ሕማቅ ስማዕ/ ሽዱሽተ ኤርትራውያን ኣብ ኡጋንዳ ነብሶም ኣጥፊኦም / ጠንቒ ዝከውን ዘሎ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 176

  • @bereketgundrin76
    @bereketgundrin76 2 หลายเดือนก่อน +39

    ምስ ክርስቶስ ሰላም ኣሎ
    ምስ ክርስቶስ ሂወት ኣሎ
    ምስ ክርስቶስ ምጽንናዕ ኣሎ
    ምስ ክርስቶስ ራህዋ ኣሎ
    ምስ ክርስቶስ ሩጉእ መንፈስ ኣሎ
    ምስ ክርስቶስ ብርሃን ኣሎ
    ምስ ክርስቶስ ምጽጋዕ ኩሉ ትደክዮ ኢካ ትረክብ
    ኣብ ተማርረሉ ብዙሕ ነገር ይጎድለካ
    ኣብ ተመስግነሉ ከኣ ኣብ ዘለካ ይውሰከልካ ፡ ብግብሪ ካብ ዝረኣክዎ ኢዩ
    መንእሰይ ካብ ክርስቶስ ምርሓቅ ማሌት ፡ ምስ ሰይጣን ምንባር ማሌት'ዩ
    ካብ ዓለማዊ ደርፊ ርሓቅ ፡ መዝሙር ስማዕ
    ኣቱም ሰባት ምስ ክርስቶስ ሰላም ኣሎ
    ሰላም ክህበኩም ኢየ እሞ ናባይ ንዑ ኢሉና ኣሎ ፡ ንኪዶ

    • @WegahtaKidane-wb8hb
      @WegahtaKidane-wb8hb 2 หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna amlak xega yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @SelihomDavey
    @SelihomDavey 2 หลายเดือนก่อน +44

    ምሕረት የውርደልና ፈጣሪ፡ፈትዩ ርእሱ ዘጥፍእ የለን፡መሳኪን ጽብብ ምስ በሎም፡ዝገብርዎ ምስ ጥፍኦም፡ዝወስድዎ ስጉምቲ አዩ፡ነፍስኻ ምጥፋእ ጥራሕ ዘይኮነ፡ንሂወቶም ውን ንሲኦል የውርድዋ ምህላዎም አዩ ዝከፍአ፡ካብ ሲኦል ከኣ ወላ ከፊኡካ ኣብዛ ምድሪ ምጽናሕ ይሓዪሽ፡በጃኹም ኣሕዋት ናብ ኣምላኽ ንጸጋዕ፡ንኣምላኽ ዝጨንቆ የለን፡ነሹ ብጥዓሚ ኣገዳሲ መደብ❤🎉❤🎉❤🎉

    • @Huwetghebreamlak
      @Huwetghebreamlak 2 หลายเดือนก่อน +2

      Tkkl xegem halafi eyu nebsi mtfae gn aythalfn eya emo mxemem😢😢😢

    • @SelihomDavey
      @SelihomDavey 2 หลายเดือนก่อน +2

      @@Huwetghebreamlak ብሓቂ ፈጣሪ ይሓግዝ።

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  2 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏🙏

    • @tomtomtombossa
      @tomtomtombossa 2 หลายเดือนก่อน

      Men alo kab zeregagexo abey kem tkeyd Ms motka?

    • @SelihomDavey
      @SelihomDavey 2 หลายเดือนก่อน

      @@tomtomtombossa ኦርቶዶክስ ክርስትያናት ብእምነት ኢና ንነብር፡ብእምነት ኢና ነረጋግጾ፡መንግስተ ሰማይን ሲኦልን ኣሎ፡፡ሲኦል የለን ተዝኸውን ኩላትና ኣብዛ ምድሪ ምንባር ገዲፍና ነብስና መጥፋእና ካብዚ ናይ ምድሪ ጭንቀት ምተገላገልና።

  • @Ostirch
    @Ostirch 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኦይይ እንታይ ኢና ንገብሮ ወደይ ኣምላከይ ምሕረትካ ኣውርደልና 😢😢😢

  • @habeshaboss
    @habeshaboss 2 หลายเดือนก่อน +10

    *Sad to hear what Happen to our People arround the world. Ajokum Hizbey*

  • @Rofidc
    @Rofidc 2 หลายเดือนก่อน +15

    ኣቶም ሰባት ዓለም ጸቢባትካ ካብ ነብስካ ምጥፋእ ንገዳም ወይ ቤተክርስትያን ምኻድ ምረጹ ነብስኻ ምጥፋእ ማለት ናብ ሲኦል ምኻድ እዩ ስኦል ካብ ምኻድ ክኣ ዘይምፍጣር ይሓይሽ ይብል ቁዱስ መጽሓፍ ከይጸልመተ ኣይበርህን እዩ ትርር ምባል ናብ ፈጣሪ ምኻድ ምረጹ ኣምላኽ ንዝሙቱ ንእስነቱም ይርኣየሎም 😢😢😢

    • @YoooAsmera
      @YoooAsmera 2 หลายเดือนก่อน

      Nay bhaki ezi TikTok gel zibahal ewun kire uebulun mknyatu megadedi eu

    • @tomtomtombossa
      @tomtomtombossa 2 หลายเดือนก่อน

      Ane bwegeney bdiletey aymexakun abzi midri

  • @YorsAlazer
    @YorsAlazer 2 หลายเดือนก่อน +4

    Neshu abo meneseyat ab medebka menfesawi zebele etuwelu eka❤❤❤❤❤

  • @dekirubanateare1906
    @dekirubanateare1906 2 หลายเดือนก่อน +13

    ኤቶም ደላሎ ክቃልዑ አለዎም ንምታይ ኤርትራዊ ኩቡር ይኸፍል😭😭😭😭😭

    • @HaHaha-it1yt
      @HaHaha-it1yt 2 หลายเดือนก่อน

      Wela etom delalo Eritrawyan endeyom

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane5394 2 หลายเดือนก่อน +7

    Bejakum Tesfa Aytkurexu ...kihalf eu Ajona....Nzmotu Yehwatna Ab Genet Ykebelom.Nsdrabet Xneat Yehabom😢

  • @Merimeri-w8z
    @Merimeri-w8z 2 หลายเดือนก่อน +7

    shlom shlom neshu

  • @Fqr903
    @Fqr903 2 หลายเดือนก่อน +3

    Atum sebat adena weledna eyom zhseyu nsdrana nzekr😢😢😢😢😢

  • @YorsAlazer
    @YorsAlazer 2 หลายเดือนก่อน +3

    Egziabher sdet kufu chnketn yhxro eway ahwatey fetari zifetera nbsi aytetfueu kulu hiwetna ab Eid fetari ya

  • @lightofhope-eo4hs
    @lightofhope-eo4hs 2 หลายเดือนก่อน +1

    May LORD GOD Almighty help each and every Eritreans brethrens. It's heartbreaking, sad and hurting to hear this type of news. Cry Eritrea my beloved country for your own beautiful children of ever forgiving Great GOD LORD.

  • @meronokbay3199
    @meronokbay3199 2 หลายเดือนก่อน +8

    ነሹ ንቁሕ ናይዚ ወለዶ ናብ ሓደ ኣውራጃ ከይትወርድ

  • @MerhawiKidane-zx3dc
    @MerhawiKidane-zx3dc 2 หลายเดือนก่อน +9

    ነሹ አዚ ወሎዶ ብጣዕሚ እንድዩ ጨኒቅዎ ዘሎ ኣምላክ ምሕረት ይውረደልና እንታይ ይበሃል ኮይኑ ኣብ ናይ ምወዳእታ ድማ ስብከት ምሳሊ ግበረሉ ነዚ መደብካ

  • @zyadaengida1266
    @zyadaengida1266 2 หลายเดือนก่อน

    Yes nay bahaqi

  • @mananeghuse1098
    @mananeghuse1098 2 หลายเดือนก่อน +6

    ለባን ምኽሪ ከይድኸመካ ለግሰልና

  • @phili8384
    @phili8384 2 หลายเดือนก่อน +9

    በጃኩም ን ስድራና ንርአ ናፍቖቶም ይእከሎም፡
    ጽባሕ ካልእ መዓልቲ ኢያ በጃኩም ....

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 2 หลายเดือนก่อน +10

    በጃኩም ስድራኩም ረኣዩ ብስድራኩም ሕሰቡ😢

  • @BrhaneGerezghier
    @BrhaneGerezghier 2 หลายเดือนก่อน

    Sudan Ab bashidar dem Neyru Jgna eu ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @solomonliza
    @solomonliza 2 หลายเดือนก่อน

    በርትዕ ነሽነሽ 🙏

  • @IbrahimMahmud-g7u
    @IbrahimMahmud-g7u 2 หลายเดือนก่อน

    መንአሰያትዝበሳጨወምዞሎ አቲዞሎ ሀላክላክናይምዲያአዩ ኣምህሩጸቡቅነገራት

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 2 หลายเดือนก่อน +5

    Eway Eritreawi ab kulu mot beqa Mengste semay yewarsom 😢😢😢

  • @aexum1597
    @aexum1597 2 หลายเดือนก่อน

    Selam neshu hawey 🙏🏾 ❤❤❤

  • @merhawitkahsay-bo5cp
    @merhawitkahsay-bo5cp 2 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ ነሹ ሓወይ ሞት ካልኣይ የብሉን ❤❤❤

  • @AbelGebretinsae-md5of
    @AbelGebretinsae-md5of 2 หลายเดือนก่อน +3

    Neshu arkey ni zimetu mengste semay yewarisom fetari abi yemanay idu yikebelom 😢😢😢😢😢😢😢

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 2 หลายเดือนก่อน

    ነሹ ለባም መስተውዓሊ ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሂወት ኸባድ ፈተና አለዋ ንፅባሕ ብተስፍ ምፅባይ እዩ እምበር ክንደይ ዘይወፅእ ፈተና አሎ አብ ሕድሕድና እዙይ ኢልካ ዘይግለፅ ካብ ፀበባ ናብ ፀበባ ግን ሓንቲ ማዓልቲ ትህልው እናበልና ንፀበይ አጀኹምን አሓተይ አሕዋተይ ዓቕልኹም ክፀበኩም ናብ አምላክ ንበርከከኽ መልሲ ክንረክብ ኢና አብ መሬት ፀልሚቱና አብ ሰማይ እውን ጋሃነም ክንአቲ ነብስና ከነጥፍእ ብዝኾነ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔

  • @yafetdaniel8251
    @yafetdaniel8251 2 หลายเดือนก่อน +17

    ንምታይ ግን ካብ ካሎት ዘጋታት ኩቡር ንከፊል ንሕና እዚ እቶም ሱሱዓት ደላሎ ኤርትራውያን እዮም ጸገም ንሳቶም ክመቱ ነሩዎም

    • @meronmengstab3842
      @meronmengstab3842 2 หลายเดือนก่อน +2

      Nay behaki men emo yerdeo 😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @dekirubanateare1906
      @dekirubanateare1906 2 หลายเดือนก่อน +4

      ብሰኪ ኤቶም ሱሱዓት shyeti ኣሕዋቶም ኤርትራውያን ደላሎ ኤዮም ዝመቱ ዘለዉ ብዝኸድካዮ ብ ኣሕዋትካ ክትሳቐ መርገም ኤዩ.

    • @elsajefter5596
      @elsajefter5596 2 หลายเดือนก่อน +2

      ናይ ባሓቂ ንሳቶም ኢዮም ዋጋ ዘኽፍልዎ ዘለዉ ነዚ መንእሰይ😢😢😢

    • @peace827
      @peace827 2 หลายเดือนก่อน

      Kemu tekoynu da emo netom delalo zeyketlwom very sad

    • @HaHaha-it1yt
      @HaHaha-it1yt 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@peace827ewe Eritrawyan delalo eyom nayzi kulu sheger

  • @mediaadna-7499
    @mediaadna-7499 2 หลายเดือนก่อน +7

    ኢትዮጵያ ይሓይሽ ተከፊእካ ንኤርትራ ውን ትምለስ፡ ካምፓላ ግን በቲ በቲ ዕጽው ኢላቶም ምንባር መሳኪን😢

  • @HenokAmenual-um1qr
    @HenokAmenual-um1qr 2 หลายเดือนก่อน

    Thanksgivings neshu bro 🎉❤

  • @filimondesale8136
    @filimondesale8136 2 หลายเดือนก่อน

    Yes yes you are right 😢

  • @rahaserehase1097
    @rahaserehase1097 2 หลายเดือนก่อน

    Fetari selam yhabena

  • @HaileAlem-v4k
    @HaileAlem-v4k 2 หลายเดือนก่อน +1

    ነሹ መንግስቲሰማይ የዋርሶም ይሕዋትና ትፅልምኣለካነሹ

  • @Fretaxegay
    @Fretaxegay 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @FREZGHITESFAGIORGIS
    @FREZGHITESFAGIORGIS 2 หลายเดือนก่อน +11

    እዚ ዓዲ ማራዩ ከቢድ ነሹ ❤❤

    • @emteemte3985
      @emteemte3985 2 หลายเดือนก่อน

      i know gn please kulu halafi eyu. nebari hagosn nebari shigrn yelen kulu yqeyayer eyu, slezi ajona ahwat.

  • @WilliamMushi-zg5ou
    @WilliamMushi-zg5ou 2 หลายเดือนก่อน +2

    Away yhwaty😢😢😢😢😢

  • @HaHaha-it1yt
    @HaHaha-it1yt 2 หลายเดือนก่อน

    No kemau Aytebel zeyhalef sheger yelen Kabaka zekefea rieka tetsananae zehawey

  • @SabaAbedom
    @SabaAbedom 2 หลายเดือนก่อน

    Kampala betami u kebid nabra eti seb abu zelo hibret yelan gegzka u betami u stres zigbrelka fetari selam yewridelna adina kinkeyd 🙏

  • @Sesen-y8h
    @Sesen-y8h 2 หลายเดือนก่อน

    Neshnes hawey medebatka xbuq eu gn bejaka eza muziqa nay meetewitka bejaka qeyra kulagzie ab nay habtom trah tezekrni teskahkhani koyna plzzzzzzzz

  • @selyekbrom
    @selyekbrom 2 หลายเดือนก่อน

    Taxxx zi arkey betami eya zemsgneakia

  • @tuemablel99
    @tuemablel99 2 หลายเดือนก่อน +3

    Nay bhqe 😢

  • @ghenettedla3742
    @ghenettedla3742 2 หลายเดือนก่อน

    It's sad when it's going to end Eritrean problem 💙💙💙

  • @LuaulaTemelso
    @LuaulaTemelso 2 หลายเดือนก่อน

    እዉይ የሕዋተይ ማዓረይ ንሓንቲ ማሓዛይ ሓፍታ ሓንቲ ካብኣቶም እያ ናይ ስድራ ሓዘን ክትሪኢ በቃ💔🖤😢😢😢ጽንዓት ይሃብኩም ስድራቤት😢😢

    • @Adey-kengsek-Ab-lbey-Ya-q5h
      @Adey-kengsek-Ab-lbey-Ya-q5h 2 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ኮይና ይበሃል ከ አሕሕሕ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም 😥😥😥😥

    • @LuaulaTemelso
      @LuaulaTemelso 2 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ኮይና ኢለ ነታ ማሓዛይ ሓቲተያ ነብሳ ቀቲላ ኢሎሙና እቲ ሃገር ከምዘይ ጸሊአዮ ትብል ከም ዝነበረት ዉን ትነግረና ኔራ ኢላትኒ ካብ ኣዲስ ያ ናብኡ ከይዳ ይሕዝን​💔😭😭😭@@Adey-kengsek-Ab-lbey-Ya-q5h

    • @Adey-kengsek-Ab-lbey-Ya-q5h
      @Adey-kengsek-Ab-lbey-Ya-q5h 2 หลายเดือนก่อน

      @@LuaulaTemelso ያ ሂወት አዲስን ዩጋንዳን አይራከብን ዩ መነባብር ከቢድ እዩ ዝርድአልካ ትደሊ !!! ምስክነይቲ ሂወታ ከተሕልፍ አይ ግቡእን እንድዩ ግን ሕማቅ ምዓልቲ ተጋግያ
      እንበር ሂወት Uganda ከብዲ ዩ ንሪኦ እንዲና ዘለና አብ አዲስ ለሚድካ አብዚ ክትነብር ይከብድ ዩ እቲ ሕብረተ ሰብ እንታይ እዩ ኮይኑ ኩሉ አብ ገዝኡ ተዓጽዩ እዩ ዝነብር ወላ ከም ሰብ ተሸጊርካ ዘካፍሎ አለኒ ዘየብል ዓዲ ዩ ሰደትና ድአ የሕጽረልና ድአ እንበር
      ግን ንአምላክካ አብ ሂወትካ ቀዳማይ ተጌርካዮ ኩሉ ቀሊል እዩ ናብ አምላክካ ምጽላይ ብጾም ኢካ ክትሰግሮ ትክእል እዚ ሂወት ዓቅሚ የሃበና 🙏🙏🙏

    • @AmanuelTekeste-fw2uq
      @AmanuelTekeste-fw2uq 2 หลายเดือนก่อน +1

      ኣሕሕ እዋይ ግዜ እንታይ ዝበለት ቅናያት እያ ወደይ ሓፍተይ 3ግዜ ፈተነ ቅትለት ጌራ ኣብዛ ሰሙን ፕሊስ ኣብ ዝዘልአኩሞ ጸሊይሉና ክሳብ ሕጂ ምርጋእ ኣብይትና ኣላ😢😢😢

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 2 หลายเดือนก่อน

    Eway zeywegih mesliwom 😭😭😭😭😭

  • @mirimiri3396
    @mirimiri3396 2 หลายเดือนก่อน +3

    💔😢

  • @henimyloveyou7301
    @henimyloveyou7301 2 หลายเดือนก่อน

    I know Kampala very hard before 2021 and 2023

  • @MANUDIBANGO-cw7uu
    @MANUDIBANGO-cw7uu 2 หลายเดือนก่อน

    ነሽ ነሽ እዚ ኹሉ ጰገም
    ዘምጵኦ ነብሶም ዘጥፍኡ ዘለው የሕዋትና ብሰንኪ እዚ ዓማጲ ስርዓት ካብ ስድርኦም ተፈልዮም ናይ አ እምሮ ጵቕጠት አብ ዘየድልይ አመላት አትዮም እግዚአብሔር አምላኽ ነቶም ከምኡ ትሐስቡ ዘለኹም ሐይልን ጵንዓት ተስፋ ይሀብኩም ጰልዩ እግዚአብሔር ብልቢ ንዝጵልዩ ሰማዒ ኢዩ።
    🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @alulaalula9344
    @alulaalula9344 2 หลายเดือนก่อน +3

    ዋእእእእ ታይ ሕማቅ ሰማዕ እዩዚ

  • @yohanaandemichael4229
    @yohanaandemichael4229 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነ ካብ ዩጋንዳ ኢየ ሒቂ ኢዩ በጃኩም ደሃይ የሕዋትኩም ግበሩ እዚ ዓዲ ጽሙዋ ኣሉዎ በጃኹም ኣሕዋትና ንስእን ኣለና

  • @kikigalgerea2015
    @kikigalgerea2015 2 หลายเดือนก่อน +5

    ኣሕዋተይ እንታይ ኳን ኮይንኳም ትኳነ😢

  • @yordanosteklebrhan4308
    @yordanosteklebrhan4308 2 หลายเดือนก่อน

    Bejakum ahwat aza nay xebeba maalti hlf teela kalia maalti yu bejakum kal amlak nsmaa nsu ykun tesfana

  • @simretkesete9505
    @simretkesete9505 2 หลายเดือนก่อน

    Way yehwtey mengste semay yewrskum 😢😢😢😢

  • @IbrahimMahmud-g7u
    @IbrahimMahmud-g7u 2 หลายเดือนก่อน

    ምራል ንመንአሰያትዝህቡ ምሁራት አድመ አቅረበሎምበዛይወገን ኩሉ ሓላፊአዩ ናብሰኹም አይትጥፉ ዝብሉ

  • @MasimonTakeste
    @MasimonTakeste 2 หลายเดือนก่อน

    Nay Bhaki Gele Zkone Adi Eyu Ezi Ay Kab Adu Ay Kab Sebu Fqri Yele Mtekikab Yele Kbret Yele Beja Sudan Ethiopa 😢😢😢😢

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 2 หลายเดือนก่อน +3

    እንታይ ጸገም ዩ ወደይ እቲ ቤተ ክርስትያን ዘሎ ካንሸሎ ዘይድቒሱ እንታይ ክዓብሰሉ ዩ ግዲ ንጹጉም ዘይ ሕግዝ ቤት እምነት እቶም ሃብታማት ነጋዶ ቕሩብ ንጹጉማት ዓቢ ሆል ተኻርዮም ክስብ ነፍሶም ዝኽእሉ ኮሚኒቲ ደገፍ ዜሮ ዝኾነ ሕብረተሰብ ዘይ ነብሱ ዝመስል ብልጭልጭ ዘብዝሕ ሕብረተሰብ ጽጉም ሓው ዘይሕግዝ ኣብ ስደት

    • @HaHaha-it1yt
      @HaHaha-it1yt 2 หลายเดือนก่อน

      Etom haftamat teblom zeleka endeyom be genzeb deka zehbtmu zelewu bekemey ne deka kehegezewo .
      Eta Nay bete cherestian gen hakeka eka

  • @TegTeg-l1r
    @TegTeg-l1r 2 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @HaHaha-it1yt
    @HaHaha-it1yt 2 หลายเดือนก่อน

    Bejakum Eritrawian AHWATEY Netom delalo wey ne mengesti negirkum Athezewom wey ketketewom be hiwet wedi deka kebtemu edel Aytehabewom.

  • @إبراهيمالخياط-غ5ه
    @إبراهيمالخياط-غ5ه 2 หลายเดือนก่อน

    Nashiu

  • @semiragoytom
    @semiragoytom 2 หลายเดือนก่อน +2

    Ya haqei eyu 😢

  • @ssd2867
    @ssd2867 2 หลายเดือนก่อน

    Ja nkulu gegziu slezelewo akli gerka b egzyabher aminka mxbay eu eti mefthi.

  • @WithWith-p7y
    @WithWith-p7y 2 หลายเดือนก่อน

    😭😭😭

  • @efyabrha9839
    @efyabrha9839 2 หลายเดือนก่อน +2

    ግደፍዎስ እስኪ ነሽነሽ ዓርከይ ናብታ ዘበራብሮም ዘይብሎም፡ጥዕምቲ ድቃሽ ከይዶም ኣለዉ ኣነ ብወገነይ ደጊፈዮም ኣለኹ ካብ ምስ ውሽጣዊ ሕማምካ ዝርድኣካ ዘይብልካ ካብ ሰብ ተነጺልካ ምንባብ ጥዕምቲ ድቃስ ተውስደካ ክንንያ ምውሓት ናይ ሽግርካ መወዳኣታ መፍትሒ ክትኾን ትኽእል ኢታ ❤❤❤

    • @sarahaile6506
      @sarahaile6506 2 หลายเดือนก่อน

      Kemu Aytibel biruk hawey bailka bigeza riaska nebska tetfiaka nab seol Abti leytin mialtin sikay kanza emo kia ni zelalam eirfti zeybilka mewedata zeyblu eka tiatu wela kebeduka chinikika kabza midri kisab eta mialtika tiakel mixibay yihaysh yiblex ni kulu mewedata Alwo kulu kihalf eu ajokum tesfa aytikurexu Abti Alem zeyhalf niger yelan bihaki kulu halafi eu nab egizabher amlak kirebu emno esu kerebakum eu bihaki yisamakum yiraykum eu ajokum Ahwatey maray ❤❤❤❤❤

    • @gsgs2241
      @gsgs2241 2 หลายเดือนก่อน

      ኖ hawey natey kemu aytbel xbah kalie malti eya😢😢❤❤

    • @SenuAlem
      @SenuAlem 2 หลายเดือนก่อน

      😢😢😢

    • @Bethial
      @Bethial 2 หลายเดือนก่อน +1

      ከምኡ ኣይትበል ሓወይ ናተይ በርትዕ ከይደከምኻ ንኣምላክ ለምን ኩሉ እቲ ትደልዮ ክህበኻ እዩ እሺ❤

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 2 หลายเดือนก่อน

      Mot ftah aykonen.b tesfa mnbar eyu xebuk

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 2 หลายเดือนก่อน

    Yuganda nay eseyas sleya alewu yuganda mengsti ms esyas mkri alewom

  • @yodithagos1282
    @yodithagos1282 2 หลายเดือนก่อน +3

    እታ መፍትሒ ናብ ሃገርካ ተመሊስካ ንህግደፍ ምእላይ

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 2 หลายเดือนก่อน

      Kemia dea beyenay meantana.ab adi kelena kikewun neyruwo

    • @fachetekle4289
      @fachetekle4289 2 หลายเดือนก่อน

      Ezi dea seb endalu zigebro nihna eritrawyan gin akalna enber atahasasbna nay seb aykonen

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 2 หลายเดือนก่อน

      @@fachetekle4289 ygermeka eyu.nhna kem hbreteseb wedikna ena.ezi kulu hsem ab sdrana enda werede, knkihdo nfetn.bzkone amlak bealu gele ftah yemxie enber,ngebro neger yelen.

  • @AkberetTesfay-m7j
    @AkberetTesfay-m7j 2 หลายเดือนก่อน

    Hasawe maharat yawardalka maskanay tadangx

  • @habtezeray1368
    @habtezeray1368 2 หลายเดือนก่อน +2

    😢😢😢

  • @NayhierTesfamichael
    @NayhierTesfamichael 2 หลายเดือนก่อน

    Yea chnqet eyu Kampala uff 😢😢

  • @MedhanieKidane934
    @MedhanieKidane934 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤💙💙💙🫶 ነሹ Ma bro🫶💙

  • @zera1464
    @zera1464 2 หลายเดือนก่อน

    Ata beshnesh nixur gibero deki kampala maletka eritrawyan dyom walas intayom

  • @MukuAli-d7n
    @MukuAli-d7n 2 หลายเดือนก่อน

    Seli Enka beslame ate ka hewaye abe bcdra nerka abe Raka nera

  • @rttr3992
    @rttr3992 2 หลายเดือนก่อน

    💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤

  • @ስምዓኒክሰምዓካ
    @ስምዓኒክሰምዓካ 2 หลายเดือนก่อน

    In 24 hrs 3 they did in Kampala

  • @tesfaberket9730
    @tesfaberket9730 2 หลายเดือนก่อน

    Hi ጋዝጥና ነስነሽ ብንያም canada toronto አያ ሎሚ ኣብ ስርሕ ከልኩ አየ ሰምዐ ኩሉ ግዚ የክታተልካ ሰልዝኮንኩ አዛ መዳብ ዘፈንኻያ ናይ ሞት መደብ please ኻብ መደብኻ ኤልያ ካሎቶት መደብ ባሎም ይፈልጡ ኣመድብ ኽ ከምዚ አይነት ቡዝሕ ሰብ ሰል ዘኸታተልካ ተስፋ ዝኾረጽ ሰብ አዚ መድብ ተሪኦው riad way ሕማቅ ስጉምቲ ከይወስዱ ኤልያ please tanks

  • @Sesen-y8h
    @Sesen-y8h 2 หลายเดือนก่อน

    Haqka xbuq aleka bejakum yehwat kulu khalf eu neshu hawy ka bejaka eza metewit muziqa qeyra kukagzi ab sqay tezekro tmelsena ala plzzzzzzzzzzzzzzz haderaaaaaaa

  • @enate-
    @enate- 2 หลายเดือนก่อน +2

    ደቂ ሸርሙጣ እቶም ደላሎ ኢዮም ዝቀትልዎም ዘለዉ ገዛ ክራይ ኣብ ኡጋንዳ ተስፋ ኢዩ ዘቁርጽ ኣምላከይ ሃልወኒ በጃካ😢

    • @isaakalem3902
      @isaakalem3902 2 หลายเดือนก่อน

      Deki shermuta zebile xerefi mease eikume keregedefewo

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 2 หลายเดือนก่อน

    Eway deqey😭😭😭😭😭😭

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 2 หลายเดือนก่อน

    _0:59__ በስምአም🥺😥_

  • @Mrstytr
    @Mrstytr 2 หลายเดือนก่อน +1

    Sltan yeblkan aykonen zbehal fetyu aykonen nebsu zetifie zkone seb maedakabejakum kalie tesfa zewhb hasab hab tesfealem

  • @HenogHayleslase
    @HenogHayleslase 2 หลายเดือนก่อน

    Nay bahaqi yhwatena kefiomna delolo zbahalu

  • @AryaFry-ii7ir
    @AryaFry-ii7ir 2 หลายเดือนก่อน

    Gehf

  • @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
    @ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ 2 หลายเดือนก่อน

    በሰመኣብ እንታይ ኢዩ እዚ ግዜ ከፍረሐካ እፍፍፍ ምስቲ ጭንቀት ርኩስ መንፈስ ኢዩ ስነልቦነኦም ዝደፍኖም ናብ መንፈሳዊ ሂወት ንቀርብ እንተንከውን እታ ኣይትቅተል ትብል ልነብስና እውን ክንቀትል ካምዘይብልና ብሰፊሑ ክትርደአና ነይራ ኣይምወዓልናዮን ካኣ ነብስካ ምቅታል ፅቡቅ እንተዝከውን ካብዛ ዝርግርግ ዓለም ምካድ መሐሸና ስለዚ ኣሕዋተይ ኣጆናንዶ ኩሉኮ ክሓልፍ ኢዩ😢

  • @TesfagabrNegassi
    @TesfagabrNegassi 2 หลายเดือนก่อน

    ሓቅኻ ነሹ ሓወይ ካብ ነብሰ ቕትለት ይሰውረና ካህናትኮ ጸሎተፍትሓት ዘይገብሩልካ ኣብ ዉትህድርና ከማን ነብሱ እንተጥፌኡ ብዘይስርዓት ይቅበር ዋላ 30ዓመት ይጋደል ካብ ነብሰቕትለት ይሰዉረና

  • @hiwetalmedom4943
    @hiwetalmedom4943 2 หลายเดือนก่อน

    Selam yihiwat kem zisemakiwo hiwet uganda kilil elika tinebiro aykone,gn yehiwatey kulukum bebi emnetikum meteranefi mahiberat giberu kabu halifu ka nay eriteawan group fiteru,shu keribikum shigur nimihigaz sirihu,abzi sidet teteshegirika seb yegilileka eu

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane5394 2 หลายเดือนก่อน

    OMG😢😢😢😢

  • @henokhgawi3257
    @henokhgawi3257 2 หลายเดือนก่อน +1

    Yh nay bhaqi neshnesh arkay

  • @alemfitsum1542
    @alemfitsum1542 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሕማቅ ወረ

  • @helenfishaye-vm6go
    @helenfishaye-vm6go 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕዋተይ ኣጆና እባ ዋላ ኣብቲ እንዳ ገብረኤል ቤትክርስትያን ከይድኩም ዘይትድቅሱ ብገፋሑ ንዝተጨነቀ ዘይከውን ድዩ ኣነ ንባዓለይ ማራ እየ ዘጭነቅ ሕማቅ ዝሓስበሉ እዋናት ነይሩ ንሓንሳብ ግን ቤትክርስትያን ይከይድ ወርሒ ወይ ከኣ ክልተ ወርሒ ይገብር። ኣነ ንባዓለይ ከም ጓል እንዳ መሻጢት ይኹን ናብ ዝኾነ ቦታ ከይደ ኣይፈልጥን እየ ብሰንኪ ገንዘብ ማለተይ እየ። ገረቤተይ ከኣ ነይረን ክዳውን Ugandan ገይረን ይሐጽባ ነይረን ፍቀዶ night club ይኸዳ ገንዘብ ከምድለተን ይገብረኦ ክንደይ ጨፈፋ እሎም ዝሰደድዎ ምንባር ከምኡ እዩ። ኣጆኹም ኣሕዋተይ ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ❤❤❤❤

  • @jerrycan0820
    @jerrycan0820 2 หลายเดือนก่อน

    ነሽ-ነሽ ኣብ ክንዲ ነዞም ብኣካል ኮነ ኣብ ሜድያ ብሕማቕ መልሓስ ህዝቢ ዘናውጹ ዘለዉ ብድፍረት ትገንሕስ ንመሳኪን ነብስኹም ኣይተጥፍኡ ብምባል ከተስምዕ።
    ዘረባ ቀይር? ለባማት ድለ እዚኣስ ኣይዘረባን

  • @SelamZaid-b2w
    @SelamZaid-b2w 2 หลายเดือนก่อน

    ብመነባብሮ ወይ ብ ይጓንዳዉያን ጥራይ ኣይኮነን እቲ ጸገም ብየሕዋትና ብኤሪትራዊያን ኢዩ እቲ ጸገም እቲ ዝገርም ምስቶም ደቂ ዓዲ ተማኪሮም ንየሕዋቶም የሕሊፎም ዝህቡ ኢዮም😢😢

    • @Natu-cb1bo
      @Natu-cb1bo 2 หลายเดือนก่อน

      Exactly btaemi hmaqat selfish sebat alewu eti zelewo ko suq elu bztebahlo kineber xegem yeblun eti zeyblu gn yelikem that's wy u kea zeyhalfelna eritrean comunity sle zeyblna yehzen u

    • @SelamZaid-b2w
      @SelamZaid-b2w 2 หลายเดือนก่อน

      @@Natu-cb1bo ይገረመካ ኢዩ ኣብዚ ዓዲ ዘሎ ኤሪትራዊ ኣብ ጹጉም ሓዉ ኢዩ ጅግና

    • @MzanMzan-c6y
      @MzanMzan-c6y 2 หลายเดือนก่อน

      yea

  • @asmeraroyalcafe
    @asmeraroyalcafe 2 หลายเดือนก่อน

    Kemey dyu guys ezi uganda malet nabra wey srah aykealn dyu eti kof elka mweal wn stress eyu

  • @MasimonTakeste
    @MasimonTakeste 2 หลายเดือนก่อน

    Hii

  • @michaelwoldeab7425
    @michaelwoldeab7425 2 หลายเดือนก่อน

    ሳላ ቢንያም ከኣ ሰላም ቀኒና ኢና ሕጂ ከኣ ጀሚርኩም በዓል ነሽነሽ ጸዋዕቲ ሽግር ቤላ ስራሕ ረኺብኩም ኣቱም መንእሰያት በጃኩም ተስፋን ምጽማምን ካብ ቢንያም ግርማይ ተመሃሩ please 😢please 😢please 😢

    • @ማሩ
      @ማሩ 2 หลายเดือนก่อน +1

      ምስ ቢንያም እንታይ ዘራኽብ እሎዎ ዘይኮውን ኣይትዛርብ

    • @frewengelmesfn1637
      @frewengelmesfn1637 2 หลายเดือนก่อน

      Mnbarn,xeweta sports entay zerakib alewo.ezom sebat,temiom,sienom,b kebid chinket nebsom atfiom. Kikonu ykielu eyom

  • @terhasmehreteab2100
    @terhasmehreteab2100 2 หลายเดือนก่อน

    Mengste semay yewarsom nsdra xnaet yewurdelom

  • @TomasGebre
    @TomasGebre 2 หลายเดือนก่อน

    Entay gediswom kab nebsom zetf-us n Iseias qetilom jgnnet seriHom zeymotu wedey, wela nebse qtletawi aqetatal wela, so n brgied adgu Halefti zelekum bejakum resckum asrHwo kblekum ydeli, nebsom zqebexu meneseyat quxeru qtelu srHit fexmu yblekum

  • @AbelGebretinsae-md5of
    @AbelGebretinsae-md5of 2 หลายเดือนก่อน

    Neshu arkey wela abi Libya ilet 30 merkeb thila ya be be zikedinayo mexawet nay delalo koyna

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui 2 หลายเดือนก่อน

    ❤🎉❤❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @Nataniem20228
    @Nataniem20228 2 หลายเดือนก่อน +1

    Aytigage kampala newih amet gere ab dekenstyo yihaysh ember kurub xryet zserh habesha alo

    • @Nataniem20228
      @Nataniem20228 2 หลายเดือนก่อน

      Ni zkone srah nreyo eye fitness nay srah kemey eyom zebesachuwu bflay ab dekenstyo asrahti yigefia eyen twesaki dma zkone bi husur gulbet alewu endo Ugandans brukat yibhal
      Bar barberi salon kalien yserh eyu
      Ab haymanotka pente ente konka elom zetu nerom gain dma kab niztemeye hawom nixelemti zihbu alewu ab deki tebatyo moya yedli stress alewo flay kray geza
      Kebid eyu ab gezaka keleka zerekakbelka b flay xigietna koyna b zemed tinaber

  • @ኣለኩየዝብልየ
    @ኣለኩየዝብልየ 2 หลายเดือนก่อน

    መንግስተ ሰማይ የዋርሶም😢 ቀምቀምቲ ኣብ ዝከድዎ ስራሕ ቡዙሑ ኣይሱኡኑን እዮም እዚ ኣፍሪቃ ዝባሃል ከም ገለ ዓዲ እዩ ወላ ስራሕ እንተ ኣተካ ውሑድ እዮም ዝከፍሉካ ከምቲ ዝበልካዮ መሳገሊ ድኣ ይከውን እንበር

  • @gigiriri4865
    @gigiriri4865 2 หลายเดือนก่อน

    ነሹ ቀሊል አይኮነን ዲኘረቨን
    እዩ በቲ ዝመጽዎ ሕማቕ መንገዲ ሐኻይም ናይ ናይ ሰነ አእምሮ ጭንቀት
    እዩ።። ዝተገፍዔ ህዝቢ ብገዛእ ዓዶም
    ብምርካብን ዘይምርከብ አይኮን አቱም ሰባት እዩ ሀበታማት እወን
    ነብሲ ቅትለት የረፍጹሙ እዮም
    ኮሎዎም።

  • @hermonrobel4451
    @hermonrobel4451 2 หลายเดือนก่อน

    Seb neberged nehamedu seldu endawesa bestsebu resio eyu ahhh hezbey

  • @ሻም
    @ሻም 2 หลายเดือนก่อน

    ቤተስብኩም ኣረድኡ ስብ እናፈለጠ ንብሱ ኣየትጥፍእን እንተኮነ መንፍሳውያን ኢና ዝብሉ ኤርትራውያን"ውን ብክፍእ ኣሰረራሓ ስባት ይጎድኡ ስለ ዘለው እዩ።