ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Merheba deki eri shikorinatat ❤️🇪🇷♥️🇪🇷💯💪💯💪💯💪🌿🇪🇷💪
ብጣዕሚ ጽብቕ መደብ ኢዩ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልኩም ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂😂
❤እዝዩ ደስ ዝብል ፍልጠት
Nice thanks alot all
Yesyesyes
ከመይ ኣለኹም ደቂ ኤረይ ጽቡቅ መደብእዩ
ሰዓት 5:25:25 ሰለስተአን ዘንጊ ኣብ 5 ኣይራከባን እየን:: ንኣብነት ሰዓት 5 ኣብ ዝኾነሉ እታ ደቂቅ እትሕብር ዘንጊ ኣብ 12 ክትከውን ከላ እታ ሰዓት ትሕብር ናብ 5 እያ እተመልክት:: ሰለዚ እታ ደቂቅ እትሕብር ዘንጊ እንዳዘረት ክሳብ ናብ 5 ትበጽሕ እታ ሰዓት እትሕብር ዘንጊ ግዴታ ስለትንቀሳቀሰ በዚ ምክንያት ሰለሰተአን ዘንጊ ኣብ 5 ኣይራኸባን እየን::
Aron ንፉዕ ብጣዕሚ
I ❤️ Suleman's jokes lough😂😂😂keep up ERITV.
🇪🇷Eritrea 🇪🇷 Asmera🇪🇷
መደብኩ በጣዕሚ ኢየ ድከታተላ ቀጽልው 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Mera Harif medeb,Ena tezenagaekha timeharelu.Qexiliwo, Mihigaz dima ayitihimequ.
nice wonderful programe ,, we thankyou manager and journaliset suliman ,,.
Good job super job Btaemi sibuk medeb. Eyu. Mahari Azanage Eyu Ane Bwegeney Mihgazka Ab hibretesebna Lumud eyu keslo kitababu slezihgzom keep it ❤❤❤❤❤❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Suleiman Abe( we'd abe) humble polite generous person. Thank you
እዚ መደብ መምህር ታሪክ እዩ ዘይንፈልጦ ፈሊጥና ኣዚና ነመስግን ረቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሪመይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks Sulie ❤❤❤.
Deqi erey natey ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉Sabia Sabia Nizehleme Eritrea 🇪🇷
Xibuq medeb yu qexilwo deqi eryyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
እዋይ እንካዕ ኣብ ኣስመራ ኣይህሉ ፡ ሰሙናዊ ደመዘይ ምረከብኩ ነይረ 😂😂😂😂😂😂
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🌹🌹🌹🌹
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
መርሓባ ቲቪ ኤረ መርሓባ መልሲ ኣብ መስመር ክንዲ ኹሉ ክልቴኩም ጋዘጠኛታት ኣዚኹም ሙቁሉላት ሙኳንኩም ደስ ዘብል ባህሊ ናይ ኤርትራ ምክብባር ። ቀጺለ 200-300 ዝከውን ካብ ኩሉ ብፍላይ ኻኣ ናይ ሃገርና ታሪክ ናይ ሰውራና ታሪክ ታሪክ ባህልታትና ዝሓዘ ሕቶን መልሲ ብጽሑፍ ከም መጽሓፍ ተሰሪሑ ኩለን ስድራቤታት ኤርትራ ኣብ ገገዝኤን ዝሕዛሉ መንገዲ እንተዝግበር እቲ ሕቶታት ብፍላይ ናይ ሃገርና ንፍልጠት ይጠቅም ። ኣብ ጀርመን 300 ሕቶታት ምስ መልሱ ናይ ሃገሮም ታሪክ ከምኡ ስለዝረእኩ እየ እቲ ህዝቢ ኻኣ ፍልጠት ናይ ሃገሮም ይፈልጥ ። እቲ ኣገደስቲ ማለተይ እዩ ። ተሪኹ ዘይፈልጥ ህዝቢ ብዝመጸ ንፋስ እዩ ዝኸይድ ።
Selam deqi eri bmejemerya ezuz selamtay yeqrbelkum. Bmqxal bteqrbwo htotat btaemi hgus eye .kulu gzie eye zketatelekum qexlwo. Ezgabiher Kea edmen tenan yhabkum.
Merhaba Usman 🙏🙏🇪🇷🇪🇷👌👍❤️❤️❤️
Btami xbuq qexlwo zbezhe gn tarikawi nay hagerna tetkewn ndeqna mehari mukone deqi erey shkornatat bflay slieman shkorrr 💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba melsi ab mesmer btami xbuq medebkum. Gn nieshtey gzie haxiratna petros&sulieman xbuq aqebabla qexlwa bravotat ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍
heto gn btami hagez kftwu mat eyom darga balka eka tnegrom zeleka Aqmomm yftnu hagez kem zelo flitom eyo zatwo zelewu ❤❤❤ adiss ababa
ጽቡቅ መደብ ኢዩ ግን ድሕሪ ሰላምታን ሑቶን ዉሱን ደቃይቅ ክውሃብ ኣለዎ ግዜ ኣይክወስደን ኢዩ 2ይ ሓገዝ ደይብላ አተ ትከውን
ጽቡቅ መደብ: እቲ ስዓት ንውሕ እንተዝብል ዝያዳ ሰብ መሳተፈ ብድተረፈ ጽቡቅ አሎ ቀጽልዎ።
❤️❤️❤️🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙
Welcome Aea
Btaemi mehari eyu ezi medeb kexlwo
❤
ዐደቡሐ
Well come to deqi rrey
ዝኸበርክንን ዝከበርኩምን ኣዳለውቲ ኤሪቲቪ መልሲ ኣብ መስመር፡ ንሪኢቶታት ህዝቢ መልሲ ምሃብኩም ብጣዕሚ ነመስግን። ግን ንተሳተፍቲ መልሲ ኣብ መስመር ፡ ኣብ ነፍሰወከፍ ሕቶ ፍሉጥ ናይ ግዜ ገደብ ተትህብዎ ጽቡቕ ነይሩ። ምኽንያቱ ብዙሕ ሕቶ ክንሰምዕ ደሊና። ሕቶ ዊሒዱ።ኣሳልጦን ጥዕናን ኣብ ስራሕኩም ።ሃብተጽዮን ተስፋምካኤል ወዲ ማይላም።
Haweli yibhal
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽልዎ ፡ እዚ Game Show ኣብ መጻኢ ብዓቢ ሽልማትን ዘመናዊ ዲዛይንን ከተማዕብልዎ ተስፋ ንገብር ❤
❤❤❤
🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤🇪🇷❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉
ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ ኢዩ ቀጽልዎ እንተኮነ ግን ሕቶታትት ይፎክስ ኣሎ ማለት ኣብ ታሪኽ ሃገርና እንተዝኸውን ብጣዕሚ ጹቡቅ ምኮነ ንኣፍልጦና ምሓገዘና
Yes ❤
ፊአሕ
Wedi teseney😂😂 meksen full confidence
Hiii melsi ab mesmer medebatkum btami xbuk eyu kab dege dewilka mistaf ewn kitefkidulna btihtna yhatit entetawite kia nab betesebey kitemahalalfuley btihtna yhatit kibret yhabeley negros mengs and suleiman us man Abe
I love this program but one correction:It's Cameroon lions and Ghana black stars
Selam melsi ab Mesmer xbuq hanaxi htotat ekum temxa kulu geze ab mkttal alena qexlwo kbl yfetu gn hto aleni ktmlsley tesfa ygebr kab Eritrea wexa ab sdet nnebr knftn ykal dyu
😅😅😅😅😅 ሰዓት ሓደ ን ሓሙሽተን ደቂቅ መሕፈር እዋይ ጉድ
ኣዝዩ መሳጥን መሃርን መደብ ኢዩ። ኣብ ዩቱብ ብቐጻሊ ካብ ንዕዝቦ መደብ ኤሪ ቲቪ ሓደ ኢዩ። ኣብዛ "እተን 3 ናይ ሰዓት ዘንጊ ኣብ ሓደ ዝመጻላ" ዝሃብካዮ መልሲ ግን፡ ልክዕ ሰዓት 12፡00 ቀትርን፡ ፍርቂ ለይቲ 00፡00 ውን እኮ 3 ኣብ ሓደ ኢየን❤
Emo ab kuxri hamushte ente terakiben eyu ko elwo
መርሓባ ደቂ ዛሃላል መሬትመደብ ቤላ ኔሩ ግን ግዜ ውሂዱ እንዳ ደለናዮ ክንጽበ ክውሕድ ኮሎ ነንጸርጽር ኣለና ግዜ ሰዓት ወስኹሉ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ኣዳለውቲ መልሲ ኣብ መስመር ብቐዳምነት ዑዙዝ ሰላምታይ ካብኡ ኣሰዒበ ስሌማን ወይ ጴጥሮስ ማራ ትስከፉ ስክፍተኹም ይርዳኣኒ ግን በዚሑ 2 ሪኢቶ ነቶም ብዘይ ቲቪ ዝካታተለ ፒሮን ወረቐትን እንዝሕዙ ግዜ ምቐጠብኩም ከይኑ ይስማዓ ምስ ናይ ይቕረቱኡ ማሃሪት ታሪኽ ኮይና ረኺበያ በርትዑ ቀጽልዎ ዓወት ንሓፋሽ
Kemey welkum deqi erey blbi eye zemesgn ajekum ab godnikum aleku
ሰላም መደብ መልሳ ኣብ መስመር ኣዝዮ ጽቡቕ መደብ ኢዩ ቀጽሉዎ። ናተይ ርእቶይ ነዞም ብ you tube ኮይንና comments ንህበኩም ኣይትስምዑና ኩላ stress ጌራ ኢያ። ነቶም ተሳተፍቲ ሓግዝዎም ወላ መልሲ ነጊርኩም ናይ 100 ካርድ ዓድልዎም።
ብጣዕ ጽቡቕ መደብ ሐንቲ ርኢቶ ወስ ከብል አፍቅዱለይ ነቲኦም አይንቅጽልን ዝብሉ ትቅጽል ኔርካ ተዝከውን አየነይቲ ምስመረጽካ ኔርካ ተባሂሉ ነዚ መደብ መቀረት ምስሃቦ።
ኣብ ፋሕ ኢያ
መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ።ሓግዘና እዚ ኹሉ ባዕልኹም ፈትኑ ኢልካዮም እንከለኻ ሕጂ ውን ብዙሕ ሓግዘና ዝብሉ ይበዝሑ ኣለው። ከመይ ከመይ ዩ ነገራቱ???? ኣይበዝሐን ዶ????🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏ሰሰናዩ ንዓኹም
ጽብቅ መሰብ ኢዩ ቀጽልዎ ድቂ ኤረይ ናይ ሽወደን ቓንቓ ስዊድሺ ዘይኮነ እስቬንስካ svenka ኢዩ ዝብሃል ❤❤❤
Hawey bebhageru nenatu axewawa eyu zelewo neabnet bezi zelekwo hagernan shvedish ybehal, nabnet Germany, Deutsch ybehal, bkalee kuanka kea Germany yblwo! Hji eti flly teredayo!
ትኽኽል አድመ ዴወልቲ ተቀቡሉ ፣፣
ንፋእ ሓታቲ ኢካ
تحياتي لكم ليش ما تدو فرحة للمواطنين الما يعرف اتقرنية ؟
መጀመርያ መልሲ ኣብ መስመር እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም:: ብምቕጻል ከም ኣርእስታ እታ ዘላ ደቓይቕ ንብዙሓት ዘሳተፈት መታን ክትከውን ንሓንቲ ሕቶ ሰለስተ ዕድል ወይ ድማ እቲ ግዜ ካብ ሓደ ደቒቕ ንላዕሊ እንተዘይከውን ጽቡቕ ኔሩ::
ኢራርብ
ሰላም Eri-TV,መደብ መልሲ ኣብ መስመር፡ ገለ ደወልቲ ሃሞም ቀልቦም ካርድ ንምዕዋት እምበር፡ክትዕወት ፍልጠትን ምስትውዓልን ከምዘድሊ ዝተረደኦም ኣይመስሉን።በቃ እቲ ዝሕተት ዘሎ ሕቶ ከማን ብግቡእ ሰሚዖም፡ኣይርድእዎን ዘለው።ክምልስዎ ዝኽእሉ ቀሊል ሕቶ ከይተረፈ ይጋገዩ ኣለው።ሓግዘኒ ክብሉ ንርእሶም ኣእሚኖሞ ዝመጹ'ዩም ዝመስሉ።ስለዚ፡እቲ ዝቐለል ሕቶ ክጋገዩ ናይ ግድን'ዩ።ካርድ ምሽላም ጥራሕ ዘይኮነስ፡ሓግዘኒ ከይበለ ሕቶታት ንዝምልስ፡ቦናስ ሽልማት ናይ ንፉዕ /ናይ ንፉዓት ንፉዕ እንተዝግበር'ሞ ብኡ መጠን ኩሎም ደወልቲ ንኽወዳደሩ ክብሉ ከጽንዑን፡ንሕቶታት ጽን ኢሎም ክሰምዑን፡ተዳልዮም ክመጹን መኽኣለ ዝብል ርእይቶ ኣለኒ። ብተወሳኺ፡መን ክብል ከይተባህለ/ክበሃል ከይተጸበየ፡ድውል ኣቢሉ/ላ ስሙን/ስማን ስም ኣብኡን/ኣቦኣን ዝደወሉሉ ቦታን ንዝገልጽ ቦናስ ሽልማት እንተትገብሩ ዝብል ርእይቶ ኣለኒ። Make it competitive game show. In that way, everyone will be ready to compete for knowledge rather than winning a phone card. Thanks 🙏 ዳዊት ኢየ።
Ghana the lions aykonun , black stars yom zbehal ,the lion zbehalu senegal.
እቶም ንኣሽቱ ክሳተፉ ከለዉ, መታን ንቐጻሊ ፍናን ክኾኖም ዋላ ብሩኡይ ሓግዝዎም፡ ንኣብነት ከምታ ትኩርቲ ፍናን ካብ ሰረጀቓ ተሳቲፋ ዝነበረት.
Nay Bhaqi Eyu Eti Medeb Xebuqe Qendi Gen Bezaeba Tarikna Zenebere Malet Ab Gezi Turki Egypt Zenebere Negesenet Adulis Zenebere Tarik Teetemexeluna Xebuqe Neru Malet Mebezahetena Meneseyat Si Bejeka Nay Tarik Dergi Bezeuh Ab Ti Beqedmiu Zenebere Tarik Si Bezeuh Afeleto Zeybelna Koynu Yesemeani
ኣዶብሓ
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
When they are calling they have to tell their last name.
Club hilal
S soudan
ኣበይ ዓብዮም ታሪክ ሃገሮም ዘይፈልጡ ኣይትሓጉዙ በጃኹም ብፍላይ ታሪክ ኤርትራ
The best part is when you get chance after chance
ብመጀመርታ ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራ ምሉእ ሰላምን ቅሳነትን ይምነ ::ነዚ መደቡ እተዳልዉ ከይ አመስገንኩኹም ክሓልፈ አይደልን ::አነ ሪእቶይ አብ ታሪክ ዝተመርኮሰ ኩኸውን አለዎ አየ ዝብል ምኸንያቱ እቶም አብ ደገ ተወሊዶም ዝዓቢዩ ከማሃሩ ምእንቲ ታሪክ ሃገርና ክንፈልጥ መአንቲ ።ነዛ መደብ ሃንቀው አልና አና ንጽበያ ቀጽልዎ ።።።
ኣህራማት ድዩ ዝበሃል ወላ ሃረማት እዩ ዝበሃል መልሲ
ሐ
Xubuk medeb
Eza hagzeni mbal keliwa ezom tesatefti Ezom Aqrebti Medeb wm kab mhgaz eti Hto abrhlom
Eze hagzeni mbal keliwa ezom tesatefti Ezom Aqrebti Medeb wm kab mhgaz wedi Meraguz Meley dekiy ERİ ❤
Karora
Hindi pakistan moldoba
Morocco
ክክክ ያ ስሊ እንታይ ጊርካ እዚ ወዲ ባጽዕ ቅሩብ ፍታሕ ናይ ጸሓይ ክትገብረሊ ነይርካ ፡ እንካዕ እኮ እታ ፡ ምስ ኤርትራ ዘይደወባ ሃገራት ኣይነይቲ እያ ? ኣይበጽሐቶ 'ስዑዲ ዓረብ' ምበለካ ነይሩ 😂😂😂😂😂😂 ኣቅልልዎ ኣሎ
Yowhans Zemichael nab hagerawit ganta Sudan
leba eu hatati qutmi defe bel
❤❤❤❤
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🌟❤️👌💪❤️🇪🇷🇪🇷👏👏👏🥰🥰👍👍👍👍
Merheba deki eri shikorinatat ❤️🇪🇷♥️🇪🇷💯💪💯💪💯💪🌿🇪🇷💪
ብጣዕሚ ጽብቕ መደብ ኢዩ ቀጽልዎ ዕድመን ጥዕናን ይፍጠረልኩም ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂😂
❤እዝዩ ደስ ዝብል ፍልጠት
Nice thanks alot all
Yesyesyes
ከመይ ኣለኹም ደቂ ኤረይ ጽቡቅ መደብእዩ
ሰዓት 5:25:25 ሰለስተአን ዘንጊ ኣብ 5 ኣይራከባን እየን:: ንኣብነት ሰዓት 5 ኣብ ዝኾነሉ እታ ደቂቅ እትሕብር ዘንጊ ኣብ 12 ክትከውን ከላ እታ ሰዓት ትሕብር ናብ 5 እያ እተመልክት:: ሰለዚ እታ ደቂቅ እትሕብር ዘንጊ እንዳዘረት ክሳብ ናብ 5 ትበጽሕ እታ ሰዓት እትሕብር ዘንጊ ግዴታ ስለትንቀሳቀሰ በዚ ምክንያት ሰለሰተአን ዘንጊ ኣብ 5 ኣይራኸባን እየን::
Aron ንፉዕ ብጣዕሚ
I ❤️ Suleman's jokes lough😂😂😂keep up ERITV.
🇪🇷Eritrea 🇪🇷 Asmera🇪🇷
መደብኩ በጣዕሚ ኢየ ድከታተላ ቀጽልው 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Mera Harif medeb,
Ena tezenagaekha timeharelu.
Qexiliwo, Mihigaz dima ayitihimequ.
nice wonderful programe ,, we thankyou manager and journaliset suliman ,,.
Good job super job Btaemi sibuk medeb. Eyu. Mahari Azanage Eyu Ane Bwegeney Mihgazka Ab hibretesebna Lumud eyu keslo kitababu slezihgzom keep it ❤❤❤❤❤❤🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Suleiman Abe( we'd abe) humble polite generous person. Thank you
እዚ መደብ መምህር ታሪክ እዩ ዘይንፈልጦ ፈሊጥና ኣዚና ነመስግን ረቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ሪመይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thanks Sulie ❤❤❤.
Deqi erey natey ❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Sabia Sabia
Nizehleme
Eritrea 🇪🇷
Xibuq medeb yu qexilwo deqi eryyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤
እዋይ እንካዕ ኣብ ኣስመራ ኣይህሉ ፡ ሰሙናዊ ደመዘይ ምረከብኩ ነይረ 😂😂😂😂😂😂
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🌹🌹🌹🌹
❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
መርሓባ ቲቪ ኤረ መርሓባ መልሲ ኣብ መስመር ክንዲ ኹሉ ክልቴኩም ጋዘጠኛታት ኣዚኹም ሙቁሉላት ሙኳንኩም ደስ ዘብል ባህሊ ናይ ኤርትራ ምክብባር ። ቀጺለ 200-300 ዝከውን ካብ ኩሉ ብፍላይ ኻኣ ናይ ሃገርና ታሪክ ናይ ሰውራና ታሪክ ታሪክ ባህልታትና ዝሓዘ ሕቶን መልሲ ብጽሑፍ ከም መጽሓፍ ተሰሪሑ ኩለን ስድራቤታት ኤርትራ ኣብ ገገዝኤን ዝሕዛሉ መንገዲ እንተዝግበር እቲ ሕቶታት ብፍላይ ናይ ሃገርና ንፍልጠት ይጠቅም ። ኣብ ጀርመን 300 ሕቶታት ምስ መልሱ ናይ ሃገሮም ታሪክ ከምኡ ስለዝረእኩ እየ እቲ ህዝቢ ኻኣ ፍልጠት ናይ ሃገሮም ይፈልጥ ። እቲ ኣገደስቲ ማለተይ እዩ ። ተሪኹ ዘይፈልጥ ህዝቢ ብዝመጸ ንፋስ እዩ ዝኸይድ ።
Selam deqi eri bmejemerya ezuz selamtay yeqrbelkum. Bmqxal bteqrbwo htotat btaemi hgus eye .kulu gzie eye zketatelekum qexlwo. Ezgabiher Kea edmen tenan yhabkum.
Merhaba Usman 🙏🙏🇪🇷🇪🇷👌👍❤️❤️❤️
Btami xbuq qexlwo zbezhe gn tarikawi nay hagerna tetkewn ndeqna mehari mukone deqi erey shkornatat bflay slieman shkorrr 💯💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba melsi ab mesmer btami xbuq medebkum. Gn nieshtey gzie haxiratna petros&sulieman xbuq aqebabla qexlwa bravotat ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍
heto gn btami hagez kftwu mat eyom darga balka eka tnegrom zeleka Aqmomm yftnu hagez kem zelo flitom eyo zatwo zelewu ❤❤❤ adiss ababa
ጽቡቅ መደብ ኢዩ ግን ድሕሪ ሰላምታን ሑቶን ዉሱን ደቃይቅ ክውሃብ ኣለዎ ግዜ ኣይክወስደን ኢዩ 2ይ ሓገዝ ደይብላ አተ ትከውን
ጽቡቅ መደብ: እቲ ስዓት ንውሕ እንተዝብል ዝያዳ ሰብ መሳተፈ ብድተረፈ ጽቡቅ አሎ ቀጽልዎ።
❤️❤️❤️🌻🌻🌻🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤙
Welcome Aea
Btaemi mehari eyu ezi medeb kexlwo
❤
ዐደቡሐ
Well come to deqi rrey
ዝኸበርክንን ዝከበርኩምን ኣዳለውቲ ኤሪቲቪ መልሲ ኣብ መስመር፡ ንሪኢቶታት ህዝቢ መልሲ ምሃብኩም ብጣዕሚ ነመስግን። ግን ንተሳተፍቲ መልሲ ኣብ መስመር ፡ ኣብ ነፍሰወከፍ ሕቶ ፍሉጥ ናይ ግዜ ገደብ ተትህብዎ ጽቡቕ ነይሩ። ምኽንያቱ ብዙሕ ሕቶ ክንሰምዕ ደሊና። ሕቶ ዊሒዱ።
ኣሳልጦን ጥዕናን ኣብ ስራሕኩም ።
ሃብተጽዮን ተስፋምካኤል ወዲ ማይላም።
Haweli yibhal
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እዩ ቀጽልዎ ፡ እዚ Game Show ኣብ መጻኢ ብዓቢ ሽልማትን ዘመናዊ ዲዛይንን ከተማዕብልዎ ተስፋ ንገብር ❤
❤❤❤
🎉❤🎉❤🎉❤🎉
❤🇪🇷❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🎉
ብጣዕሚ ጹቡቅ መደብ ኢዩ ቀጽልዎ እንተኮነ ግን ሕቶታትት ይፎክስ ኣሎ ማለት ኣብ ታሪኽ ሃገርና እንተዝኸውን ብጣዕሚ ጹቡቅ ምኮነ ንኣፍልጦና ምሓገዘና
Yes ❤
ፊአሕ
Wedi teseney😂😂 meksen full confidence
Hiii melsi ab mesmer medebatkum btami xbuk eyu kab dege dewilka mistaf ewn kitefkidulna btihtna yhatit entetawite kia nab betesebey kitemahalalfuley btihtna yhatit kibret yhabeley negros mengs and suleiman us man Abe
I love this program but one correction:
It's Cameroon lions and Ghana black stars
Selam melsi ab Mesmer xbuq hanaxi htotat ekum temxa kulu geze ab mkttal alena qexlwo kbl yfetu gn hto aleni ktmlsley tesfa ygebr kab Eritrea wexa ab sdet nnebr knftn ykal dyu
😅😅😅😅😅 ሰዓት ሓደ ን ሓሙሽተን ደቂቅ መሕፈር እዋይ ጉድ
ኣዝዩ መሳጥን መሃርን መደብ ኢዩ። ኣብ ዩቱብ ብቐጻሊ ካብ ንዕዝቦ መደብ ኤሪ ቲቪ ሓደ ኢዩ።
ኣብዛ "እተን 3 ናይ ሰዓት ዘንጊ ኣብ ሓደ ዝመጻላ" ዝሃብካዮ መልሲ ግን፡ ልክዕ ሰዓት 12፡00 ቀትርን፡ ፍርቂ ለይቲ 00፡00 ውን እኮ 3 ኣብ ሓደ ኢየን❤
Emo ab kuxri hamushte ente terakiben eyu ko elwo
መርሓባ ደቂ ዛሃላል መሬት
መደብ ቤላ ኔሩ ግን ግዜ ውሂዱ እንዳ ደለናዮ ክንጽበ ክውሕድ ኮሎ ነንጸርጽር ኣለና ግዜ ሰዓት ወስኹሉ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
ኣዳለውቲ መልሲ ኣብ መስመር ብቐዳምነት ዑዙዝ ሰላምታይ ካብኡ ኣሰዒበ ስሌማን ወይ ጴጥሮስ ማራ ትስከፉ ስክፍተኹም ይርዳኣኒ ግን በዚሑ 2 ሪኢቶ ነቶም ብዘይ ቲቪ ዝካታተለ ፒሮን ወረቐትን እንዝሕዙ ግዜ ምቐጠብኩም ከይኑ ይስማዓ ምስ ናይ ይቕረቱኡ ማሃሪት ታሪኽ ኮይና ረኺበያ በርትዑ ቀጽልዎ ዓወት ንሓፋሽ
Kemey welkum deqi erey blbi eye zemesgn ajekum ab godnikum aleku
ሰላም መደብ መልሳ ኣብ መስመር ኣዝዮ ጽቡቕ መደብ ኢዩ ቀጽሉዎ። ናተይ ርእቶይ ነዞም ብ you tube ኮይንና comments ንህበኩም ኣይትስምዑና ኩላ stress ጌራ ኢያ። ነቶም ተሳተፍቲ ሓግዝዎም ወላ መልሲ ነጊርኩም ናይ 100 ካርድ ዓድልዎም።
ብጣዕ ጽቡቕ መደብ ሐንቲ ርኢቶ ወስ ከብል አፍቅዱለይ ነቲኦም አይንቅጽልን ዝብሉ ትቅጽል ኔርካ ተዝከውን አየነይቲ ምስመረጽካ ኔርካ ተባሂሉ ነዚ መደብ መቀረት ምስሃቦ።
ኣብ ፋሕ ኢያ
መደብኩም ብጣዕሚ ጽቡቕ።
ሓግዘና እዚ ኹሉ ባዕልኹም ፈትኑ ኢልካዮም እንከለኻ ሕጂ ውን ብዙሕ ሓግዘና ዝብሉ ይበዝሑ ኣለው። ከመይ ከመይ ዩ ነገራቱ???? ኣይበዝሐን ዶ????
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሰሰናዩ ንዓኹም
ጽብቅ መሰብ ኢዩ ቀጽልዎ ድቂ ኤረይ ናይ ሽወደን ቓንቓ ስዊድሺ ዘይኮነ እስቬንስካ svenka ኢዩ ዝብሃል ❤❤❤
Hawey bebhageru nenatu axewawa eyu zelewo neabnet bezi zelekwo hagernan shvedish ybehal, nabnet Germany, Deutsch ybehal, bkalee kuanka kea Germany yblwo! Hji eti flly teredayo!
ትኽኽል አድመ ዴወልቲ ተቀቡሉ ፣፣
ንፋእ ሓታቲ ኢካ
تحياتي لكم ليش ما تدو فرحة للمواطنين الما يعرف اتقرنية ؟
መጀመርያ መልሲ ኣብ መስመር እንቋዕ ብሰላም መጻእኩም:: ብምቕጻል ከም ኣርእስታ እታ ዘላ ደቓይቕ ንብዙሓት ዘሳተፈት መታን ክትከውን ንሓንቲ ሕቶ ሰለስተ ዕድል ወይ ድማ እቲ ግዜ ካብ ሓደ ደቒቕ ንላዕሊ እንተዘይከውን ጽቡቕ ኔሩ::
ኢራርብ
ሰላም Eri-TV,መደብ መልሲ ኣብ መስመር፡
ገለ ደወልቲ ሃሞም ቀልቦም ካርድ ንምዕዋት እምበር፡ክትዕወት ፍልጠትን ምስትውዓልን ከምዘድሊ ዝተረደኦም ኣይመስሉን።በቃ እቲ ዝሕተት ዘሎ ሕቶ ከማን ብግቡእ ሰሚዖም፡ኣይርድእዎን ዘለው።ክምልስዎ ዝኽእሉ ቀሊል ሕቶ ከይተረፈ ይጋገዩ ኣለው።ሓግዘኒ ክብሉ ንርእሶም ኣእሚኖሞ ዝመጹ'ዩም ዝመስሉ።ስለዚ፡እቲ ዝቐለል ሕቶ ክጋገዩ ናይ ግድን'ዩ።ካርድ ምሽላም ጥራሕ ዘይኮነስ፡ሓግዘኒ ከይበለ ሕቶታት ንዝምልስ፡ቦናስ ሽልማት ናይ ንፉዕ /ናይ ንፉዓት ንፉዕ እንተዝግበር'ሞ ብኡ መጠን ኩሎም ደወልቲ ንኽወዳደሩ ክብሉ ከጽንዑን፡ንሕቶታት ጽን ኢሎም ክሰምዑን፡ተዳልዮም ክመጹን መኽኣለ ዝብል ርእይቶ ኣለኒ።
ብተወሳኺ፡መን ክብል ከይተባህለ/ክበሃል ከይተጸበየ፡ድውል ኣቢሉ/ላ ስሙን/ስማን ስም ኣብኡን/ኣቦኣን ዝደወሉሉ ቦታን ንዝገልጽ ቦናስ ሽልማት እንተትገብሩ ዝብል ርእይቶ ኣለኒ። Make it competitive game show. In that way, everyone will be ready to compete for knowledge rather than winning a phone card.
Thanks 🙏 ዳዊት ኢየ።
Ghana the lions aykonun , black stars yom zbehal ,the lion zbehalu senegal.
እቶም ንኣሽቱ ክሳተፉ ከለዉ, መታን ንቐጻሊ ፍናን ክኾኖም ዋላ ብሩኡይ ሓግዝዎም፡ ንኣብነት ከምታ ትኩርቲ ፍናን ካብ ሰረጀቓ ተሳቲፋ ዝነበረት.
Nay Bhaqi Eyu Eti Medeb Xebuqe Qendi Gen Bezaeba Tarikna Zenebere Malet Ab Gezi Turki Egypt Zenebere Negesenet Adulis Zenebere Tarik Teetemexeluna Xebuqe Neru Malet Mebezahetena Meneseyat Si Bejeka Nay Tarik Dergi Bezeuh Ab Ti Beqedmiu Zenebere Tarik Si Bezeuh Afeleto Zeybelna Koynu Yesemeani
ኣዶብሓ
🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
When they are calling they have to tell their last name.
Club hilal
S soudan
ኣበይ ዓብዮም ታሪክ ሃገሮም ዘይፈልጡ ኣይትሓጉዙ በጃኹም
ብፍላይ ታሪክ ኤርትራ