ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ይገርም ድምፃዊ ሙላት ሓየሎም ግና ናይ ድምፃዊት ንግስቲ ሓየሎም ድምፃዊት ሎሚናት ሓየሎም ሓወን እዩ ደስ ይብል ቡሉፃት ኣሕዋት ኣዴና ንግስቲ ሓየሎም ደስ ኢልኒ ስለ ዝረኣኩኪ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ኩሎም ቡሉፃት ዝፈትዎም ደረፍቲ ኣሕዋትና ተጋሩ እዮም ንዓይ።❤❤❤❤
ከማይ ልታሓጎሰዶ ይህሊ ንሙላት ሪኡ❤💛🙏
ኣነ ኣለኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ
በሓቂ አነ ውን
ኣነ ኣለኹ ብታሕጓስ በኽየ 🥺🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣነለኹ my life time music❤💛
ፈጣሪ መጨረሻና የፀብቆ እዩ ልባሃል.. ንግስተይ ፈጣሪ ምሕረት የውእደልኺ❤❤🙏
የቐንየልና ንተፈታዊ ሓውና ኣርቲስት ሙላት ሓየሎምን ንፈትዋ ሓፍትና ኣርቲስት ንግስቲ ሓየሎም ንዝገበርክምዎ ስነጥበባዊ ኣበርክቶ ባህሊ ትግራይ!!!
ኩብር ሓወይ 2ዓመት ሙሉእ ሰሚዐያ አይትሰልችወኒ የቀንየልና
ናብ ስሩሑ ክመፅእ ዝገበርካዮ ተስፋኣለም ዓፋር ሓውና ን ምስጋናይ ክገልፀልካ ይፈቱ ን ሰብ ሞራል ምዃን ክንደየናይ ዕግበት ከም ዘለዎ ዓብዪ ትምህርቲ ሂብካና የቀንየልና ክብሪ ኣለና ከምዚ ብዝተፈላለየ ምክንያት ንዘይወፁ ሰብ ሞያ ናረኣካ ከም ትቅፅለሉ ምስ ፈጣሪ ተስፋ ይገብር። ንሙላት ንፈለማ እዋን ዳግም ናብ ሞይኡ ተመሊሱ ምስ ረኣክዎ ብታሕጓስ ንብዓተይ ውሒዙ ነዚ ዘብቀዖ ፈጣሪ ምስጋና ይብፃሓዮ ። ንፈትዎ ኣያና ድምፃዊ ሙላት ሓየሎም ቀፃሊ እቲ ፅቡቅ ድምፁን ስርሑን ዳግም ከም ዘስተማቅር ተስፋ ኣለኒ ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣብዙ ፀልማት ግዜ ንጉሆ ምሸት ልሰምዖ ልነበርኹ ደርፊ" ሰላም ጥራይ" ለይሃስስ ስራሕ ...የቐንየልና ሙላተይ❤❤❤
እንካዕ ብስላም ናብ ባዓል ጥምቀት ብሰላም ኣብፀሓኩም ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና ❤️🙏 ሙላት ሓየሎም እንካዕ ነዚ ኣብቀዐካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ❤️🙏
ሰላም ንዓኩም ይኩን ተጋሩ እዘን ኣደ ምሕረት ከውርደላ ትምኒተይ ኢዩ ንድሪት ተመልሰ እንታይነታ ከጽንዕ ጸኒሐ ሞ ምግራመይ ወዴ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ ኢዩ ሕጅ ግን ናብ ስድራኣ መልእክልቲ ኣለኒ ኣየናይ ዕድመ ትሪፍዋ ኢዩ ሰይጣን መልሓሳ ለኪቱ ይጻወተላ ኣሎ ቁሩባና ቆሪባ ኣምላካ ክትምስገን ብጃኩም መንፈሳዊ መግቢ የድልያ ኣሎ ብጃኩም ቃል ኣምላክ ተንብብ ቤተክርስትያን ክትከይድን ሓጉዝዋ ዓለም ተጠቂማ ኢያ ትድርብየካ እሞ ንንስሓ ዝኮውን ጊዘ ይሃበና ኣሜን
ብጣዕሚ ነመስግን ኣርቲስት ተስፋኣለም ከምዙይ ዝኣመሰለ ልዑል ስራሕ ብምስራሕኻ:: ንፈትዋ ሓፍትና ንግስቲ ሓየሎም: ንንፈትዎ ሓውና ኣርቲስት ምላት ሓየሎም ንኡሽተይ ሓፍቶም ኣርቲስት ለሚናት ሓየሎምን ናብ ዝፈትዎም ህዝቦም ንኽቐርቡ ብምግባርን ቅዱስ ተግባር እዩ ቀፅለሉ ! በርትዕ! ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::
እንዃዕ ኣብፀሐኹም ንበዓለ ጥምቀቱ ኣሕዋት ዋው ንፈትወካ ድምፃዊ ኩቡር ኣያና ሙላት ሓየሎም ደስ ኢልኒ በታ ተስፋ ሰላም ተበስረና ደርፍካ ኩሉ ግዘ ካብ ቁልዕነተይ ናሰማዕክዋ ዝዓበኩ ተስፋ ሰላም ኣብ ዝረከብናሉ ግዘ ኣለኩ ምባልካ ደስ ኢልኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪኣሜን።🙏🙏🙏🙏
I am so happy to see our brother Mulat again on stage. I also expect our beloved sister Nigisti to be well in her life. Peace to Tigray! ሰላም ጥራይ!
ዋው ተስፋኣለም ዓፋር ሓውና ፅቡቕ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ኣምላኽ ይባርካ ሙላት ሓውና ብምርኣየይ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ብሉፅ ደራፊ ጎረቤተይ መታዓቢተይ ሙላትዋ
Thank you Tigray Tv. This is good work and continue!!!
አርቲስት ሙላት ሐየሎም ናብ ስሩሑ ተመሊሱ ምርአይ ብጣዕሚ ትዕድልቲ እዩ መዓልቲ መዓልቲ ናይ አርቲስት ሙላት ሐየሎም ሰላም ጥራይ ትብል ደርፊ ከይ ሰማዕናያ ዉዊልና አይንፈልጥን ሰላም ጥራይ ትብል ደርፉ አብ ርሑቅ ንዘለና ብሐሳብ ዓድና ትግራይና ቤተሰብና ክንዝክር እዩ ዝገብረና አርቲስት ሙላት ሐየሎም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ አጆኻ ቀፅለሉ ዓፋር ሐዉናዉን አሊሽካ ስለ ዘቅረብካልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ቀፅለሉ ናይ ♥♥♥
ንግስቲ ሓየሎም አብ ንእስነታ ረአይዋእስቲ ካብ ሞት እርጋን ተፍረሐካ 🥺❣️❣️❣️
እንካዕ ደስ በለካ ሙላት ሓየሎም ብጣዕሚ ንፈትወካ ነኽብረካ ድምጻዊ ኢኻ ናብቲ ትፈትዎ ስራሕካ ምምላስካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና. Dw ን ቅያ ባንድን የቅንየልና እንካዕ ንበዓል ጥምቀት ኣብጸሐልኩም 🙏💞💞
I'm soooo happy to see you being like this Mulatey, ካብ ህጻንነተይ ጀሚሩ ኣብ ደመይ ዘሎ ኩሉ ጊዜ 1ይ ዝኾነ ደርፊ። Please remix ግበሮ ወይ ከኣ እቲ ሙሉእ ደርፊ ኣብ TH-cam ልቐቆ። እቲ ሕዚ ኣብ TH-cam ዘሎ ኣብ ትግራይ Tv ዝተቀረጸ ሙሉእ ኣይኮነን😍😍😍😍😍😍
ካብቲ ኣዕፅምትና ይበተን ፣ስጋና ኣሞራ ይብላዓዮ ዝብል መደንገጺ ብሄራዊ መዝሙርና እዛ ናይ ሙላት ሓየሎም ተትኸወን ደስ መበለኒ። ተስፋን ሓቦን ተስንቅ ደርፊ።
እዋይ አታ ሓቅ እንቋዕ ካልአይ ረኸብኩ በጃኻትኩም እንዶ ናብ ዝምልከቶ አካል አብጹሑልና እዚ ክፉእ ፋል ዝሓዘ መዝሙር እንተቀየሩልና.
ሙላት ከምዚ ምርኣየይ ብጣዕሚ ሕጉስቲ እየ።ኮይኑ ግን ንረብሓኩምን ንሰላም ክደርፈልኩምን ደሊኩም ምምጻእኩም ይሓዝን።ቅድሚኡ ግን ብዛዕባ ጥዕንኡን ሃለዋቱን ዘይምድላይኩም ይሓዝን።
ሓቅኪ ግን ናብ ህዝቢ ምምፅኡ ክጥቀም እምበር ኣይጉዳእን ነቱ ዘምፆኦ ሓውና ክምስገን ኣለዎ ንፈትዎ ስለ ዘምፀአልና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዮ ሚላተይ እንካዕ ብሰላም መፀካልና እስከ አዳም ማሓመድ አቅርብልና ትግ ቲቪ ብጣዕሚ ጠፍኡ😍😍😍
ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዩ ዘሎ
ተመሰገን ፈጣሪ
ሎማዓልት ትግራይ ትቭ በላ ፕሮግራም ገርኩም ብሓቂ ደስ ባሃሊ ሙላት ኡንቃዓ ሓጎሰካ ንግስቲ ደርፊ ንግስቲ ሓይሎም አዊን ሙሉኡ ምሕረት የውርደልኪ
ናይዛ ጋዜጠኛ ስና ስርዓት ደስ ክብል እዞም ደረፍቲ ለ ንጉሳት ኢለዬም አለኹ። thank you
አፋርዬ ተባረክ በርታ ጥሩ ስራ ነውየሰራኸው
እዚ ደርፊ ናይ መላት ከም ባሓድሽ ከደርፊ አለወ ስላም ጥርይ ትበል በጅኩም ንግርወ 🙏🙏❤
ተስፋአለም ዓፋር ስለ እቲ ሰናይ ስራሕኻ የቐንየልና ከም እውን ኩሉ ትግራዋይ ስራሕ ተስፋአለም ዓፋር ክስዕብ ንሓትት
ብጣዕሚ ደስታይ ወሰን የብሉይ ንግስቲ ሓፍትና እውን ኣጆኺ ሓፍትኺ ዝለ ዝሃበኪ ኣምላክ ተመስገን በሊ መሊኡ ምሕረት የውርደልኪ ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤
ኣነስ ግርም ዝብለኒ ንግስቲ ሓየሎም ትመስል ዕቁ ደራፍት ክምዝይ ኾይና ክትርእይ ክለኻ ብጣዕሚ የሕዝን ኣበይ አለኹም ናይ ሎሚ ደረፍቲ ኣቱም ለኻብጥ ብናይ ንግስቲ ሓየሎም ናተላማመድኹም ዓብኹም ሐዚ ግን ረስዕኹማ 😭😭😭💔 የሕዝን ንግስተይ ምሕረት የውርደልኺ ካብ ስደት መፅእ ብኣካል ክረኪበኪ ምሉእ ተስፋ አለኒ ብጣዕኒ እየ ዝፎትየኪ ንግስቲ ትግራይና🏖🏖🏖🏖🙏🙏
ተመስግን መላት ዕልልልል ደስ ስለ ዘበለን ❤💛🙏🙏
one of my favorite song ever ካብተን ኣዚየ ዝፈትወን ደርፍታት ትግራይ : ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ንፈጣሪ ኣጆኻ በርትዕ ሙላት ሓውና::
ዋይ ፈጣሪ ጥዑም ሙላት እድመጢኢና የሃብካ ፈጣሪ
ኣሰይ ተመስገን ሙላተይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኻ ኡፍፍፍፍ ኣነስ ክፎትዋ ብጋመኺ ኣለኺ ትግራይ ❤🙏እንቋዕ ሃለኻልና ሙላተይ
ብሉፅ ድምፃዊ ሙላት ሓየሎም ዝፈትዎን ዘድንቆን ስለ ልረኽዎ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ 🥰🥰🙏🙏
Ngstiye egzabiher mlue mheret yewrdelki 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ደስ ትብል ምዓልቲ።ሰላም ጥራሕ ዝበልካዮ እንሆ ሰላም ኮይኑ እዛ ብርኽቲ ዕለት ንሙላት አርእያትና።ነዚ ፕሮግራም አዘጋጅዩ ናብዚ ዝብጵሖ እግዛብሄር ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ብጣዕሚ ዘሖጉስ እዩ።ከም እውን ትግራይ ተለቭጅን ኮታ ኩልኹም ብጣዕሚ ዘሕጉስ እዩ።አጆኹም አጆና ኢደይ ኢድካ ኢልና እንተስ ብሞራል እንተስ ብገንዘብ እንተ ሓቢርና ንኹሉ ክነቕንዖ ኢና።ከምታ ዓለም ዘገረመት ጅግንነትና ሕብረትና ከምአ ጌርና ክንትሓጋገዝ ኢና።እዞም ሓሳዳት ከጥፉና እንድዮም ሓሲቦም ንሕና ድማ ዝረሳዕናዮ እንዳምጳና ዝደቀሰ እንዳአተሳእና ክነብር ኢና ገና ክንብሎም አለና።ድሕሪ ሕጂ እማ ዓቢ ናይ ቤት ዕዮ ሂቦምና አለው።ክንነብር ኢና ገና።እንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና። እንካዕ ንብዓል ጥምቀት አብጵሓኩም አብጵሓና።Good to see you MulatGod bless you Tigray ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
ኣምላክ ይመስገን ንኩሉ ብሂወት ንዝተረፈ ( ንክትዛረቦ ቀሊል እዩ ዘይሓልፍ ነገር የለን ሓላፋይ እዩ)...
I proud of you mulat hayelom I hope you are very well mulat hayelom welcome mulat
ይበል ጀጋኑ ኣሕዋትና!!!
እነዃዓ ብሰላም መፅኣኻ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሙሌ።
ኣየ ዘበን ከያኒት ንግስቲ ሓየሎም ፣ ማሙሽ ሓየሎም ፣ ሙላት ሓየሎም ፣ ሎሚናት ሓየሎም ዝገርሙ ኣሕዋት ሓውና ዓፋርን ጋዜጠኛ ራሄል ከመእውን ቅያ ባንድ የቀንየልና ሩሑስ ብዓል !
ንግስ ጥበብ
I am so happy to see thes families.and this music is my every thing.
ተመስገን ኣምላከይ ንሙላት ክሪኦ ዘብቃዕካኒ
ድምጻዊ ሙላት ሓየሎም ካብ ብዙሕ ፈተናታት ሂወት ሰጊርካ ናብዚ ብምብጻሕኻ ብጣዕሚ ደስ ይብል እግዚኣብሔር ይመስገን
Is he on the earth? i don't believe! I am surprised. I love him. mulat my hero. thanks god! to make him come back to the stage.
እንኳዕ አፀሐኩም ንጥምቀት ባዕል አበፀኩም
ሰላም ጥራይ ሰሚዔ አይፀግባን ጥዑም ቃና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡራት ከየንቲ
እዋይ ተመስገን 🙏🙏🙏
ተመሰገን ፈጣሪ እንቋዕ ኣብጸሓካ😊
መላት ሓየሎም በጣዕሚ ደስ እለና ❤❤🙏🙏💛💛❤🙏😘😘😘😘😘😘❤❤💛💛
እስይይይይይይ ሙላተይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Selam enkae nbrhan tmket abtsehena😥❤❤❤
ደስ ኢሉኒ ካብ ልቢ ብጣዕሚ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome back brother❤️🙏🙏🙏
ኣሰይ ደስ በሃልቲ ስድራ ❤❤❤❤
Tegaruwy selamkum yebzah ❤❤❤❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ
Btami des elini mulatu❤❤❤❤❤
ድምፃት ንግስቲ ሓየሎም ካብ ቀደም ጀሚሩ እየ ልፈልጣ ከምዚ ኮይና ክሪኣ ተለኩ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ😭
Wow I didn't know this song's old song it's amazing song ❤️
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቅ ዓደይ. ንስድራ ሓየሎም ከኣ ጥዕና ይምነየሎም
mulat nice to see you bro
ሙላቴይ እንካዕ ምሕረት ላኣኸልኻ ፈጣር
ትግራይ ትቪ ሎሚ ኢኹም ጥዑም ዘቕረብኩም ሙላተይንግስተይ ውን ምሉእ ጥዕናኺ ይመልሰልኺ
❤️💛
ውይ በጣም ነው ደስ ያለኝ ትልቅ ስራ ነው የሰራቹት
ናይ ጥበብ ዘይነጽፍ ፍልፍል ዒላ ማይ ዝኾኑ እንዳቦይ ሐየሎም። ንግስቲ ሐየሎም፤ ማሙሽ ሐየሎም፣ ሙላት ሐየሎም። ጹቡቕ ፕሮግራም ትግራይ TV
🙏💛❤️
Enqoa bselam mesaekum deki tigray welela
Enke nbezay abkeke kber hwen 😍😍😍😘😘😘😘❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ዓብዪ ሰብ ኢኻ ተስፋኣለም፣ ንሙላት ሓየሎም ናብ ናይ ሙዚቃ ስርሑ ክምለስ ምግባሮካ ክብሪ ይግበአካ። ሙላተይ እውን እንኳዕ ብሂወት ሃለኻ፣ እንዳነባዕኹ እየ ዝከታተሎ ዘለኹ እዚ መደብ። ሰባት ናብ ሞይኦም ኣብ ምምላስ ብዕቱብ ክንሰርሐሉ ይግባእ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘይፅገብ ደርፊ እዩ
ሙላትዋይ እንዃዕ ብሰላም መፃኻልና❤️💛
ባዓል ጥበብ ሙላት ጥዕና ዕድመ በርትዕ አሚትካ ኔርካ ሰላም ጥራሕ
ሞራል ዘድልዮ ንፉዕ ስነጥበባዊ እዩ።፡ናብ ንቡር ክምለስ ንሓግዞ።
እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ሐወይ
ተመስገን አዚ ወዲ አዚ ካልኣይ ግዘ ክሪኦ ተመንየ ነረ ሰሚርለይ ተመስገን ፈጣሪ
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ዋዕሮ ዝኾንኪ ጋዜጠኛ። ኩሉ ዝግጅትኪ ደስ በሃሊ።
እንቃዕ ናብዚ አብቀዐካ ኩቡር ከያኒ ትግራይና
እዛ ደርፊ ክትወፅእ ከላ 4ይ ክፍሊ ተምሃራይ'የ ነይረ። መዝሙር ኮይና ያ ትስማዓኒ ። ስለ ዘምፃእካልና የቀነይልና ተስፋአለም።
መዝሙር ደረፊ መሲሉ እይፈልጥን ክክውን'ውን ኣይክእልን ስቅ ኢልካ ስማዕ
ሰላም ሰላም ምልዓት ሓየሎም ከመይ ዳሓንዶ
😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏
Abza Hadassah srah kulu tigreway ketahababro ygbae nezi haweti tigray zkone artisti
Enuka dehane metheka mulat
Ngsti hayelom Fetari admen tianan yhbkum
Ahhhhhhhhhhhhh.
👌🙏❤️❤️💛❤️❤️
ኣቱም ኣሕዋተይ ንግስቲ ሓየሎም እታ ንግስቲ ከም ስማ ደራፊት ነበረት ድያ እዚኣ ዋላስ ካሊእ እያ ደርፋ ናደረፍና ዓቢናስ እሳ ድያ ካሊእ ሕውስውስ ኢልኒ
እወ ንሳ እያ 🥺❤️
ሰላም ሰላም ኩቡራት ኣሕዋተይ እንካዕ ኣብፀሐኩም ደቂ ረመይ ድርፊ እንተቆሪፅኩም ናብ መዝሙር ዳኣ ተመለሱ ኩቡራት ኣሕዋተይ ምስ ይቅርታ
ሙላተይ እካዓ ናብዚ ኣብቀዐካ
እውይ ዝገርም ቤተሰብ ታለንትሎሚናት እውን በርትዒ ዝገርም ድምፂ ኣለኪ ብንእስነትኪ ሓላፍነት ቤተሰብ ተሸኪምኪ ኣምላኽ ይባርኪ
ቡሉፃት ይሕዋት
ከሲርናዮ ንልዕሊ ኣሰርተ ገለዓመታት ግን እቲ ምንም ዘይተሓወሰ ድምፁ ኣቦትኡ ምህላው ሪኢና ምስዝድግፍን ሞራል ምስ ዝወሃቦ ከኣ ካልእ ሙላት ክንረክብ ሩኡይ ነገር ሪኢና :: ዝፈራረቀከ ኩነት :: ትዝገርም ምስ ዘይዛነፍ ግጥምታቱ ተጋሩ ሰብ ውዕለትና ብማሕበርብምውዳብ ንዘክር ፅባሕ ውን ንስለ ትግራይ ዝዘየሙ ኣዋድቅኦም ከይከፍእሕቶኣን ላዝኣን ጥዕምቲ ጋዜጣዊት ከኣ ዘይትደጋግምን ትርኪምርኪ ዘይትሓትት
Hawey natey enkua nabzi abqeka
ፁብቅ አስሚዒኩሙና ግን ናይ ወዲ ምህረይ ተክላዩ እወ አምፁኡልና
🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ንሙላት ንንግስቲ ምዝካር ቀሊል ይመሰል ይኸወን ኣነኣብዕድመይእቶም ዘይርስዕም ሰነጥበባዊያን እዮም ሙላት ብሂወት ኣሎ ኢለ ኣይምነን ነይረ ብሂወት ሃልዩስ ኣብመድረኽ ወጽዩ ምር ኣይ ዓቢዕድልዩ
አዝማሪ ይዘህ የሰው አዝማሪ እያሉ ማጣጣል ቅናት የመስልብከል. ልበ ትግራይ
ይገርም ድምፃዊ ሙላት ሓየሎም ግና ናይ ድምፃዊት ንግስቲ ሓየሎም ድምፃዊት ሎሚናት ሓየሎም ሓወን እዩ ደስ ይብል ቡሉፃት ኣሕዋት ኣዴና ንግስቲ ሓየሎም ደስ ኢልኒ ስለ ዝረኣኩኪ ምሕረት የውርደልኪ ፈጣሪ ኩሎም ቡሉፃት ዝፈትዎም ደረፍቲ ኣሕዋትና ተጋሩ እዮም ንዓይ።❤❤❤❤
ከማይ ልታሓጎሰዶ ይህሊ ንሙላት ሪኡ❤💛🙏
ኣነ ኣለኩ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦ ፈጣሪ
በሓቂ አነ ውን
ኣነ ኣለኹ ብታሕጓስ በኽየ 🥺🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣነለኹ my life time music❤💛
ፈጣሪ መጨረሻና የፀብቆ እዩ ልባሃል.. ንግስተይ ፈጣሪ ምሕረት የውእደልኺ❤❤🙏
የቐንየልና ንተፈታዊ ሓውና ኣርቲስት ሙላት ሓየሎምን ንፈትዋ ሓፍትና ኣርቲስት ንግስቲ ሓየሎም ንዝገበርክምዎ ስነጥበባዊ ኣበርክቶ ባህሊ ትግራይ!!!
ኩብር ሓወይ 2ዓመት ሙሉእ ሰሚዐያ አይትሰልችወኒ የቀንየልና
ናብ ስሩሑ ክመፅእ ዝገበርካዮ ተስፋኣለም ዓፋር ሓውና ን ምስጋናይ ክገልፀልካ ይፈቱ ን ሰብ ሞራል ምዃን ክንደየናይ ዕግበት ከም ዘለዎ ዓብዪ ትምህርቲ ሂብካና የቀንየልና ክብሪ ኣለና ከምዚ ብዝተፈላለየ ምክንያት ንዘይወፁ ሰብ ሞያ ናረኣካ ከም ትቅፅለሉ ምስ ፈጣሪ ተስፋ ይገብር። ንሙላት ንፈለማ እዋን ዳግም ናብ ሞይኡ ተመሊሱ ምስ ረኣክዎ ብታሕጓስ ንብዓተይ ውሒዙ ነዚ ዘብቀዖ ፈጣሪ ምስጋና ይብፃሓዮ ። ንፈትዎ ኣያና ድምፃዊ ሙላት ሓየሎም ቀፃሊ እቲ ፅቡቅ ድምፁን ስርሑን ዳግም ከም ዘስተማቅር ተስፋ ኣለኒ ።🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣብዙ ፀልማት ግዜ ንጉሆ ምሸት ልሰምዖ ልነበርኹ ደርፊ" ሰላም ጥራይ" ለይሃስስ ስራሕ ...የቐንየልና ሙላተይ❤❤❤
እንካዕ ብስላም ናብ ባዓል ጥምቀት ብሰላም ኣብፀሓኩም ንመላእ ኣመንቲ ክርስትና ❤️🙏
ሙላት ሓየሎም እንካዕ ነዚ ኣብቀዐካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና ❤️🙏
ሰላም ንዓኩም ይኩን ተጋሩ እዘን ኣደ ምሕረት ከውርደላ ትምኒተይ ኢዩ ንድሪት ተመልሰ እንታይነታ ከጽንዕ ጸኒሐ ሞ ምግራመይ ወዴ ኩሉ ፍቃድ ኣምላክ ኢዩ ሕጅ ግን ናብ ስድራኣ መልእክልቲ ኣለኒ ኣየናይ ዕድመ ትሪፍዋ ኢዩ ሰይጣን መልሓሳ ለኪቱ ይጻወተላ ኣሎ ቁሩባና ቆሪባ ኣምላካ ክትምስገን ብጃኩም መንፈሳዊ መግቢ የድልያ ኣሎ ብጃኩም ቃል ኣምላክ ተንብብ ቤተክርስትያን ክትከይድን ሓጉዝዋ ዓለም ተጠቂማ ኢያ ትድርብየካ እሞ ንንስሓ ዝኮውን ጊዘ ይሃበና ኣሜን
ብጣዕሚ ነመስግን ኣርቲስት ተስፋኣለም ከምዙይ ዝኣመሰለ ልዑል ስራሕ ብምስራሕኻ:: ንፈትዋ ሓፍትና ንግስቲ ሓየሎም: ንንፈትዎ ሓውና ኣርቲስት ምላት ሓየሎም ንኡሽተይ ሓፍቶም ኣርቲስት ለሚናት ሓየሎምን ናብ ዝፈትዎም ህዝቦም ንኽቐርቡ ብምግባርን ቅዱስ ተግባር እዩ ቀፅለሉ ! በርትዕ! ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ::
እንዃዕ ኣብፀሐኹም ንበዓለ ጥምቀቱ ኣሕዋት ዋው ንፈትወካ ድምፃዊ ኩቡር ኣያና ሙላት ሓየሎም ደስ ኢልኒ በታ ተስፋ ሰላም ተበስረና ደርፍካ ኩሉ ግዘ ካብ ቁልዕነተይ ናሰማዕክዋ ዝዓበኩ ተስፋ ሰላም ኣብ ዝረከብናሉ ግዘ ኣለኩ ምባልካ ደስ ኢልኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪኣሜን።🙏🙏🙏🙏
I am so happy to see our brother Mulat again on stage. I also expect our beloved sister Nigisti to be well in her life. Peace to Tigray! ሰላም ጥራይ!
ዋው ተስፋኣለም ዓፋር ሓውና ፅቡቕ ስራሕ ኢኻ ትሰርሕ ዘለኻ ኣምላኽ ይባርካ ሙላት ሓውና ብምርኣየይ ብጣዕሚ ተሓጊሰ ብሉፅ ደራፊ ጎረቤተይ መታዓቢተይ ሙላትዋ
Thank you Tigray Tv. This is good work and continue!!!
አርቲስት ሙላት ሐየሎም ናብ ስሩሑ ተመሊሱ ምርአይ ብጣዕሚ ትዕድልቲ እዩ መዓልቲ መዓልቲ ናይ አርቲስት ሙላት ሐየሎም ሰላም ጥራይ ትብል ደርፊ ከይ ሰማዕናያ ዉዊልና አይንፈልጥን ሰላም ጥራይ ትብል ደርፉ አብ ርሑቅ ንዘለና ብሐሳብ ዓድና ትግራይና ቤተሰብና ክንዝክር እዩ ዝገብረና አርቲስት ሙላት ሐየሎም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ እግዚአብሄር ነዊሕ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ አጆኻ ቀፅለሉ ዓፋር ሐዉናዉን አሊሽካ ስለ ዘቅረብካልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ቀፅለሉ ናይ ♥♥♥
ንግስቲ ሓየሎም አብ ንእስነታ ረአይዋእስቲ ካብ ሞት እርጋን ተፍረሐካ 🥺❣️❣️❣️
እንካዕ ደስ በለካ ሙላት ሓየሎም ብጣዕሚ ንፈትወካ ነኽብረካ ድምጻዊ ኢኻ ናብቲ ትፈትዎ ስራሕካ ምምላስካ ብጣዕሚ ደስ ኢሉና. Dw ን ቅያ ባንድን የቅንየልና እንካዕ ንበዓል ጥምቀት ኣብጸሐልኩም 🙏💞💞
I'm soooo happy to see you being like this Mulatey, ካብ ህጻንነተይ ጀሚሩ ኣብ ደመይ ዘሎ ኩሉ ጊዜ 1ይ ዝኾነ ደርፊ። Please remix ግበሮ ወይ ከኣ እቲ ሙሉእ ደርፊ ኣብ TH-cam ልቐቆ። እቲ ሕዚ ኣብ TH-cam ዘሎ ኣብ ትግራይ Tv ዝተቀረጸ ሙሉእ ኣይኮነን😍😍😍😍😍😍
ካብቲ ኣዕፅምትና ይበተን ፣ስጋና ኣሞራ ይብላዓዮ ዝብል መደንገጺ ብሄራዊ መዝሙርና እዛ ናይ ሙላት ሓየሎም ተትኸወን ደስ መበለኒ። ተስፋን ሓቦን ተስንቅ ደርፊ።
እዋይ አታ ሓቅ እንቋዕ ካልአይ ረኸብኩ በጃኻትኩም እንዶ ናብ ዝምልከቶ አካል አብጹሑልና እዚ ክፉእ ፋል ዝሓዘ መዝሙር እንተቀየሩልና.
ሙላት ከምዚ ምርኣየይ ብጣዕሚ ሕጉስቲ እየ።ኮይኑ ግን ንረብሓኩምን ንሰላም ክደርፈልኩምን ደሊኩም ምምጻእኩም ይሓዝን።ቅድሚኡ ግን ብዛዕባ ጥዕንኡን ሃለዋቱን ዘይምድላይኩም ይሓዝን።
ሓቅኪ ግን ናብ ህዝቢ ምምፅኡ ክጥቀም እምበር ኣይጉዳእን ነቱ ዘምፆኦ ሓውና ክምስገን ኣለዎ ንፈትዎ ስለ ዘምፀአልና
ብጣዕሚ ደስ ዝብል እዮ ሚላተይ እንካዕ ብሰላም መፀካልና እስከ አዳም ማሓመድ አቅርብልና ትግ ቲቪ ብጣዕሚ ጠፍኡ😍😍😍
ኣብ ኣዲስ ኣበባ እዩ ዘሎ
ተመሰገን ፈጣሪ
ሎማዓልት ትግራይ ትቭ በላ ፕሮግራም ገርኩም ብሓቂ ደስ ባሃሊ ሙላት ኡንቃዓ ሓጎሰካ ንግስቲ ደርፊ ንግስቲ ሓይሎም አዊን ሙሉኡ ምሕረት የውርደልኪ
ናይዛ ጋዜጠኛ ስና ስርዓት ደስ ክብል እዞም ደረፍቲ ለ ንጉሳት ኢለዬም አለኹ። thank you
አፋርዬ ተባረክ በርታ ጥሩ ስራ ነውየሰራኸው
እዚ ደርፊ ናይ መላት ከም ባሓድሽ ከደርፊ አለወ ስላም ጥርይ ትበል በጅኩም ንግርወ 🙏🙏❤
ተስፋአለም ዓፋር ስለ እቲ ሰናይ ስራሕኻ የቐንየልና ከም እውን ኩሉ ትግራዋይ ስራሕ ተስፋአለም ዓፋር ክስዕብ ንሓትት
ብጣዕሚ ደስታይ ወሰን የብሉይ ንግስቲ ሓፍትና እውን ኣጆኺ ሓፍትኺ ዝለ ዝሃበኪ ኣምላክ ተመስገን በሊ መሊኡ ምሕረት የውርደልኪ ኣምላክ ❤❤❤❤❤❤
ኣነስ ግርም ዝብለኒ ንግስቲ ሓየሎም ትመስል ዕቁ ደራፍት ክምዝይ ኾይና ክትርእይ ክለኻ ብጣዕሚ የሕዝን ኣበይ አለኹም ናይ ሎሚ ደረፍቲ ኣቱም ለኻብጥ ብናይ ንግስቲ ሓየሎም ናተላማመድኹም ዓብኹም ሐዚ ግን ረስዕኹማ 😭😭😭💔 የሕዝን ንግስተይ ምሕረት የውርደልኺ ካብ ስደት መፅእ ብኣካል ክረኪበኪ ምሉእ ተስፋ አለኒ ብጣዕኒ እየ ዝፎትየኪ ንግስቲ ትግራይና🏖🏖🏖🏖🙏🙏
ተመስግን መላት ዕልልልል ደስ ስለ ዘበለን ❤💛🙏🙏
one of my favorite song ever ካብተን ኣዚየ ዝፈትወን ደርፍታት ትግራይ : ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ ንፈጣሪ ኣጆኻ በርትዕ ሙላት ሓውና::
ዋይ ፈጣሪ ጥዑም ሙላት እድመጢኢና የሃብካ ፈጣሪ
ኣሰይ ተመስገን ሙላተይ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኻ ኡፍፍፍፍ ኣነስ ክፎትዋ ብጋመኺ ኣለኺ ትግራይ ❤🙏እንቋዕ ሃለኻልና ሙላተይ
ብሉፅ ድምፃዊ ሙላት ሓየሎም ዝፈትዎን ዘድንቆን ስለ ልረኽዎ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ 🥰🥰🙏🙏
Ngstiye egzabiher mlue mheret yewrdelki 🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ደስ ትብል ምዓልቲ።ሰላም ጥራሕ ዝበልካዮ እንሆ ሰላም ኮይኑ እዛ ብርኽቲ ዕለት ንሙላት አርእያትና።ነዚ ፕሮግራም አዘጋጅዩ ናብዚ ዝብጵሖ እግዛብሄር ሓሳብ ልብኻ የስምረልካ ብጣዕሚ ዘሖጉስ እዩ።ከም እውን ትግራይ ተለቭጅን ኮታ ኩልኹም ብጣዕሚ ዘሕጉስ እዩ።አጆኹም አጆና ኢደይ ኢድካ ኢልና እንተስ ብሞራል እንተስ ብገንዘብ እንተ ሓቢርና ንኹሉ ክነቕንዖ ኢና።ከምታ ዓለም ዘገረመት ጅግንነትና ሕብረትና ከምአ ጌርና ክንትሓጋገዝ ኢና።እዞም ሓሳዳት ከጥፉና እንድዮም ሓሲቦም ንሕና ድማ ዝረሳዕናዮ እንዳምጳና ዝደቀሰ እንዳአተሳእና ክነብር ኢና ገና ክንብሎም አለና።ድሕሪ ሕጂ እማ ዓቢ ናይ ቤት ዕዮ ሂቦምና አለው።ክንነብር ኢና ገና።እንካዕ ካብዚ ጅግና ህዝቢ ተፈጠርና። እንካዕ ንብዓል ጥምቀት አብጵሓኩም አብጵሓና።
Good to see you Mulat
God bless you Tigray ❤🧡👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
ኣምላክ ይመስገን ንኩሉ ብሂወት ንዝተረፈ ( ንክትዛረቦ ቀሊል እዩ ዘይሓልፍ ነገር የለን ሓላፋይ እዩ)...
I proud of you mulat hayelom I hope you are very well mulat hayelom welcome mulat
ይበል ጀጋኑ ኣሕዋትና!!!
እነዃዓ ብሰላም መፅኣኻ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ ሙሌ።
ኣየ ዘበን ከያኒት ንግስቲ ሓየሎም ፣ ማሙሽ ሓየሎም ፣ ሙላት ሓየሎም ፣ ሎሚናት ሓየሎም ዝገርሙ ኣሕዋት ሓውና ዓፋርን ጋዜጠኛ ራሄል ከመእውን ቅያ ባንድ የቀንየልና ሩሑስ ብዓል !
ንግስ ጥበብ
I am so happy to see thes families.and this music is my every thing.
ተመስገን ኣምላከይ ንሙላት ክሪኦ ዘብቃዕካኒ
ድምጻዊ ሙላት ሓየሎም ካብ ብዙሕ ፈተናታት ሂወት ሰጊርካ ናብዚ ብምብጻሕኻ ብጣዕሚ ደስ ይብል እግዚኣብሔር ይመስገን
Is he on the earth? i don't believe! I am surprised. I love him. mulat my hero. thanks god! to make him come back to the stage.
እንኳዕ አፀሐኩም ንጥምቀት ባዕል አበፀኩም
ሰላም ጥራይ ሰሚዔ አይፀግባን ጥዑም ቃና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ክቡራት ከየንቲ
እዋይ ተመስገን 🙏🙏🙏
ተመሰገን ፈጣሪ እንቋዕ ኣብጸሓካ😊
መላት ሓየሎም በጣዕሚ ደስ እለና ❤❤🙏🙏💛💛❤🙏😘😘😘😘😘😘❤❤💛💛
እስይይይይይይ ሙላተይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐካ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Selam enkae nbrhan tmket abtsehena😥❤❤❤
ደስ ኢሉኒ ካብ ልቢ ብጣዕሚ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome back brother❤️🙏🙏🙏
ኣሰይ ደስ በሃልቲ ስድራ ❤❤❤❤
Tegaruwy selamkum yebzah ❤❤❤❤🙏🏾🙏🏾🙏🏾
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ
Btami des elini mulatu❤❤❤❤❤
ድምፃት ንግስቲ ሓየሎም ካብ ቀደም ጀሚሩ እየ ልፈልጣ ከምዚ ኮይና ክሪኣ ተለኩ ብጣዕሚ እየ ሓዚነ😭
Wow I didn't know this song's old song it's amazing song ❤️
ሰላምኩም ይብዛሕ ደቅ ዓደይ. ንስድራ ሓየሎም ከኣ ጥዕና ይምነየሎም
mulat nice to see you bro
ሙላቴይ እንካዕ ምሕረት ላኣኸልኻ ፈጣር
ትግራይ ትቪ ሎሚ ኢኹም ጥዑም ዘቕረብኩም ሙላተይ
ንግስተይ ውን ምሉእ ጥዕናኺ ይመልሰልኺ
❤️💛
ውይ በጣም ነው ደስ ያለኝ ትልቅ ስራ ነው የሰራቹት
ናይ ጥበብ ዘይነጽፍ ፍልፍል ዒላ ማይ ዝኾኑ እንዳቦይ ሐየሎም። ንግስቲ ሐየሎም፤ ማሙሽ ሐየሎም፣ ሙላት ሐየሎም። ጹቡቕ ፕሮግራም ትግራይ TV
🙏💛❤️
Enqoa bselam mesaekum deki tigray welela
Enke nbezay abkeke kber hwen 😍😍😍😘😘😘😘❤❤❤🙏🙏🙏🙏
ብጣዕሚ ዓብዪ ሰብ ኢኻ ተስፋኣለም፣ ንሙላት ሓየሎም ናብ ናይ ሙዚቃ ስርሑ ክምለስ ምግባሮካ ክብሪ ይግበአካ። ሙላተይ እውን እንኳዕ ብሂወት ሃለኻ፣ እንዳነባዕኹ እየ ዝከታተሎ ዘለኹ እዚ መደብ። ሰባት ናብ ሞይኦም ኣብ ምምላስ ብዕቱብ ክንሰርሐሉ ይግባእ።
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዘይፅገብ ደርፊ እዩ
ሙላትዋይ እንዃዕ ብሰላም መፃኻልና❤️💛
ባዓል ጥበብ ሙላት ጥዕና ዕድመ በርትዕ አሚትካ ኔርካ ሰላም ጥራሕ
ሞራል ዘድልዮ ንፉዕ ስነጥበባዊ እዩ።፡ናብ ንቡር ክምለስ ንሓግዞ።
እንኳዕ ብሰላም መጻእካ ሐወይ
ተመስገን አዚ ወዲ አዚ ካልኣይ ግዘ ክሪኦ ተመንየ ነረ ሰሚርለይ ተመስገን ፈጣሪ
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤❤❤
ዋዕሮ ዝኾንኪ ጋዜጠኛ። ኩሉ ዝግጅትኪ ደስ በሃሊ።
እንቃዕ ናብዚ አብቀዐካ ኩቡር ከያኒ ትግራይና
እዛ ደርፊ ክትወፅእ ከላ 4ይ ክፍሊ ተምሃራይ'የ ነይረ። መዝሙር ኮይና ያ ትስማዓኒ ። ስለ ዘምፃእካልና የቀነይልና ተስፋአለም።
መዝሙር ደረፊ መሲሉ እይፈልጥን ክክውን'ውን ኣይክእልን ስቅ ኢልካ ስማዕ
ሰላም ሰላም ምልዓት ሓየሎም ከመይ ዳሓንዶ
😍😍😍😍🙏🙏🙏🙏
Abza Hadassah srah kulu tigreway ketahababro ygbae nezi haweti tigray zkone artisti
Enuka dehane metheka mulat
Ngsti hayelom Fetari admen tianan yhbkum
Ahhhhhhhhhhhhh.
👌🙏❤️❤️💛❤️❤️
ኣቱም ኣሕዋተይ ንግስቲ ሓየሎም እታ ንግስቲ ከም ስማ ደራፊት ነበረት ድያ እዚኣ ዋላስ ካሊእ እያ ደርፋ ናደረፍና ዓቢናስ እሳ ድያ ካሊእ ሕውስውስ ኢልኒ
እወ ንሳ እያ 🥺❤️
ሰላም ሰላም ኩቡራት ኣሕዋተይ እንካዕ ኣብፀሐኩም ደቂ ረመይ ድርፊ እንተቆሪፅኩም ናብ መዝሙር ዳኣ ተመለሱ ኩቡራት ኣሕዋተይ ምስ ይቅርታ
ሙላተይ እካዓ ናብዚ ኣብቀዐካ
እውይ ዝገርም ቤተሰብ ታለንትሎሚናት እውን በርትዒ ዝገርም ድምፂ ኣለኪ ብንእስነትኪ ሓላፍነት ቤተሰብ ተሸኪምኪ ኣምላኽ ይባርኪ
ቡሉፃት ይሕዋት
ከሲርናዮ ንልዕሊ ኣሰርተ ገለዓመታት ግን እቲ ምንም ዘይተሓወሰ ድምፁ ኣቦትኡ ምህላው ሪኢና ምስዝድግፍን ሞራል ምስ ዝወሃቦ ከኣ ካልእ ሙላት ክንረክብ ሩኡይ ነገር ሪኢና :: ዝፈራረቀከ ኩነት :: ትዝገርም ምስ ዘይዛነፍ ግጥምታቱ ተጋሩ ሰብ ውዕለትና ብማሕበርብምውዳብ ንዘክር ፅባሕ ውን ንስለ ትግራይ ዝዘየሙ ኣዋድቅኦም ከይከፍእ
ሕቶኣን ላዝኣን ጥዕምቲ ጋዜጣዊት ከኣ ዘይትደጋግምን ትርኪምርኪ ዘይትሓትት