ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ተባዕታይ ነዚ ባህልና ኣብ በትኡ ምለሶ ኣጆኻ ከይትሕለል❤❤
Mzrab
Tbeb menfit terekibwa btaemi eyu des zebl kemzi geyrka mz
ጽቡቅ ገርካ ክንሓልና ፡ገስጸልና ቡሩኽ ሓወይ ፡ነዚ ዘንበብካ ኤርትራዊ ኩቡር ባህሊ ላይክ ሃበኒ፡ዝብሎ ኣለኒ፡
ዋውውውውውብሓቒ ኮነ ኢሉ ሕብረተሰብ ንከበላሹ እዩ ሰሪሕዋ። ንስካ ክኣ ሕብረተ ሰብ ንከይበላሾ ዓገብ ትብል ኣለካ እሞ ኤማ ቐጽሎ።
👏👏👏👏👏👏ewe yake resah derfi bihaqi
ኣቱም ሰባት ስነ ጥበብና ካሓልፈላ ዩ ይመስለኒ በሉ ከማኩም ይብዛሕ ኤማ& ዳኒ
Ema wedi brave, smart, positively critical. Great job brother. ሓቂ መራር እያ። ሰተት ዘየብል ሃያሲ!! ከማኻ ይብዝሑ፣ ብርግጽ ኩሉ ኢልካዮ ኢኻ። ሞራላዊ ውድቐት ሕብረ-ተሰብና ኢዩ ዘንጸባርቕ። ግንሓዮም ደኣ እዘን ደቂ-ኣንስትዮና፣ ይቐንየልና! ብርግጽ ቀጽሎ'ኻ ሓወይ!!
Derfi xselinayo ikoAmaniel hawey💐💐💐
አብዚኣ ዋላ ሰማዕቲ አና ተበላሺና ናብ ደረፍቲ ጥራይ አይነጸግዓዮ ብፍላይ መንእሰያት አወዳት ነታ ሰለፋ ቀሊዓ ትኸይድ ትገብሩላ ይጠፍኣኩም ነታ ተኣዲባ ትኸይድ ፋራ ትብልዋ እቶም ደረፍቲ ከኣ ገንዘቦም ጥራይ ኢዮም ዝሓስቡ ነቲ ሕማቅ ሕማቅ ንበል ነቲ ጽቡቅ ከኣ ጽቡቅ ንበል ተዘይ ኮይኑ ንኹሉ ዋው ምባል ዋው ኮይና ክንተርፍ ኢና
What a great eritrean critisizer, keep going emma
ናይ ብሓቂ ነዉርን ግስርጥናን ዝዓሰላ ደርፊ ። ግንሓልና እስከ ኣንታ ኣምበሳ
😂😂😂😂 Ya ezi seb he's a good teacher and best joker!!!!!!❤❤❤
bsenkkha hiji itia tsbikti bella derfi demsisata. enjoy kgebra delye nere hiji feriskayo ata hmak aragit. THANKS ALOT!
ናይ በሓቂ መምህር ጥበብ ሕብረተ-ሰብና እንሆ ኣርኢኻና ተባረኽ
I am proud of you Emaa. We need more of you . God bless you .
My cousin great job keep going we love you from usa 🇺🇸
ተስፋ ገረ ነዚ ምስ ሰማዕኩ ኤማ ሓወይ thanku ኤማ ሓወይ ጽቡቕ ስራሕ ግንሓዮም በጃኻ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Nay behaki EMA haweyy tegagiyom mearemta tedilyom eya kexilo EMA haweyy Nice
Belen da lomis abiden eyen zelewa good job brother
Wwwwwww ጅግና ኢካ ኤማ ሓውና ❤❤❤
ናይ በሓቂ ኣብ ልቦም የሕድሮ ነዞም ስነጥበባውያን
ገጣማይ ተጋግዩ ትብሉ እስከ ኣብዝኣ
A million thank you 🙏 Amanuel hawey 🇪🇷🙏💐❤️🥰❤️💐🇪🇷🙏
Thank you brother amanuel for responsible and keep our culture a life
Betami eyu anfatu tefiwo alo Nay eritera sentbebe
Thank you btaemi ye zemesgneka kemaka ybzhu
ብሓቂ ባህልና ንኸድሕን ሓላፍነት ዝወሰደ ተባዕ ሰብ። የሕዋት ነዚ መስረት ባህልና ከይፍጎግ ደው ዝበለ ንምሕጋዝ ተለፎኑ ጸሓፍልና ክነተባብዖ።
በስመኣም እዛ ሃገር ዕድለኛ እያ ከም በዓል ንስኻ ዝወለደት ❤❤
ንበረልና ኣማ ናይ ብሓቂ ኣራሚ።
ኤማ ንስካስ በርትዓልና ድኣ እቶም ሓቀኛ ህየሳ ጥበብ ክትሰምዑ እትደልዩ ኣብዙይ እነሀልኩም::ኤማ ዓቢ ሰብ ተደጋጋሚ ምጻና ኣብ ዘለካዮ ሰላም ንዓካ:
በሎም ንፈዮም ኤማ ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍💖💖💖🌹🌹🌹💐💐💐🌺🌺🌺🌺 ናይ ብሓቂ ዑቱብ ህየሳ ተዓወት ግንሓዮም ደኣ ነዞም ባህሊ ኣብሪሶም ሳናቲም ክኣርዩ ዝዕላማኦም👍🇪🇷
U are a brilliant man, keep it. Azu eu tebalashu hbretesebna
እዚ ወዲ ንክሰርሕ ጎ ፋውንድ ሚ እንተ ዝክፈተሉ ገለ ባ ግበሩ ክኣሎ ስነ ጥበብ ክምዕብል ባህጊ ዘለኩም ቅሩብ የን ዘድልይኦ ሓገዝ
ኣነ ብውልቀይ gofund me ምስ ዝኽፈተሉ ክሕግዙ ህንጡዩነት ካብ ዘለዎም ሰባት'የ ሓውኹም ካብ ኣመሪካ። gofundme ተተኸፊቱ ድማ ታግ ግበሩኒ ንኤማ ዘይኮነ ኣይኹን።
Agree
100% agreed
Bhaqi 100% ygbeo
ክቡር ሓው ጽቡቅ ኣለኻ ።
Ezi mahari deykone qetali (tewil)you ema kea ajoka qexlo nab nbur kmles bahlna kea ab gonka aleku ❤🙏💪
ዓቅሚ ዘለኩም ሰባት ብከመይ ክሕገዝ ዪክእል ኣተባብዕዎ ጃሊእ ከማን ዪሕገዙ ኣለዉ
ጅግና ናይ ጀጋኑ ኢካ ቀጽሎ ንቀፎም ደኣ ስነጥበብ ሃገርና ክምዕብልን ክዕረን
Kemaka ybzhu ezi slezeytegebreu kea tesemiu zhass zelomo edmen tenan yhabka hasabkan fltetkan nkalot ktmhrom kmziu zewet whdet hbret slezeyeleu ema hawna nfue ika bhaqi,👍✌👑👌
Thank you 🙏 Aman Hawey abzen artistna Mstwal yeahaden alo mebale mesiluwon mesiluwom Kab Bahlna westaei welodo Zebelashu Akadadnan derftatn nrien nsemen alona Bflay Derftat Tigrinya maznu y kyr alo zehzn 😰😰🥵
Nay bhaki kexlo thanks zhfr eyu nay lomi derfiy
Don't be negative she is a good singer!
Mahri kemey wedey amlak mhret ayhabka ezi kemey zbele bahlina nskan kemaka ziameselu tebalashwo alekum sinesirat entegheberka yhaysh ente ema kesilo ikia ajoka
ሰስኑ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዝኾነ ህየሳ Thanks EMA
ኪብረት ያሃብልና ኩቡር ሓው ጥበብካ የሰሥን ዓገብ አቶም ባህልና ዘነውር ተስርሑ
Nay bhaki amlak mhretu yewrdelna
ተባረክ 👍👏
Smart man thanks brother
ንባህልን ስነ-ምግባርን ሕብረተ-ሰብና ዝድምስሱ ደረፍቲ ከም ቃንጥሻ እንዳፈረዩ ከይዶም። ካብዚ ዘረድኣካ "ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ " ረብሓይ እዩ ዘገድሰኒ ምባል እዩ። ህዝብና ኣብዘይንቡር ይነብር ከምዘሎ ኢኻ ትድምድም።ምስጋናይ ወሰን የብሉን ኤማ🙏🙏🙏
ኤማ ዘይምኖ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ሓያል፡ሰብ
Ema hawey fetyka kmewt I like u I appreciate u broye Keep to nice job
🌹🌹🥀🥀🥀🅰️manuel Berhe eti enko ktebabae zelewo sne tbebena qelasi bahlna btaemi kemesgneka yfetu ember bahlnas yexdfwa yom zelewo ezom kderfu mber khasbu zeykelu xeyeqti welodona 🥀🥀🥀🌹🌹🌹❤️❤️❤️💓💓💓💓
ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ ✅
Thank you brother
ema hawey i miss you 13 years ago welcam to youtube
Eziko bhlna yekss iyu, bhgi tezey aksese; asmirela aleku. Btaomi xbuk srah.
ከመይ እንጀራ ዓለሞ ብላዕ ወደይ።ካብ ከምዚ ጽዩፍ ነገራት ደልዮ'ሞ። ምኽንያቱ እቶም ገለ ገለ መንእሰያትና ነቲ ከምዚ ዚኣመሰለ ብዕልግና ዚመልኦ ካብ ስነምግባር ወጻኢ ዝያዳ ስለዚግደሱ ነዚ ዚመዝመዙ ነጋዶ ደርፊ ከምዚ ዚዓይነቱ ዜሕንኽ ስራሕ ይድርብዩልና።ክኹነኑ ኣለዎም።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኤማ።
እግዚኦ ምሐረና .ፈጣሪ ነዞም ከምዚኦም የርሕቀልና ካብዛ ቅድስቲ መሬትና
✨ስነ ጥበብ ሃገርና እኮ ካብ ምርማሱ ንላዕሊ እቲ ደረቱ ዝሓለፈ ዝሳዕረረ ስድነቱ ቅዲ ግጥሙ እዮ ምዕባለ ብስድነት ተዓብሊሉ ;; እሞ ብእትገብሮ ዘለካ ትንታነ ካብቲ ስነጥበባዊ ደራፈይ ነቶም ገጠምቲ ምንቃፍ ጽቡቅ ተበግሶ እዮ ብ ❤️🔥 ክኣ የመስግነካ 🙏 ቀጽሎ ኢካ 🌟🌟🌟🌟🌟✨👍 Merry Christmas 🎁🎄🥂🍾happy new year 2022
ብጣዓሚ ዘሕዝን እዩ ነተን ጀጋኑ አዴታትና የሕዋትና አንስትና ደቅና (ደቂ አንትዮ) ዘዋርድ ከቢድ ጸርፉ እዩ አንጻር ኩቡር ባህልና ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ እዩ
ኤማ መልሓሰኛ ኣቁሲልካና ብስሓቅ ገለ ዓይነት ቤላ ህየሳ
Thank you so much ❤️
Well said brother
በዚ ሓደ ጥበብ ሞይቱ ክትብ ትጸንሕ እሞ ከምዚ በዓል ኣማኒኤል ክቡራት ጥበባዉያን ክትርኢ ከለኻ ድማ ተመስገን ጥዑም ጥበብ ይጨንወካ ።
ኤማ ሓቢቢ ኣዝኻ ኑፉዕ ሃያሲ ኢኻ፡ጽቡቅ ገርካ ዳ መንገዲ ጥበበ ኣትሕዘልና ነዞም ኣርትስቲ ኢና ባሃልቲ ደቅና ከይልኩምልና ፡ንዓኻ ግን ኢንተ ጥበብ ኢንተ ኢዞም ጥበብ ሓምሮግቲ ኣዕብሮምኻ ።
ናይ ሎሚ ጸርፊ ሰሚዕናዮ ኣይንፈልጥን ኢና ኤማ
ስራሕካ ግዜ ዝጠልቦዩ ኣጆኻ
You are very tallented Ama
ሓያል ሃያሲ ንሕብረተሰቡ ዝጸርብ መንእሰይ!!!
ዕድመ ይሃብካ ኣማኔል በርሀ
Ema jegena keep going please
ናይ ብሓቂ
Ema ayney qurub endika emo denguy enda belka mls mls eba belena mara ina nxbeyeka❤️❤️❤️
ብር ክትብል ተሓጎስ ኤማ ሓወይ
"ብሕልና ይኽሰስ ኤዩ ብ ሕጊ አንተዘይ ኣክሰሰካ" .. ዘረባ ኤዩ.
ጅግና
ብርግጽ ጽቡቅ መግለጺ ሂብካዮ። ዒብ ዒብ ሓራም ንደቕና እንታይ ዓይነት ትምህርቲ እዪም ዝዝርግሑ ዘለዉ።
Nice job bro.
ንመን ከተሰድድ ኢኻ ደኣ ንሓፋሽ ከምዚ ግጥሚ ትድርብየሉ ኤማ ሽኮር በሎም ደኣ❤❤❤😁😁😁😁😁
ናይ በሓቂ ቀጽሎ ....
ጽብቅ ህየሳ ክብረት ያሃበልና ቀጽል......
ሓውና ኤማ ከምዚ ጌርካ ክትዛረበሎም ድኣ ደስ ዝብሎም ከይከውን 🤔!! ወላ ብሕማቕ ንኽፍለጡ ዝህንጠዩ ኣለው'ሞ ካብኦም ከይከውን ሓንጣጢኡ እዚ ግጥሚ ። ሓፈሻዊ ስነ-ጥበብ ከም ክልተ ተላጊቦም ዝተወልዱ ሓዲኦም ምስሞተ ሓዲኦም ሬሳ ሓዚሉ ዝጓዓዝ እኸውን ኣሎ ።
ተባዓታይ
Eway dehan eto,🙈,,,exactly this thing needs to be fixed 🙏🏾 thanks so much for paying attention men🙏🏾
ነዞም ሓደስቲ እሞ ኻኣ ሰኺሮም ዝጸሓፍዎ ግጥሚ ነዚ ንእሽቶይ ወሎዶ ሕማቕ ይምህሩልና ኣለዉ ዓገብ በለልና ኤማ ሓውና
Bravo hawey natey amlak idme yhabka 💯💯💯❤❤🙏
Ema hawey belom dea ketktom btaemi xemimna alena keep it up thanks so much
ኣማኑኤል በርሀ ናይ ብሓቂ እየ ዘድንቀካ ምኽንያቱ እስካ ንግጥሚ እምበር ንስነጥባባዊ ኣይትሃርምን ኢካ
Gobez hayasi, bertie zihawey, kab Mekele
"Enjera Ezgi Belae" hawey natey ngerelna trah nezom bahlenan mennetnan zeraksu neti zeynbur kemnbur gerom kekrbu zserhu zeleu Ageb! Egziabher frhu ngenzeb trah aykonen znber.
ናይዚኣሞ ከመይ ጌሮም ሳንሱር ጌሮማ ገሪሙኒ ናይ እንዳ ጎሮቤት ይኮኑ ኣለው
Wawwww mara nifue busul seb mara feteka you smart
Yes u wright,l am with you.
nay behaki hiyesa zbahal abizi aleka nice qexlo bro
You are wright bro
ግንሓልና ዲኣ በጃካ ተዋሪድና እኮ
ተገኒሖም ዘይሰምዑ ጉድ እዩ ተረኺቡ
A sick lyric of any day!!!!
ጫፍ -ብልሒ "መዶሻ ስነጥበባውያና ኢካ። 🔥💎
ወዲ መምህር ሃያሲ ኣይ ኮነን ኪኢላ ሓሳድ መንቀንኛ ጥማዕ ዕጋመ ኤርትራውያን ክድህል ዝተዓሰበ ኪኢላ ኣምሰሉ ኢለ ሃይሰዮ ኣለኹ ።
@@LYE4EVER ስቅ በል መን ኢኻ ንስኻ ኤርተራዉነት ትህብን ተኸልእን ንእሽተይ ሓንጎል
@@semharkahsay1946 መጀመርያ ጽሒፈዮ ዘለኹ ከይ ተረዳእኻ ኣይ ትንጠር ድሐር ካአ ኣነ ጥማዕ ዕጋመ fake agame እየ ዝበልኩ ዝሕደክዎ ወይ ዝዓደልክዎ መንነት ናይ ኤርትራ የለን
@@LYE4EVER kkkk hasad wedi memhr smart achenikikum eyu zelo mesakin wedi memhr aykonetn monaliza eyu zbl zelo sma
@@lion9733 ካብዞም መሳኪን ብቃላት ዝእበዱ ኣርሒቆም ዘይ ሓስቡ ባሃይም ክትከውን ኣለካ
Amazing good advice ema,brother god bless you ዓቢደን ኣለዋ፡አዘን፡ኣህባይ ዓድና ዘሕዝን፡እዩ ሰይቲ፡ንፈልጦ፡ሰብ ጎረበትና ሙኻና ከመይ ይቅበሎ፡ንሱ እንድዒ
ናይ ሐቂ ጽቡቅ ዘረባ ሰማዒ እንተ ረኺቡ ዓዲ አባላሾማ ብጣዕሚ የጉሂ ዊጺእቲ ህግደፍ ኢዮም ኢዚአቶም ዘይባህልናን ዘይንፈልጦን እንዳ አምጽኡ ሃገር የባላሽው አለው!!
ኣንበሳ ናይ ብሐቂ ጽቡቕ መአረምታ
Naybehki xbuk hyesa emawi rekibkayom qexlo 👍💯
ተባዕታይ ነዚ ባህልና ኣብ በትኡ ምለሶ ኣጆኻ ከይትሕለል❤❤
Mzrab
Tbeb menfit terekibwa btaemi eyu des zebl kemzi geyrka mz
ጽቡቅ ገርካ ክንሓልና ፡ገስጸልና ቡሩኽ ሓወይ ፡
ነዚ ዘንበብካ ኤርትራዊ ኩቡር ባህሊ ላይክ ሃበኒ፡
ዝብሎ ኣለኒ፡
ዋውውውውው
ብሓቒ ኮነ ኢሉ ሕብረተሰብ ንከበላሹ እዩ ሰሪሕዋ። ንስካ ክኣ ሕብረተ ሰብ ንከይበላሾ ዓገብ ትብል ኣለካ እሞ ኤማ ቐጽሎ።
👏👏👏👏👏👏ewe yake resah derfi bihaqi
ኣቱም ሰባት ስነ ጥበብና ካሓልፈላ ዩ ይመስለኒ በሉ ከማኩም ይብዛሕ ኤማ& ዳኒ
Ema wedi brave, smart, positively critical. Great job brother. ሓቂ መራር እያ። ሰተት ዘየብል ሃያሲ!! ከማኻ ይብዝሑ፣ ብርግጽ ኩሉ ኢልካዮ ኢኻ። ሞራላዊ ውድቐት ሕብረ-ተሰብና ኢዩ ዘንጸባርቕ። ግንሓዮም ደኣ እዘን ደቂ-ኣንስትዮና፣ ይቐንየልና! ብርግጽ ቀጽሎ'ኻ ሓወይ!!
Derfi xselinayo iko
Amaniel hawey💐💐💐
አብዚኣ ዋላ ሰማዕቲ አና ተበላሺና ናብ ደረፍቲ ጥራይ አይነጸግዓዮ ብፍላይ መንእሰያት አወዳት ነታ ሰለፋ ቀሊዓ ትኸይድ ትገብሩላ ይጠፍኣኩም ነታ ተኣዲባ ትኸይድ ፋራ ትብልዋ እቶም ደረፍቲ ከኣ ገንዘቦም ጥራይ ኢዮም ዝሓስቡ ነቲ ሕማቅ ሕማቅ ንበል ነቲ ጽቡቅ ከኣ ጽቡቅ ንበል ተዘይ ኮይኑ ንኹሉ ዋው ምባል ዋው ኮይና ክንተርፍ ኢና
What a great eritrean critisizer, keep going emma
ናይ ብሓቂ ነዉርን ግስርጥናን ዝዓሰላ ደርፊ ። ግንሓልና እስከ ኣንታ ኣምበሳ
😂😂😂😂 Ya ezi seb he's a good teacher and best joker!!!!!!❤❤❤
bsenkkha hiji itia tsbikti bella derfi demsisata. enjoy kgebra delye nere hiji feriskayo ata hmak aragit. THANKS ALOT!
ናይ በሓቂ መምህር ጥበብ ሕብረተ-ሰብና እንሆ ኣርኢኻና ተባረኽ
I am proud of you Emaa. We need more of you . God bless you .
My cousin great job keep going we love you from usa 🇺🇸
ተስፋ ገረ ነዚ ምስ ሰማዕኩ ኤማ ሓወይ thanku ኤማ ሓወይ ጽቡቕ ስራሕ ግንሓዮም በጃኻ 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾
Nay behaki EMA haweyy tegagiyom mearemta tedilyom eya kexilo EMA haweyy Nice
Belen da lomis abiden eyen zelewa good job brother
Wwwwwww ጅግና ኢካ ኤማ ሓውና ❤❤❤
ናይ በሓቂ ኣብ ልቦም የሕድሮ ነዞም ስነጥበባውያን
ገጣማይ ተጋግዩ ትብሉ እስከ ኣብዝኣ
A million thank you 🙏 Amanuel hawey 🇪🇷🙏💐❤️🥰❤️💐🇪🇷🙏
Thank you brother amanuel for responsible and keep our culture a life
Betami eyu anfatu tefiwo alo Nay eritera sentbebe
Thank you btaemi ye zemesgneka kemaka ybzhu
ብሓቂ ባህልና ንኸድሕን ሓላፍነት ዝወሰደ ተባዕ ሰብ። የሕዋት ነዚ መስረት ባህልና ከይፍጎግ ደው ዝበለ ንምሕጋዝ ተለፎኑ ጸሓፍልና ክነተባብዖ።
በስመኣም እዛ ሃገር ዕድለኛ እያ ከም በዓል ንስኻ ዝወለደት ❤❤
ንበረልና ኣማ ናይ ብሓቂ ኣራሚ።
ኤማ ንስካስ በርትዓልና ድኣ እቶም ሓቀኛ ህየሳ ጥበብ ክትሰምዑ እትደልዩ ኣብዙይ እነሀልኩም::
ኤማ ዓቢ ሰብ ተደጋጋሚ ምጻና ኣብ ዘለካዮ ሰላም ንዓካ:
በሎም ንፈዮም ኤማ ብጣዕሚ ዝነኣድ ስራሕ
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍💖💖💖🌹🌹🌹💐💐💐🌺🌺🌺🌺 ናይ ብሓቂ ዑቱብ ህየሳ
ተዓወት ግንሓዮም ደኣ ነዞም ባህሊ ኣብሪሶም ሳናቲም ክኣርዩ ዝዕላማኦም👍🇪🇷
U are a brilliant man, keep it. Azu eu tebalashu hbretesebna
እዚ ወዲ ንክሰርሕ ጎ ፋውንድ ሚ እንተ ዝክፈተሉ ገለ ባ ግበሩ ክኣሎ ስነ ጥበብ ክምዕብል ባህጊ ዘለኩም ቅሩብ የን ዘድልይኦ ሓገዝ
ኣነ ብውልቀይ gofund me ምስ ዝኽፈተሉ ክሕግዙ ህንጡዩነት ካብ ዘለዎም ሰባት'የ ሓውኹም ካብ ኣመሪካ። gofundme ተተኸፊቱ ድማ ታግ ግበሩኒ ንኤማ ዘይኮነ ኣይኹን።
Agree
100% agreed
Bhaqi 100% ygbeo
ክቡር ሓው ጽቡቅ ኣለኻ ።
Ezi mahari deykone qetali (tewil)you ema kea ajoka qexlo nab nbur kmles bahlna kea ab gonka aleku ❤🙏💪
ዓቅሚ ዘለኩም ሰባት ብከመይ ክሕገዝ ዪክእል ኣተባብዕዎ ጃሊእ ከማን ዪሕገዙ ኣለዉ
ጅግና ናይ ጀጋኑ ኢካ ቀጽሎ ንቀፎም ደኣ ስነጥበብ ሃገርና ክምዕብልን ክዕረን
Kemaka ybzhu ezi slezeytegebreu kea tesemiu zhass zelomo edmen tenan yhabka hasabkan fltetkan nkalot ktmhrom kmziu zewet whdet hbret slezeyeleu ema hawna nfue ika bhaqi,👍✌👑👌
Thank you 🙏 Aman Hawey abzen artistna Mstwal yeahaden alo mebale mesiluwon mesiluwom Kab Bahlna westaei welodo Zebelashu Akadadnan derftatn nrien nsemen alona Bflay Derftat Tigrinya maznu y kyr alo zehzn 😰😰🥵
Nay bhaki kexlo thanks zhfr eyu nay lomi derfiy
Don't be negative she is a good singer!
Mahri kemey wedey amlak mhret ayhabka ezi kemey zbele bahlina nskan kemaka ziameselu tebalashwo alekum sinesirat entegheberka yhaysh ente ema kesilo ikia ajoka
ሰስኑ ብጣዕሚ ኣገዳሲ ዝኾነ ህየሳ Thanks EMA
ኪብረት ያሃብልና ኩቡር ሓው ጥበብካ የሰሥን ዓገብ አቶም ባህልና ዘነውር ተስርሑ
Nay bhaki amlak mhretu yewrdelna
ተባረክ 👍👏
Smart man thanks brother
ንባህልን ስነ-ምግባርን ሕብረተ-ሰብና ዝድምስሱ ደረፍቲ ከም ቃንጥሻ እንዳፈረዩ ከይዶም። ካብዚ ዘረድኣካ "ብድሕረይ ሳዕሪ ኣይትብቆላ " ረብሓይ እዩ ዘገድሰኒ ምባል እዩ። ህዝብና ኣብዘይንቡር ይነብር ከምዘሎ ኢኻ ትድምድም።
ምስጋናይ ወሰን የብሉን ኤማ🙏🙏🙏
ኤማ ዘይምኖ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ሓያል፡ሰብ
Ema hawey fetyka kmewt I like u I appreciate u broye Keep to nice job
🌹🌹🥀🥀🥀🅰️manuel Berhe eti enko ktebabae zelewo sne tbebena qelasi bahlna btaemi kemesgneka yfetu ember bahlnas yexdfwa yom zelewo ezom kderfu mber khasbu zeykelu xeyeqti welodona 🥀🥀🥀🌹🌹🌹❤️❤️❤️💓💓💓💓
ኣምላክ ዕድመ ይሃብካ ✅
Thank you brother
ema hawey i miss you 13 years ago welcam to youtube
Eziko bhlna yekss iyu, bhgi tezey aksese; asmirela aleku. Btaomi xbuk srah.
ከመይ እንጀራ ዓለሞ ብላዕ ወደይ።ካብ ከምዚ ጽዩፍ ነገራት ደልዮ'ሞ። ምኽንያቱ እቶም ገለ ገለ መንእሰያትና ነቲ ከምዚ ዚኣመሰለ ብዕልግና ዚመልኦ ካብ ስነምግባር ወጻኢ ዝያዳ ስለዚግደሱ ነዚ ዚመዝመዙ ነጋዶ ደርፊ ከምዚ ዚዓይነቱ ዜሕንኽ ስራሕ ይድርብዩልና።ክኹነኑ ኣለዎም።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኤማ።
እግዚኦ ምሐረና .ፈጣሪ ነዞም ከምዚኦም የርሕቀልና ካብዛ ቅድስቲ መሬትና
✨ስነ ጥበብ ሃገርና እኮ ካብ ምርማሱ ንላዕሊ እቲ ደረቱ ዝሓለፈ ዝሳዕረረ ስድነቱ ቅዲ ግጥሙ እዮ ምዕባለ ብስድነት ተዓብሊሉ ;;
እሞ ብእትገብሮ ዘለካ ትንታነ ካብቲ ስነጥበባዊ ደራፈይ ነቶም ገጠምቲ ምንቃፍ ጽቡቅ ተበግሶ እዮ ብ ❤️🔥 ክኣ የመስግነካ 🙏 ቀጽሎ ኢካ
🌟🌟🌟🌟🌟✨👍
Merry Christmas
🎁🎄🥂🍾
happy new year 2022
ብጣዓሚ ዘሕዝን እዩ ነተን ጀጋኑ አዴታትና የሕዋትና አንስትና ደቅና (ደቂ አንትዮ) ዘዋርድ ከቢድ ጸርፉ እዩ
አንጻር ኩቡር ባህልና ዝካየድ ዘሎ ጎስጓስ እዩ
ኤማ መልሓሰኛ ኣቁሲልካና ብስሓቅ ገለ ዓይነት ቤላ ህየሳ
Thank you so much ❤️
Well said brother
በዚ ሓደ ጥበብ ሞይቱ ክትብ ትጸንሕ እሞ ከምዚ በዓል ኣማኒኤል ክቡራት ጥበባዉያን ክትርኢ ከለኻ ድማ ተመስገን ጥዑም ጥበብ ይጨንወካ ።
ኤማ ሓቢቢ ኣዝኻ ኑፉዕ ሃያሲ ኢኻ፡ጽቡቅ ገርካ ዳ መንገዲ ጥበበ ኣትሕዘልና ነዞም ኣርትስቲ ኢና ባሃልቲ ደቅና ከይልኩምልና ፡ንዓኻ ግን ኢንተ ጥበብ ኢንተ ኢዞም ጥበብ ሓምሮግቲ ኣዕብሮምኻ ።
ናይ ሎሚ ጸርፊ ሰሚዕናዮ ኣይንፈልጥን ኢና ኤማ
ስራሕካ ግዜ ዝጠልቦዩ ኣጆኻ
You are very tallented Ama
ሓያል ሃያሲ ንሕብረተሰቡ ዝጸርብ መንእሰይ!!!
ዕድመ ይሃብካ ኣማኔል በርሀ
Ema jegena keep going please
ናይ ብሓቂ
Ema ayney qurub endika emo denguy enda belka mls mls eba belena mara ina nxbeyeka❤️❤️❤️
ብር ክትብል ተሓጎስ ኤማ ሓወይ
"ብሕልና ይኽሰስ ኤዩ ብ ሕጊ አንተዘይ ኣክሰሰካ" .. ዘረባ ኤዩ.
ጅግና
ብርግጽ ጽቡቅ መግለጺ ሂብካዮ
። ዒብ ዒብ ሓራም ንደቕና እንታይ ዓይነት ትምህርቲ እዪም ዝዝርግሑ ዘለዉ።