ኣንቲኮን ፍናንን እንታይ ይኾኑ ኣለው ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ก.พ. 2025

ความคิดเห็น • 508

  • @bahranknfe8703
    @bahranknfe8703 4 หลายเดือนก่อน +25

    You are are young but very much mature than those two guys who have been attacking each other. Keep it up brother

    • @gherghishtadeseshagu9608
      @gherghishtadeseshagu9608 3 หลายเดือนก่อน

      I agree with you . But I suspect them in one thing remember Dawit the when he start he do the same thing to get attention. So may be they have a deal between those two youtuber.

  • @jesusisgreat8724
    @jesusisgreat8724 3 หลายเดือนก่อน +6

    ዳዊቶም ተደርቢዬም ክንብል ከለና እንከላይ ንነብስና ለኪምና ኢና ንዛረብ አብ ስደት ዘሎ ኩላህና ኢና ተደርቢና ዘለና ። 🙏🏾🙏🏾 ንአንቲኮ ግን ብጣዕሚ ሐዚነሉ ሐደ አርቲስታ ከምዚ ኢሉ ክዛረብ ዘሕዝን ። ከምዚ ደኅቆሮ ምዃኑ አይፈልጥን እየ ነረ ። ንዓኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤

  • @samiraosman2142
    @samiraosman2142 4 หลายเดือนก่อน +54

    ኣረጊት ኣረጊት ኣይ ተብዝሕ ፍናን ብቁሩብ ዩ ዝዓብየካ ዳሓር ቲንታ ይግበር ውላ ሒና ይግበር ኣብ ሂዉቱ እንታይ ይምልከተካ እዚ ንቀፍታ ኣይኮነን ሞራል ሰብ ምትንካፍ ዩ ቁሩብ ክብረት ይሃልዉካ ብጣዕሚ ድፍር ኢኻ ዕሸነት ዉን ቁሩብ ኣለካ😅

    • @menkemel8618
      @menkemel8618 3 หลายเดือนก่อน +1

      Thank you, beautiful comment you gave ❤️

    • @samiraosman2142
      @samiraosman2142 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@menkemel8618 ❤❤❤👍

    • @Peace07Love-o2n
      @Peace07Love-o2n 3 หลายเดือนก่อน

      ኣረጊት ዝበሎ ድኣ ደይ ሱዙኒኒ እዩ😂😂

    • @samiraosman2142
      @samiraosman2142 3 หลายเดือนก่อน

      @@Peace07Love-o2n ሱዚኒኖ ድኣ ሰብ ከሰሕቅ ኢሉ እንታይ ዘይብል እዚ ግን ሰብ ክግሂ ዩ ከምኡ ኢሉ😀

    • @samiD220
      @samiD220 3 หลายเดือนก่อน

      ኣጀንዳ ባዓል ፍናን ፍሉጥ እንድዩ... ን ጥበባውያን ኤርትራ ከመይ ጌርካ ተዳኽም ኤርትራውነት ከመይ ጌርካ ትጸልእ ዩ ስርሖም ካልእ ሓሳብ የብሎምን.. ዑሱባት

  • @-zo7mx
    @-zo7mx 4 หลายเดือนก่อน +52

    Dawit hawey ኩሉና ስደተኛ ተደርቢና ኣለና በቃ ኣከለ ካብ ገዝኡ ዝወጸ ክብረት የቡሉን

    • @tomasmael4735
      @tomasmael4735 3 หลายเดือนก่อน

      Nimahar nisrah nikid ni hagerna Eritrea ajokum deki eritrea nigiziau ena zelena kinimiles ena.🙏🇪🇷❤️👍

  • @osmansilan1572
    @osmansilan1572 3 หลายเดือนก่อน +8

    Fnan zbahal, sne mgbar zgodolo iyu btami fenfani iyu, dsipilin kmhar alowo kem bhadish I support Antiko abi seb ❤❤❤

  • @mussiedebrezion554
    @mussiedebrezion554 3 หลายเดือนก่อน +6

    Brother Dawit very smart I like your analysis.Keep up good job.

  • @alemsegedhabtesion4996
    @alemsegedhabtesion4996 3 หลายเดือนก่อน +10

    ፍናን ዓፍናቅ ኣብ ልዕሊ ኤርትራውያን ሕማቅ ጽልኢ እዮ ዘሎዎ ኣንቲኮ ኣጆካ ፍናን ስለተረስዓ እዮ ኣብ ሚድያ መዘካከሪ እዮ ደልዮ

    • @Marken-s8j
      @Marken-s8j 3 หลายเดือนก่อน

      🤮🤮🤮

    • @brged885
      @brged885 3 หลายเดือนก่อน

      ክላእ ወዲ ደርጊ ኣምሓራይ ገጽ ፈረስ ጉዳይ ተፈጥሮኻ ግበር ክፉእ መንካስ😅😅

    • @alemsegedhabtesion4996
      @alemsegedhabtesion4996 3 หลายเดือนก่อน

      @@brged885 kkkkkk መስሓቅ ወዲ ዓጋመ

  • @chinagezae9423
    @chinagezae9423 4 หลายเดือนก่อน +13

    Dawit hawey haki zereba atiko ab Kampala rekibeyo nere kbret seb zfelt respekt mulu eyou ❤

  • @muluemeles7201
    @muluemeles7201 4 หลายเดือนก่อน +16

    ኤውሮጳ'ውን ተደርቢና ኢና ዘለና, እዚ ተዋሳኣይ ግን ክሓምቅ

    • @ጓል-ሃገረሰብ-Hagi
      @ጓል-ሃገረሰብ-Hagi 4 หลายเดือนก่อน

      ኣጆካ ደመይ!

    • @muluemeles7201
      @muluemeles7201 3 หลายเดือนก่อน

      @@ጓል-ሃገረሰብ-Hagi ክብረት ይሃበለይ ዓባይ ሰብ

    • @ኤልያናቲቪይኩንምርጫኩም
      @ኤልያናቲቪይኩንምርጫኩም 3 หลายเดือนก่อน +1

      እንታይ ኮንካ ተደርቢካ

    • @brged885
      @brged885 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@ኤልያናቲቪይኩንምርጫኩምካብ ዓድኻ ተወጺኻ ተደርቢኻ ኢዩ ዝብሃል ትትግርኛ ክትርድእዎ ፈትኑ ተገፊዕና ወጺና ካብ ሃገርና ተደርቢና ኣኸለ።

    • @ኤልያናቲቪይኩንምርጫኩም
      @ኤልያናቲቪይኩንምርጫኩም 3 หลายเดือนก่อน

      @@brged885 ኣብ ሃገርካ ኢካ ተገፊዕካ ብሮየ ኣብ ኢሮጳ ጽቡቅ ኣለና ይመልኣልና ሳላ ስደት ኩሉ ፈሊጥና ክብሪ ንኣምላክ

  • @DjggdDhghrj
    @DjggdDhghrj 3 หลายเดือนก่อน +14

    ዓለም ብሚሳኤን ብኒኩሌርን ትሕረስ እዚኦም ከኣ ወረ

    • @filiandat4910
      @filiandat4910 3 หลายเดือนก่อน

      Gdefo ba 😂😂😂

    • @nassermohammedburhan3188
      @nassermohammedburhan3188 3 หลายเดือนก่อน

      Kkkkk

    • @nassermohammedburhan3188
      @nassermohammedburhan3188 3 หลายเดือนก่อน

      ኣይፈለትካዮሚን አዚኦም መልሓሶም አዩ ኒክለሮም ክክክክክክ ። አዚኦም አሪትሪያ ተጸሊሎም

    • @BiniamTesfay-ke5hq
      @BiniamTesfay-ke5hq 3 หลายเดือนก่อน

      እሞ ካብ ወረ ናብኑክሌር ዘይተዋድኡ ድዮም

    • @DjggdDhghrj
      @DjggdDhghrj 3 หลายเดือนก่อน

      @@BiniamTesfay-ke5hq ይተኣራረሙ እምበር

  • @brhinfirst5218
    @brhinfirst5218 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንቲኮ ቲንታ ገይሩ ኽከውን ይክእል ፍናን ድማ ጸግሪ ርእስካ ኣቲክልካዮ ትከውን ስለዚ ላቤላ ኢኩም ሰብ ኣይተናኣእስ ቲም ኢልካ።

  • @MillionSolomon-g4j
    @MillionSolomon-g4j หลายเดือนก่อน

    Dave nebsi always I am proud of you

  • @RobelTadese-j3u
    @RobelTadese-j3u 2 หลายเดือนก่อน

    Dave.. xbuq hasab endika aqribka yegdas mewxika aynsni meedka aynlbi eu negeru bhafesha eti fundamental xegem eritrawyan azyu nay critsim philia yehdirna alena.. alrdy hji wn zqyer koynu aysemakan.. nyws i am proud of you kemzi kemana menesy kneska kemzi ayent hasabt thasb mukanka.. keep it up..

  • @InspireMediaER
    @InspireMediaER 4 หลายเดือนก่อน +22

    ንፍናን መልሰሉ እሱ እዩ ተደርብዮም ዝብል ዘሎ.. ንኹሉ ኣይትለክም.. ዳዊት

    • @zenithalem5503
      @zenithalem5503 4 หลายเดือนก่อน +1

      Ja hakka nfnann ymelselu, fnann tebtena eyu

    • @brged885
      @brged885 3 หลายเดือนก่อน

      ተደርቢና እንዲና ዘለና ሞ ኣንታ ሓወይ፡ካብ ዓድኻ ፈርጢጥካ ምህዳም ብሓዋላ ምንባር ካብዚ ዝኸፍእ ምድርባይ ኣሎ😂😂😂

  • @NatuAtobrhan
    @NatuAtobrhan 3 หลายเดือนก่อน

    Fnan anbesa🎉🎉🎉🎉

  • @ብተስፋሚንባርወ
    @ብተስፋሚንባርወ 3 หลายเดือนก่อน +4

    ዳዊት ጨምላቅ ግን ሙሉኡ ብሙሉኡ ን ፍናን ደጊፍካ ተዛሪባ ወኻሪያ

  • @DadaBM2017
    @DadaBM2017 4 หลายเดือนก่อน +9

    ዴቨ በሊህ ሰብ እቲ ፍናና ርእሶም ባዶ ኢዪ አቲኮ miss u gedefom bale fenane

    • @Marken-s8j
      @Marken-s8j 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

    • @brged885
      @brged885 3 หลายเดือนก่อน

      ባኮ ንስኹም ኢኹም ሓሰማታት😂😂ልዕሌኻ ኢዩ ብኹሉ ፍናን😂😂

  • @sahlegebreslassie6396
    @sahlegebreslassie6396 3 หลายเดือนก่อน +3

    Dawita hawey thaks a lot

  • @ErdiTemesgen
    @ErdiTemesgen 3 หลายเดือนก่อน

    ዴቭ ሓውና ግደፎም ባዕሎም ይፈልጡ ኩሎም ነኒ ረብሖኦም ዮም ❤

  • @newstreetsGps
    @newstreetsGps 3 หลายเดือนก่อน +5

    Fnan afari

  • @MichaelBrhane-v2h
    @MichaelBrhane-v2h 3 หลายเดือนก่อน

    ዳዊት🇪🇷 በጃኻ ንፈትወካ ኢና ❤ ግን ፍናን ንሰባት እናሓኮሮም ግዜ ሂብካ ከምዝስማዕ ትገብር ።ኣብ ኣንቲኮ🇪🇷 ጥራይ ደው እይብሉን እዮም። ኣንቲኮ ዝተዛረቦ በቲ ቆልዓ ትኽክል ነገር እዩ። ፍናን ዝተቀበሎ ይመስል።ሕብረተሰብ ኤርትራ ዘባላሹ ካብ ስሩ ይቦንቆስ።

  • @salehahmed3212
    @salehahmed3212 3 หลายเดือนก่อน

    Dani you're really smart ❤❤❤❤

  • @rahelasmerinabelalifestyle5566
    @rahelasmerinabelalifestyle5566 4 หลายเดือนก่อน +2

    ሐለሰ አጋኒኑ ንኹሎም አራሲንዎም ከምታ ዝደለያ አጣቁስዋ ኦዛ ቃል ብዓል እዚአቶም ኸአ ረሲኖም.
    አንቲኾ ድዩ ዝብሀል ዋላ ዘረብኡ ኸም ናይ ቆልዓ ዩ ከም ዕድምኡ አይኸደን ኩሉ ዘረብኡ ደስ ብሀሊ አይኾነን ነውሪ .

  • @DestalemKessete
    @DestalemKessete 3 หลายเดือนก่อน +3

    Antiko bravo

    • @brged885
      @brged885 3 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @መሪርናስደት
    @መሪርናስደት 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣንቲኮ ዓርከይ መሪርዋ😂😂😅😅😅 እዚ ሻንፍላ ፍናን ከኣ ጸገም ኣለዎ። እዚ ኣረጊት ኣድጊ ጽቡቕ ጌርካዮ ኣለኻ😂😂😅😅

  • @eriadijeganu746
    @eriadijeganu746 3 หลายเดือนก่อน +4

    Nifnan zey temlselu esu endeu zegage zelo ab hiwet seb aleyom selam kelom zelewu .

  • @yohannesghebreindrias5301
    @yohannesghebreindrias5301 3 หลายเดือนก่อน +9

    ❤❤❤ኢንቲካ ጀግና ኤሪትራዊ ኢዯ ስየ በል ለክባጥ❤❤❤❤❤

    • @brged885
      @brged885 3 หลายเดือนก่อน +1

      ክላእ ድርባይ ስደተኛ፡ ምስ ሓቂ ግዳ ዘይትውግን ሓሰማ😂😂😂

  • @MikiWediali
    @MikiWediali 3 หลายเดือนก่อน +2

    ዴቭ ከ ሓቂ ትፈርሓ ዲኻ ጌጋ ናይ ኣንቲኮ ኢዩ 100%።

    • @brged885
      @brged885 3 หลายเดือนก่อน +1

      ትኽክል

    • @gew769
      @gew769 3 หลายเดือนก่อน

      Terwa haswi 😂

  • @yonnyeri8470
    @yonnyeri8470 3 หลายเดือนก่อน

    Dave Arkey ✔️ 💯💯💯

  • @biniamghidey6980
    @biniamghidey6980 3 หลายเดือนก่อน

    God job, Dawita Kab Wegen mehaz zeyada nab Mekererab sele zemertska.
    🎉🎉

  • @EzraGushu
    @EzraGushu 3 หลายเดือนก่อน

    💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @natsnetghide7071
    @natsnetghide7071 3 หลายเดือนก่อน

    Good Job I appreciate your ideas Dawit . You have to respect fenan for brother Antico.

  • @amangirmay1265
    @amangirmay1265 4 หลายเดือนก่อน +1

    Great job i apriciat your ideas Good bless you

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 4 หลายเดือนก่อน +6

    ፍናን ዕጉም ክንድ ኣንትኮ ክንርእዮ ኣይንክልን ፍንፋን ጀላዕ ዕጉም

    • @alexanderberhe4951
      @alexanderberhe4951 3 หลายเดือนก่อน

      ሰክት ሓሳኽ

    • @salusalu-f9g
      @salusalu-f9g 3 หลายเดือนก่อน

      @@alexanderberhe4951 ቆማል ባዞ ደብረጸን ሐሳክን ዐባቅን ንስካ ዕጉም

  • @ZerayHailay-yx2td
    @ZerayHailay-yx2td 3 หลายเดือนก่อน

    ለማኒ በካ መተማ ረኪብናካ ተጋሩ

  • @arontesfay7978
    @arontesfay7978 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዳዊት ክኣ እዚ ሓሳብካ ዝሃብካዮ ንጹር ኣይኮነን ሓሳብካ ኣይሃብካን ንምንታይ መደብ ጌርካ ኣይተረድኤትንን መንዮ ትጋጉዩ ሓሳብካ ኣይሃብካን ።

  • @fitumkidanemareyam2197
    @fitumkidanemareyam2197 3 หลายเดือนก่อน

    ዳዊት ሐውና ፁቡቁ ተዛሪብካ አብ አፍሪካ ምንባር ምደርባይ ማለት አይኮንን

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 4 หลายเดือนก่อน +15

    ፍናን ጀላዕ ትግራዋይ ኢርትራዊ ኣይኮነን ዕባይ ኢርትራዊ ኢዩ

    • @ጋልሑመራ
      @ጋልሑመራ 3 หลายเดือนก่อน +4

      በጃ ትግራዋይ ጋሕ በል

  • @SamuelTeklesenbet-wf9ih
    @SamuelTeklesenbet-wf9ih 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንቲኮ ሓውና ተጋጊካ ነዚስ ከም ሰብ ክትሓስቦ ኣይነበረካን ምስ ዘይ ጠቕሙካ ሰባት ግዜኻ ኣይተባኽን

  • @hintsakifle6611
    @hintsakifle6611 4 หลายเดือนก่อน +19

    አነ ግን ይቅሬታ ናይ ኣንቲኮ ዘረባ አሕፊሩኒ

    • @rahelasmerinabelalifestyle5566
      @rahelasmerinabelalifestyle5566 4 หลายเดือนก่อน

      ብሐቂ አጋኒንዎ ንኹሎም አራሲንዎም ከምታ ዝደለያ ብዓል እዚአቶም ኸአ ረሲኖም .
      ዋላ ዘረብኡ ኸን ናይ ቆልዓ ዩ ምስ ዕድምኡ አይኸደን

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 3 หลายเดือนก่อน

      wala ane hade ab 6 kfli memahrtna znebere azekirni

  • @fintra26
    @fintra26 4 หลายเดือนก่อน +2

    Adu blina shikor . hatsibe kitsethakum eye.tibil zereba Nata eya ❤❤❤

  • @yeshidejen4770
    @yeshidejen4770 3 หลายเดือนก่อน +1

    Antico derejacka filet. Ab botuom eyetiwred. Kubur snetibebawi hagerna.😍

    • @brged885
      @brged885 3 หลายเดือนก่อน

      ኣቸቶ ድኣ ሕስርቲ እንዲያ ናይ ኣረቂ😂😂😂

  • @bazigarewala
    @bazigarewala 3 หลายเดือนก่อน

    ዳዋ ሓወይ ዓይንኻ ዳኣ ዳሓን ዲኻ ጸሊሙ 🥹

  • @eritrea123
    @eritrea123 3 หลายเดือนก่อน

    ሰማዕ እንዶ አንቲኮ ጽቡቅ አሎ እቲ ለካት አተዓባብያ ዝበደሎ ኩፉእ ሰብ ምስበዓል አንቲኮ ክዛረብ አይሐፍርን ድዩ ሀተፍተፍ አይትበል በሎ

  • @AmanuelMnasia
    @AmanuelMnasia 3 หลายเดือนก่อน

    Dawi bro you are smart boy keep it up ❤❤❤

  • @sabrnatey9080
    @sabrnatey9080 3 หลายเดือนก่อน +1

    Antiko jigna ❤

  • @habtomgilazgi2407
    @habtomgilazgi2407 4 หลายเดือนก่อน +9

    ኣንቲኮ ተሽፊንካ ነርካ ግን ባዶ ወላ ሓንቲ ትሕዝቶ ዘለዎ ዘረባ የብልካን ሱቅ መሓሽካ

    • @worshipembassy5508
      @worshipembassy5508 4 หลายเดือนก่อน

      😊😊😊😊

    • @tedyyes-belew
      @tedyyes-belew 3 หลายเดือนก่อน +1

      ዐጋመጉዛይ ዲኻ ሰሐበይ

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 4 หลายเดือนก่อน +2

    Ajokahtihko
    Kezelo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅🌹❤️🌟🌺🙏🙏💯✊

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 3 หลายเดือนก่อน

    ጂግና ዳዊት ኣጀካ አዚ ሰነትበባዊ ዘይ ኮነ ሮክራክ ኣምሰሉ ኣንቲኮ ሳላ ሲዚዚኖ ተሰቲሩ ነይሩ

  • @EfremAfewerki-z3v
    @EfremAfewerki-z3v 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤😂🎉❤❤😂😂🎉🎉❤❤❤❤😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 3 หลายเดือนก่อน

    Fnan king 💙👑

  • @Rufta8970
    @Rufta8970 3 หลายเดือนก่อน

    ባሃበሎም እቲ ዝሓመቐ ሰብ'ዩ ንዓይ ብንቐሓት።

  • @teklitgebreweld8821
    @teklitgebreweld8821 3 หลายเดือนก่อน

    ፍናን ማለት ምስግብረሰዶም ዝነብርን ዝደልን ኢዩ።

  • @biniamgebrehiwet
    @biniamgebrehiwet 3 หลายเดือนก่อน

    ንፍናን ከም ሰብ ሓሲብኩሞ ትምልስሉ ኣለኹም ክላስኩም ኣይኮነን ።ፍናን ኣብ ቅድሜኹም ኣዚለ እዩ ።

  • @Peace07Love-o2n
    @Peace07Love-o2n 3 หลายเดือนก่อน +1

    ምክብባር ባህልና እዩ ስለዚ ተኸባቢርና ነዛ ዓለም ንንበራ

  • @WediKeshi-sf6hr
    @WediKeshi-sf6hr 3 หลายเดือนก่อน

    Sebaey dawit. zkefae hiwet zehlefna ena ente nay lomi gn sudan ethiopia. Uganda zelekum kemnatkum adl.aeyrekebnayon.

  • @KidanNegash-bx7xz
    @KidanNegash-bx7xz 3 หลายเดือนก่อน +1

    ፈናን በሊሕ ንቁሕ ንኡስ መንእሰይ እዩ 👑💪✅

  • @eritrea123
    @eritrea123 3 หลายเดือนก่อน

    አይሐፍርን ድዩ አረጊት ዝብሎ ንባዕሉ ካብ አንቲኮ ዝዓቢ መን ኢዩ ክሐፍረሉ ሐሳዊ ድርባይ ክዋራዘ ክፉእ አብ ክንዲ አብ ክንዲ ዝሕባእ ይግተር ረሳሕ ሰብ

  • @Igziabhierymesgen
    @Igziabhierymesgen 3 หลายเดือนก่อน

    Antico hawey sk elka srahka srah ❤❤❤❤

  • @ሞስአብኢብንኣሚር
    @ሞስአብኢብንኣሚር 4 หลายเดือนก่อน +16

    ፍናን ወድ ሸርሙጣ ጸላዒ ኤርትራዊዩ

    • @alexanderberhe4951
      @alexanderberhe4951 3 หลายเดือนก่อน

      ወዲ ሓሳኽ ጢዛ ኣዴኻ ክትግበር ከላ ኮንዶም ተቀብል ዝነበርካ ብጽብጽ።

  • @tesfalemebrahtu7411
    @tesfalemebrahtu7411 3 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላም ደቮ እተምጽኦ መሃርን ገሳጽን ትሕዝ ቶታት እንዳ ኣመስገንኩ እዛ ፍናን ሓውና ዝበላ ግን ነቶም ስነ ጥበባውያን ኢና ዝብሉ ኣፍ ውጹዕ ህዝቦም ዘይኮኑ እምበር
    ንማንም ኣብ ጉዕዞ ስደት ዘለዉ ኣይኮነትን
    So thank you devo

    • @huruyyosief5023
      @huruyyosief5023 3 หลายเดือนก่อน

      Seb natu hiwet kgebr aykeln dyu kemzi zeytezarebe zeydegefe do zeyteqaweme kbl seb hamimu ab alem eti kunue zmesleka mgbar xbuk eyu

  • @HenokKibrom-m1v
    @HenokKibrom-m1v 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዝድርበ ኤርትራዊ የብልናን ።

  • @EriOne-j8z
    @EriOne-j8z 3 หลายเดือนก่อน

    Wawwwww dawitom Wawwwww 👌👌👌👌seyab aytxew lebam xew koynu negeru

  • @ፊፊየ
    @ፊፊየ 4 หลายเดือนก่อน +4

    ባዕሉ ዩ ኣብቲ ናቶም ደረጃ ወሪዱ ኣንቲኮ እንታይ ገደሶ ጉዳዩ ዘይገብር

    • @freweiniyohannes5230
      @freweiniyohannes5230 3 หลายเดือนก่อน

      Melsi khb nay geden eyu

    • @Sebmkaney
      @Sebmkaney 3 หลายเดือนก่อน

      Nantiko nekbron nefetwon eina abzia gn tegagiyu
      Ezom sebat ab mieda teskiam seb kexelmu zwalu nsu nab natom derja mwradu yhzneka

  • @mengsafewerki8073
    @mengsafewerki8073 3 หลายเดือนก่อน

    😂😂😂kab meakor hamema ytsebb hangolka you are right bro

  • @akilebahta8427
    @akilebahta8427 3 หลายเดือนก่อน

    ትሓፍር ካብ ሰነ ጥበባዊ ከምዚ ዓይነት ዘረባ ክትሰምዕ ትሓፍር ብሓዊ በስምኣም እልና ክንሓልፎ

  • @tomasmael4735
    @tomasmael4735 3 หลายเดือนก่อน

    Dawitom smart boy!🇪🇷❤️👍

  • @user-faniboy
    @user-faniboy 4 หลายเดือนก่อน +9

    እዋይ ዴቭ ሽኮር you continue bro i will give all subscribe like comment😂😂 kkkk werqawi seb

  • @muluasfaha4978
    @muluasfaha4978 3 หลายเดือนก่อน

    ኣንቲኮማሃይምሚካንካ ትፍለት ግሪምገሮም ሚሂሮምካ ጸርፊንዘይ ኒሲካ ሚምሳልን ተማሃር ኣንቲኮ ፋራ ሰበይታይ

  • @wedi_hagos1249
    @wedi_hagos1249 3 หลายเดือนก่อน

    ፍናን ንስኻከ ጋዜጠኛ ተማሂርካ ዲኻ ወላስ ……..

  • @dawitjigna
    @dawitjigna 4 หลายเดือนก่อน +2

    እስኻ ዉን አብዚአስ ትሽቅጥ አለኻ
    ፍናን ቁኑዕ አሎ
    አንቲኮ ግን ናብ ጨርቂ ተቐይሩ ፥ መጺጹ
    አብርሀም (አቸቶ). እዩ ተባሂሉ ።

    • @YoditMehari-v9z
      @YoditMehari-v9z 4 หลายเดือนก่อน +1

      Finan si ngbresodom mdgafu xbuq alo nmntay ekum zom teqawmti degefti gbresom ba waaaa

  • @ZekariasSolomon-m3b
    @ZekariasSolomon-m3b 3 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ኣንቲኮ ፡ ኣብ ሃገርና ተፈጥሮኣዊ ተውህቦኦም ተለልዩ ብሉጻት ተዋነይቲ ኣብ ኮሌጃት ተመልሚሎም ዝፈርዩሉ ደረጃ እኳ እንተዘይተበጽሐ ፡ በታ ዝርካባ ዓቕሚ ህብረተሰብና ግን ብዙሕ ተኣምራዊ ዕዮታት ስነጥበብ ፈርዮምስ ፡ ጌና እውን ይቕጽል ኣሎ ። እቶም ከም ቅርሲታት ሃገርን ህዝብን መጠን ኣዚና እንሕበነሎም ፡ ካብ በዓል ነፍስሄራት መምህራን ኣለማዮ ካሕሳይን ሰለሙን ገ/እግዚኣብሄርን ....... ወዘተ ክሳዕ እቲ ህቡብ ደራስን ዳይረክተርን ስውእ ኢሰያስ ጸጋይ እንተኾኑ'ውን ብዝነበሮም ተኣምራዊ ትዕድልትን ብቕዓትን ፡ ካብ'ቲ ብስነጥበብ ዝምረቕ ንላዕሊ ምንባሮም ይዝከር ። እሞ እዚ ፍናን ዝብሃል ሰብ ኣስማት ሓደ-ሓደ ጓኖት እናጠቐሰ ንስነጥበብን ስነጥበበኛታት ሃገርናን ከቆናጽብ ናይ ሞራል ልዕልና ዘይብሉ ፡ ናይ ሕልና ስንኩል ምዃኑ ተገንዚብና ። የግዳስ ክቡር ኣንቲኮ ፡ ናብቲ ናቱ ደረጃ ምድሪ እንተዘይትዘብጥ ምተመርጸ'መስለኒ ።

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 4 หลายเดือนก่อน +3

    🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷

  • @DjGj-cm3rv
    @DjGj-cm3rv 3 หลายเดือนก่อน

    Dawit hakek seba aydrben eu nesu balu derbay eu 😢😢😢😢😢😢😢

  • @liyashikor9097
    @liyashikor9097 3 หลายเดือนก่อน

    ኣንታ እዚ ፍናን/ፍንፉን ዝባሃል ብዕላማ ንኤርትራውያን ምራል ክሰብርል ኢሉ ዝመጸ እዩ ኣብ ኣንቲኮ ጥራይ ኣይኮን please Don’t give chance to talking shit period

  • @freweinitekie7869
    @freweinitekie7869 3 หลายเดือนก่อน

    አንታ ሐዉና ምኩእ አይት ተርጉሙዋ ሐደ ሐደ ጌዜ አፍ ይዕንቀፍ ዝባሀል ሕጂ ግን ካሊእ ዘለፋ አየድልይን ሐዉና ምፅራፍ ጹቡቅ አይኮነን ዓቢ ሰብ ኢኻ ዕድሜኻ ይዉሰኖ እዮ ደንቆሮ አይባሀልን ነሰኻ ካአኒ ደንቆሮ ኤኻ ዓሻ አረጊት ሰብአይ ኤኻ መሕፈርቲ

  • @moralMedia12
    @moralMedia12 3 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ዳዊት ሓወይ ክብሪ ንዓኻ ይኹን።እዚ ምደብ ድሮ ሰሪሕካዮ ኢኻ።እቲ ንውጹዕ ወይ ንነባሪ ሓቂ ዘዕግብ ክስተት ግን ፍናን ክንዮ እቲ ንረብሓ ዝኸዶ ጉዕዞ፡ንዓመታት ከይድሉ እዩ።ሓጉዙኒ ዝብሉ ድማ ሚልዮናት እዮም።ሕጂ ውን ፍናን ንሃገር እምበር፡ንለመንቲ ምሕጋዝ ኣረብሪብዎ እዩ።ዴቭ ብዕራይን ጭራን ኣይተማዛዝን።ሓቂ ከቶ ፈጺሙ ይቅየርን።ኣንቲኮ ቀዳማይ መምህር ግብረ ሰዶም እምበር፡ምስ ፍናን ዘማጉት ዓቕሚ የብሉን።ዴቭ ንሞያኻ ነኽብሮ፡ብዋጋ ሃገር ግን፡ተማሃራይ ምኻንካ ኢና ንፈልጥ

  • @KokobFerej
    @KokobFerej 3 หลายเดือนก่อน

    Dawit hawey xbuq Sarah smart Eka medebatka aziyu eyu Des zbleni qexlo

  • @tewakirat
    @tewakirat 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንቲኮ ኣፍቂዱልኳ ድዩ ቶማስ ብደዐ ዘረባ ትዛረብ ዝነበርካ

  • @FilimonMahdere
    @FilimonMahdere 4 หลายเดือนก่อน +4

    ዳቪድ ናይ ውሑዳት ዘረባ ንኹልና ኣይ ውክለናን ዩ ዛዓረከይ ብወገነይ ኣብ ዝሃለወ ይሃሉ ሰብ ሰብ እዩ ናዓይ የቐኔለይ።

    • @brged885
      @brged885 3 หลายเดือนก่อน

      ኣይትፈላሰፊ ንስኺ ኽኣ😂😂ካብ ዓድኺ ወጺኺ ተጓሒፍኪ ኣለኺ ኩልና ተደርቢና ኢና። መዋእልኪ ብሓዋላ እናነበርክስ ካምባና😂😂

  • @ErnestuChecvera
    @ErnestuChecvera 3 หลายเดือนก่อน

    ኣንቲኮ ዓገብ በሉለይ ኢልካ ስቕ ዘይትብል፡

  • @brged885
    @brged885 3 หลายเดือนก่อน

    ዳዊት ኣቸቶ ን ቶማስ ዝበሎ ሰሚዕካዮ ዲኻ ብዘይ ስነስርዓት ኣዋሪድዎ ዘራይ ዘይብሉ ፈሊጡ። ፍናን ክኣ ሕልንኡ ወቒስዎ መሊስሉ ብኾምኡ ኣገባብ ኮመንት ክትህብ ኣይግብኣካን ኢዩ ከም ዓቢ ኣርቲስት መጠን ኢሉ ኮመንት ሂብዎ።እንታይ ዘቖጥዕ ኣለዎ ኣቸቶ ግን ሕሱር ኢዩ ኣንቲኮ። ንስኻ መን ተጋግዩ ትፈልጥ ኢኻ ከም ቀደምካ ምስ ሓቂ ወግን ዴቮ።

  • @Meronteklia-rm9mg
    @Meronteklia-rm9mg 3 หลายเดือนก่อน

    ኤርትሪን ካብ ዳዕዋ ምፍላይ የለን ካብ ናይ ጀማዓ ኣብ ጋይላ ጀምርካ ኣብ ኢሮፓ ኣብ ባር ካብ ባር ናብ ዮቲብ ካብ ዮቲብ ናብ ቲክቶክ ኩሉ ግዜ ዳዕዋ በቃ 😂😂😂😂

  • @Meanddabear
    @Meanddabear 4 หลายเดือนก่อน +4

    Ezi fnan zbehal kndey ydefr Keri seb xeyhlu😮

  • @zerayabraha7747
    @zerayabraha7747 3 หลายเดือนก่อน

    ኣየ ኣንቲኮ እንዳ ጸናሕካ ትፈኩስ ኣለኻ ፡ንፍናን ትነቅፍ ጸኒሕካስ ንባዕልኻ ካብ ናቱ ንላዕሊ ተጋጊኻ መንዩ ኣብ ከተማ ዝዓበየ ለባም ኢሉካ ፡ኣስመራ ዓቢኻ ታይ ዩ ልቦናኻ ናትካ?

  • @Hope_chura
    @Hope_chura 3 หลายเดือนก่อน

    ተደሪብካ እዩ ተባሂሉ ስለዚ ንዉልቁ እምበር ንኩሉ ሰብ ኣይኮነን ንሱ ዝጎረሐ እንድዩ መሲልዎ ኩላና ዲና ተደርቢና ገለ ይብል እዚ መናከሲ እዩ ዳዊት ዝበደልካዮ ንስካ ትሕተተሉ እምበር ኣብ ኣዲስ ዘለዉ ብልኦም ክልከም ኣይክእሉን እዩም ስለዚ ኣንቲከ ዓሪ በሎ😅

  • @akilebahta8427
    @akilebahta8427 3 หลายเดือนก่อน

    ትዕቢት ናይ እንቲኮ ይገርም ደንቀሮ ገለ ይብል ኣሎ ንስካ ከ ናይ ትምህርቲ ዲብሎም ይህልወካ ዶ

  • @samisolomon8470
    @samisolomon8470 3 หลายเดือนก่อน

    ምስ ዩጋንዳዉያ ኢካ ዘለካ ኣንቲኮ ሰደተኛ😂😂

  • @geryetela9856
    @geryetela9856 4 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @samsonelias2971
    @samsonelias2971 3 หลายเดือนก่อน +1

    aye Finan afaf n Ertrawi niska emo zeytwerazeyelu. nay mhur denkoro afka trya haz.

  • @angosomhaile9845
    @angosomhaile9845 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ስደት ዘሎ ኩሉ ተድርብዩ እንድዩ ዘሎ እቲ ምድርባይ ከመይ ዲኹም ትርኢዎ ኣብ እንዳ ጓሓፍ ዲና ክንርከብ ደሊኹም ።

  • @yohannesghebreindrias5301
    @yohannesghebreindrias5301 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤

  • @Aron11215
    @Aron11215 3 หลายเดือนก่อน

    🙏🙏👍

  • @amhgreat4658
    @amhgreat4658 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሕዋት እዚኦም ዕላማኦም ነቲ ኤረትራውነት ዳውን ንምገባር እዩ ስብ እኮ ሕጂ ኽፈልጥ ኣለው እዚኦም ኸመስሉ ጸላእቲ ህግድፍ ተመሲሎም ን ኤርትራን ኤርትራውነት ዳውኅ ኽገበረው እዩም ዝጽዕሩው ዘለው እዚ ኻኣ ኹሉ ኤርትራዊ ኽፈልጡ ኣለው ኣረባዕተ ነጥቢ።

  • @swiensahle6784
    @swiensahle6784 3 หลายเดือนก่อน

    ደቭ በሎም ዞም ጋዕገዓት ሓንጎል ስርቂ ከም ሕርፍና ዝወስዱዎ ሕብረተሰብ

  • @Mulugeta-bf3im
    @Mulugeta-bf3im 3 หลายเดือนก่อน

    Welcome Dawit bro

  • @asterhabtemariam4176
    @asterhabtemariam4176 3 หลายเดือนก่อน

    Fenan sedi seneseriat zaybelu
    Nebemulu senetebeb nay eritrea aytenaiaesi

  • @serekeeri567
    @serekeeri567 3 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ኩሉ እግዚአብሔር ኣሎ : ኤሮጳ : ኣፍሪካ : እቲ ናይ ስራሕ ካኣ ተዉህቦ ብሽም ዓዲ ዘርሓካ ኣይኮነን : ተደርቢካ ዝብል ብዘለካዮ : ቦታ እንተ ኮይኑ ብታሚ ጌጋ እዪ ::

  • @ክብረኣብ
    @ክብረኣብ 3 หลายเดือนก่อน

    Right

  • @selahta5252
    @selahta5252 3 หลายเดือนก่อน

    ዳዊት ዓርከይ በላ ኣጀንዳ ኢኹም ረኺብኩም 😂