🔴 በደል ግብጺ ቤተክርስትያን ኣብ ልዕሊ ቤተክርስትያን ኤርትራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.พ. 2025
  • ORTHODOX TEWAHDO CHURCH PREACHING

ความคิดเห็น • 23

  • @ewe.s3077
    @ewe.s3077 7 วันที่ผ่านมา +2

    ምሕረት የውርድለኩም፣ መነግዲየማነን ይምራሕኩም ፣ሓልዮት ህዝቢ ዝይብልኩም ፣ካብቶም ተሃድሶ አንታይ ፍላይ አልኩም

  • @ewe.s3077
    @ewe.s3077 7 วันที่ผ่านมา +2

    አንታይዩ አግነሂኩም ትሐድሶድአ ክምይ ኢሎም ከምልሱ

  • @T.w.h-h2x
    @T.w.h-h2x 8 วันที่ผ่านมา +3

    ኣቦና ሎሚስ ከኣ ሓሊፍኩም ንግብጺ ኣረካኪብኩምሎም

    • @tabormedia111
      @tabormedia111  8 วันที่ผ่านมา

      ዘይተገብረ ዘይተፈጸመ ጸኣዳ ሐሶት እንዳተዛረቡ ከመይ ጌርካ ስቅ ይበሃል ።

    • @johni7071
      @johni7071 7 วันที่ผ่านมา

      @@tabormedia111 አባ ቐሺ ጌጋ እንድሕር አሎ እሞ ስርዓት ቤተክርሰቲያን ከመይ ድዩ ገበና አቦታትካ አብዚ መዉዓሊ ጋሐላሉ ኮይኑ ዘሎ ማስ ሜዳ ወጺእካ ምልፍላፍ እኮ ክትዕርዩ ዘይኮነ ነተን ፋሕ ኢለን ዘለዎ ሞጋሰ እንደገና ምፍልላየን እምበር እንታይ ጣቃ አለዎ ስለዚ ዓገብ አቦና ቀሺ እፍሬም ቀደም አብትሕቲ ሲኖዶስ አብ ካርቱም ድያቆን ኮይንካ ከተገልግል ከለኻ በረኸቶም ይሕደረና አቦና አንጥዬኖስ ሽግሮም አይትፈልጥን ስለ ዝነበርካ ዲኻ ኮይንካ ሕጂ ካልእ ኮይንካ ዘለኻ ዶስ ንፊስ ምዕራባዊ ዓለም ስለ ዝነፈሰካ እዩ?

  • @Temesgenamlakeesrael
    @Temesgenamlakeesrael 9 วันที่ผ่านมา +6

    መጀመርታ ሰላም ብምቅጻል ግብጻዊት ቤተ ክርስትያን ንሲነዶስ ቤተክርስትያን ዝመስረተ መንበረ ማርቆስ ኢያ
    ንዝተጋገየ ምንቃፍ ግቡእ ኢዩ ግን ኣገባብ ብዘለዎ ( ዓቢ ሓሶት, ዓቢ ጸለመ, ዓቢ ሃስያ ኢልካ ጽልኢ ኣይትዝራእ ❤❤❤

  • @mussiefshatsion9433
    @mussiefshatsion9433 8 วันที่ผ่านมา

    ጽቢቕ ኣቦና ንዓና ጽቡቕ ሓበሬታ ዩ ንሕና እቶም ኣብ ጎድኒ ኣቦና ኣቡነ ኣንጣንዮስ ደው ኢልና ዘለና ከኣ ቤተክርስትያን ግብጺ ውን ምስ ዝሓየለ ከም ዝወገነት ፈሊጥና ኣለና
    ግን ኣቦና ኣቡነ መቃርዮስ ከ ኣባል ሲኖዶስ ናይ ግብጺ ዶ ኣይኮኑን እዮም ንሶም ከ ገለ ክዛረቡ ኣይክእሉን ድዮም

  • @tezarehenos64
    @tezarehenos64 7 วันที่ผ่านมา +2

    ቀሺ ኤፍሬም። ቀደም, ብጽቡቕ፡ ኢየ ዝፈልጠካ፡።
    ግን እንታይ ኢዩ።
    ኤርትራን ፡ ቅዱስ ሲኖዶስን ምፍራስ ኣብያትኩም።
    ትማሊ ትማሊ ዶ ፡ ግብጺ ከምዘይትጋገ፡ ትዛረቡ ኣይነበርኩምን።
    ሰብ ይዕዘበኩም ኣሎ። ኣብ " Church politics " ኣቲኻ ሰብ ኣይተጋጊ

  • @TsegezeabFtwi
    @TsegezeabFtwi 8 วันที่ผ่านมา +2

    ቻነል ዘዝኸፈተ ኣነ የ ሓቀኛ ንዓይ እመኑኒ ንዓይ ተኸተሉ ዝብለና ኮ በዚሑ።
    መጻሕፍታ እንታይ ይብሉ?ስብከታ እንታይ ይብል?ኢልኩም ተወከሱ ምበር ናይ ጎግል ደኣ ታይ መወከሲ ኮይኑ?ሓደ ዓረብ ፐርፌክት ዲኹም?ካብ ዓረብ ዲዩ ካብ እንግልሽ ናብ ትግርኛ ክትርጎም ከሎ ምምዝባዕ ከም ዘሎ ምርዳእ።ካልእ ጎግል ውልቀ ሰብ ዝጸሓፎ ውን ክኸውን ይኽእል።በቲ ኢሉ በቲ ግን ኣዕጋቢ ኣይኮነን ነቔፈታኹም መምህረይ።

  • @awetnguse9133
    @awetnguse9133 7 วันที่ผ่านมา +1

    ናብ ልብኩም ይምለስኹም !!!
    “ ቤተክርስቲያን ፈተና ክህክዋ ናይ ግድን እዩ ፈተና ግን ኣብ ውሽጢ ቤተክርስቲያን ብምኳን ውሉድ ኬንካ ምርካብ ኢካ ትብድሆ። ኣብ ሕቊፋ ዘየለኲም ብማዕዶ- ወረጃ ማዕዶ ኬንኩም ዝገደደ ጸገም ካብ ምኳን ተምጽእዎ ለውጡ የለን። እሞ ድማ ምስ ተሓድሶ ዝገደደ ክሕደት ምስ ዘለዎም ሓቢርካ። ዘሕፍር እዩ።
    ሕጂስ፣ ካብቶም ኣቦታት ንላዕሊ ዲኹም ተቆርቋሪ ኼንኲም? ካብቶም ገደማውያን ኣቦታት፣ ብፁኣን ኣቦታት? ካብ ሕብረት ኦሬንታይ ንላዕሊ ፈሊጥኹም ማለት ድዩ? ደረጃኲም እባ ፍለጡ። ቤተክርስቲያን ምስ ኣክበርኩም ከም እትከብሩ እባ ኣይትዘንግዑ።
    ንምዃኑ ንስኩም መን ኢኹም? መን'ዩ ወኪሉኹም? መን ኢኹም? ርእስኩም እስከፈትሹ። 'ኣብ ርእስና እንተንፈርድስ ኣይምትኾመናም ድዩ ዝብል ቅዱስ ጳውሎስ።

  • @God-db9vp
    @God-db9vp 9 วันที่ผ่านมา +3

    ኣባ ቀሺ ሕቶን ቅሬታን ኣለኒ፡ ቤተክርስትያን ግብጺ ዓቢ በደል በዲላ ጠሊማ ኢልኩም ትነቕፍዋ ኣለኹም ናተይ ሕቶ በዚ ሕጂ ምስ ሲኖዶስ ኤርትራ ኮይናም ፓትርያርክ ምሻሞም እንተደኣ ኮይኑ ንምንታይ ነተን ኣብቲ ሽመት ዝነበራ ኩለን ኣሓት ኣብያተ ክርስትያን ከ ዘይነቐፍኩመን እቲ ሽመት ጌጋ እዩ ትብሉ እንተለኹም፡ ከምኡ ውን ብጹዕ ኣቡነ መቃርዮስ ኣባል ሲኖዶድ ቤተክርስትያን ግብጺ እዮም ንሶም ከ በዳሊ ድዮም ወይስ ኣይኮኑን፧
    ካልእ ዝገረመኒ ናይ ግብጺ ቤተክርስትያን ካብ ቀደም ስርሖም ኣይብርሃንን ኢሎም፡ ቅድሚ ሕጂ ግን ንኣቡነ እንጦንዮስ እዮም ዝሕግዙ ኔሮም፡ ቀደም ከ እንታይ ስለዝበደሉ እዩ ዘይብርሁኩም ኔሮም፧
    ይቅሬታ ግበሩለይ እንበር እቲ ኣገባብ ኣናቕፋ ንቤተክርስትያን ዝምጥን ዓይነት ኣይኮነን፡ ብሕማቕ ጥራይ ኢኩም ክትገልጽዎም ፈቲንኩም።

    • @ጸልዩበእንተሰላመቤተክርስ
      @ጸልዩበእንተሰላመቤተክርስ 8 วันที่ผ่านมา

      ሰላም ክቡር/ብርቲ ሓው/ሓብቲ። እቲ ናይ ኣቦይ ቀሺ ነቐፌታ ብዛዕባ ምስ ሲኖዶስ ኮይኖም ፓትርያሪክ ምሻሞምም ዘይኮነስ ኣብ ዌፕሳይቶም ጽዒኖሞ ዘለዉ ናብ ሓቂ ዘይቀርብ ጻዕዳ ሓሶት ኢዩ። ንሱ ከኣ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ እንጦንዮስ ሰማእት ዘእንበለ ደም ኣብ 2017 ዓ.ም ካብ እሱርቤት ወጺኦም ናብ መንበሮም ከም ዝተመለሱ ዝገልጽ ኢዩ። እዚ ከኣ ክንቀፉሉ ጥራይ ዘይኮነስ ብዝገበርዎ ናይ ታሪኽ ምዝንባዕ ተሓተትቲ ክኾኑ ኢዩ ዝግባእ።

  • @Erilebna
    @Erilebna 7 วันที่ผ่านมา

    👹👿👹👿👹👿🤑🤪👿👹👹👹🤑🤪🙈🤑

  • @johni7071
    @johni7071 8 วันที่ผ่านมา +2

    አባ ቐሺ ከምታ አብ እንዳ ሚኪኤል ካርቱም ብግርህነትን ብቕንዕናን ተገልግልዎ ዝነበርኩም ምሐሸትኩም ነዛም ሰናቲም ክአርዩ እንታይ ነቕርብ መእተዊ ገንዘብ ዝብሉ ጽላሎቶም ከይስዕበኩም ግርህና ቀደምኩም ይሕሸኩም

    • @girmay0547
      @girmay0547 8 วันที่ผ่านมา

      ብሩክ ሓወይ ወይ ሓፍተይ ንሓቂ ስለ ዝምሃሩ ድዩ እዚ ኩሉ ዘረባ ከምዞም ኣቦ ኩሉ ውሉደ ቤተክርስትያን ደው እንተ ዝብል ሽግርና ምተፈትሐ ኔሩ ስለዚ ንባዕልካ መርምር ኣብ ቤተክርስትያና ዝግበር ዘሎ ዓመጽ ንክትፈልጥ ኣምላክ ልብካ ይክፈተልካውይ ይክፈተልኪ

  • @BARCHMENG
    @BARCHMENG 5 วันที่ผ่านมา

    what do you get from making this public speech? I think you are isayas afewerkis friend?

    • @tabormedia111
      @tabormedia111  5 วันที่ผ่านมา

      First of all God peace be with. Do you understand what i said on the video ? if you have Question fell free to ask. By the way I have no fellowship with a rebellious person.

    • @BARCHMENG
      @BARCHMENG 5 วันที่ผ่านมา

      @@tabormedia111 I heard some of it becus i listen amharic only. A teacher who has less ideas focuses on complains. please if you are willing teach us about commentaries on the bible or wedassie mariam. most people are very illitrate to understand your complains on the coptic church. we need basic lessons from our fathers. I hope you accept my idea. memhr

  • @የት
    @የት 9 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለሠናይ የሥመዐልና ክቡር ኣቦና ፀጉኡን በረኸቱን የብዘሐሎም እግዚአብሔር ኣምላክ ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና ብሓቂ ክቡር ኣቦና ካብ ንኣምላክና ክሕደትን ካብ ናይ ሰይጣን ስሕተትን ይሰውረና ኣብ ሃይማኖትና ክንፀንዕ ድማ እግዚአብሔር ኣምላክና ይደግፈና ኣዝዩ ክፉእን ዘማውን ጊዜ ኢና ዘለና እሞ ኣቦና ኣብ ፀሎትኩም ዘኩሩና አሜን/፫/ ""ኣብ ኣምላክ ዝተወከለ የለን ዝሓፈረ""❤❤❤❤

    • @gottseidanke7459
      @gottseidanke7459 9 วันที่ผ่านมา +1

      Beqa entay sle zbele eyu kal hiwet yesmealn tbl zeleka mhret yewurd

  • @tezarehenos64
    @tezarehenos64 7 วันที่ผ่านมา +1

    ቀሺ ኤፍሬም። ቀደም, ብጽቡቕ፡ ኢየ ዝፈልጠካ፡።
    ግን እንታይ ኢዩ።
    ኤርትራን ፡ ቅዱስ ሲኖዶስን ምፍራስ ኣብያትኩም።
    ትማሊ ትማሊ ዶ ፡ ግብጺ ከምዘይትጋገ፡ ትዛረቡ ኣይነበርኩምን።
    ሰብ ይዕዘበኩም ኣሎ። ኣብ " Church politics " ኣቲኻ ሰብ ኣይተጋጊ