ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ናይ ቀደም ደርፊ መዋዳድርቲ ኣልቦ እዩ።የቐንየልና የሕዋተይ እዝንና ፅቡቕ ክሰምዕ ትገብሩ❤🙏
Ane ewn kemaki ey ezy nay lemu derfi ezena axmemena eko
@@wedihumera5191😂😂
ናይ ቀደም ድርፊ ክሱምዕ ተለኹ ለይነበርኽዋ ጊዘ ይናፍቀኒ ብተለይ አብዛ ኸዚ ሰዓት አብ ደገለለና ችግር ስለ ናይ ዓድና ትግራይ ብጣዕሚ አብጭንቀትን ፀበባን ኢና ዘለና ስልኪ አይሰርሕሎይሞ አምላክ ምስ ውፅዓትዬሞ ዓድና ሰላም ይግበረልና
ታላእክኒ እንዶ ናብ አደዋኒ አነስ ናፈቀ 😍😥
ውሽጥኻ ዝቕስቅስ ደርፊ ኣዓዋፍ ሠማይ ወነንቲ ምሉእ ነፃነት ሓደራ ነዛ ዓለም'ናዘርክን ሽግር ትግራወይቲ'ኖ ሓብራላ 💚🖤😓
ዛንታና! ❤
When I listen this song is takes me away back to my childhood time and makes me cry
My grandmother used to sing this song. Because her brother, her sons and her sons in-law was in the army/what ever its is .Her brother and sonlaw they didn't make back home safely 🙏 😔. I'm very attached with the old Military stuff.
ናበየ ናብ ሜዳ ትግራየ ናበየ ናብ ገድሊ ትግራየትግራይ ትዕወት🇻🇳💪💪💪
Gual melgeta jegna betami eye zehbenelki
ትግራይ ትግራይ ትግራይ ዓለም ንዘልዓለ ክትነብር አያ ዓክ መለሰይ ውካሩ ንግሶም ብድሕረካ
ዕፈየ ተላኣክንንዶ ናበየ ናብ መይዳ ትግራየ ከይበርር ከይከይዲ ምሳኪ መንፍር የብለይንን ከማኪ
ዒፈየ ተለአክኒ እንዶ ናብ አደዋየ
this is my sol music
በክንደይ ዓመተ ምሕረት ከም ዝደረፈቶ እባ ዝፈልጥ እንተሃልዩ
I love Tigray songs ❤
ፍልስፍና ዝዓብለሎ ድሙቅ ወርቂ ዝኮነ ደርፊ ዚ ናይ ቀደም ደርፍታት ሸለው የብለካ ኣብዘይትፈልጦ
TEGARU, WE ARE ALWAYS WINNERS!!
ኡፍፍፍፍ ብናፍቆትባ ተሳቀና ደቅ ትግራይ
ኣጆና ክዉግሕ እዩ
እዚኣ ተሰሚዓ ትነግረኒ ነራ ማማ ሽግ ወየንቲ ኮይና ናበለት ግን ኣይርዳኣኒ ነሩ ሕጂ እዩ ዝተረደአኒ ትግራይ ዓደይ ካልኣይ ወራር ምስ ወረዳ ድምፆም ንክሰምዕ ምስ ጨነቀኒ 💔💔💔💔💔💔ትግራይ ከምትዕወት ኣይጣራጠርን ኣጆናስቲ
My bast gale mulgata
ጓል ሙሉጌታ ሓመዳ ይቕለላ
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍኣይክኣልኩን ኣነስ ብናፍቖትን ሻቕሎትን
ፍፁም ሓጐስ
ዓክክ ትግራይ ዓደይ እዚ ኩሉ መከራ ይሕሊፍኪ መልስና ናብ ደልሃመት ምምላስና ዓክክክ እልካ ዘይ ትወጾ ዓቀበት ዓክክክ
💜😢
😢😢😢😢
💔😥💔
💛⛱💛⛱💛💪🙏😭😭😭it's true.
ድራር እዝኒ
💛❤️✊🏾💛❤️✊🏾
Like
Nebseki ab genet yenbra fetari
ኣብቱ ፅሑፍ ኣወጣሽ ሙሉጌታ ይብል ኣሎ ድምፃ ድማ ን ድምፃዊት ለተመስቀል ትመስል መንያ
ለተመስቀል ገ/ሂወት እያ ትመስል
@@ክፍለማርያምክፍለማርያም ኣይኮነትን ኣወጣሽ እያ
😭😭😭😭😭😭😭😭😭👈❤❤
😍😍😍😍
ናይ ቀደም ደርፊ መዋዳድርቲ ኣልቦ እዩ።
የቐንየልና የሕዋተይ እዝንና ፅቡቕ ክሰምዕ ትገብሩ❤🙏
Ane ewn kemaki ey ezy nay lemu derfi ezena axmemena eko
@@wedihumera5191😂😂
ናይ ቀደም ድርፊ ክሱምዕ ተለኹ ለይነበርኽዋ ጊዘ ይናፍቀኒ ብተለይ አብዛ ኸዚ ሰዓት አብ ደገለለና ችግር ስለ ናይ ዓድና ትግራይ ብጣዕሚ አብጭንቀትን ፀበባን ኢና ዘለና ስልኪ አይሰርሕሎይሞ አምላክ ምስ ውፅዓትዬሞ ዓድና ሰላም ይግበረልና
ታላእክኒ እንዶ ናብ አደዋኒ አነስ ናፈቀ 😍😥
ውሽጥኻ ዝቕስቅስ ደርፊ
ኣዓዋፍ ሠማይ ወነንቲ ምሉእ ነፃነት ሓደራ ነዛ ዓለም'ናዘርክን ሽግር ትግራወይቲ'ኖ ሓብራላ 💚🖤😓
ዛንታና! ❤
When I listen this song is takes me away back to my childhood time and makes me cry
My grandmother used to sing this song. Because her brother, her sons and her sons in-law was in the army/what ever its is .Her brother and sonlaw they didn't make back home safely 🙏 😔. I'm very attached with the old Military stuff.
ናበየ ናብ ሜዳ ትግራየ
ናበየ ናብ ገድሊ ትግራየ
ትግራይ ትዕወት🇻🇳💪💪💪
Gual melgeta jegna betami eye zehbenelki
ትግራይ ትግራይ ትግራይ ዓለም ንዘልዓለ ክትነብር አያ ዓክ መለሰይ ውካሩ ንግሶም ብድሕረካ
ዕፈየ ተላኣክንንዶ ናበየ ናብ መይዳ ትግራየ ከይበርር ከይከይዲ ምሳኪ መንፍር የብለይንን ከማኪ
ዒፈየ ተለአክኒ እንዶ ናብ አደዋየ
this is my sol music
በክንደይ ዓመተ ምሕረት ከም ዝደረፈቶ እባ ዝፈልጥ እንተሃልዩ
I love Tigray songs ❤
ፍልስፍና ዝዓብለሎ ድሙቅ ወርቂ ዝኮነ ደርፊ
ዚ ናይ ቀደም ደርፍታት ሸለው የብለካ ኣብዘይትፈልጦ
TEGARU, WE ARE ALWAYS WINNERS!!
ኡፍፍፍፍ ብናፍቆትባ ተሳቀና ደቅ ትግራይ
ኣጆና ክዉግሕ እዩ
እዚኣ ተሰሚዓ ትነግረኒ ነራ ማማ ሽግ ወየንቲ ኮይና ናበለት ግን ኣይርዳኣኒ ነሩ ሕጂ እዩ ዝተረደአኒ ትግራይ ዓደይ ካልኣይ ወራር ምስ ወረዳ ድምፆም ንክሰምዕ ምስ ጨነቀኒ 💔💔💔💔💔💔ትግራይ ከምትዕወት ኣይጣራጠርን ኣጆናስቲ
My bast gale mulgata
ጓል ሙሉጌታ ሓመዳ ይቕለላ
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍ
ኣይክኣልኩን ኣነስ ብናፍቖትን ሻቕሎትን