Melsi Part 49 - Tigrigna Drama Series - መልሲ ክፋል 49 - ተኸታታሊ ትግርኛ ድራማ | Waza Hagereseb

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • #melsi #ዋዛሃገረሰብ #መልሲ #Wazahagerseb
    Subscribe ብምግባር ብተኸታታሊ ንዝርግሖም ምስልታት ይከታተሉ!
    #tigrignadrama #tigrignacomedy #tigrignamusic
    #eritreanmusic #eritreanfilm #eritreancomedy
    #brey #gereemun #ብረይ #ገሬእሙን
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 883

  • @Doosa-h3o
    @Doosa-h3o 3 หลายเดือนก่อน +359

    ተጋሩዋይ❤ ከምዚ ከማይ ብሃንቀዉታ ክፅበያ ዝፀንሐ ላይክ👍😁

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ውዴዋ❤❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ዓሳድራያTUbe ገይረ ኣለኩ ንዓይም ግበረለይ❤

    • @Mizan3091
      @Mizan3091 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ዓሳድራያTUbe ንዳማመር ባ🎉

    • @RaEe-uc4ui
      @RaEe-uc4ui 3 หลายเดือนก่อน

      Ani offff❤❤❤

    • @samrtsegurbit
      @samrtsegurbit 3 หลายเดือนก่อน

      ተጋሩዋይ ደምሩኒ❤❤❤❤❤

  • @BreFekr
    @BreFekr 3 หลายเดือนก่อน +157

    መጅሙዕ ጅግና እዩ ትብሉ💪🔔👍👍

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ🎉

  • @AndebrahanHaile-zc7mk
    @AndebrahanHaile-zc7mk 3 หลายเดือนก่อน +94

    መጅሙዕ ንክፍታሕ ብሃንቀዉታ ትፅበዩ ተሊኩም ላይክ ኣግርጭዉ

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ ናተይ😍

  • @TrhasTewold
    @TrhasTewold 3 หลายเดือนก่อน +70

    መጅሙዕ ነፃ እዩ ትብሉ like ግበሩ😢😢😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@brhanzetigray ገይረ ኣለኩ ንዓይም ግበረለይ

    • @letshletsh4129
      @letshletsh4129 3 หลายเดือนก่อน

      Subscrab giberuley ahwatey

  • @genet761
    @genet761 3 หลายเดือนก่อน +201

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋርዋኒ መጅሙዕ ኣይመውትን ትብሉ ላይክ ረገፅኒ😂😂😂🎉🎉

    • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
      @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብሰክራይብ ግበረለይ ክብረተይ❤

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@user-ni1fደm7lo2eደምርኒ ውዴ❤❤

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ ገይረ ኣለኩ ንዓይም ግበረለይ❤

    • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
      @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@Almi_Alm ገይረለኪ ዝያዳይ❤🥰

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 3 หลายเดือนก่อน +135

    ናጋ መድኃኔአለም እዩ እግዚአብሔር አምላክና ዓድና ሰላምን ፍቅርን ይግበረልና ዝተማዛበለ ህዝብና እፎይ ዝብለሉ ስደት ዘለናውን ሓሳብ ልብና ሰሚሩ ናብ ቅድስቲ ሃገርና የብለና❤❤

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ ውዴዋ❤❤❤❤

    • @ابوسعد-ذ5ف
      @ابوسعد-ذ5ف 3 หลายเดือนก่อน +1

      Amen Amen Amen 🤲🤲🤲❤️❤️❤️🥰🥰🥰

    • @sari-ii6pw
      @sari-ii6pw 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @fgyhhu2924
      @fgyhhu2924 3 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @faswelsfr1974
      @faswelsfr1974 3 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን(3)❤❤❤

  • @MG-oi5ek
    @MG-oi5ek 3 หลายเดือนก่อน +75

    በጃኹም ኣብ ሰሙን 2 ግዜ ልቐቕዋ ብጣዕሚ ሽግር ህዝብና ትገልፅ
    ዋው ደራሲ ግን ከየድነቕካ ክሕለፍ የብሉን

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ጀማሪት እየዋ🎉

  • @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ
    @ተዛርዮምላዓደይ-ዸ4ደ 3 หลายเดือนก่อน +86

    ኣድነቕቲ መንጢላ እስኪ🙌💝

  • @aedf4837
    @aedf4837 3 หลายเดือนก่อน +61

    ነዛ ፅሕፊቲ ተንብቡ ዘለኹምን/ ኽን እግዚኣብሔር ኣምላክ ካብ ኹፉእ ዝበለ ይሓልዉኹም ኣብ ስደት ዘለና ዉን ብሰላም ምስ ስድራና ያራኽበና ኣሜን👏❤❤❤

    • @DhEt-zc5sf
      @DhEt-zc5sf 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን 🎉🎉🎉❤❤❤

  • @selamyenas
    @selamyenas 3 หลายเดือนก่อน +43

    መንጢላ ናፊቁ ዝነበረ 👍ይውቃዕ😁😁💙💞❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @Tdf-fg9qc
    @Tdf-fg9qc 3 หลายเดือนก่อน +227

    መንጥላ እባ ናበይ ከዳ ልመንጥላ እባ አምፅኡልና❤ መንጥላ ትብሉ ላይክ ሃቡ(ሳስክራይብ እውን ተሓባብርኒ ክብራት ተካታትልቲ 🙏🙏

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤❤

    • @azimerakahasi7286
      @azimerakahasi7286 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርን

    • @Hagush_gal_kiki21
      @Hagush_gal_kiki21 3 หลายเดือนก่อน +3

      ታህዋክ ዝፈጠሮ ምሕንጣጥጥ😅😅ምሽ ኣላ ከመይ ድኹም ትርኢ😮

    • @ኣዙጓልትግራይ
      @ኣዙጓልትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +2

      ​​@@Hagush_gal_kiki21😁😁😁😁ይገርም እዪ ታህዋክ ሰለ ዝበዝሐ እዪ ኮ ሃገር ዘባላሽዎ ዘለው

  • @melatmelat-fy5he
    @melatmelat-fy5he 3 หลายเดือนก่อน +67

    🥺ክብርን ሞጎስን ነቶም በይዛ ህዝቦምን በይዛ ዓዶምን ሃይማኖቶም ሂወቶም ዝሓለፉ ዕሸላት ደቅነና 💔😭እግዚአብሔር አምላክ አብ ሕቁፎኡ የንብረልና🙏

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ውዴ❤❤❤❤❤

    • @AsterMulay
      @AsterMulay 3 หลายเดือนก่อน

      Amen

  • @yoelmengstab
    @yoelmengstab 3 หลายเดือนก่อน +83

    ኤረትራዊ ኢየ ካብ መጀመርታ ተኸታቲለያ ብጣዕሚ ጽብቅቲ ነዞም ኣብ ትግራይ ተሓቢኦም ዝብድሉ ዘለዉ ተሓባቢርኩም ጽቡቅ ገይሩ ሱር ከይሰደደ ተዘይ ኣሊኹሞ ሱር ተሰዲዱ ከምዚ ወዲ ኣፌ ዝገብረና ዘሎ ካብ ሃገርኩም ብዘይ ድሌትኩም ከምትስደዱ ክገብረኩም ኢዩ ካብ ሕጂ ሕበሩ ተሰማምዑ ተጠርነፉ ንፍትሒ ገስግሱ

    • @سميرهسميره-ذ1ظ
      @سميرهسميره-ذ1ظ 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤😊

    • @AmelZnabu
      @AmelZnabu 2 หลายเดือนก่อน

      👍👍👍

    • @samerh-ho4py
      @samerh-ho4py 2 หลายเดือนก่อน +2

      እሺ ዘሓወይ❤❤❤

    • @mili-dn3ef
      @mili-dn3ef 2 หลายเดือนก่อน +1

      እሺ ለባም ሓወይ ❤😊

    • @kffgetrr5571
      @kffgetrr5571 2 หลายเดือนก่อน

      ልክዕ ኣለካ ክቡር ሓው❤🙏

  • @dnglmaryameyarfutalbey1494
    @dnglmaryameyarfutalbey1494 3 หลายเดือนก่อน +35

    ኣብ ምድሪ ዘሎ ሓቂ መልሲ ድራማ😢🙏በሩቱዑሉና ፍትዋተይ♥️💪ራሄል ዝናፈቐ ላይክ✅ኣሕ ድርኡ ዶ ሮዛ ትእመን ዛ ድሙ😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน +1

      ስጋ ሕሱም ምኳኑ ኣርእዮምና፣ከምኡ ኣይተጸበኽዋን ነይረ😊
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበርለይ ፍትውተይ😍

    • @HcDb-yt6tp
      @HcDb-yt6tp 2 หลายเดือนก่อน

  • @GgGg-jh2xk
    @GgGg-jh2xk 3 หลายเดือนก่อน +17

    መጅሙዕ ብጣዕሚ ደስ ትብለ ድርሰት አብስራሕካ አሳልጦ ይመነየለካ ምስ መሳርሕትካ❤❤❤❤❤

  • @በዲልኻናግዜሰብናመልሰልና
    @በዲልኻናግዜሰብናመልሰልና 3 หลายเดือนก่อน +59

    ዌልካም ተጋሩዋይ ኮሜ ብድንግላ like ባ ተንጋሩዋይ ጥንሰቲ አየዋ😊😅

    • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
      @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብሰክራይብ ግበረለይ ወለላይ❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤

    • @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
      @ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 3 หลายเดือนก่อน

      @@ዓሳድራያTUbe እሺ ገይረለኪ ንሰኪ እውን ሳብሰክራይብ ግበረለይ

    • @yordanasg7215
      @yordanasg7215 3 หลายเดือนก่อน

      ዋይ ፋሽኑ ዝሓለፈ ኮመንት ተነፋሕኩ ባ ተነስኩ ምባል ግደፍኦ ህውከት😮😮

  • @TubeMerkebselamTube
    @TubeMerkebselamTube 3 หลายเดือนก่อน +23

    እረ መልሲ ድራማ ልበይ ተጠንጥላ ከምዚ ከማይ ዝኽንኹም 👍

  • @MeriGaltewahdo-h5h
    @MeriGaltewahdo-h5h 3 หลายเดือนก่อน +27

    እንኳዕ ናብ ውርሓዊ ባዓል መድሃኒት ዓለም ኣብፀሐኹም ዓደይ ክብረተይ መድረ ገነት መዳሃኒዓለም ሰላምኪ ይምለሰልና 💜😢

    • @TsgeredaSeyfu
      @TsgeredaSeyfu 3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሜን🙏
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍

    • @MeriGaltewahdo-h5h
      @MeriGaltewahdo-h5h 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@brhanzetigray እሽኒ ማዓረይ 💜

  • @ፋኒጓልትግራይ
    @ፋኒጓልትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +21

    መድሃኒ ኣለም➁➆ ይሓልኩም ተጋሩዋይ ይሩያት❤❤❤
    🤕ሮዛ እያ ኣጦቂማቶም ሃየ በልዋ🤒😂😂

  • @SsDd-gy2bf
    @SsDd-gy2bf 3 หลายเดือนก่อน +27

    ተንጠሊጥልና እምበር ከአ እዞም ክፉአት ክዋረድ ጥራሕ እዩዘለዎም ኩሉ ባዓል ስልጣን ሰራሕተኛ መንግስቲ ብንፁህ ሕልንኡ ዝስርሕ እዩ ዝመስሎ ህዝብና ይአክሎ ኩሉ ክፍአቶም ይፍለጦ😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @Merigalehaley
    @Merigalehaley 3 หลายเดือนก่อน +30

    እንኳዕ ሰላም መጺኡኩም❤ ከመዚ ልቡ ተጠንጥሉ ዝቃነይ አሎ ዶ😢 እስቲ ብለይክ ነጊሩኒ😂

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ

  • @slamahslamah1321
    @slamahslamah1321 3 หลายเดือนก่อน +17

    ራሄል ክትመፅእ ኣለዋ ትብሉ ፈጣን እያ😳🥰

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 3 หลายเดือนก่อน +20

    ብሮዛ ዝተናደደ ይህልዶ ከምዙ ከማይ😢

    • @ZahraFatemah
      @ZahraFatemah 2 หลายเดือนก่อน

      ኣነ እውን ሮዛ እፍፍፍ ጀጋኑ እኹም ❤❤❤❤

  • @atopiatopi5602
    @atopiatopi5602 3 หลายเดือนก่อน +21

    ተጋሩ ነታባባዓዮም ዝበለፀት ፊልሚ ትግራይ እያ❤💊💊💊🙏

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ ናተይ😍

  • @brye.goldesae
    @brye.goldesae 3 หลายเดือนก่อน +23

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኩም🍀😔 ግን መጅሙዕ ከይመውት መልክዕ ናዛ ድራማ ከይባላሸው መጅሙዕዐይ❤👌💪

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤

  • @tigraweti98
    @tigraweti98 3 หลายเดือนก่อน +9

    ራሄል ትምፅእ ንኩሎም ተድሕኖም ያ ንፈዕቲ ያ ❤

  • @ኣዶሬብየል
    @ኣዶሬብየል 3 หลายเดือนก่อน +33

    ኾሞንቲ ብድንግላ ኣንኻዕ ብሰላም መፃኹም ተጋርዋኒ 27ኣባቴ ብዓሉ ይሓልኹም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉መጅሙዕ ኣል ኽሓስብ ቀንየ😢❤❤❤

    • @Azebsabawitg
      @Azebsabawitg 3 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓፍተይ መዓረይ ገነት ቀዲማትኪ 😂😂

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ሓላለይ❤❤❤❤

  • @EHG.123
    @EHG.123 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣየ ትግራይ ዓደይ
    መጅሙዕ ፍፁም ምንም ክኮን የብሉን

  • @ጓልስሑልሽረ
    @ጓልስሑልሽረ 3 หลายเดือนก่อน +8

    እንኳዕ ብሰላም መፅኩም ተጋሩዋኒ ባሓቂ አብ ትግራይ ዘሎ እዮም ሰሪሐሞ ትግራይ ናይ ባንዳታት እንበር ናይ ንፃሃት አይኮነትን ዘላ ሕጂ ኣምላኽ ዓዲና ሰላም የዉርደልና

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ❤

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @JFgሜሪጋልትግራይ
    @JFgሜሪጋልትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +18

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ መጀሙዕ ኣይመውትን ትብሉ ላክይ ረገፅኒ😢🎉

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @HappyBulldogPuppy-pk7um
    @HappyBulldogPuppy-pk7um 3 หลายเดือนก่อน +7

    ዋይ ሼር ከይበልዎ ዶ ይኮኑ አርኪቦሞም 🙄🙄😴🥹🥹🥹 ንኒ ጋል ሓየት ሼር ገይረምሎም ተዝኮኑ እምበር ፖሊስ ክደምስሶዩ ግን ከሕርቅ ኩሉ ሓሳዊ ጋዜጠኛታት,ፖሊሳት,,,,,,🙄🙄🙄 አነስ ምስቲ ዉሽጣዊ ሕርቀተይ ግድእዩስ ተሸኒፈ ንምርአያ ትከብደኒ አላ🤔🤔🤔🥹😴😴

  • @HappyBulldogPuppy-pk7um
    @HappyBulldogPuppy-pk7um 3 หลายเดือนก่อน +22

    ብጣዕሚ'የ ተጨኒቀ ተትሪኡ ብሓቂ እንካዕ ፊልሚ ኮነ እምበር ዉዛዓለም 😢😢😢 እንካዕ ዳሓን መፃኩም ኩሉኩም ተዋሰእትን ተኸታተልትን ❤❤❤

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @SsDd-gy2bf
      @SsDd-gy2bf 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@HappyBulldogPuppy-pk7um እሞኮ ነዓና እዩ ፈልሚ እምበር ነዓቶም ናይ ብሓቂ ሂወቶም እዩ ዋጋ ዝከፈልሉ ዓዲ መንበሪ ስኢኖም ዝሕብሕቦም ቆስሎም ዝፍዉሰሎም ስኢኖም ይሳቀዩ እዮም ዘለዉ ጀጋኑና😢💔 መድሃኒ አለም ሰላምካን ምሕረትካን ለአከልና👏

  • @የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ
    @የስላሴልጅነኝ-በ9ሸ 3 หลายเดือนก่อน +21

    ኣሕ ኣበይ እሞ ኣብ ተግባር ተነውዕሎ ተጋርዋይ😢🥰

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 3 หลายเดือนก่อน +12

    እዚ ፓሊስ ክሓሱ ንዓል
    ወሽክ ሮዛን ፓሊስን ማራ ኣነዲደሞኒ ፎእ😢😢

  • @ትግራይዓደይ-ሐ9ወ
    @ትግራይዓደይ-ሐ9ወ 3 หลายเดือนก่อน +13

    ኣቱም ህዝቢ ኣብኡ ዲኩም ትሓድርለኩም ብዝኮነ መበል 115 ተመስገን♥️

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ማዓረይ ❤🙏

  • @Ggpp-fi6cs
    @Ggpp-fi6cs 3 หลายเดือนก่อน +16

    ድሕሪ ኩሉ ብዓለይ ላይክ ሃብኒ😅😅😅😅

  • @khankhan1509
    @khankhan1509 3 หลายเดือนก่อน +18

    ክብርን ሞገስን ነቶም ሂወቶም ከፊሎም ሂወት ዝሃቡና ጀጋኑ ሰማእታትና

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ🎉

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +9

    ዋውውው መጁሙዑ ኣይሞተን እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ❤❤

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ህያበይ❤❤❤❤

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 3 หลายเดือนก่อน +6

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ጀጋኑና
    ብሃንቀውታ ክጸበየኩም ኣምሽየ 😍😘😘😘❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ህያበይ❤❤❤❤

  • @GGmanchanel-n6y
    @GGmanchanel-n6y 3 หลายเดือนก่อน +8

    ሰላማት ተጋሩ ዓደይ ከምዚ ከማይ ብሃንቀዉታ ክፅበያ ዝፀንሐ እስኪ👍 ላይክ ወቅጡ።❤❤❤

  • @tesfayberhane1374
    @tesfayberhane1374 3 หลายเดือนก่อน +5

    ተስፋ ይገብር ነቶም ፓሊስ ክሳዶም ረጊጾም ኣብኡ ክገድፍዎም:: እንተተኣሲሮም እታ ፍልሚ ኣይትምቅርን እያ::

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 3 หลายเดือนก่อน +12

    ዋአ በጃኹም ናብ ራሄየል እባ ዝሓልፈ ቅዳሕ ክህሉ ኣሎዎ በጃኹም ልብና ተስቂላ ምቅናያ እያ ብዝኾነ ጀጋኑ ኢኹም ቀፅሉሉ ♥️♥️♥️🥰🥰🥰ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስማእታትና 😢😢😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @Kflom-ku4ni
    @Kflom-ku4ni 3 หลายเดือนก่อน +12

    ሎሚ ተራኪብና ካብ ምድናቅ ንላዕሊ ቃላት እንተሃሊዮም ሓግዙኒ ደቂ ዓደይ

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ ናተይ😍

  • @Channel-qe9mn
    @Channel-qe9mn 3 หลายเดือนก่อน +27

    ኣቤት ብሻቅላ ቀኒና ዳርጋ ደረስቲ ተቀይርና ተከታተልቲ #መልሲ ❤

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤

    • @Channel-qe9mn
      @Channel-qe9mn 3 หลายเดือนก่อน

      ❤​@@ዓሳድራያTUbe

  • @መረሳተወለገብረዋህድ
    @መረሳተወለገብረዋህድ 3 หลายเดือนก่อน +13

    ብጣዕሚ ፅቢቅቲን ወሳኒቲን ድራማ እያ።በዚኣ ዝማሃሩ ንገበርቲ እኩያት እውን ሰገጥ ተቢል እያ እሞ ብርዕኩም ይሰሲን ፍልጠትኩምን ምህዞኩምን መልኡ ተሪፉ ይፍሰስ።ንኩሉኩም የፈትወኩም እየ።ንሎሚ ኣብዙይ ይኣኽል ርኢቶ ክንህብ ኢና ሰላም ንዓኩም ይኩን ፅቡቅ ናይ ስራሕ ዕድል ይኩነልኩም❤❤❤❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበረለይ ሓወይ ናተይ😍

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 3 หลายเดือนก่อน +18

    እንኳዕ ብስላም መፃኹ ኣቱም ተናፈቅቲ❤❤❤❤መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ዝፅበ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ህያበይ❤❤❤❤

  • @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
    @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ 3 หลายเดือนก่อน +8

    እንካዓ ብስላም መጻእኩም ደቂ ተዋህዶ እግዚኣብሔር ኣምላኽ እንካዓ ካብ ስሙን ናብ ስሙን ካብ ማዓልት ናብ ዕለት 27ሓመስ እንካዓ ኣብጸሕና ኣብጽሕኩም
    ናይ ጎይታና ኣምላኽና እየሱስ ክርስቶስ
    ድሕር እዛ ደራማ ምስ ተውደእት ብመንፍሳዊ ደራማ ትቅርብሉና ብስም እግዚኣብሔር ኣምላኽ, ንሃገርና ንህዝብናደማ ፍልጥት ሃይማኖት ክርስትና ወን ፅብቅ እዩ

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @FycgXhu
    @FycgXhu 3 หลายเดือนก่อน +4

    መንጢላዋይ እንኳዕ ብሰላም መፃኺ ናፊቐኺ ነይረ ይፈትወኹም የ ደቂ ትግራይ❤

  • @NatuHagos
    @NatuHagos 3 หลายเดือนก่อน +5

    ስኔ ዕለት 2️⃣7️⃣ ናይ አቦና ባዓል መድኒሃአለም እዩ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋርዋይ መዓረይ⛪️👏❤

  • @BreFekr
    @BreFekr 3 หลายเดือนก่อน +16

    ደቂ ሪመይ ካመይ አለኩም አብ ዝዘለክምዎ🌿መድህኒ🌿አለም🌿ይሓልኩም🌿አሜን(3)🌿💒በሉ
    ብስም🌿2⃣7⃣🌿ሳስክራይብ በሉኒ

  • @ዳኑ
    @ዳኑ 3 หลายเดือนก่อน +8

    ብሃንቀውታ ክጽበያ ቀንየ እንካዕ ብሰላም መጻኹም ተጋሩዋይ 🙏❤️❤️

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 3 หลายเดือนก่อน +11

    ሮዛ ሃሳስ 😢 መጅሙዐይ ግና ተመስገን❤

  • @MmMm-mg3dk
    @MmMm-mg3dk 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣድነቅቲ መጅሙዕ ላይክ ግጨውውዎ❤❤❤🎉🎉

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 3 หลายเดือนก่อน +10

    ፍሊቲ ድራማ መግለፂ የብለይን ቀፅልሉ❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @6tigraylove
    @6tigraylove 3 หลายเดือนก่อน +59

    መበል 16 ባዕለይ ኣድነቅቲ ዛ ድራማ ከምዚ ከማይ ብሃንቀውታ ትፅበይዋ እስከ ብሽሞም like ወቅጡለይ ኪዳመ ምህረት ትሓሊኩም ብዘለክምዎ❤❤❤

    • @ዓሳድራያTUbe
      @ዓሳድራያTUbe 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤

    • @MesiMesi-gb5di
      @MesiMesi-gb5di 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምርኒ ህያበይ❤

    • @MesiMesi-gb5di
      @MesiMesi-gb5di 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@user-pv8ግበርለይ ገይረልክዋ ፅብቅተይ❤dd9nq3n

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@MesiMesi-gb5di ገይረ ኣለኩ ንዓይም ግበረለይ🙏

  • @SgyGjj
    @SgyGjj 3 หลายเดือนก่อน +6

    ጀጋኑናናና ንበሩ❤❤

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይይይ

  • @RitaGg-oy5pf
    @RitaGg-oy5pf 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣረ በይዛኩም ኣብ መጨነቂ ኣይትቋርፅዎ ልበይ ደዉ ከምዛ ሓቂ እናመሰለኒ

  • @sarayan525
    @sarayan525 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋኒ ከመይከ ቀኒኹምለይ ሓላላተይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @TDF316
    @TDF316 3 หลายเดือนก่อน +8

    ኡፍፍፍፍፍፍፍ ማርያምን ናይ ትግራይ ሕጊ ከምዚኣ እንተኾይና ካብ ስደት ዘይምምላስ ይሓይሽ ህውከት😢😢😢😢😢😢

    • @fhjjhyyu9639
      @fhjjhyyu9639 3 หลายเดือนก่อน

      ኣነለ ፈራሐ

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน +1

      ከምኣ እያ ዘላ: ግን ድማ ስደት 'ውን ካብኡ ኣይሐሽን ኣመና ኣይንፍራሕ ሓላዊና ኣይታኸስን
      ሳብስክራይብ ከዓ ግበራለይ ፍቱዋተይ😍

  • @brhanegeremeskel137
    @brhanegeremeskel137 3 หลายเดือนก่อน +2

    በርትዑ ጎቦዛት
    በዓል ዓይኒ ምሸት ግን ምንም ዝተፈፀመ ብዘይመስል መልክዑ ካብ ዓቐን ንላዕሊ ዛሕቲሎም, ኣይተዓፃፀፉን ዘለው.
    1, ገበን ፈፂሞም ኣብቲ ልሙድ ቦታ ብፍፁም ክእከቡ ኣይግበኦምን
    2, ስልኪ እኳስ ክድወል ከሎ ክልዓል የብሉን ምኽንያቱ ስልኪ እንተኣልዒሎም ብGPS ዘለውዎ ቦቶኦም ስለዝፍለጥ
    3, ብምድንጋፅ ነንሕድሕድኩም ብምጥምማት ተሕልፍዎ ግዘ ቀንሱ
    ሓፃርን ምቅርትን ክትኸውን ይሓይሽ
    4, ኩሉ ግዘ እቲ ፖላዊስ ክገብርዎ ዝኽእሉ ቀዲምኩም ብምግማት መውፅኢ ቀዳድ ኣዳሊኹም ክትፀንሑ ይግባእ. ኣብነት, ክትእከቡ ከለኹም ሰብ ዋርድያ ምውፃእ, ወይ ሓባሪ ሴንሰር ቴክኖሎጂ ምጥቃም.
    እንተኾይንዉን ኣእሚንካ ምስ ናይ ስለያ መሓውር ምስራሕ

  • @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ
    @ሰላምሰላም-ዐ8ኸ 3 หลายเดือนก่อน

    ሓሲዊ ፖሊስ
    መንጢላ እንኳዕ ዳሓን መፀኪ
    መጂምዕየይ❤❤ኣጀካ

  • @selamSelam33-ll1bs
    @selamSelam33-ll1bs 3 หลายเดือนก่อน +9

    እዋይይይይይይይ ሎሙስ ዘይምርአይ መሐሸኒ 😢😢😢ቅሉውላውውውውው ኾይናትኒስ😢😢😢😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @AtsbhaTeklai-uq6vo
    @AtsbhaTeklai-uq6vo 2 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ❤❤❤❤

  • @user-be40h4fg6d7
    @user-be40h4fg6d7 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ደቅ ትግራይ ተናፈቅት ❤❤

  • @berhanalami806
    @berhanalami806 3 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውውው ጀጋኑነና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Lemlem1305
    @Lemlem1305 3 หลายเดือนก่อน +10

    አብ ትግራይ ዘሎ ሓቂ አዉፅእኽሞ ቃፅሉሉ ጀጋኑ❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @Mesfin-c3j
    @Mesfin-c3j 3 หลายเดือนก่อน +8

    ኣየ ትግራይ ዓደይ ልሞተልኺ ለይኾነስ ልሰረቕትኺ ትኾኒ😢😢😢😢😢

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 3 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢😢😢

  • @hjezehjezr9522
    @hjezehjezr9522 3 หลายเดือนก่อน +8

    ❤❤❤❤❤😂😂😂ብጣዕሚ እየ ተጨኒቀ ነይረ መጅሙዕ ከይመውት ተመስገን እንኳዕ ሞቱ😂😂😂😂😢😢

    • @hanigaltigray4573
      @hanigaltigray4573 3 หลายเดือนก่อน

      ንኩሉ ግዜ ክኮነኩም ደራሲ ኣይመዉትን 😂❤

    • @andudadi5981
      @andudadi5981 3 หลายเดือนก่อน

      😂​@@hanigaltigray4573

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ ድራማ ምኮኑ ዶፈለጥካስ ማራ ትጭነቅ እስኪ በሉ ብሰላም ምፅና

  • @FsefDwef
    @FsefDwef 2 หลายเดือนก่อน +2

    ኣነ መበል 827 😢እየዋ ላይክ ርገፁኒ ኣሓዋ ተይ😂😂😂

  • @haileseged1124
    @haileseged1124 3 หลายเดือนก่อน +3

    ነገራት ተባሪዓ ጽቡቅ ትኸድላ ቀጽልሉ ንፉዓት ። መንጢላ ብጣዕሚ ንፍዕቲ እያ መሲላን ተረጋጊዓን ስለትሰርሐ ንቀጻላይ ዘስራሐ ተረኺባ ናይ ምዕባይ ተኽእሎ አሎዋ

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሮዛ ከዳዕ ጨናዊት ብቀደሙ ኣይኣመንኩኺ ነይረ ከም ትኸድዕዮም ፍሉጥ እዩ ነይሩ😢ሕርር በሊ ኣይትቅድሙየሚ ክቅድሙኺ እምበይ😢እዙ ፖሊስ ግን ክሕሱ ሓሳዊ ለኽባጥ ሓደራ ናብ ራህየል ሼር ኢሎምዋ ክኾኑ ተስፋ ይገብር እሳ ክተድሕኖም እያ።

  • @selamlove3408
    @selamlove3408 3 หลายเดือนก่อน +2

    አካዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋኒ❤

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፃኹም ምቁራተይ🙏❤💛

  • @Tige-zs4og
    @Tige-zs4og 3 หลายเดือนก่อน +1

    ተጋሩ ንተጋሩ ባቻ እፈትወኩም የ♥💊💝💘

  • @JojoTom-yv4ui
    @JojoTom-yv4ui 3 หลายเดือนก่อน +5

    ተጋርዋይ እንካዕ ብዳሓን መፃኪም ❤❤❤❤❤

  • @Monliaz
    @Monliaz 3 หลายเดือนก่อน

    ያዋየይይ😮😢
    ከክብድ አብ መጭረሸሲ❤❤😢

  • @sjzjbdb305
    @sjzjbdb305 3 หลายเดือนก่อน +9

    ያዓክ ሺላ ቆራፅ ብሃንቀውታ ይፅበያ ❤❤❤

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ

  • @Hana-y4t
    @Hana-y4t 3 หลายเดือนก่อน +7

    እንኳዕ በሰላም መፃእኩም ፅሩየት ትግራዉይ በሃንቀዉታ ክፅበያ ፀኒሓየ❤❤❤❤❤

  • @BarchiTube5164
    @BarchiTube5164 3 หลายเดือนก่อน +3

    እዞም ገበርቲ ሕማቅ ክዋረዱ ጥራሕ እዩ ዘለዎም 😢ዋዉዉዉ ግን ተጋሩዋይ ብሓቂ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ትገለፅ ድራማ ይመቸኩም❤❤🎉

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 3 หลายเดือนก่อน +2

    መድነቅዲ መጅምዕ ሳብስክራይብ ግበርለይ ❤ብስሙ መዲሂነኣለም ይሓልክም ብርካተይ❤

  • @بسماللهالحمدالله-ر9ن
    @بسماللهالحمدالله-ر9ن 3 หลายเดือนก่อน +3

    እግዝኣብሄር ይሓልኩም ተጋሩዋይ ፅሩያት❤❤❤
    ሮዛ እያ ጠቂማቶም ሃየ በልዋ😅😅😮

  • @Bri_Tgraweyti-
    @Bri_Tgraweyti- 3 หลายเดือนก่อน +6

    *_well Come ተጋሩዋይ❤️💛_*
    *_ኡፍፍ እዚ Video ፖስት ከይተብሃለ ክተሓዙ እዮም ማለት ድዩ እንበዓል ሽላ ተንጠልጢልና ለለ 🥹💔_*

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @GrmayAwash
    @GrmayAwash 2 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ሓሪፍ ስራሕ እዩ ንክገርመኩም እዛ ተከታታሊት ድራማ ኣብዚ ሰሙን ጀሚረያ ኩሉ ክፋል ድማ ሪኤዮ ማራ ተሓጉሴ ። እና ጥበብ ተጋሩ ገና ክስረሐሉ ኣለዎ ። እንተ ተዋሳእቲን ደራስን መልሲ ይበል ዘብል ስራሕ እዩ በተለይ መጅሙዕ100%

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 3 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ፍቁራተይ ብዕድመን ጥዕናን ይሓልወልና እግዚአብሔር አምላኽ❤❤❤

  • @MeseleHagazi-nr5py
    @MeseleHagazi-nr5py 3 หลายเดือนก่อน +2

    አብ መሬት ዘሎ ሓቂ እዩ ቀፅልሉ
    ሻቅሎት ግን አይንቅንዮን አብ ሰሙን 2ተ ተትኾን ሓርፍ ነይሩ❤

  • @samrho
    @samrho 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣድነቅቲ መጅሙዕ ዝኮንኩም እሰከ❤👍

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @HhBb-h5g
    @HhBb-h5g 3 หลายเดือนก่อน +3

    እኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ተጋሩዋይ ክብርን መጎስን ንስዋኣትና😢😢😢😊

  • @HjiGdjxh-oq1rp
    @HjiGdjxh-oq1rp 3 หลายเดือนก่อน +5

    እንዃዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ💛❤

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 3 หลายเดือนก่อน +4

    እፍፍ ተመሰገን ምጀሙዐይ ተሸቀል እምበር ቃነየ😢❤

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
    @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ 3 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ዳሓን መፀኩም ተጋሩዋይ ኣድነቅቲ መጅሙዕ ❤ግጨይኒ ስቲ 💪🥰

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @LetushChanal
    @LetushChanal 3 หลายเดือนก่อน +4

    እንኮዕ ብዳሓን መፃኹም ❤❤❤❤ናታዳመመርና እስቲ ተጋሩዎይ😂😂😂

  • @Aronwedimegen-lh9ti
    @Aronwedimegen-lh9ti 3 หลายเดือนก่อน +1

    መንጢላ ኣበይ ኣላ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 3 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ጀጋኑና
    መጅሙዐይ ❤❤❤
    ሮዛ 😢😢😢😢

  • @tsegus
    @tsegus 3 หลายเดือนก่อน +4

    Waw ብጣዕሚ ዝገርም ስራሕ ነዚ ዞሎ ኩነታት ዝገልፅ ብርትዑ ደቂ ሪመይ ❤❤❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +5

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋይ❤🎉

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 3 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ፅብቅ ድራማ ሮዛ ግን😢😢😢😢

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @ሕጂከናበይ
    @ሕጂከናበይ 3 หลายเดือนก่อน +5

    መጅሙዕ ተባዕ ደራስን ተዋሳኣይን ❤❤❤❤

    • @brhanzetigray
      @brhanzetigray 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ፍትውተይ😍

  • @FANAT-y2q
    @FANAT-y2q 3 หลายเดือนก่อน +1

    ራሄል ብገለ መፂኣ ክተድሕኖም ኣለዋ።

  • @dnglmaryamadey
    @dnglmaryamadey 3 หลายเดือนก่อน +2

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ተጋሩዋይ ፁሩያት🎉ልብና አንጠሊጢልኩማ ቀኒኩም ❤ ኡፍፍፍ ሮዛ ካሓዲት😢