ደሃይ ካብ ሰፈር ጀጋኑ ግንባር ዛላምበሳ - A heroic message from the Zalambessa Front by Eseyas Debesay

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 597

  • @eri-pride
    @eri-pride 2 ปีที่แล้ว +123

    “ጸላእትና ብዙሓትን ጥምዙሓትን
    ንሕና ውሑዳትን ሩቡሓትን”
    Love it.

    • @ariamyemane197
      @ariamyemane197 2 ปีที่แล้ว +5

      Abaey zerba I like it 👌

    • @nebibtighebreweldi8079
      @nebibtighebreweldi8079 2 ปีที่แล้ว +5

      ናይ ብሓቅ ጥምዙሓት ❤️🇪🇷🤣🤣 I like it ወዲ ኤረይ 🇪🇷👏🏿👏🏿

  • @filixigab5876
    @filixigab5876 2 ปีที่แล้ว +96

    እንኳዕ ናይ መሬት ስዓርቲ ኮንኩም እምበር ማስሚድያ ውን ዝስዕረና የለን ደቂ መን ዲና I proud to be ሻዕቢያ🇪🇷❤️✊🏼

  • @meron5303
    @meron5303 2 ปีที่แล้ว +88

    ኣጆኹም ደቒ ኤረይ ሓላላት ኣብ ስደት ዝነብር ህዝቡኹም'ውን ወትሩ ኣብ ጎንኹም ኣሎ ጸላኢና ንዘልኣለም ዝጽረገሉ ንሕና'ውን ንቐስነሉ ግዜ ነዊሕ ኣይክኸውን እዩ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ከምኡ'ውን ንጀጋና ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራን ኣርካናት መራሕቲ ህዝባዊ ግንባትን።

  • @freweynimossazghi4059
    @freweynimossazghi4059 2 ปีที่แล้ว +49

    እዋይ እዚ ከብደይሲ ሓፍሓፍ እሉኒ፡ሓይሊ ይሃብኩም ዓወት ንዓና እዩ።💪💪💪💪💪💪💪💘

    • @fn7619
      @fn7619 2 ปีที่แล้ว +4

      አጆኪ ጸሎት ጥራይ አምላኽ ምስ ቁናዓት እዩ ጀጋኑ ንነብሶም ደአ ዘየዕረፉ እምበር 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @misginatsegay9710
    @misginatsegay9710 2 ปีที่แล้ว +94

    We are proud of you our HEROES!!!!🇪🇷💙🇪🇷✌️🇪🇷💙🇪🇷✌️🇪🇷💙🇪🇷🇪🇷✌️👍👍

  • @اتنوطا
    @اتنوطا 2 ปีที่แล้ว +43

    መርሓባታት ጀጋኑየ ኣርካናተይ ዓይኒ ኣባይኩም ይደፈን ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @Horn_of_Afrika
    @Horn_of_Afrika 2 ปีที่แล้ว +18

    ጸላእትና ብዙሓትን ጥንዙሓትን ኢዮም ንሕና ከኣ ውሑዳትን ርቡሓትን ኢና. I love the way he express it.

  • @weldeyakoby9038
    @weldeyakoby9038 2 ปีที่แล้ว +41

    ኣጆኹም ኩቡራት ሓልታት መክልኻል ሰራዊትና ኣጎንኹም ኣለና ክብሪ ንዓኹም

  • @tyamche7716
    @tyamche7716 2 ปีที่แล้ว +44

    Always Victory to our Eritrean defense forces...proud to Be Eritrean.. KURAE ERITRAWI..ERITRAWI KUBUR MANINET 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 .

  • @filixigab5876
    @filixigab5876 2 ปีที่แล้ว +28

    መን ከም ሻዕቢያ። KING🇪🇷❤️✊🏼

  • @starthegunners7089
    @starthegunners7089 2 ปีที่แล้ว +53

    እቲ ዓቢ መምህረይ ጅግና ወዲ ሰሌ ወትሩ በዓል መትከል ኣብ ጎንኹም ኣለና:: ቃልኩምን ተወፋይነትኩምን ኣብ ልብና ስለ ዘሎ ኣይንህመልን ኢና::
    👍🇪🇷 ብኣካል ብቑዕ ብኣእምሮ ድማ ንቑሕ 🇪🇷 ሰራዊትና ንገስ ንገስ
    ኤርትራና ክትሕደስ

  • @Eritreawit-291
    @Eritreawit-291 2 ปีที่แล้ว +4

    Proud to be Eritrean ኣብኡ ርገጽ ጅግና ኣቦይ 🇪🇷✊🏽

  • @angesomselemon3375
    @angesomselemon3375 2 ปีที่แล้ว +14

    ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @harnet2483
    @harnet2483 2 ปีที่แล้ว +63

    Wow victory to Eritrean defence force, PEACE TO ✌️ ALL OF US ,GOD BLESS ERITREA 🇪🇷 🙏

    • @ferzunmebrahtu870
      @ferzunmebrahtu870 2 ปีที่แล้ว +1

      ቐጽል ጁግና ህዝብኻ ምሳም ኢዩ ።

  • @טספאיזקאי
    @טספאיזקאי 2 ปีที่แล้ว +3

    ጸላእትና ቡዛሓትን ጡምዙሓትን ንሕና እዞም ደቂ ኤረይ ግን ዉሑዳትን ሱጡማተን ጀጋኑን ኢና።✅🇪🇷🕌🙏⛪️❤💪💪✅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedihdri9031
    @wedihdri9031 2 ปีที่แล้ว +22

    መን ከም ጀጋኑና ኤርትራና ደቂ ኤረይ ጀጋኑና ይጋዝሙ ኣለዉ እንታይ ኣዩ ተራና ኣበይ ቆምና ኣለና ዶ ንግምግም ኣለና ምስ ሃገርና ኩሉ ግዜ ህግደፍ ንቅድሚት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኢሰያስ ደበሳይ እንቃዕ እዝኩሉ ጻዕርኻ ኣብዚ ኣብጽሓን ኣራየካ ኩሉ ግዜ ዕውት ኢኻ ወዲ ኤረይ።

  • @rfbhiwot7971
    @rfbhiwot7971 2 ปีที่แล้ว +23

    ሰላም ሰላሞ ደቂኤረ ብሐባራ
    ደሀይ ዓድና ምርካብና አዚና ሕጉሳትን ኢና።
    ኩሉ ግዜ አብ ጎኒ ሀገርናን ህዝብናን አለና።
    ኤርትራውነት ኩቡር ማንነት

  • @asfhalemesfun9043
    @asfhalemesfun9043 2 ปีที่แล้ว +3

    ወዲ ሰሌ ነብሲ ብጣዕሚ ጽቡቅ ገሊጽካዮ ኣንታ ኣንበሳ

  • @tewelde9778
    @tewelde9778 2 ปีที่แล้ว +36

    ቅሳነት ይሃብኩም ደቂ ሓላል መሬት ዋልታን ድርዕን ሃገር ንበሩልና ገዲም ዋርሳይ መንደላይ ።well done alona walta hager.

  • @samiragualasmara817
    @samiragualasmara817 2 ปีที่แล้ว +56

    YES 👍🏾
    GOD Blessed Eritrea & our government & the great Eritrean people everywhere
    AWET NHAFASH 🇪🇷❤🇪🇷✊🏾

  • @senay6334
    @senay6334 2 ปีที่แล้ว +3

    ዋው ብቀዳምነት ሞራል ይግቦኦ ንእሰያስ እቲ ሓቂ ከርኢ ንኤርትራ ብምምጽኡ ብምቕጻል ንገዲም ተጋዳላይና ብሰራሕቱ ጅግንነት ክንገር እቲ ዝበለጸ ዩ የቀንየልና።

  • @ዓወትአብራሃም
    @ዓወትአብራሃም 2 ปีที่แล้ว +12

    ጅግና ጅግና እዩ አጆና ደቂ ኤረ

  • @yorutesfazion6295
    @yorutesfazion6295 2 ปีที่แล้ว +26

    እግዝኣብሄር ኣምላኽ ኩሉ ይካኣሎ እሞ እዞም ኣርካናት ሓርበኛታት ተጋደልትን መንእሰያትናን ህዝብናን ቁሱን ለላም ዝዓሰሎ ዘመን ሩፍ ኢልኩም ህይወት ተሰተማቕሩሉ ዝበን ይሃበና!! 🙏💖🇪🇷

    • @biriktihaile5499
      @biriktihaile5499 2 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን :ዋላ ሓንቲ መዓልቱ ትኹን ዘዕርፉላ እየ ዝትምነይ ከየዕረፉ ክኸዱ ኸለዉ 10 መስዋእቲ እዩ ንዓይ ::

    • @yorutesfazion6295
      @yorutesfazion6295 2 ปีที่แล้ว +1

      @@biriktihaile5499 🙏💖

  • @Greensky888
    @Greensky888 2 ปีที่แล้ว +1

    Arkan Eritra Yikealo wedi selia tik ilu ab meret kemziatu mai ab libi Eritrawi ziatu haki zereba yu tehaguise Eritawi muquaney ajokum ajona kulatna ab mesmer alena zeteratir yebilun Awet nihafash deki tsuruy zeri Hizbawi ginbar!!!👍👍👍🌷💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @alenalkieritrea3862
    @alenalkieritrea3862 2 ปีที่แล้ว +71

    ኢሳያስ ደበሳይ አምበሳ በዓል መትከል ኢካ:: እዛዚ ሰራዊት ወዲ ሰሌ ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን:: ጀጋኑ ኢኩም ኤርትራ ንዓኩም ሒዛ ቀሲና ኢያ:: እዛ ከዳሚት ተረፍመረፍ ወያነ ክሳብ ታሪክ ትክውን አጆኩም አምላክ ምሳኩም ይኩን ዓወት ንሐፋሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @alenalkieritrea3862
      @alenalkieritrea3862 2 ปีที่แล้ว +2

      @@abrehetmengis5160 he is ambesa fetawi serawitu

    • @ascia1236
      @ascia1236 2 ปีที่แล้ว

      💪🙏🙏🙏🌷🌷🌷🌺🌺🌺🌺🏨🏰👍

  • @selam7863
    @selam7863 2 ปีที่แล้ว +9

    ኩሉ ግዜ አብልብና ኢኩም አብትሕቲ እግዚአብሔር ህዝብን መሪትን ትሕልው ደለኩም ጀጋኑ ❤️ ይሐልኩም ።

  • @almaztzegazeab2232
    @almaztzegazeab2232 2 ปีที่แล้ว +8

    ኢሳይያስ ጅግና መትከላዊ ህዱእ መንእስይ ከሙኡውን፡ወድ ሰሌ ንፉዕ ጅግና ደቂ ኤረ በኣኹም ኮሪዕና ዕድመን ጥዕናን ይሃብሉም🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @wediweshti2358
    @wediweshti2358 2 ปีที่แล้ว +19

    ዐይኒ ሐሳዳት ይኸውለልና 🇪🇷

  • @MaryameyMaryamey21
    @MaryameyMaryamey21 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም Eritrean defence force 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @AB-bh9tg
    @AB-bh9tg 2 ปีที่แล้ว +11

    Ajekum Jeganu Nskum bu Nhna Bezi Alenalki Erey 🇪🇷
    Awet Nhafash 🇪🇷❤💪🥰🥰

  • @girmayweldemariam6653
    @girmayweldemariam6653 2 ปีที่แล้ว +4

    ኩራዕ ወዲ ኤረይ ኣሎ እቲ ጅግና ንሕና ከኣ ኣብ ጎንኹም ኣለና ፡ ኢሕ ዝበለ ይተሓጎም 💪💪💪💪 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @naduabaaba9585
    @naduabaaba9585 2 ปีที่แล้ว +2

    Ab gonikom alena adlai ente koino sigab nai hiwet mikfal deki eri anabis 🥰❤🇪🇷⛪💘🕌🇪🇷❤🥰👍💪🙏🙏🙏🙏🙏

  • @flameshockey7688
    @flameshockey7688 2 ปีที่แล้ว +10

    ክብርን ሞጎስን ንሰራዊት ኤርትራ🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💪💪🥛🥛🥛

  • @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ
    @ሰአሊለነቅድስት-ቘ2ጨ 2 ปีที่แล้ว +5

    "ሰዓቡና ንሕና ክኣ ንክእሎ ንሕብር" ማስመድያ ኤረትራ ዝሒለን ኣለዋ !!!!! እዛ ቃል ኣስምሩላ ደቂ ኤሪ 🇪🇷። ብዝተረፈ ኣምላክ ንሃገርናን ጎረባብትናንን ሰላም የውርደልና ፡ ካብ ተንኮልን ሓሶትን ድማ ይሰውረና ።

  • @alamaztadese7716
    @alamaztadese7716 2 ปีที่แล้ว

    ኣናብስ ባኹም ኩራዓት ኢና እግዝ ኣብሄር ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ክብርን ሞጎስ ንሰማኣታትና ዓወት ናሓፋሽ

  • @michaelnegash537
    @michaelnegash537 2 ปีที่แล้ว +5

    ኤርትራዊ ኮይነ ምፍጣረይ ንኪዳነ-ምህረት ኣደይ ከመስግና ይፍቱ ኤርትራዊ ኩቡር መንነት ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትናን ሓይልታት ምክልኻልናን ዓወትና ከምቲ ልሙድ እዩ 44ነጥቢ

    • @michaelnegash537
      @michaelnegash537 2 ปีที่แล้ว

      @@Chixias.amora11 gere aleku zearkey

  • @fn7619
    @fn7619 2 ปีที่แล้ว +2

    ጽብቅቲ አበሃህላ "ብዙሐትን ጥምዙሑትን ውሑዳትን ሩቡሓትን" ሐርበኛ አያና ንዓኩም ሒዝናስ ብእምኒ ብበትሪ ዝፍክሩ ክንዛረብ አየጥዕመልናን እዩ።🌹🌹🌹💘💘💘💘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merhawittsegai6875
    @merhawittsegai6875 2 ปีที่แล้ว +29

    MAY GOD BLESS AND KEEP OUR PEOPLE 🇪🇷🙏🏾♥️🤴🏾👸🏾🇪🇷♥️💖🇪🇷⭐

  • @tsineathdri4733
    @tsineathdri4733 2 ปีที่แล้ว +24

    🇪🇷🤩ክብርን ሞጎስን ንሓየት ሓይልታት ምክልኻል ኤርትራ🤩🇪🇷🙏

  • @maranataasfeha438
    @maranataasfeha438 2 ปีที่แล้ว +30

    ታአምኖ ሊኢካ እንታይ ተሪፍኒ አይትበል አጆኖ ደቂ ኤረይ አብዛ ሳዓት እዚአ ምስ ህዝብን መንግስትን ኤረትራ ጠጠው ክንብል ይግባእ ዓወት ናሐፋሽ።

  • @EriDahlak
    @EriDahlak 2 ปีที่แล้ว +4

    ኩሉ ጊዜ ዝኩላዕ ጅግንነት ኤርትራዉያን። 🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽❤️❤️

  • @asterdaniel7190
    @asterdaniel7190 2 ปีที่แล้ว +20

    Thank you for your service our heros, proud to be eritrean 🕌❤️⛪️🇪🇷💪🏽

  • @fisaheyehadgu8628
    @fisaheyehadgu8628 2 ปีที่แล้ว +5

    ኩሉ ጊዜ ቢሐይሊታትና ቁሱናት ኢና ኒሕና ሰብ ኢና ሀኒጽና ናይቢሐቂ

  • @thanksgodforeverything4156
    @thanksgodforeverything4156 2 ปีที่แล้ว

    ወድ ሰልየ ገዲም ጅግና መራሒ ኣብ ወራር ወያነ ዝተሰዉኡ ታሪኽን ዝፈልጦም ስዉኣት ደቂ ምድፋእ -ዋልታ ዓደይ ህዝቡ ዘጸናንዕ ህዝቡ ዝድብስ ቆራጽ ሓቀኛ እንቃዕ ብሰላም ገጽካ ረኣና ኣጆካ ኣብ ጎንኩም ኣለና ።

  • @Filmonተስፋኣይቆርጽንእየ
    @Filmonተስፋኣይቆርጽንእየ 2 ปีที่แล้ว +23

    We as the people of Eritrea must be united at home and abroad then the enemy will be completely disappointed then we will stand on our 2 feet Eritreanism respect identity 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷💯

  • @destat3583
    @destat3583 2 ปีที่แล้ว +3

    አጀኩም ደቂ ሓላል መሬት ሓይልታት ምክልካል ኤረትራ ክብርን መጎስን ንዓኩም ይኩን አብ ዘለኩሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️🕌⛪️🌹🌹🌹🌹🌹🌹👍👍👍👍👍👍👍

  • @sen-ayt7782
    @sen-ayt7782 2 ปีที่แล้ว +7

    መርሓባ ❤️🙏🏽ጂግና ወዲ ሴለ የቅንየልና 💌🐪🇪🇷

  • @geregebre2742
    @geregebre2742 2 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ደኣ ጅግና አንድዩ።ሕቡን ኤርትራዊ ድንብርጽ ዘይብሎ ወትሩ ንሃገሩ እንበር ንቤቱ ዘይብል ተባዕ ኣብ ቃልሲ ዝነብር ምኩር ወትሃደር ሻዕብያ።

  • @HR-uf1zn
    @HR-uf1zn 2 ปีที่แล้ว +8

    ኤርትራ ሃገረይ ኣብ
    ሰለስተ ኣዑኑድ ትምርኮስ
    -ተባዕ ህዝቢ
    -ምዑት ሰራዊት
    -በሊሕ መርሕነት!!!
    ሞሳን ክብሪ ነቲ ሰራሒ ቅያ ጅግና ናይ ጀጋኑ ሓልታት ምክልኻል ኤርትራ ይኩን!!!

  • @elsat792
    @elsat792 2 ปีที่แล้ว +14

    Proud to be Eritrean 🇪🇷🌹🌺

  • @abdalkarimhazot1254
    @abdalkarimhazot1254 2 ปีที่แล้ว +3

    اللهم احفظ وطني الغالية إريتريا من كل شريا يارب 🤲 🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷

  • @ሞስ
    @ሞስ 2 ปีที่แล้ว +16

    ወዲ ሃለቃ ኣቦ ሓቂ ኣጆካ አስከ

  • @Yotkk
    @Yotkk 2 ปีที่แล้ว +16

    ሽዓብያ ነቅድሚት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @rigatgirmay2958
    @rigatgirmay2958 2 ปีที่แล้ว

    ትማል ሎሚ ጽባሕ ኣብ ጎኒ.ቲ ዘይጅሃር ጅግናን ሓላልን ምክልካል ሰራዊትና ሰላም ንቀርኒ ኣፍሪቃ ዓወት ንሓፋሽ ኤርትራዉነት ክቡር መንነት

  • @5generation581
    @5generation581 2 ปีที่แล้ว +1

    Full confident Thank You our መንደላይ

  • @brhanetekle7361
    @brhanetekle7361 2 ปีที่แล้ว +31

    our heroes, we miss you so much our heroes to see and listening your activities and victories

  • @mountmount9819
    @mountmount9819 2 ปีที่แล้ว +7

    ❤ክብረት ይሃበልና ክብርን ሞጎስን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ ህዝባን🇪🇷🇪🇷🇪🇷💒🕌🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪✅

  • @elsat792
    @elsat792 2 ปีที่แล้ว +10

    Thanks for all our Eritrea 🇪🇷 artists ! 👏🙏

  • @elsat792
    @elsat792 2 ปีที่แล้ว +16

    Thanks brother’s and sisters , also EDF,for your service to protect our country Eritrea 🇪🇷 and our people ! One Eritrea 🇪🇷 forever! Unity, is 💥 power I proud of you guys you all Eritrea 🇪🇷 heroes! 👏🙏🌹❤️

    • @elsatesfai7229
      @elsatesfai7229 2 ปีที่แล้ว +1

      ሞክሲ ከምአደአ ቢሊ። ንፋሰ ይነፍሰ ንጊዚኡ ክጽይቅ ይኽእል እዩ። ግን ንፋሰ ንፋስ እዩ!!! ይሐልፍ ይርሳዕ ንንፋሰ አንገደሰሎም።

  • @girmawitwelde4579
    @girmawitwelde4579 2 ปีที่แล้ว +14

    God bless all Eritrea's soldiers 🇪🇷❤️🌺

  • @natsnetyohannes7584
    @natsnetyohannes7584 2 ปีที่แล้ว +19

    Keep going 💪 poured to be eritrean eritrea for eritrean

  • @gmekonnen397
    @gmekonnen397 2 ปีที่แล้ว +4

    Thanks to the Almighty God for protecting you and giving you the power to protect Eritrea from our enemies . Long live our Eritrean Defence Force

  • @yemaneyebio7069
    @yemaneyebio7069 2 ปีที่แล้ว +12

    ኣጆኹም ። ኩሉ ግዜ ኣብ ጎንኹም አሎና ።

  • @flameshockey7688
    @flameshockey7688 2 ปีที่แล้ว +4

    ኢሱ አንበሳ ጅግና ከማካ 1000 ይወለዱ
    አደ ወሊዳ ጅግና🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🥛🥛

  • @mahmedyasin6088
    @mahmedyasin6088 2 ปีที่แล้ว +1

    ጅጋኑ ክቡራት ሰራዊትና ሞሳን ሞጎስን ይብጻሕኹም። ዘለኣለማ ክብሪ ንስዉኣትና ኩሉሻ ድልዋት ሸጥ መዓንጣና ኣብ ጎኒ ሰራዊትና ኣለና። ዓወት ንሓፋሽ

  • @helenhebtom3058
    @helenhebtom3058 2 ปีที่แล้ว +14

    Hezbawi gnbar nkdmit 4y gnbar lomwun kem wetru abgonkum alena🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

  • @sahlekidane2618
    @sahlekidane2618 2 ปีที่แล้ว +6

    Xbuk, ab ginbarat keydkum azarbwom,
    Kem weyane ab Eri tv mexiom ayerkublun eyom, 🇪🇷🇪🇷👍👍👍

  • @meron8967
    @meron8967 2 ปีที่แล้ว +9

    I'm so proud of you my people wetru awet nehafash🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @wedishabiya7836
    @wedishabiya7836 2 ปีที่แล้ว +2

    Esu jegna anbesa bdhan mxana❤🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷❤❤💪💪🇪🇷❤❤

  • @eritrea1st628
    @eritrea1st628 2 ปีที่แล้ว +14

    Eritreawonet kubur Menenet💯 🇪🇷💖
    GOD bless our Eritrean Defense forces 🙏💖🇪🇷💖🇪🇷💖🇪🇷

  • @ngstihabte7278
    @ngstihabte7278 2 ปีที่แล้ว +2

    Deki halal meret Eritrea ♥️🇪🇷🕌⛪igziabher amlak misakum ykun 🙏

  • @MD-ww7zy
    @MD-ww7zy 2 ปีที่แล้ว +3

    Wedi sele jigna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊🏿

  • @berekegoitom4328
    @berekegoitom4328 2 ปีที่แล้ว +1

    ጅግና ምክልካልን ዋሓስን ድሕነት ህዝብናን ሃገርናን ኣባላት ምክልካል ሃርና ንስኩም ኢኩም እሞ ከምኡ ውን ንሓንቲ ዕንባባ ኩሉ ዩ ዝብህጋ ተባሃጊት ሃገር ክሳብ ዘላትና ወትሩ ጅግንነትኩም ይዓንብብ 👑👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷👑👑👑 !!!! ከምዚ ድበልካዮ ብዙሓትን ጥምዙሓትን እንዳማቶም ክግብቱን ክዘምቱን ኣብ ናይ ሕልሚ ምንቡሃቅ ክነብሩ ኢዮም

  • @henoktsegay782
    @henoktsegay782 2 ปีที่แล้ว +2

    God bless eritrea 🇪🇷

  • @Matiastsegay8910
    @Matiastsegay8910 2 ปีที่แล้ว +8

    We are proud of all Eritrea's Hero

  • @feyorihaile676
    @feyorihaile676 2 ปีที่แล้ว +6

    proud to Eritrean!!

  • @TFBk-gq5sx
    @TFBk-gq5sx 2 ปีที่แล้ว +6

    we are proud to you. mendelaye beale Sere...🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷💪❤🐪

  • @lovepeace4370
    @lovepeace4370 2 ปีที่แล้ว +5

    proud proud to be Eritreans God bless you my brothers and sisters. I hope one day we live in pace .you are right brother 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @mohammedamaan6180
    @mohammedamaan6180 2 ปีที่แล้ว +11

    Men kem Hizbawi ginbar.Ajokum ab gonikum alona, kulu gize mistawetkum,Tarikhkum nitsur,metkelkum nutsur.Eritrawinet kubur meninnet.🌹❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹❤️💯🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @tsep5647
    @tsep5647 2 ปีที่แล้ว +12

    This's outstanding program that explains the true reality of what's happening at the front of,protecting the sovereignty of Eritrea ,by our military defense .,I'm proud and privileged to be born as Eritrean. God bless and protect our beloved country ERITREA. AWET NEHAFASH AND HGDEF 🇪🇷❤🙏 keep on providing us with the TRUTH that strengthen our UNITY. May God give ,our DEFENCE, successful VICTORY ✌🙏

  • @desudesu693
    @desudesu693 2 ปีที่แล้ว +2

    እንቃዕ ናትና ኮንኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @abebaghebre6840
    @abebaghebre6840 2 ปีที่แล้ว +3

    ኢሰያስ ሃለቃ ጽንዓትካን ሃገራውነትካን ደረት ኣልቦ'ዩሞ ብጣዕሚ'የ ዘድንቐካ: ወትሩ ካብ መትከልካ ነቕ ዘይትብል በዓል ሓቦ ኢኻሞ ኣምላኽ ጸጋን ጥዕናን ዓወትን ኣሳልጦን ይሃብካ 💪💪💪

  • @alganeshgebrekristos2737
    @alganeshgebrekristos2737 2 ปีที่แล้ว

    Merhaba deki Eri shkornatat admen tanan yhabkum fetari ayni hasad ydfenelkum admen tanan nmkilkal Eritrea❤❤❤❤🥰😍.

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 2 ปีที่แล้ว +14

    Proud to be Eritrea awet nihfash ❤️🇪🇷🌿🙏🌾🍀☘️❤️

  • @dianapaulos8705
    @dianapaulos8705 2 ปีที่แล้ว +4

    I’m proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾❤️❤️❤️LoveYouAll❤️🥰💋💋

  • @tedrosyemane7791
    @tedrosyemane7791 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣጀኩም ጀጋኑ ሓርበኛታት ኤርትራ ንሕና ካኣ ኣብ ጎንኩም ኣለና

  • @fretachannel
    @fretachannel 2 ปีที่แล้ว +30

    ዓይኒ ጸላኢ ይድፈነልኩም ፈጣሪ፡ ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ጎንኹም ኣሎ። ደቒ መዕገርገርቲ ኩሎም ክጭፍለቁ እዮም። ኩሉ ሽግር ክሰዓር እዩ ልብኹም ይጽናዕ።

  • @ሮማንደስታ
    @ሮማንደስታ 2 ปีที่แล้ว +11

    ኤርትራ ንኤርትራውያንን 💪🦁💪🇪🇷

  • @nahomwedi5075
    @nahomwedi5075 2 ปีที่แล้ว +7

    Proud of you Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @semharbarekatab5430
    @semharbarekatab5430 2 ปีที่แล้ว +11

    Kbri NJEGANUNA 💪🏽🇪🇷💪🏽🇪🇷🦁🇪🇷🦁🇪🇷💗💗💗💗✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼✊🏼🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @esisiweldabe5728
    @esisiweldabe5728 2 ปีที่แล้ว

    Eritrean vori ever

  • @zufanmicael6070
    @zufanmicael6070 2 ปีที่แล้ว +5

    God be with you and keep you.

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 2 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ንምክልኻል ሓይልታትና ምስቲ ቅኑዕ መርሒነትና ኣአና ኣብ ጎንኹም

  • @edentecle818
    @edentecle818 2 ปีที่แล้ว +5

    Deki eri jeganu 🇪🇷❤ 🇪🇷 we are so proud of you God bless Eritrea defense forces well done we are 100 % with you 👍 🇪🇷❤👍🇪🇷💐🌹💐🌹

  • @loveyoueritrea4452
    @loveyoueritrea4452 2 ปีที่แล้ว +10

    Mengs Selemon wedi seli wetru ab metkelu Jegna ms abalatka behafesha EDF god bless all

  • @hameyqalbeymishizbey2018
    @hameyqalbeymishizbey2018 2 ปีที่แล้ว +2

    Ajokum nehna kaman ab gonekum alena wotru Awet nehafash ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕🙏💕

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg 2 ปีที่แล้ว +5

    ኤረይ ዓምብብለይ 👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⛪💞🕌🙏🕊️🌴🐪🌴🐪🌴🐪🌴🐪😍😍😍👏👏👏

  • @Eri-leew
    @Eri-leew 2 ปีที่แล้ว +12

    Isu ab metkelu xnue bkemzi eye kea zfetweka ata meqsen 💪💪👑👑🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @jzjzshehsh8278
    @jzjzshehsh8278 2 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ጀጋንና እቃዕ ብደሐን መጻእኩም ጀኹም አጎንከም አለና ዞምደቀይ ደቂ ትሽዐተ በሄራት ባሐደ ትመኽሩ ባሐደ ትወፍሩ ፈጣሪ ምሳካትኩም ይኹን

  • @ahferomokbamichael3776
    @ahferomokbamichael3776 2 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ኤርትራዊ ብምኻነይ ሻጥ ማዓንጣና ደቂ ኤረይ