ቅዱስ ዮሴፍ eritrean orthodox tewahdo church 2022 drama

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 14 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 312

  • @senayt202
    @senayt202 10 หลายเดือนก่อน +2

    ከም ኣቦና ቁዱስ የሴፍ ትዕግስቲ ያሃበና ፈጣሪ❤❤❤❤

  • @ሕብንቲትግራወይቲ
    @ሕብንቲትግራወይቲ 2 ปีที่แล้ว +47

    ኣሰይይይይይይይ ክንደይ ደስ ይብል ናይ ኣቦና ዮሴፍ በረከት ይሕደረና ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ 🙏

    • @samrayoutube7826
      @samrayoutube7826 2 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏🙏

    • @teklhteklh1532
      @teklhteklh1532 2 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen Temsegen 🇻🇳🇻🇳🇻🇳➕️➕️➕️➕️➕️🤲🤲🤲🤲🤝🇪🇹

    • @nebyattesfazgi3423
      @nebyattesfazgi3423 9 หลายเดือนก่อน

      Amen (3) qalehiwetu yesimialina kuburat ahiwatey bereketu nayebona yosiyef aye feleyena

    • @giFs-y7q
      @giFs-y7q 8 หลายเดือนก่อน

      ናይ ኣቦና ዮሴፍ በረከት ይሕደረና ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልኒ👏👏🥰

  • @ውቤቴነሽማርያም
    @ውቤቴነሽማርያም 2 ปีที่แล้ว +10

    ተመስገን ኻ አምላክ ንዝ ክንርእ ዝፈቀድኻልና ናይ ብሓቅ ክንደይ ደስ ይብል ቃለ ሕይወት የስመዐልና ካብ ዝገርመኩምስ ሰለ ምንታይ ላይክ ኮሞንት ውሕዱ አቤት 😔ንደርፍማ

    • @MashoBerihu-v6y
      @MashoBerihu-v6y 23 วันที่ผ่านมา

      ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩሉ ነገር እኮ ፅን ኢልካ ተሰሚዕካዮ እዩ ዝስሕበካ ለከስ ኣብ ሞባይልካ ቡዙሕ ትምርቲ ትረክብ ኢካ ንነብስካ ድሕንነት ኣነ ኣይፈልጥን ነይረ ኩሉ ሰብ ውን ብዘይምስትውዓሉ እዩ ኮመንት ዘውሕድ ዘሎ ድሕሪ ሕዚ ግን ቡዙሕ ክመሃር እየ

  • @rjffjdutfj7221
    @rjffjdutfj7221 2 ปีที่แล้ว +30

    አሰይይይ ደስ ከብለካ ቃል ህይወት የሰመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩም😘😘❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏

    • @MaryMary-wq9iy
      @MaryMary-wq9iy 2 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen Temsegen 🤲🤲🤲➕️➕️➕️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌹🌹🌹🌹

    • @goldencell9066
      @goldencell9066 2 ปีที่แล้ว

      Hhhhhhhhh

    • @venusteklemaryam8022
      @venusteklemaryam8022 ปีที่แล้ว

      Amen Amen Amen 🙏🙏🙏

  • @tesfutsegay9236
    @tesfutsegay9236 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና የሕዋተይይይይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ ብፍላይ ነቶም መጽሓፍ ዘይነንብብ ከምዚ ከማይ ብቐሊሉ ክንምሃር ንኽእል ኢና እግዚኣብሔር ምሳኹም ይኹን ቀጽልዎ

  • @yakovtekle1579
    @yakovtekle1579 2 ปีที่แล้ว +10

    ጸጋ በዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ደቂ እመ ብርሃን ኣኅዋትን ኣኃትን"ጽቡቕ ስራሕ"
    እግዚአብሔር ኣምላኽ ትዕግስቲ ኣቦና እዮብን ዮሴፍን ይዓድለና
    በረኸት ቅዱስ ዮሴፍ ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን!!!

  • @maryamaadogoytaykyoneyfre2452
    @maryamaadogoytaykyoneyfre2452 2 ปีที่แล้ว +13

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣምላክ እስራኤል ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ ቅዱስ ኣቦና ዮሴፍ በረከት ይሕደረና 🤲🤲🤲✝️✝️✝️🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️

  • @genetabrham6073
    @genetabrham6073 6 หลายเดือนก่อน +1

    Kal heyout yesmalna🙏💒🤲🤲🙏💒🙏

  • @ኤፍታህወለተማርያምተከፈት
    @ኤፍታህወለተማርያምተከፈት 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይይይይይይይይይይ ቦሓቁ ደስ ክቦል እግዚኣዚኣቦሔር ኣምላክ ፀጋኡ ያብዘሐልካቱም🤲🤲🤲🤲🤲🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺

  • @freweynihailemichael3750
    @freweynihailemichael3750 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabher amlak xegue yebzehelkum Kubirat yehwateyy ⛪ 💒 🙏 ⛪ 💒 🙏 ⛪ 💒 🙏 ⛪ 💒 🙏 ⛪ 💒 🙏 ⛪ 💒 🙏

  • @letushgaltigray2022
    @letushgaltigray2022 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kale hiwet yesmena egziabher amlak tsegueu yebzhalkum

  • @michaelteklay2105
    @michaelteklay2105 2 ปีที่แล้ว +10

    "ንነብስኹም ብትዕግስትኹም ከተጥርይዋ ኢኹም" ሉቃ.21፡19።
    ትዕግስትን ጽንዓትን ቅዱስ ዮሴፍ ይሃበና ኣምላከ ዮሴፍ!
    ንዓኹም ንማሕበረ ማርያም ቤ/ያን መድኃኔዓለም ኣብ ቅ.ሃ.ኤስራኤል ድማ ሓድነትኩም የጽንዓዮ።

  • @abitijosi5836
    @abitijosi5836 2 ปีที่แล้ว +2

    Amlak abotatna abreham esaki yakob ms kulatna yekun amen amen amen qale hiwet yesmealna 🙏🙏🙏 nay agolgulot zebenkum ybarek

  • @mbrhetfitiwi8084
    @mbrhetfitiwi8084 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen kalehiwet yesmalna bereket kudus yoseyef mskulna ykun tsegaeu ybzhalku

  • @berihuhabtemariam4544
    @berihuhabtemariam4544 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen kalhiwet ysmAlna xgu ybzhalkum.aziu ds zbl tmhrti berket kdus yosief yekaflna.
    kem reto gn ab linkkum eti aresti nay kulu srahkum btgrna try enda xhafkimo nseno alena emo:entlay benglish entetxhfwo yblekum:bzterefe brtu(hylu)amlak hayli yhabkum.

  • @rahwitabrham6686
    @rahwitabrham6686 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen kalehiwet yesmana Egzabher amlak zeben ageglotkum ybark

  • @mahratamere4399
    @mahratamere4399 2 ปีที่แล้ว +3

    ቁፅለ በጀኩም ካለአይ 2///

  • @mehariyemane3289
    @mehariyemane3289 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስመዓል።፡ደቂ እመብርሃን በረኸት ቁዱስ ዮሴፍ ኣይፈለየና።

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ 2 ปีที่แล้ว

    አሰይይይይ ክንደይ ዝጥዕም ቅዱሰ ቃል እዩ ብእውነት ፀጋ በረከቶም ናይ አቦና ቅዱሰ ዮሴፍ ምሰ ኩላትና ይኹን ፅጉኡ በረከቱ የብዘሐልኹም ክቡራት አሕዋተይ👏💒❤

  • @mahlatabrha4867
    @mahlatabrha4867 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልናፀጉኡ ፡ የብዘሐልክም እግዚአብሔር አምላክ 👏🏻👏🏻👏🏻

  • @lme5630
    @lme5630 2 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይይይይይ ደስ ክትብሉ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዓልና ንፉዓት ናይ ዘመን ኣጎልግሎትኩም ይባረክ ይቀደስ ናይ ብሓቂ ኩሉ ኣማሊኹሞ ኢኹም ጸጋ የብዝሓልኩም ዞምየሕዋተይ

  • @ambesjon3075
    @ambesjon3075 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል ንስጋና ዝቅድስ ንኣዕጽምትና ዘረስረስ ቃለ እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዝሕ በረኸት ናይ ቅዱስ ዮሴፍ ምስ ኩላትና ይኹን!!!

  • @Ksa-zg3tw
    @Ksa-zg3tw ปีที่แล้ว

    ናይ ባሓቂ ድስስስስስስ ዘብል ናይ ኣቦና የሰፍ ረደአት በረኸት ምስ ኽልና ይኹኑ አሜን ናይ ባሓቂ ደስስስስ ዘብል ቃላ ህወት ቃለ በረከት ያስመዐልና አሜን❤❤❤🙏🙏🙏

  • @merhawiberaki9610
    @merhawiberaki9610 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንቃል ሂወኣት የስማዓልና ደቂ እመብርሃን የሕዋተይ

  • @kiflaygebre6102
    @kiflaygebre6102 2 ปีที่แล้ว +4

    አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ደቂ ማሕበር ማርያም በረከት ናይ ቅዱስ ዮሴፍ የካፍለና አብ በረካ ተሰሪሐ ተትከውን ግን ከመይ ምጸበቀት ።

  • @سميره-ذ7خ
    @سميره-ذ7خ 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡን በረከቱን ይሕደረና ናይ አቦና ቅዱሰ ዮሴፍ ፀጋ በረከት አይፈለየና አሜን 🙏🙏🙏

  • @ezgabhersemae662
    @ezgabhersemae662 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna
    Zemenkum ybark yehwat

  • @febenandemeskel8301
    @febenandemeskel8301 2 ปีที่แล้ว +2

    Egziabher xegue yebzhalikum amen

  • @hyabzemu4538
    @hyabzemu4538 2 ปีที่แล้ว +2

    Qale hiwet yesmealna Bhaki des zebl Amlak tsegu yebzhalkum/kn

  • @hagostesfay4254
    @hagostesfay4254 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሕይወት የስምዓልና
    በረኸትን ጸጋን ናይ ቅዱስ ዮሴፍ ኣይፈለየና።

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን፫ ኣሰይ ክንደይ ደስ ክብል ናይ ኣቦና ቅድስዮወስየፍ ይሕደረና ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ብዕድመ ብፀጋ ይሓልየልና

  • @wegehethabte1724
    @wegehethabte1724 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna

  • @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ
    @ድንግልኣደጎይታ-ጐ4ሐ 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen qale hiwet yesmeAlna EgziabHier xegue yebzHalkum fqurat yHwatey🙏🙏🙏

  • @samihaile2124
    @samihaile2124 2 ปีที่แล้ว +5

    ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡራት ማሕበር፡ጸጋን በረኸትን ናይ ኣቦና ዮሴፍ ከምኡ ውን ናይ ኣቦና ያዕቆብ ምስ ኩላትና ይኹን።
    ብሓቂ ደስ ዘብል መንፈሳዊ ስራሕ፡እሞ ኸኣ ምስዚ ጾም ምዃኑስ፡ብኣስተንትኖ ክንስምዖ ደስ ኢሉና

  • @alemfkr2788
    @alemfkr2788 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰየይይይይይይይ ኩቡሰየራተይ ፀጉን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚኣብሄር ኣምላክ

  • @ስመይተዋህዶግብረይባዶ
    @ስመይተዋህዶግብረይባዶ 2 ปีที่แล้ว +2

    እሰይይይይይ ብሓቂ ክንደይ ደስ ትብለካ እያ ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ናይ ኣቦና ዮሴፍ ፀለቱን በረከቱን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስቲያን ይኩን አሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

    • @breyefkrsew5240
      @breyefkrsew5240 2 ปีที่แล้ว

      ናይ ኣቦና ዮሴፍ ፀለቱን በረከቱን ምስ ኩላትና ህዝብ ክርስቲያን ይኩን ኣሜን 💞💞💞

  • @hagostesfa2416
    @hagostesfa2416 2 ปีที่แล้ว +3

    Amen amen amen ቃለ ህይወት የስመዓልና ጸጋ ዲበ ጸጋ ይዓድልኩም ። ጸጋን በረከትን ናይ ኣቦና ዮሴፍ ኣቦና ያይቆብ ይሕደረና ።

  • @goitomhabtom4235
    @goitomhabtom4235 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም በረኸት ኣቦና ቅዱስ ዮስፍ ይሕደረና ኣሜን

  • @jamioj7497
    @jamioj7497 ปีที่แล้ว

    ብሓቅ ቃለ ህይወት ያስመዐልና በረከት አቦና ዮሰፍ ይሕደረና❤❤❤❤❤

  • @ተዘከረነእግዚኦ
    @ተዘከረነእግዚኦ 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር አምላክ ብዕድመን ፀጋን የሓልኩም
    ናይ አቦና ዮሴፍ ጻድቅ በረቱ የሕድረልና
    መግለጺ የብለይን በእውነት ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ እዚ መንፈሳዊ ድራማ ምቅራብኩም እግዚአብሔር ይባርክኮም🥀🥀🥀🥀

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
    @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ 2 ปีที่แล้ว +5

    Luke 21 (ትግ) - ሉቃስ
    19: ንነፍስኹም ብትዕግስትኹም ከተጥርይዋ ኢኹም።
    ናይ ብሓቂ መዲሃንዓለም ይባርኹም ቃላት ሲኢነልኩም ናይ ብሓቂ ፈፀምቲ ይግበርኩም
    ቅዱስ ዮሴፍ ኣነስ ጌሪ ከብደይ ዝበልዐኒ ጎይታዋይ
    ብሓቂ አግዚኣብሔር ኣብ ሂወትና ንወረደ ፈተና ኩሉ ንሰናይና ኸም ዝገብሮ ኻብ ቅዱስ ዮሴፍ ንመሃር
    James 1 (ትግ) - ያእቆብ
    2: ኣሕዋተየ፡ በበይኑ ዝዀነ ፈተና እንተ በጽሓኩም፡ ንዅሉ ኸም ሓጐስ ቍጸርዎ።
    3: እቲ ምፍታን እምነትኩም ትዕግስቲ ኸም ዚገብር ፈሊጥኩምሲ፡
    4: ብሓንቲ እኳ ኸይጐደልኩም ፍጹማትን ምሉኣትን ምእንቲ ኽትኰኑ፡ እታ ትዕግስቲ ፍጹም ግብሪ ይሃልዋ።
    5: ሓደ ኻባኻትኩም ጥበብ እንተ ጐደለቶ ግና፡ ነቲ ኸየስተሐፈረ ንዅሉ ብልግሲ ዚህብ ኣምላኽ ይለምኖ፡ ኪውሀቦውን እዩ።

  • @shadkonjo787
    @shadkonjo787 ปีที่แล้ว

    አሰይይይይይ ኪንደይ ደሰ ይብሉ አግዛበሄረ አምላክ ኤሲራኤል ፀጋኡ ያብዘሐሉክሙ ቃል ሂይወት ያሰመዐልና አሜን(3)

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ጰ3ለ 2 ปีที่แล้ว +6

    እግዚአብሔር ይመስገን 💕💕💕💕
    ኣስይ ክንደይ ደስ ይብል እዩ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኺም እግዚአብሔር ኣምላኸና 👏👏👏❤❤❤

    • @AAAA-tn1ny
      @AAAA-tn1ny 2 ปีที่แล้ว

      ኣሜን ኣሜን ኣሜን ይኹን ይስመሰልና ብሓቂ ቃል ህይወት ቃል በረከት ይስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኹም እግዚብሔር ኣምላክ ኣሜን
      ❤️❤️❤️😘😘😘😘😘😍😍😍😍🤲🤲👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @dngelmariam2369
    @dngelmariam2369 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ደስ ዝብል መንፍሳዊ ድራማ ካል ህይወት የስማልና ናይ ቅድስ ዮሰፍ ጾሎቶም ምስ ክላትና ህዝቢ ክርስትያን ያኹን

  • @merhawitaraya2284
    @merhawitaraya2284 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጋኡ የብዝሓልኩ ብሩኻት ናይ ኣገልጉሎት ዘመንኩም እግዚኣብሂር ኣምላክ ይባርኩልኩም ኣመን

  • @ኦርቶዶክስናትዉቤቴ
    @ኦርቶዶክስናትዉቤቴ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይ ክንደይ ደስ ክብል ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሃልኩም እግዚአብሔር አምላክ💕💕💕💕🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️💘💘💘

  • @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ
    @ንኩሉግዜኣለዎተመስገንፈጣ 2 ปีที่แล้ว +3

    _አስይይይይ ናይ ብሓቂ ቃል ህይወት የስምዓልና የስምዓልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላኽ_

  • @hiwottesfaye429
    @hiwottesfaye429 2 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ትምህርቲ ቃለሕይወት የስመአልና አገልግሎትኩምይባርኽ

  • @kemare5536
    @kemare5536 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ኣቦና ዮስየፍ በረከቶም ረዲኤቶም ይሕደረና

  • @majorftewrary4164
    @majorftewrary4164 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም

  • @ቅዱስጊወርጊስጠብቀኝ
    @ቅዱስጊወርጊስጠብቀኝ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኩም ናይ ኣቦናቅዱስ ዮሴፍ በረከት ይሕደረና👏

  • @TemesgenAmlakey-k8h
    @TemesgenAmlakey-k8h ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ደሰ ክብል ናይ ኣቦና የሴፍ ቃል ሂወቱ የስምዐና ❤❤❤

  • @ኣምላክይመስገን-ደ3አ
    @ኣምላክይመስገን-ደ3አ 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና

  • @mebrahturezene1346
    @mebrahturezene1346 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @samikidane6735
    @samikidane6735 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወኢት የስማልና ክበርት ኣሕወኢት አዝግብሄር ኣምላኽ ኤድመን ተናን ይሕብኩኣም ፈጣር ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💜💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💓💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💛💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @efremmebrahatu8682
    @efremmebrahatu8682 ปีที่แล้ว

    ቃል ሕወት የስማዓልና ዕድመን ጥዕናን ሂቡ መንገድ ቅድስናን ይመላልኩም ኣምላክ ኣቦና ያቆብ ምሳኩም ይኩን ይባርከኩም

  • @weyniweyni9595
    @weyniweyni9595 5 หลายเดือนก่อน

    amen3 ከም ኣቦና ቁዱስ የሴፍ ትዕግስቲ ያሃበና ፈጣሪ

  • @TaemoGelTewahdo
    @TaemoGelTewahdo 2 ปีที่แล้ว +3

    ኣሰይ ቃለ ሰናይ የሰመዐና ፀጉኡ የብዝሐልኩም ወገናተይ ኣሰይ ብእውነት ክንደይ ደሰ ይብል ፀሎቶም በረከቶም ናይ ኣቦና ይሰፍ አይፈለየና ኣሜን፫⛪️✝️🕯

  • @wawyow2303
    @wawyow2303 2 ปีที่แล้ว +2

    Tsega amlak msakum ykun deqi eme amlak

  • @danielhabtom4569
    @danielhabtom4569 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen amen amen qale hiwet yesmalna

  • @tigestiasli7157
    @tigestiasli7157 2 ปีที่แล้ว +2

    LBI Ztnkf qle heiwet yesmalna🙏🙏🙏

  • @gdyjgy8068
    @gdyjgy8068 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐና ኩቡራት ህዝበ ክርስትያን ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሰይ ምሕረት ኣምላክሲ ክዓቢ

  • @grmaygushe9921
    @grmaygushe9921 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን። በረከት ቅዱስ ዮሴፍ ኣይፈለየና ጾሙና ብሰላም የፈጽመና

  • @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ
    @አግዚአብሔርፍቅሪአዩንፍቀ 2 ปีที่แล้ว +4

    ተመስገን ተመስገን አግዚኣብሔር ኣቦይይ

  • @የልዳዉሰማዕትቅዱስጊዮርግ
    @የልዳዉሰማዕትቅዱስጊዮርግ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ በኡነት ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የስመዐልና ብጣዓሚ ደስ ዝብል ዓብዪ ት/ቲ እዩ ጸጋ እግዚአብሔር አምላኽ የብዘሐልኩም ቀጽልሉ ወገናትና✝️

  • @T-smArtMss
    @T-smArtMss 2 ปีที่แล้ว +11

    ጽቡቅን ዝንኣድን ስራሕ'ዩ !
    ፍቅሪን ዕቤትን ትዕግስትን ጸጋን እግዚኣቤሂር ምስ ኩሉና ይኹን።
    ርእይቶ ፡
    እዚ ጥበብ ፡ ናይ ካሜራ ኣንግላትን ዳይርክተራትን ስራሕ የድልዮ ኣሎ።
    ነዚ ምስ ግዜን ከተዕርይዎ ምዃምኩም ድማ ምሉእ እምንቶ ኣለኒ።
    ሰላም ምስ ኩሉና ይኹን ፡ (ኣሜን(3))
    ⛪️

    • @senaitabraham6187
      @senaitabraham6187 2 ปีที่แล้ว

      ብጣዕሚ ጹቡቅ ርእይቶ

    • @samrayoutube7826
      @samrayoutube7826 2 ปีที่แล้ว

      @@senaitabraham6187 አሜን አሜን አሜን🤲🤲🤲🙏🙏🙏✝️✝️✝️🥰🥰🥰🥰

  • @selamyrgalem6017
    @selamyrgalem6017 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂይወት የስመዓልና ኣምላኽ ጸግኡ የብዘሓልኩን

  • @wediandaywedianday6575
    @wediandaywedianday6575 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna yhwatey 🙏🙏🙏

  • @ህልናጓልተዋህዶ
    @ህልናጓልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +3

    አሰይይይይ ደስ ክትብለኻ ፀጉኡ የብዘሐልኹም አቤቱ የንብረኩም እግዚአብሔር አምላክ 👏💖👏💖👏💖👏💖👏💖👏

  • @ታደሉኣብርሃ
    @ታደሉኣብርሃ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሴፍ በረከቱ ይሕደረና

  • @የማክቤልእናትነኝ
    @የማክቤልእናትነኝ 2 ปีที่แล้ว +3

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኩም 👐👐👐🌿🌿🌿🌿

  • @kibromweldetnsae9258
    @kibromweldetnsae9258 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ጸጋኩም የብዛሓልኩም ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም ይባርከልኩም

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ በረኸቱን የብዘሃልኩም እግዚአብሔር አምላኽ ክቡራት አሕዋተይ ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሴፍ በረኸቱን ረድኤቱን አይፍለየና አሜን አሜን አሜን

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይ ክንደይ ከ ደስ ይብል ፆሎተሞን በረክተሞን ናይ ቅዱስ ኣቦና የሴፍ ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያ ዩኩን ኣሜን ፫

  • @henokandom194
    @henokandom194 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ኣቱም ብሩካት ማሕበር ኣምላክ ዓይኒ ኣባይ ይድፈነልኩም

  • @ሊሀምትግራይ
    @ሊሀምትግራይ ปีที่แล้ว

    ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ በረከት ናይ ኣቦና ፃድቅ ዮሴፍ ይሕደረና

  • @musseteklit2860
    @musseteklit2860 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna.

  • @tsegaanday2089
    @tsegaanday2089 2 ปีที่แล้ว +3

    ደስ ዝብል እግዚኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም

  • @ተመስገንኣምላኬ-ረ4ኰ
    @ተመስገንኣምላኬ-ረ4ኰ 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይይይ ደስ ክብል ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዕልና ክቡራተይ እግዚአብሔር አምላክ ፀግኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣቦና ዮሴፍ በረከት ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይሕደር አሜን💖👏

  • @rishant9980
    @rishant9980 2 ปีที่แล้ว +4

    አሰይ አሰይ አሰይ ደስ ክብል ክብርን ምስጋናን ንጎይታ ይኩን🙏🏾

  • @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ
    @ሂወትጓልተዋህዶ-ጸ1ጸ 2 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም ናይ ኣቦና ቅዱስ ዮሴፍ በረከቶም ረዲኤቶም ምስ ኩሉና ህዝበ ክርስትያን ይኩን✝️

  • @dhjddhhd1064
    @dhjddhhd1064 2 ปีที่แล้ว

    አሰይይይይይይይይይይይ ብጣዕ ደሰሰሰሰ ዝብል ብሓቅ ቃለህወት የሲመዐሌና ፀገኡ የብዘሐልኩም 👏👏👏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹አሜን አሜን አሜን አሜን🌹🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹

  • @ኣአምላኸሰብግበረኒ
    @ኣአምላኸሰብግበረኒ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይይይ ኪንደይ ደሰ ይቢለ ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ክቡራት ኣሕዋተን ጹጋኡ የብዘሐልኩም ፉቁራተይ 🙏🙏🙏

  • @ruthaabreham6099
    @ruthaabreham6099 ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmalna kubrat yehwatey xelot bereketun nay Abona yosief ayfeleyena nakum ka nay agolgulot Edmekum ybark

  • @tuhetuhe6387
    @tuhetuhe6387 ปีที่แล้ว

    አስይይይይይይ ክንደይ ደስ ይብል ናይ ኣባና ቅድስ ዮሴፍ በረከት ይሓደረና ቃል ህይውት ያስመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኩም ክብርት አሓውተይ አስይይይ

  • @غبوعلي
    @غبوعلي 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜንኣሜንኣሜንቃለሂወትየስማዓልና

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
    @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 2 ปีที่แล้ว

    ብሓቂ ቃለ ህይወት ቃለ በረከት የሰመዕና ፀጉኡ የብረከቱ የብዘሐልኩም አግዚአብሔር አምላክ

  • @dhjddhhd1064
    @dhjddhhd1064 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕ ደሲሲ በዝብል ናይ አቦታ ዮሰፍ በሪከቶምን ፀገኦምን የሕዲሪና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌹🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏

  • @HiUh-x9e
    @HiUh-x9e ปีที่แล้ว

    Sbhat leegzabihrsbhat lmeskelu kbur lewalditu dngl amen ❤❤❤❤❤❤

  • @mariammohammed7644
    @mariammohammed7644 2 ปีที่แล้ว +2

    እሰይይይይ ደስ ከብለካ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ጸግኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር አምላክ ክብራተይ🙏

  • @GgGg-ps3ee
    @GgGg-ps3ee ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Kale Hiwet Yesmalna xega Amlak Yebzhelkum

  • @ስለኩሉነገርኣምላክይ-ኈ5ቸ
    @ስለኩሉነገርኣምላክይ-ኈ5ቸ 2 ปีที่แล้ว

    ፀግኡ የብዝሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ፍትዋተይ ካባካት ኩም ብዝሕ እናተምሃርና ኢና ።
    በረከት ናይ ቅዱሳን ኣቦና ይሕደረና ።

  • @rhdjddirjs1405
    @rhdjddirjs1405 2 ปีที่แล้ว +2

    ቃልህይወትየስመዐልና ጸግኡየብዘሕልኩም ክብራኣሕዋትና

  • @aregayhabtemariam4779
    @aregayhabtemariam4779 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚኣብሄር አምላኽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኹም ይባርኽ

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሰናይ የስመዓልና እግዚአብሔር አምላክ ጸጉኡ የብዘሐልኹም ናይ አቦና ዮሴፍ በረከቱ ይሕደረና አሜን ጸሎቱ አይፈለየና አሜን❤
    አነ ዘሐጎሰኒ ነገር እንተሎ እዛም ህፃውንቲ ካብ በናእሽተዮም አብ ቤት እግዚአብሔር ተኮሲኺሶም ምዕባዮም እዩ ዘሐጉሰኒ

  • @rhrhhehejehdjjdjd3586
    @rhrhhehejehdjjdjd3586 2 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የሰማዓልና

  • @teweldeteklesenbet5343
    @teweldeteklesenbet5343 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ቃል ህይወት የስመዓልና የሕዋት ጸጉኡ ይብዝሓልኩም 💒❤🙏🙏🙏

  • @ጣዕሞ
    @ጣዕሞ 2 ปีที่แล้ว +3

    ብሓቂ ቃል ሂወት ይስመዕልና አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏

  • @berhaneteklehaymanot7663
    @berhaneteklehaymanot7663 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ቅዱስ እግዝኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ናይ ብሓቂ መንፈስካ ዝስሕብ መንፈሳዊ ትምህርቲ በረኸቱን ረዲኤቱን ናይ ቅዱስ ዮሴፍ ኣይፈለየና💒❤🙏🏽

  • @AsefuNhesu
    @AsefuNhesu 7 หลายเดือนก่อน

    Amen Qalhiwet yesmalna 😢❤❤❤