very smart person I really admired you but let me give you one thing at first it is better to give some of the good things that the clip has... after that the suggestions.Any way keep,going bravoooooo....
Dear Ema, You might not know how many followers you have, but obviously you know that we are toooo many! So, have you ever took in to consideration to distribute your works on one or specific Chanel, or to start your own TH-cam Chanel for the convenience of your supporters and followers and also for you to secure the continuity of ur work. Thanks 🙏 ❤
Ema kidmi bzuh ametat ab gazeta endaxehafe ye zfelto, kem ema seleste abta hager entezhlwu kula tetenqiqa mserhet, ane za derfi bhayli zema ya tesemia ember gtmi stmetn smitn zeybla feras maybetat zhazet ye degagime semia gn edlina zeygba zhabebet derfi ya
ኤማ፡ ጥበብና ካብቲ ጸዲፍዎ ዘሎ ሓዲድ ንምምላስ እትገብሮ ዘለኻ ቃልሲ ሓራም ክብሪ ይሰማዓካ ።
ክብረት ይሃበልና ክቡር ሐውና ኤማ ።
መብራህቲ ኢኻ።
ኤማ ኣስሊ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ
waw btaemi eka mestewali.Nfue.
good job.
ኣብ ገሊኡስ ሃልኪስካ ኤማ
ብራቮ ኤማ ኩሉ ህየሳታትካ ይከታተሎ ኢየ።ኣዝዩ መሃሪ ስለዝኾነ ኢየ ኸኣ ብተመስጦ ዝከታተሎ፡ተስፋ ይገብር ከኣ ይብዝሑ ይውሓዱ ካብ ልቦም ንጥበብ ክሰርሑ ዝብህጉን ዝተግሁን ዝርካቦም ስነጥበባውያንና ንህየሳኻ ብኣወንታ ተረዲኦም ኣብ ቀጻሊ ስርሓቶም ጽባቐን ጣዕምን ወሲኾም ጽምኣት ኣእዛንና ከርውዩልና።
You are very intelligently man 🤗👑👐
ብሉጽ ኢካ ብሓቂ ቀጽሎ ኣይትደንጉየና
You’re very intelligent Ama shikor ❤️👌🏾keep it going 🙌🏾
Emma & dani wedi memhr 👌👌👌 our best . Keep working hard ema hawey
Ema bela gerka dea htsebom ember ezininasi metsaweti geromo yom ketsilo habibi ❤
Ema ajoka qexlo xbuq tntena🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️
ኣማ ሓወይ ምስባር ግጥሚ ኣጋጢሚዋ።
ኤማ ጅግና ቀጽሎ ነዞም ገጠምቲ ኢና ገለ በሃቲ ኣጽርዮም
Welcome Ama hawey, hasabatk ayxelon eye, qexlo xbuq srah. Kemau gerka keman tetearyom eyom zeyemtnan getemtnan.
Tekielka dea nay Eliham mahamed hanti hizkalna zeytmexe
Ama nateyyyyy kefizeleka.
ደስ ዘብ ህየሳ 'ዩ ኤማ !!
Tkikil Aleka Emaa 🙌🏻🤛🏻👌🏻
ኣንታ ጅግና ኮርዒዳ ኤማ ብራቮ
ኤማ ሓወይ መጀመርታ ኣብ ዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ብምቅጻል ኣነ ቅድሚ 10 ገለ ዓመት እየ ኣብ ጋዜጣ እንደሃየስካ ዝከታተለካ ዝነበርኩ ሕጂ ኸኣ ብዩቲፕ ምምጻኻ ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ክብረት ይሃብካ።
ብምቕጻል ምስ ዘለካ ብቕዓት እዚ ዓቕምታትካ ተካእቲ መታን ክትረክብ ብመልክዕ ኮርስ ስልጠና እንተትህብ ጽቡቕ ኔሩ። ካልኣይክ ከኣ ካብ ኣብ ዝተፈላለየ ቻነላት ካብ ትጽዕኖ ናትካ ቻነል ከፊካ እንተትሰርሕ ንስኻ ምረባሕካ ንሕና'ውን ካብ ፈቐዱኡ ክንደልየካ ኮለል ክንብል ኣይምሃለኽናን ኣብ መወዳእታ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ምስ ዓቕምኻን ፍልጠትካን ንበረልና ዝዓርከይ።
Am traying to make a song you are my teacher thanks for your advice 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤
ናይብሓቂ ኤማ ሓውና ብምውተይ ኢልካስ ኣዚ ኩፍኡን ደስዘይብል ቃልን እዩ። እቲ ቀንዲ ጸገም ግን ናይሰማዕቲ ኮይኑ ይስማዓኒ ትሕዝቶ ይኹን መልእኽቲ ከይሰማዕና ምቕባል እቲ ዝኽፍአ ድማ ናይ ፍሉጥ ደራፋይ እንተኾይኑ እሞ ከምደለወ ምቑሓም እዩ። Anyway thank you
Bravo
Emush nay behakie
ኣታ ወዲ ተባዕ ኢኻ ኣነ ካብ ኩሉ ደስ ዝበለኒሲ ነቲ ጥበብ እምበር ንሰባት ዘይትትንክፍ ምዃንካ ኢየ ኣድኒቀካ ።
በል ዕድመ ይሃብካ።
Eway meselcew eka wedka
Wowww ኤማ 👏👏👏👏
ዝወረዶ ግዜ መሕብኢ ፈራሓት 😂😂😂
Bravo Ema hawna.
Aseyyy reakibkiley nezi lokmaxe ata elllel eallel hazikea mijer gibera ema metabitey ✌️♥️
ኤማ መሕጎል እታ ግጥሚ እውን ብዓባያ ምውቲ እያ።
ዋላ ጠላሕ ዝብለኒ ትሕዝቶ ኣይረኸብኩላን።
ግዳ ሞያዊ ነቐፌታኻ ወትሩ ምስ ኣድነቕኩዎ 'የ ቀጽለሉ።
Ama hawey abzia si ane medrek tezrekb neaka mhayeskuka
Ema announce us your official TH-cam channel
እታ ብሙዉተይ ትብል ቃል ክስምዓ ከለኹ ይጸልኣ ኔረ ክገርመካ
ኤማ! ፈታትሎ ጥራይ ።
Ema Zfelaleyom dea eti ab adna zelo "CHEKAN SIRAT ESSEYAS" Eyu.Sik dea bel kuslna aytgudeana.
Niska win bitbat kithysa aykealkan.
Ama king
ንኩሉ ደርፊ ዘንጢሉ በናጪቁ ወዲእዎ ንዓና ጽብቅቲ ደርፊ እያ ግደፈና እምባእ በጃካ
ዝኾነ ስራሕ ዝበለጸ ክኸውን ጽቡቕ እዩ ብፍላይ ስነጥበብ::
ኣእዛንካ'ዩ ተበናጭሩ ዘሎ ክጠራንፈልካ'ዩ ብሩኸይ። ርቐቕ ዕሙቕ እሞ በል ሽዑ ዝተበጨረልካ ተለሊ።
ካብ ዘገልገለ ዘውደልደለ ትብል ምስላ ኣዚያ ኣብ ርእስኻ ስለ ዝኣተወት ኢኻ ብሮይ ክክክ
very smart person I really admired you but let me give you one thing at first it is better to give some of the good things that the clip has... after that the suggestions.Any way keep,going bravoooooo....
Thanks for the tips!
ኤማ መስተውዓሊ
Ema Wesani ane termini ya nera
ኤማ ኣብ ገሊኡስ እባ ተሓባበሮም ጊዘ ዘይኮነ በዲልዎም ህግደፍ ኢዩ እዚ ከኣ ብርዱእ ምኽንያት ናብ ጊዘ ሓኪሉ ኣሎ
ኤማ፡ናትካ ቻነል ዩቱፕ ክፈት በጃኻ
ኤማ ስራሓትካ ብጥዓሚ ጽቡቃትን ብዙሕ ተመክሮ ዝሓለፎምን ምዃኖም ጥርጥር የብሉን ግን ናትካ ቻነል ክፈት ንዓኻ ክንደሊ ኮለል ንብል ኣለና
Wela niska ema aqarixo nihiyesa kithiys buqua aykonkan pls aqarixa eza hiyesa mebiliatika aykonetin kalia hases bel wela tewasae enido
ናይ መን ጀበና"ዩ ሓወይ, ገጽ ፈረስ, ሃፋ ፊት ንፊት ርኸቦ ኩሉ ከብርሃልካ"ዩ
እዚ ፈርዩ ዘሎ ደርፍታት ተዝህየስ ክሉ ዳርጋ ዜሮ ዩ ማለት ዩ ኮ ሰኣን ኣፍልጦና ባ ይጻወቱልና ኣለዉ ኤማ ደኣ ድሃን ኢቶ ረዲእኻና ኣለኻ በርትዕ ሓወይ።
ሙሉ ዝብሃል የሎን እናተማላእካ እዩ
ኤማ ኣብ ብዙሕ ኳ ጽቡቕ እንተሃለኻ: ኣብ ገሊኡ ግን ምስ ገዛእ ርእሱ ይዛረብ እንተሃለወ ኸ?
ግዜ ምባል ኣብ እዋን መግዛእትታት
ደረፍትና ይጥቀምሉ ኔሮም'ዮም
መኽንያቱ እቲ ዝነበረ ስርዓት
ድላዮም ክብሉ ስለ ዘይፍቅደሎም ዝነበረ
ስለ'ዚ እቲ መኽንያት ርዱእ ይመስለኒ
ድሓር ክኣ ኣብ ገለ ዘይምትንታን
ንህዝቢ ኣንፈት ሂብካ ባዕሉ በቲ ዝስምዖ
ክትንትኖ ምግዳፍ ንባዕሉ ጥበብ'ዩ መስለኒ
እቲ ዝደጋገም ውን መግለጺ ቃንዛን ኣንጸርጽሮትን ቁጥዐን'ዩ
እዚ ንባዕሉ ትርጉም ዘለዎ ይመስለኒ
ኣብ'ዚ ብዙሓት ከም ጌጋ ዘቐምጥካዮም
ኣብ ካልኦት ኣድናቖት ክትህበሎም ተዓዚበካ'የ
እንተ ኣካል ግን ተሰቢሩ'ዩ እሰማማዕ'የ
ከዛርቡና'ዮም ደልዮም
ኤማ ሃየስቲ የድልዩና'ዮም
ኣብ'ዚ ጥበብ ዝተደፈረሉ እዋን
ንዓኻ ምርካብና ውን ሕጉሳት ኢና
ግን ተጠንቂቕካ ግዜ ወሲድካ ካብ ስምዒት ወጺእካ እቲ ደርፍን ኩነታትናን ምርዳእ
ዘድልየካ ዘሎ እመስለኒ
እዚ ዝበልኩዎ ነዛ ህየሳ እዚኣ ጥራይ'ዩ ዝውክል ኣብ ካልእ ኣድናቒኻ'የ
እሞ ግዜ ኣይፈላልይን ማለትካ ድዩ!? ኣደዳ ኲናትን ስደትን ግዜዶ ኣይኮኑን
Ema wesani mara eka tekeyfeni
Gn bejaka ba balka getimka xfuf srah aryena
Wey teleka neta natka Hayselna
With all respect
Kela eska xolul eka wela neti xebok eka aber twxalu
ኤማ ኣነ ውን ብሞተይ ብሞተይ ብሞተይ፡ክከታተለካ ወሲነ ኣለኹ።
Ama hawey kemza derfi geira zelenayo tigelix yelan endie welfi aleka ember men felyiwom tifelit eka
👍🏾👍🏾👍🏾👍🏾
nska baelka abti zereba tfers aleka
Wey Kolel Kiblo Zdeleye Elu alo.Wesini Si Temesli Wey Wisedeni Nrakebelu Gize Wn kikewn Ekle Eyu. Hidesa do Belkumo Hidesa Aykonen Kinie Eyu ezi.Kalie Srah Dle Zhawey.
ሓንሳብ ሓንሳብ ታህዋኽ ናይ ኣስፊሕካ ምምርማር ወይ ካብ ጽበት ዓውደ ፍልጠት ዝነቐለ ጉድለታት ከም ዘለካ ይርኣየኒ።ስለዝስ ገለ ተወሳኺ ጻዕሪ ብምክያድ ከም ሞዴል ናይ ኣተሓሳስብ ክኾነካ ዝኽእል ክልስሓሳባት እንተተዋህልል፡ቅድሚ ንሓደ ግጥሚ ንምህያስ ምድምዳምካ፡ትኽክል ገምጋም ኣብ ምግባር ከትደምዕ ምሓገዘካ ዝብል ርኢቶ ኣለኒ።
ስለ ዘይሕለል ተገዳስነትካ ኣዝየ እየ ዘድንቐካ ቀጽል ክሳብ ፍጹም ምልኣት ዓብ ሰብ።የቐኔልና።
azi natka hadna ayu
እዛ ደርፊ ተዘርጊሓ ክሊፕ ምስረኣኽዋ፡ እዛ ናይ ኣብርሃም ኣፍወርቂ ክሊፕ ዘኪረ ቅቅ
ኤማ ንዚ ኮሞንት ተንብቦ''ዶ። ናትካ ሂየሳ ካብ ዘራእክወን ኩለን ኣንጻር ደረፍቲ ኢካ። ወይ ንስካ ገደፈና ወይ ደረፍቲ ይገደፉና ኣጺሙምኩና እኮ በፈላይ ነስካ። ገጢምካ እንዶ ሃብ።
ካበይ ናበይ ኢኹም ተብልዎ ዘለኹም ነዚ ወዲ ኣብ eriwood ዶ ኣይነበረን
ያ ዝዓርከይ ናትካ ኮመንት ምስ ርኣኹ የ ኣብ ካልእ ቻነል ከም ዘለኹ ተረዲእኒ Thank you .bqereba zrekbo seb entehalyu ab hanti chanel kxieno khber alewo,kem kalieyti kea ab abeyti Chanel tezxieno mhashe
ኢማ ኣብ ወስኒ ዝበላ ቃል ክም ርዲትይ ወስኒ ክብላ ኮሎ ማለት ተፋልሊና ምንበር እንትርፎ ቃንዛ ኢዩ ስለዚ ኣፍቃሪቱ ክትምለሶ ክትውስን። ምክንያቱ ካብ ዓይኒ ዝገለለ ,ካብ ልቢ ገለለ ክመዝሎ ማዕዶ ንማዕዶ ኣይጥዕምን
Teimeti derfi ya bjaka wa
ህድማ ፍቕሪ እሞ ዘይትብላ
😂😂😂😂😂
😀😀😀😀
ሰሪሕካ ሃቦም በል ካብ ምንእኣስ ሐሺሻም።
ናትካ ቻነል ክፈት ኤማ
ኣማኑል በርሀ ፈውሲ ልቢ ቁሩብ እኮ የዕሪፍና ሳላ ጥምጥም ዝሓዝካዮም እዞም ሕማቃት ገጠምቲ ፡ ገልኦም ሲ ወረ ኣብ ማይ ዝኣተወት ኣንጭዋ ኮይኖም ህምጥ ፡ ስጥም። እስከ ልቢ ዘረስሪስ ግጥሚ ድማ ሕዝካልና ምጻእ ንኣብነት ኣብዚ እዋን ጎብለል ኤርትራ ኮይኑ ዘሎ ውልዶ ስነ-ጥበባዊ መልኣከ ኣብርሃ ተትህይሰልና ጽቡቕ ነይሩ። ደንበ ዕንክልል ቃው ቃው ኣብልዋ
Dear Ema,
You might not know how many followers you have, but obviously you know that we are toooo many! So, have you ever took in to consideration to distribute your works on one or specific Chanel, or to start your own TH-cam Chanel for the convenience of your supporters and followers and also for you to secure the continuity of ur work.
Thanks 🙏 ❤
I'm one big fan of ema
Well said bro. He is unique 👌👌👌. I want to help him but i can't find his adress🤔🤔🤔
Ema kidmi bzuh ametat ab gazeta endaxehafe ye zfelto, kem ema seleste abta hager entezhlwu kula tetenqiqa mserhet, ane za derfi bhayli zema ya tesemia ember gtmi stmetn smitn zeybla feras maybetat zhazet ye degagime semia gn edlina zeygba zhabebet derfi ya
እሞ ባዕልካ እንዶ ገጢምካ ሃቦም ካብ ዜሮ ኢዩ ትሕዝትኡ እንዳበልካ ዘዝፈረየ ተባክስ ኣንታ ኣያኒ
*ዓካር እዚ ኣይምልተካን'ዩ ኪዲ ናይ ስዑዲ ህየሳ ስማዕ*
@@wedinarya1123 aytgage zhawey xbuk alo! Gudletom xbuq gonomn kitnegrom aleka mber hmaq eyu trah ente elka dea wala neti teazabi ayenay eyu cbuq eko mirdae abiwo
@@wedinarya1123 mshmush aqmka nsa eya eber nsus xbuq alo
@@wedinarya1123 hawi monaliza qorax intay aleka abzi netih teref dron
ንሱ በዓል ሞያ ኢዩ ፡ካብ ቀደም ኢዩ ደርፍታት ዝህይስ ብቅዓት ኣይተረኣየካ ዘሎ ቀስ ኢልካ ኣስተብህሉሉ ግዜ ወሲድካ እሞ ክርድኣካ ኢዩ ፡ሓቂ ኢዩ ከምዚ ሰብ 10 እንተ ዝህልውና ደሪፍታት ኣብ ላዕሊ ደረጂ ምበጽሑ ነይሮም
ክብረት ይሃበልና ኣማን ሓውና
ቅጽሎ ብዝሑ ሽግር ከምትሕልፍ
ኣነ ብውልቀይ
ይፍልጥ እየ ።
ኣብነት ዳኒ ወዲ መ ኣለና
።
ንሱ ከማን፡ኣብዚ ኮይኑ ብዝሑ ሽግራት ዩ ።
ዝመጾ ንስኻ ግዳ ኣብውሽጢ ዓዲ ኮንካ
ናይግድን ዩ ግን ኣጆኻ ቅጽልዋ ብፍላይ
ናይ ሕጂ ድርፍታ ገንዘብ ምኽዓቢ ጥራይ ኮይኑ እንበ
ውላ እቶ"ም ጥዑያት ድረፍቲ ኣብ ከምዚ ከውድቁ
ክትሪ ብጣዕሚ ዩ ዝሕፍር
ውረ ኣይድሃሉንን ናይ ህዝቢ ኢና ይብሉኻ ግን
ኣብ ባይታ ባዶ ይጽንሑኻ ፨ ሕበረተሰብና
ይጥፉ ኣለው፨፨ሓንቲ
እባ ካብ ድርፍታቱ መድሃነ Ge (ንኡሰይ
ኣቅርበልና እቲ ግጣሚ
ገሬ ብጣዕም ሓይል ዩ
ትሕስቲ ዘለዎ ዩ ዝህቦ ብቃ
Ama yeake belom dea😂😅
ክዳን ይቀይራል መለያ ዝበልካያ አፍ አለዋ
Way ezi wedi kula mdraf ktgedfo eya kkk bebhade kbexhom eu
Ema bela anexirkaya ane eza bmewotey tbel derfi mara eya tgermeni nera😂😂😂
ዝበጸት ስራሕ ኢየ እዛ ደርፊ ናይ 2022 "ወስኒ"!!
Fili nebsi bezi bezi mknyat elu zeysger chbTtat amxilna alo. kmkt fetine gn haku eyu. Gele nska ente Hashka gele belo ember zgedefela yeblun. Kabten zfetwa derftat dma eya.
Ema jig bolom zom bal zaro
Edma fkri zeytbla uy😂😂😂😂❤
Ema nataka acounta eske kfet
Ab hadiue subs kngebr
Ema hawey...enjera ezgi blae...abshir....belomm bzyds ezia hyesa natka...ndreft hagerna azya mharit..ya...bzyada nkalot qanqatat keman ente zerkb....nkula hibreteswb Eritrea mewekelet ebl...miszi wdhanka
ክላ ኣታ ኤማ እዚ ትገብሮ ዘለኻ ህየሳ ኣዝዩ ኬፍ ዘለዎ ከንሱ፡ ግን ንደረፍቲ ክእረምሉ ዝኽእሉ ግዜ ኣይትመርጽን ኮንካ።እንታይ ማለተይ መስለካ ጌግኦም ክእረሙ እንተኾይኖም ክኸስሩ ኣለዎም። ስለዚ እታ ደርፊ ኣብታ ዝወጸትላ ግዜ ገና ሓደ ወርሒ ከይገበረት ክትህይሳ ኣለካ። መኽንያቱ ንኹሉ ሰብ ጌጋ ከምዘላ እንተተረዲእዎ ነቲ ደራፋይ ክሳራ እዩ። ስለዚ እንተ ኸሲሩ ድማ ኣብ ዝቅጽል ናይ ግድን,ዩ ጥዑይ ስራሕ ዘይኽስሮ ሒዙ,ዩ ክመጸና። ብኡ መንጽር ድማ እቲ ስነጥበብ ናይ ዓድና ክማሓይሽ ይኽእል። እምበር ናይ ሎሚ ደረፍትና እቲ ዝደልይዎ ሰልዲ,ዩ። ጽባቐ ስራሕ ኣይገድሶምን,ዩ። ስለዚ እቲ ዝደለይዎ ምስ ረኸቡ ህየሳ ጌርካ,ሲ እንታይ ለውጢ ክተምጽእ ትኽእል? ብኸምዚ ለውጢ ወይ ጽባቐ ስነጥበብና ክምለስ ንዓይ ብወገነይ ኣይሕሰብን,ዩ። በጃኻ ኣብ ቀጻሊ ንሓቲ ትህይሳ ስራሕ ኣብታ ዝወጸትላ ግዜ እንተ ነውሐ ድሕሪ 2 ሰሙን ሰሚዕካ ኣስተማቒርካ ክትህይስ ተስፋ ይገብር። ብዝተረፈ ኣጆኻ ቀጽሎ ከይተቋርጾ ብስነጥበብ ንጠፍእ እምበር ንለምዕ የለናን ናይ ጽባቐ ከበሮን ኣስላፋት ደቀንስትዮን ኮይኑ,ዩ ተሪፉ ዘሎ ደርፍታትና። በጃኻ ካብ ሓዝካዮ ንሕስያ ኣይትግበር ኣብ ልክዓን ሰዓታን ረኺብካ ክትህይስ ተስፋ ይገብር።
Ema s ab wexai hager zqmet kkewn nierwo
ጽቡቅ ኣለኻ ግን ኣይኮነን ዶ ከሲሮምስ ከይከሰሩ ዶ ኣይኮኑን ሓደ ግዜ ርእሱ ብደንጎላ ፈጊኦሞ ነይሮም ሃይስካና ኢሎም
Ata seb kekser des yebleka hemum dika kendi armo
Ema xubuk tntena eyu gn kulu gize negative tray koynu
Ama bikalie ab buzuh yisemamiaka eye, abzia gin ayteredianin tibilo zeleka,minalibash welfi minikaf hizika alo
Natka hyesa dkam alewo agelglot mdhan hager eyu keydu qdm zeythato nmntay getimwa
Meshakin meharin 😂😂❤❤❤
ኤማ ወዲኢካዮም ኢካ ። ኢስከ ናትካ ግጥሚ ኣለካ ዶ መምሃሪ ድኮዉን ኢስከ ኣምጻኣልና
እዛ ወዲስ ኣረቂ ጭልግም ኣምሲይ ዝመጸት ትመስል:: ርእሳ ከም ዝወቃዕካያ ደርሆ ነቅ ነቅ ትብል ኣንቱም ሰባት:: መሳኪን ደቂ ዓድና ኩሌም መንጊጎም::
Nkulom qnue aykonen tray mewaelka kab eyu aykonen mbal eti kkewn ykl tblo baelka zeytserhalu kbur ayana
ኣብራር ኣፈወርቂ ×
ኣብርሃም ኣፈወርቂ √
Silety zeleka biqat (filtet)nab hzbika mizrgahka kibret yhabelna
Bmiqxal nimnat eka natka chanel zeytkefit teketateltika nab feqedo Chanel kideluka kab ziwilu
Ane kem zrdaeani nerakeb newesen eyu tetekimla! Eta rdeit gna bebeynena alena bzuh seb eyu zestemakra
Nkulom qnue aykonen tray kab kulu gzie nbkas wey baelka getimka habom kere tdeli tekoynka
እንታይ ዳኣ ሓዲሙ እን ዳበልካ ትሓድም ናይ ዓድና ክነታት ውኒ ብዓቢኡ ህግደፍ ፋሕ ፍሕ ይእቴሙልና እንዲዮም።
ኣታ ቻይናዊ ሰብኣይ ኣብ ሓደ ቻነል እንዶ ርገጽ ተኸኽ እኮ ኣቢልካና ደድሕሬኻ ክንከይድ
ኤማ መጽረብ.
ነጋቲቭ እንዲካሞ ኣብዚሒካዮ ናይቲ ደርፊ ጽቡቅ ውን ክትዛረብ ይግበኣካ ምንቃፍ ናርቲስት ብዘይካ ከሐይሎም ስነ ስርዓት ንኽገብሩ ውን ይሕግዞምዩ ናትካ ግን ኣመና ኣብዚሕኻዮ ከምዚ እንተኮይኑ ናዓኻ ገዲፍና ኖዖኦም ምድጋፍ ይሕሸነ ምክኒያቱ ንስኻ ገድድካ
ኣብዛ ደርፍስ ዋላ ናትካ ህየሳ የለካን ኤማ ሓወይ ዶስ ክትህይስ ስለ ዘለካ ጥራሕ ኢካ ትመጽእ ብዝኮነ ኣብ ቀጻሊ ብዝሓሸ ክጽበየካ ኢየ
Wesni maletu ko nab nktmexi kulu gedofki maletu u bzkone gn hyesa kgber kelo ms getami fit nfit konka tezfxem des mbele
ኢማ ብራቮ፡ ነዚኦም'ሲ ወሲንካ ኢካ ተጥፎኦም