ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
Thank you brother nay abohagoy eyu🙏🙏 aboy mareyyyy🙏❤❤❤❤🙏🙏
Good job ❤❤❤❤
Thank you teacher! .
ኣዝዩ ዝምጎስ ስራሕ እዩ ክቡረይ።ያታናን ባህልናን ኩርዓትና እዩ።
Thanks our brother!❤
ጽብቃ መደብ የቀንየልና
How great were they !!!!
❤🎉
Thank kem kulu gize memhr
❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤
Masen welday kidane aleka do zhawey ente alika amxaln eba❤❤❤❤
ነመስን ንባህላዊ ማሰን መልቀስ
❤❤❤
ብማስ ታሪክ የማሃላልፉ ነይሮም ተጋሩ፡
ሰላም ንህዝበይ ህዝቢ ትግርኛ
ህዝብይ ትግርኛ 😂😂😂😂 ትግርኛ ቖንቓ እዩ ትግርኛ ዝዛርብ ህዝብይ ትግራይ ይባሃል ቓህማማት፡
ህዝብይ ትግርኛ 😂😂😂 ትግርኛ ቖንቓ እዩ ትግርኛ ዝዛርብ ህዝብይ ትግራይ ይባሃል፡ ህሙማት ካልእ ማንነት ዝእልሽ፡ ዲሃር ክኣ ጃንሆይ እንታይ ይህብ ነይሩ ካብ ሃርስቶት ተጋሩ እክል ዝኣካልብ ዝነበር፡ ግን ክኣ ካብ ሃርስቶት ዝውርሪዎ ንሃድ ሃድ ይህቡ ነይሮም ይኮኑ፡
ንፉዕ።
Zigermeka dimxika bitaemi des zebil iyu kitsemo kalae zantat win qexilo
ማሰ ዶ ክብል ማሰሕማም እበር መጸ ሕማም ጃንጁረሰ ብንፋስ ብስግረ ስጋ ዝሓልፍ ብሰክሰብኣፍና ተለጉም ምኻድከም መኸዳ ኣብዕር ሬበሉ እስከ ጥንቅቅ ንበለብዓሉ ድኣ የሓልወና ኦቦይ እዝጊ የፈተነ ኣይጽላእ እዪ ቀስ ብቀስ እዩ🤣🤣
Nay senbety nay muday
😂😂😂 ኣብ ኣመሪካ ኮንካ ብታሪክ ተጋሩ ባህልይ ተጋሩ ንቕሃት ኢርትራ😂😂😂፡
you have narrow mind
ዓሌተኛ ሓቲ መዓልቲ ብ ዛዕባ ሓማስየን ተዛሪብካ ኣይትፈልጥን ኣካ?
men Alo ab Hamsien maseyna ? sidedeley enteliyu kehqalho ab 3 mexhaf nay masse kab hamsien zisefere yelen.
Ezi ke nay men eyu tbil ? th-cam.com/video/aOegj6rINOE/w-d-xo.html
ማሰን መልቀስን ናይ ኣከለጉዛይ ኢዩ ብፍላይ ኣብ ሰገነይቲ ዓዲቀይሕ ሰንዓፈ ብብዝሒ ይዝውተር ኔሩ ኣብ ሰራየ ድማ ኣዝዮም ውሑዳት ማሰኛታት ኔሮም ኣብ ትግራይ ድማ ኣብ ጉለሙኻዳን ስርክሶን ይዝውተር ኔሩ ኣብ ዶባት ኤርትራ ማለት ኢዩ ካብ ዓዲግራት ንድሕሪት ማለት ኢዩ ኣብ ሓማሴን ከምዘይፍለጥ ግን ባዕሉ መምህር መኮነን ኣብታ መርዓ ናይ እንዳ ራእሲ ተሰማ ኣስመሮም ንሓማሴን ዝነበረት ራእሲ ተሰማ ኣስመሮም ንባሻይ ተመልሶ ቀለተ ከይከዱ ነጊሮሞም ከምዝነበሩ ኣቀዲሙ ነጊርና ኔሩ ካልእ ከመይ ጌሩ ኢዩ እሞ ዘይናትካ ክህበካ ዓሌተኛ ትብሎ
ንቶም ተጋሩ ዲኩም ኢርትራዊያን ትብሉ😂😂😂፡ ኢሳያስ ኢሳያ ሻዓብያ ሻዓብይ ታሪክ ኢርትራ፡
❤❤❤❤
Thank you brother nay abohagoy eyu🙏🙏 aboy mareyyyy🙏❤❤❤❤🙏🙏
Good job ❤❤❤❤
Thank you teacher! .
ኣዝዩ ዝምጎስ ስራሕ እዩ ክቡረይ።
ያታናን ባህልናን ኩርዓትና እዩ።
Thanks our brother!❤
ጽብቃ መደብ የቀንየልና
How great were they !!!!
❤🎉
Thank kem kulu gize memhr
❤🎉❤❤🎉❤❤🎉❤❤
Masen welday kidane aleka do zhawey ente alika amxaln eba❤❤❤❤
ነመስን ንባህላዊ ማሰን መልቀስ
❤❤❤
ብማስ ታሪክ የማሃላልፉ ነይሮም ተጋሩ፡
ሰላም ንህዝበይ ህዝቢ ትግርኛ
ህዝብይ ትግርኛ 😂😂😂😂 ትግርኛ ቖንቓ እዩ ትግርኛ ዝዛርብ ህዝብይ ትግራይ ይባሃል ቓህማማት፡
ህዝብይ ትግርኛ 😂😂😂 ትግርኛ ቖንቓ እዩ ትግርኛ ዝዛርብ ህዝብይ ትግራይ ይባሃል፡ ህሙማት ካልእ ማንነት ዝእልሽ፡ ዲሃር ክኣ ጃንሆይ እንታይ ይህብ ነይሩ ካብ ሃርስቶት ተጋሩ እክል ዝኣካልብ ዝነበር፡ ግን ክኣ ካብ ሃርስቶት ዝውርሪዎ ንሃድ ሃድ ይህቡ ነይሮም ይኮኑ፡
ንፉዕ።
Zigermeka dimxika bitaemi des zebil iyu kitsemo kalae zantat win qexilo
ማሰ ዶ ክብል ማሰ
ሕማም እበር መጸ
ሕማም ጃንጁረሰ ብንፋስ ብስግረ ስጋ ዝሓልፍ ብሰክሰ
ብኣፍና ተለጉም ምኻድ
ከም መኸዳ ኣብዕር ሬ
በሉ እስከ ጥንቅቅ ንበለ
ብዓሉ ድኣ የሓልወና ኦቦይ እዝጊ የ
ፈተነ ኣይጽላእ እዪ ቀስ ብቀስ እዩ🤣🤣