዜጋታት ኣወንታዊ ስጉምቲ ክወስዱን መጻኢ ሕብረተሰቦም ክቐርጹን ምሕያል።
    ነዞም መትከላት ብምድጋፍን ርህራሄ፡ ምርድዳእን ንኹሉ ዝሓቁፍን ንምድንፋዕ ጭቡጥ ስጉምትታት ብምውሳድን፡ ጽልኢ ቦታ ዘይብሉ ዝያዳ ስኒትን ተጻዋርን ደሞክራስያዊ ሕብረተሰብ ንምፍጣር ክንሰርሕ ንኽእል።

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 3 หลายเดือนก่อน

    አጆካ ብርሂን ሐወይ ናትካ ተከታሊ እየ በርትዕ ክትወግሕ እያ

  • @user-tb9le2jl2q
    @user-tb9le2jl2q 3 หลายเดือนก่อน

    ብርሃነ ሓወይ ብሃደብት ጭሕምካ ምንዋሕ ጀሚርካ ነገር ግን ሓቲተካ መልሲ የለን አነግን ምድራዊ ዓለም ሕጉሰ አይኮንኩን ማለት ዶ ይኮን

  • @FesehayeGirmay-u4w
    @FesehayeGirmay-u4w 3 หลายเดือนก่อน +3

    ብርሒን ፡ናይባቂ፡ሐቂ፡ክትዛረብ፡ኢካ፡ተፈጥሪካ። ትንተናካ፡ድገርሞ፡እዪ። ናይባሐቂ፡ፓለቲካ፡ዝረደኣካ፡ሰብ፡ኢካ።
    ፈጣሪ፡እደመን፡ጥእናን፡ይሐብካ።

  • @zefengorhawaria8526
    @zefengorhawaria8526 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @jeannettealemayo9307
    @jeannettealemayo9307 3 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ኣብ አዞም ፖሎቲካያታት አዮ አምብር ኣባይታ ምንም የልን🎉😂

  • @AsefaTafere
    @AsefaTafere 3 หลายเดือนก่อน

    ቶግራዋይ ኢ/ት ዝመነ የለን እቲ ባንዳ ጥራሕ እዩ

  • @belaygeb6643
    @belaygeb6643 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you. You are very very special!!

  • @MeseleHumera
    @MeseleHumera 3 หลายเดือนก่อน

    ሓጎስ እዩ ሽሙ ጅግና ወዲምዕራብ ትግራይ እዩ ብሬ

  • @cruushidaar2616
    @cruushidaar2616 3 หลายเดือนก่อน

    ትግራዋይ ክትብሃል አንታይ ኢዩ መምዘኒ።

  • @GERE-zp2hq
    @GERE-zp2hq 3 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ ኹርዓት ህዝቡ ቐፅል!!!!!!!!!!!!!!!!

  • @haftomwelay1120
    @haftomwelay1120 3 หลายเดือนก่อน

    ሐጎስ መሰፉን ወዲመስፉን እዩ ዝበሃል

  • @harinawilliam3649
    @harinawilliam3649 3 หลายเดือนก่อน

    So right & brilliant great job 👏 keep it up 👍

  • @GideyGebreyohannes
    @GideyGebreyohannes 3 หลายเดือนก่อน

    Brhin seb Tigray Tgrign enqe des bellum belena❤❤❤❤

  • @ahmaduhfyui2521
    @ahmaduhfyui2521 3 หลายเดือนก่อน

    ብሬ ❤❤❤❤❤❤

  • @Natan-u3x
    @Natan-u3x 3 หลายเดือนก่อน

    ሰራቂ ዳአ ወይ የምልጥ ወይ የሙት

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 3 หลายเดือนก่อน

    ብሬ ብመትከል ትቃለስ ናይ መርህ ሰብ

  • @AG-vd1sp
    @AG-vd1sp 3 หลายเดือนก่อน +1

    አቦ ሰላም ክብረትን እድመን ንአኻ ዘርህ ይባረክ ❤️💛

    • @ታራፊክ
      @ታራፊክ 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂
      ገና አይቲረዳኣኩሚን ትጋሩ ኣቦ ሰላም ነ በርሃነ ዉደ ቅሽ ዓጋመ 😂

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 3 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ትምህርቲ።

  • @YaredGebreselassie
    @YaredGebreselassie 3 หลายเดือนก่อน

    Esey Aboy Tmesl

  • @AlemAbraham-wq5et
    @AlemAbraham-wq5et 3 หลายเดือนก่อน

    I don't why you are lying at this age. You said that tigray is not part of Ethiopia. If it is not you can separate from it. Tigray can not live alone if it the desire of the people of tigray secession I am sure the people of Ethiopia will not say no.
    Who are the axumites? There is no people who are called axumites
    As you have said the tigrians and eritrians could be of the same origin though it may or may not true there is geographical differences among them. That is true in Somalia and Ethiopia and the same is true between Kenya and Ethiopia that binds the people of Africa. No axumites! Alas

    • @rreer
      @rreer 3 หลายเดือนก่อน

      Yes Axumites were your bosses, check your facts

  • @user-dw2tf9bn2ድምጺ
    @user-dw2tf9bn2ድምጺ 3 หลายเดือนก่อน

    ደሃይ ሓቂ

  • @Etsay-qd5cz
    @Etsay-qd5cz 3 หลายเดือนก่อน

    አጆካ ብርሂን ከዚ """"ፁቡቅ አለካ ትግርኛ ተናገርቲ ክንሓብር ኢና ፃዕርካ ኩዉን ክኮን እዩ

  • @عليمحمد-ز4ع8ص
    @عليمحمد-ز4ع8ص 3 หลายเดือนก่อน +1

    ትክክክክክልልልልሰ ብርሃነ ሓውናናና❤❤❤❤❤ብዙሕ ወጋ ዝተከፈለሉ ዩ።።።

  • @SelamawitGebregergisWoldu
    @SelamawitGebregergisWoldu 3 หลายเดือนก่อน

    desssss ybllllll

  • @awetabadi6548
    @awetabadi6548 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤

  • @tesfayeberhe8590
    @tesfayeberhe8590 3 หลายเดือนก่อน

    ❤🙏

  • @SelamawitGebregergisWoldu
    @SelamawitGebregergisWoldu 3 หลายเดือนก่อน +1

    🎉 ewe haqika Birhen HAGER KINKEWN ENA

  • @AlganeshGebremeskel-pi7fv
    @AlganeshGebremeskel-pi7fv 3 หลายเดือนก่อน

    Are you trying to inflict pain on all people of Tigray when you say all our heroes who gave their lives been eaten by wild animals. Be a little sensitive about Tegaru pain.please!!!!!!!

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 3 หลายเดือนก่อน

    ብርሂን ዓቢ ሰብ ባዓል ልቦና በዚ ኣጋጣሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @alemabirhanegebregiorgis4509
    @alemabirhanegebregiorgis4509 3 หลายเดือนก่อน

    Ethiopian leaders never sleeps until they remove Tigraians and Eritreans people from this planet.
    Be aware to be colabrate each rather than hitting others forget it about politics and politicaltions.
    Politicaltions are always seeking for power rather than nothing else from them.
    We have to think wisely about the innocent people of Tigray and Eritreans people who have the same Dreams and features please enough is enough oready we have been enough experience from the past History until the present time History.

  • @muezgebremichael8824
    @muezgebremichael8824 3 หลายเดือนก่อน

    ብርሂን ትንተናኻ ጥዑም አዝዩ እዩ ዝሰማማዓኒ

  • @raheldani5697
    @raheldani5697 3 หลายเดือนก่อน

    Shitara nay amhara aregit shitara

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 3 หลายเดือนก่อน

    ካብ ዝነበሩን፡ ዝወዓሉን ንላዕሊ ኮንካ ተውሪ
    ንኤርትራ ንምውቃዕ፡ እንታዩ ጸገምካ?
    ኤርትራ ኣብ ንቡር ዘይነበረት ብሰንኪ እገዳ
    ኮይና ሳላ እቲም ጀጋኑና ከብዶም ኣሲሮም
    ዝሓለዉዋ ምስቲ ጂግና ዋርሳይ ኣላ ምስ ክብርታታ። ብቃልሲ እዪም ዝነድሩ ጀጋኑና፡
    ምስ ዝኮነት ሃገር ኣይተወዳድረልና።

    • @rreer
      @rreer 3 หลายเดือนก่อน

      Mushmush. Funfunat

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 3 หลายเดือนก่อน

    እዚ ብዛዕባ ትግራይን ኤአትራን ትዛረቦ
    ንክትግበርሲ ተጋሩዶ ይእመኑዮም ?
    ምሒሎም ጥሒሎም ዝቐትሉ ሃይማኖት
    ዘይብሎም።

    • @rreer
      @rreer 3 หลายเดือนก่อน

      Tigraway has haymanot unlike your people. Check your facts

  • @estifbatu1468
    @estifbatu1468 3 หลายเดือนก่อน

    Zemenka ybarek mes muluat sdrabetka ❤tebarek brhin hawey ❤

  • @Ashenafi-bz9pj
    @Ashenafi-bz9pj 3 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ብርሃነ ሓውና ህዋሕት ሕዝኻ ዶ ዓቀብ ይውፃእ

  • @alemabirhanegebregiorgis4509
    @alemabirhanegebregiorgis4509 3 หลายเดือนก่อน

    Thank you Brother for addressing the truth regarding the current Tigray Matters.

  • @ftsumbrhanberha3803
    @ftsumbrhanberha3803 3 หลายเดือนก่อน

    👍👍👍

  • @aronkidane9300
    @aronkidane9300 3 หลายเดือนก่อน

    አታይ አዩ ጸገምካ ብዛዕባ ትገራይ አዩ ሕማምካ ሕሙም

  • @genethagos-qy2sq
    @genethagos-qy2sq 3 หลายเดือนก่อน

    Exactlly,thanks,,

  • @KinfeHadguu
    @KinfeHadguu 3 หลายเดือนก่อน

    I like your Idia

  • @sami85berhe18
    @sami85berhe18 3 หลายเดือนก่อน

    Bro

  • @ThePower1111
    @ThePower1111 3 หลายเดือนก่อน

    ጀግና ብሬ

  • @asmarah3174
    @asmarah3174 3 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራን ትግራይን ጎረባብቲ ኢና። ከም
    ኩለን ሃገራት ዓለም ምስ ጎረባብተን ተሓላልየን ተኸባቢረን ክነብራ ዶበን ተሓንጺጹ ክነብራ እዩ ምንዮትንን ድልየትናን እሞ ልዕሊ እዚ እንታይ ኢኻ ትደሊ?

    • @yohannesiv4300
      @yohannesiv4300 3 หลายเดือนก่อน +2

      ሓሳዊ መምሰላይ ንህዝቢ ትግራይ ክተፅንቱ እምበር ክተኸባበሩ ዘይትደልዩ ኩሉ ሻዕ ሕመቕና ትምነዩ ኣረመኔታት ኢኹም። ወዮ ሎሚ ፀሓይ ምስ ዓረበትኩም ምኽብባር ዶ ምትሕልላይ ዝብል ባጫ ኣምፂእኹም እምበር ቅድሚ 6 ወርሒ ደኣ ትምኒትኩም ብግልፂ ዘይነገርኩምና?! ሕፍረት ከዓ የብልኹምን ብስቓይና፣ ሞትና፣ ውርደትና፣ ቃንዛናን ከምዘይተሳለቕኩምስ ሕዚ ግልብጥ ኢልኩም ክትመፃደቑ?!

    • @lanteTV1
      @lanteTV1 3 หลายเดือนก่อน

      ሓሳዊ ጋሕባ ❌🇪🇷❌ ኣረሜን ወዲ አራዊት ሕብረተሰብ !!

    • @rreer
      @rreer 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@yohannesiv4300exactly

  • @dawitgebre323
    @dawitgebre323 3 หลายเดือนก่อน

    ጋዕጋዕ ለሐሲ ተጋሩ ከማካ ኤርትራዊ ዑሱብ ርእዪ አይፈልጥን ብክፉእ ይከውልካ ውርደተኛ 🤮🤮🤮🤮🤮🤮

    • @rreer
      @rreer 3 หลายเดือนก่อน

      What is your problem

  • @HabtemariamG
    @HabtemariamG 3 หลายเดือนก่อน

    Reptilian hgdef😂😂😂😂😂

  • @Hosaena806
    @Hosaena806 3 หลายเดือนก่อน

    Brhane hawey ❤