Mosaic Bahli ~ ናጤባ ሶሪያ :ሶሪያ ድሕሪ ባሻር ኣልኣሳድ ዘጋጠማ ፈተና ~ 2ይ ክፋል - ጻሓፊ፥ እሸቴ ኣሰፋ - ትርጉም -ኣንጎሶም ተስፋምካኤል

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น •

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 12 วันที่ผ่านมา

    Amazing ❤❤❤❤
    Thank you

  • @SiedSied-m6i
    @SiedSied-m6i 18 วันที่ผ่านมา +3

    You are the best my favorite teacher

  • @mekonenkesete4242
    @mekonenkesete4242 18 วันที่ผ่านมา +2

    Thanks, Memhr Mokie

  • @tesfaldetmahari8721
    @tesfaldetmahari8721 17 วันที่ผ่านมา +1

    Kemzia xfuf medeb yelen❤

  • @danielwiki6795
    @danielwiki6795 14 วันที่ผ่านมา +1

    Waww gele aynet bro isaral meias iya be higi alem kitekeyd

  • @HT-vg5ws
    @HT-vg5ws 18 วันที่ผ่านมา +2

    🎉

  • @ቀንዴልሓርነት
    @ቀንዴልሓርነት 18 วันที่ผ่านมา +2

    ናይ ፕሮፓጋንዳ ጽሑፍ!

  • @BeruShikor
    @BeruShikor 17 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉🎉

  • @Denbefethiapp0733
    @Denbefethiapp0733 17 วันที่ผ่านมา +3

    መምህር ብተቅርብዎ መደባት ኣዝዩ ማሃርን ኣነቃቂሕን እዩ❤ ኣብ ጉዳይ ዓድና ኸ ? ነዚ ናይ ሶርያ ኣብነት ወሲድኩም ክትጉስጉሱ ዶ ኣይምተገበአን?

  • @leterfaleteklit
    @leterfaleteklit 7 วันที่ผ่านมา +1

    Kem aseyiase beka kudume mewerade aytemaharune ne selhezbom keblu zeywerdu denakore eyom

  • @eritreanentertmenthabesha7387
    @eritreanentertmenthabesha7387 18 วันที่ผ่านมา +2

    እስልምና ሰለማዊት ሃገር ክፈጥር ኣይክእልን ከሙኡ ስለ ዝኮነ እዩ ድማ ሃገራት እስልምና ሰላም ዘይብለን።

    • @N.at.79
      @N.at.79 15 วันที่ผ่านมา +2

      መንድኣ ፈጢርዎን ስጋብ ሎሚ።ከምኦም ሰላም ዝነበሮ ሂወት ኣይነበሮምን ናብሮም ጽቡቅ ኔሩ።ግን ሓሳደት ረኺበነኦም ብገርሆም ተጻዊተን ነዳዲ ተዘሚቱ ፊሕ ፊሕ ዘበለቶም ካንሰር ኣመሪካን ሳዓብታንየን።ግን ዝፈረሰ ይህነጽዮ ዝተበተነ ይእከብዮ።ኣፍሪቃስ ብሕሱም ድኽነት ከምትሳቀ ውሉዳ ንስደት ፋሕ ዘብላና ኸ?ሃገር ከምዘይብልና ፊሕ ዘእተዋልና መንየን?ነብስኻ ከይራኣኻ ብካልኦት ምምካሕ ጽቡቅ ኣይኮነን።ሽግርካ ጠምት ዝዓርኩ

    • @africamymom5163
      @africamymom5163 14 วันที่ผ่านมา +1

      Yemesleka donqoro merebawean oko yohosho amaet million zeqetelu. Merebawean zeboluka amen elu zeqebel donqoro

    • @africamymom5163
      @africamymom5163 14 วันที่ผ่านมา

      Muslim fetsem kem Christian ne merebawean amen elom meqebal abeyom eyom eze kolo sheger. Hante mealte gen kolo neger sheger teray aykowenen eyu

  • @N.at.79
    @N.at.79 15 วันที่ผ่านมา

    ሶርያ ዝሓሸ እምበር ዝጽበዬም ዘሎ።ፕረፖጋንዳ አይትንፋሕ።ደቂ ዲክታተር ፍርሕዮ ኣቲኪን ዘሎ

  • @shimayteklom6417
    @shimayteklom6417 17 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብቲ ተቅርቦ ዛንታታት እካ ጽቡቅ እንተኮነ ኣብ ጉዳይ ዓድካ ዘሎ ምረት ናይ ህዝብና ንምቅላሕ ግን ኣፍካ ምስ ተሎግመ እዩ። በዚ ዘለካ ልኡም ኣከያይዳ ድማ ብዙሓት ቅረታ ኣለና ከተመሓይሾ እንተኪልካ ግን ዋላ ንታሪክ ካብቶም ህላወ ህዝቦም ብግቡእ ዘንጻባርቁ ዩቱበራት ኮንካ ኣብ ኣእምሮ ኤርትራውያን ምሰፈርካን።