DC 28th Eritrean Independence Day Celebration under Enough Banner

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 6

  • @amanuelhagos1071
    @amanuelhagos1071 5 ปีที่แล้ว

    Good job negash haile.

  • @kenewetina
    @kenewetina 5 ปีที่แล้ว +2

    ክቡራት ደለይቲ ፍትሕን መሰረታዊ ለውጥን ኤርትራውያን!! ናይ ህግደፍን ኮራኹሮምን ወልደፍደፍ ዘረባ ንጎኒ ዕሽሽ ኢልኩም፣ ሃገራዊን ህዝባዊን ዕማምኩም ብምስትውዓልን ምጽውዋርን ዝመልኦ ተባዕ አቀላልሳ ምግጣም ጥራሕ ኢዩ። ሰይጣን ምዕናውን ምብልሻውን ኢዩ ስርሑ፣ ፕሮፓጋንዳዊ ሰራዊት ናይቲ ሐለቓ ሰይጣውንቲ ዝኾነ ኢሳያስ መጋበርያ ኮራኹሩ ከአ፣ ብዘይ ሕማቕ ምዝራብን ምሕሳብን ምግባር ካልእ ዝፈልጥዎ ዕማም ስለዘይብሎም፣ ክሳብታ ዜሮ ሰዓት ውድቀት ህግደፍ ናይ ጸይቂ ስራሖም እንዳገበሩ ክቕጽሉ ኢዮም። ደለይቲ ፍትሒ ዝኾኑ ኤርትራውያን ከአ፣ ፍጹም ቅሳነትን፣ ሰላምን፣ ልዑላውነት ግዝአተ ሕግን ዝሰፈና ልዑላዊት ሃገር ንምርግጋጽ ክቕጽሉ ኢዮም። ተሰከምቲ ምልካዊ ፋሺስታዊ ዘውዲ ንጸይቂ፣ ንሞት፣ ንስደትን ምብትታንን፣ ንድኽነትን ብኽያትን፣ ንሃገራዊ ልኡላውነትና አብ ተጻብኦ ምእታው ዕዮኦም ክቕጽሉ ኢዮም። አብ መወዳእታ ግን ደለይቲ ፍትሕን መሰረታዊ ለውጢን ተዓወትቲ፣ ተሰከምቲ ፋሺስታዊ ምልኪ ከአ ተሰዓርቲ ክኾኑ ኢዮም። ስለዚ ኩሉ ዓቕሚታትና ናብ ሕብረትን ጥምረትን ለውጢን ዝጽውዕ ናብቲ ንዕለት 28 ግንቦት 2019 አብ ትሕቲ ናይ ይአክል ዝግባእ አብ ዋሺንግቶን ዲሲ DC ዝግበር መዓልቲ ነጻነት ኤርትራ ከነዕዝዝ ንሸባሸብ! ንለዓል! ንኺድ ንዳሎ!
    ህዝቢ ኤርትራን ተቓለስቲ ደቁን ንዘውዲ ፋሺስታዊ ምልኪ አዕንዮም፣ ጽላል ኩሉ ዝኾነ ዘውዲ ደሞክራስያዊ ህዝባዊ መንግስቲ ክተኽሉን ክሃንጹን ኢዮም!!! ብርግጽ ከአ ብሐይሊ እቲ ኩሉ ዝኽእል እግዚአብሄር አምላኽ ወጋሕታ ብርሃን ንኤርትራ ክኸውን ኢዩ!!!

  • @orangeafrro586
    @orangeafrro586 5 ปีที่แล้ว +3

    ደላዪ ፍትሒ'የ በሃሊ ደኣ፡ ካብ መዓስ መዓልቲ ናጽነት ተኽብር? እምበኣር እቶም ዝወደቑ ሰማእታት ንናጽነት ምዃኖም ተረዲእኩም፡ ኣይመስለንን, ወልፊ ናይ ጓይላ ድኣ። ፡ ።።።።።።።።።

  • @biniam5667
    @biniam5667 5 ปีที่แล้ว +2

    ቅቅቅቅቅቅቅ
    ደልይቲ ጽይቂ
    ተረፋ መረፍ ናይ ጅብሃን
    ደቂ ወልድገባን
    ደቃሉ ዑስባትን /ወይጦጥን
    ካብ ምዓስ ድኣ ብዓል ናጽነት
    ኤርትራ ክትዝክርው ክተብዕልዋ ጅምርክም?
    ን 27 ዓመት / ማዓልቲ ባርነት ምሽ ትብሉ ነርክም።
    ድሕሪ 28 ዓመት ድኣ እንታይ ተረኽበ።

    • @kenewetina
      @kenewetina 5 ปีที่แล้ว

      ብሐቂ ዕባይ ወዲ በረኻ ሳሕል። ብትኽክል ዘዕበየካ ኢኻ ዝበልካ።

    • @biniam5667
      @biniam5667 5 ปีที่แล้ว

      @@kenewetina
      ስቅ ብል
      ባርያ ናይ youtube
      ሓርኢ