New live orthodox mezmur 2024 / ኢየሩሳሌመይ / ናይ ሕብረት መዝሙር

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 244

  • @YodaYosief-vs1zq
    @YodaYosief-vs1zq 28 วันที่ผ่านมา +12

    💙 እየሩሳልሜይ ❤
    እየሩሳሌመይ ቃል ኪዳን ይኹነኒ ከይርስዓክስ ማዕበል ከይወስደኒ ።
    ዝለምለመ ሸኻማይ ሂወት ጎደና
    ፈውሲ ነብሲ እየሱስ ኢኻ ሰላምና
    ክሳብ ሎሚ ዝነበርናዮ ብሂወት
    ኣብ ኢድካዩ ኣብ ኣብሕቅፎካውን ብምሕረት !
    ኣማኑኤል ቃል ኪዳን ይኹነኒ ከይረስዓካስ
    ማዕበል ከይወስደኒ ።
    ኣማኑኤል ቃል ኪዳን ይኹነና ከይንረስዖስ ማዕበል ከይወስደና።
    =============================
    ዘይትርብርብ ምሕረት ብ ደቃ ዘልኣለም ዘይተቀምሰ ዕንበባ ሓጎስ ናይ ሰላም ቆይመ ኣለኹ ብናተኪ ጾሎት ደዊለ ኣብ ደንበኺ ኣብ ኣጸድኪ ውን ኣጽሊለ !
    ድንግል ማረያም ቃል ኪዳን ይኹነኒ ከይርስዓክስ ማዕበል ከይወስደኒ ።
    ድንግል ማርያም ቃል ኪዳን ይኹነና ከይንረስዓስ ማዕበል ከይወስደና ።
    =============================
    ርስቲ ኣቦታት ጎደና ሓቂ ናይ ሓጎስ በግብርብሮ
    ፍልጠት ናይስጋ ናይ መንፈስ
    ኣለኹልኪ ከሳብ ዘለኹ ነቂየ
    ኣብ ኣጸድኪ ኣብ ደንበኺወን ኮሪዐ
    ተዋህዶ ቃል ኪዳን ይኹነኒ ከይረስዓከስ ማዕበል ከይ ወስደኒ ።
    ተዋህዶ ቃል ኪዳን ይኹነና ከይንርስዓስ ማዕበል ከይወስደና።
    ============================
    ዘዕበኽኒ ዝመልመልክኒ ወላዲት ናይ ሂወተይ መቦቀል ኢኺ ሰራጺት መጽየ ኣለኹ ከገልክለኪ ብኽብሪ
    ሰስይለይ ዕበይለይ ብ ፍቅሪ !
    ደብረ ጽዮን ቃል ኪዳን ይኹነኒ ከይርስዓክስ ማዕበል ከይወስደኒ።
    ደብረ ጽዮን ቃል ኪዳን ይኹነኒ ከይርስዓክስ ማዕበል ከይወስደኒ።
    ኣሕዋተይ ቃል ኪዳን ይኹነና ከይንርስዓስ ማዕበል ከይወስደና።
    =============================
    ዝማሬ መላክቲ ይስማልና 🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙
    writing by yodi ❤

  • @ydidyasz6696
    @ydidyasz6696 หลายเดือนก่อน +14

    ❤ ኢዮሩሳሌመይ❤
    ኢዮሩሳሌመይ ቃል ኪዳን ይኹነኒ
    ከይርስዓክስ ማዕበል ከይወስደኒ(2)
    ዘይለምለመት ሸኻ ማይ ህይወት ጎደና
    ፈውሲ ነብሲ ኢየሱስ ኢኻ ሰላምና
    ክሳብ ሎሚ ዝነበርናዮ ብህይወት
    ኣብ ኢድካ'ዩ ኣብ ሕቁፎኻ ብምሕረት
    ኣማኑኤል ቃል ኪዳን ይኹነኒ
    ከይርስዓካስ ማዕበል ከይወስደኒ
    ኣማኑኤል ቃል ኪዳን ይኹነና
    ከይንርስዖ ማዕበል ከይወስደና
    ዘይትርብርብ ምሕረት ንደቃ ዘልኣለም
    ዘይትቅምስል ዕምበባ ሓጎስ ናይ ሰላም
    ቆይመለኹ ብናትኪ ጸሎት ደው ኢለ
    ኣብ ደምበኺ ኣብ ኣጸድኪ'ውን ኣጽሊለ
    ድንግል ማርያም ቃል ኪዳን ይኹነኒ
    ከይርስዓክስ ማዕበል ከይወስደኒ
    ድንግል ማርያም ቃል ኪዳን ይኹነና
    ከይንርስዓ ማዕበል ከይወስደና
    ርስቲ ኣቦታት ጎደና ሓቂ ናይ ሓጎስ
    መግቢ ኣእምሮ ፍልጠት ናይ ስጋ ናይ መንፈስ
    ኣለኹልኪ ክሳብ ዘለኹ ነቂሐ
    ኣብ ኣጸድኪ ኣብ ደምበኺ'ውን ኮሪዐ
    ተዋህዶ ቃል ኪዳን ይኹነኒ
    ከይርስዓክስ ማዕበል ከይወስደኒ
    ተዋህዶ ቃል ኪዳን ይኹነና
    ከይንርስዓ ማዕበል ከይወስደና
    ዘዕበኽኒ ዝመልመልክኒ ወላዲት
    ናይ ህይወተይ መበቆል ኢኺ ሰራቲት
    መጺአ ኣለኹ ከገልግለኪ ብኽብሪ
    ሰስይለይ ዕበይለይ ብፍቅሪ
    ደብረ ጽዮን ቃል ኪዳን ይኹነኒ
    ከይርስዓክስ ማዕበል ከይወስደኒ(2)
    ኣሕዋተይ ቃል ኪዳን ይኹነና
    ከይንርስዓስ ማዕበል ከይወስደና(2)

    • @mimzidk
      @mimzidk หลายเดือนก่อน +1

      Thank you for the gitmi❤❤❤❤

  • @Berhanekiflu3065
    @Berhanekiflu3065 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽት የስማኣልና ምሕረት ሉኡል እግዚኣብሔር በረከት ኣማላድነት ቅድስተ ቅድሳን ድንግል ማርያም ምስ ኩልና ይኩን ኣሜን ብርሃንኩም እንዳ በርሄ ይንበር ኣሜን

  • @AronGhebrehiwet-y1m
    @AronGhebrehiwet-y1m หลายเดือนก่อน +6

    ኣሕ ንደቂ ማሕበረይ ኣዘኪርኩሙኒ ደብረ ገነት ኪዳነ ምህረት ሰምበል 27 ዙር ንሳዋ ክንወርድ ከለና ናይ ሕብረት መዝሙር ዘሚርናያ ኔርና። ዝማሬ መላእክ የስመዓልና።

  • @2BriezDwomen
    @2BriezDwomen หลายเดือนก่อน +3

    ተዋህዶ ቃል ኪዳን ይኩነኒ ከይርስዓኪ ማዕበል ከይወስደኒ ዘዕበክኒ ዝመልመልክኒ ወላዲት ናይ ሂወተይ መበቆል ኢኪ ሰራቲት መጽየ ኣለኩ ከገልግለኪ ብክብሪ ❤❤❤❤ በረከት ኣምላክ ክበዝሓልካ ኮሎ ከምዚ እዩ። መሊእካ ትምስክር ተባረኩ ❤❤❤❤❤

  • @Godolyas657
    @Godolyas657 หลายเดือนก่อน +6

    😢ነፍቅሮ ቤት ኣቦና😢 ዝዓበናሉ ቅዱስ ስፍራ😢 ከምዚ ህጂ ከይተከፋፈልና ዘሓለፍናዮ ሙቁር ናይ ኣገልግሎት ግዜ😢 ምስ ነፍቅራ ህያብና ድንግል ማርያም 😢ኩሉ ዘኪረ ዳ ነባዕኩ እየ ዝጽሕፍ ዘለኩ።😢 ኣብ ቤቱ ይንብርኩም ካብ ሃዳናይ ዲያብሎስ እግዚኣብሄር ይከልልኩም።❤❤😢😢

  • @tirhasaraya3274
    @tirhasaraya3274 หลายเดือนก่อน +3

    Asey kndey des ybl ❤
    Kulu mezmuratkum
    ከምዚኣ ህድእ ዝበል አንተ ዝኸውን ሰናይ ነይሩ ኣሕዋት

  • @LuwamHagos-q7y
    @LuwamHagos-q7y หลายเดือนก่อน +2

    Aseyyyy berukey ጸጋ በረኸታ ይሕደረና ደስ ዝብል ዝማሬ ኣብ ሕቁፍኣ ተንብረልና ❤❤

  • @solomonaraya5720
    @solomonaraya5720 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ.ንፉዓት ኣምላክ.ምሳኩም.ይኩን.ደብረቢዘን ናይ ቁዱሳን ቦታ❤❤❤❤ኣሜን.ኣሜንኣሜን

  • @Azahel-media
    @Azahel-media หลายเดือนก่อน +2

    ተባረኹ ብሩኻት ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ጸግኡ የብዘሓልኩም ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @WrettwttSsrtttry
    @WrettwttSsrtttry หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክት የስመዐልና ፀለትኩም ኣይፍለየና።ኦ እግዛኣብሄር ኣምላክይ ሓሳብ ልብና ኣሳሚርካ ስደትና እሕፂርካ ናብ ንስሃ ኣብቃዓና ኣሜን።

  • @YoditMulugeta-je9fc
    @YoditMulugeta-je9fc หลายเดือนก่อน +2

    Aasyyyyy Eillllllllllllllllll Zmare Melaekt Yesmealin Yehwat kultkumu tsega yebizehalukumu fetari Nay Aageligulot zemen yabarkelkkumu Egziabhier ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Esat-k7u
    @Esat-k7u หลายเดือนก่อน +2

    ኢየሩሳሌመይ ቃል ኪዳን ይኹነኒ ከይርስዓኪ ማዕበል ከይወስደኒ ... ክጽበያ ዝቐነኹ ናይ ቁልዕነተይ መዝሙር ... ተባረኹ ዞም ኣሕዋተይ ዝማሬ መላእክት የስምዓና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፈጣሪ ❤❤❤

  • @businessforvalue
    @businessforvalue หลายเดือนก่อน +2

    ዕልልልልልልልልልልል ደቂ እመ ብርሃነይ ጽዮንና ምሳኹም ትኹን
    ፥ዘይትርብርብ ምሕረት ንደቃ ዘልኣለም

  • @sulamtise
    @sulamtise หลายเดือนก่อน +2

    ዝማሬ መላዕክትን ያሰማልን የተዋዶ መብራቶች ዘመናችሁ ይባረክ ወላዲተ አምላክ ሞገስ ትሁናችሁ💚💛❤🙏

  • @FevenAmanuel-h6r
    @FevenAmanuel-h6r หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤❤😢😢 Ufffff blbi zfetwa mezmur enda nebaeku wedieya deqi እመብርሃነይ zmarie melaekt yesmalna ftwatey

  • @shewitmeasho2985
    @shewitmeasho2985 หลายเดือนก่อน +2

    እልልልልል እልልልልልልል እልልልልልልልል ዝማረ መላኢክቲ የስመዓልና እመ ብርሃን ብቃኪዳና ትሓልወና ❤❤❤❤

  • @Ruhma-e2d
    @Ruhma-e2d หลายเดือนก่อน +1

    እደት እደምታምሩ ጌታን ዘመናቺሁ ይባረክ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AngesomMesfin
    @AngesomMesfin หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ዝማረ መላእኽቲ የስመዓልና❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ፍቕሪክርስቶስ
    @ፍቕሪክርስቶስ หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይይ ደቂ እቲ ልዑል ኣምላኽ ደቂ እመ ብርሃን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና፡ ከምዚ ክትዝምሩስ ኣምላኽ ይሕጎስ፡ ንሕናውን ንሕጎስ፡ ምኽንያቱ ኣምላኽ ንዝሃባ ክብሪ ኣዴና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ስለዘክበርኩማ፡
    ክቡራት ዘመኑ ከፊኡ ስለዘሎ ግጥሚ ይኹን ዜማ ንዝህበኩም ጥንቅቕ ደኣ በሉ፡
    ኣምላኽ ዘመን ኣገልግሎትኩም ክባርኽ ቅዱስ ፍቓዱ ይኹን

  • @TuTt-ey1sv
    @TuTt-ey1sv หลายเดือนก่อน +1

    ጸግኡ የብዘሐልኩም ብሃንቀውታ እናተጸበኩ እየ ቀልጢፍኩም ለኣኩልና

  • @TsigeYigzaw
    @TsigeYigzaw หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melakti yesmalna tsbuqat yehwatey edmdn tienan yhabkum fetari ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @HannahKbrom
    @HannahKbrom หลายเดือนก่อน +2

    Zemare melaikti yesmeialna 🙏🙏❤️

  • @Churawegahtaa
    @Churawegahtaa หลายเดือนก่อน +7

    ነቶም ብዝተፈላየ ምክንያት ካብ ኣገልግሎት ርሒቕና ዘለና ጎይታ ንምለሰሉ ግዜ ይሕጽረልና ነቶም ኣብ ኣገልግሎት ዘለኩም ኣምላክ ጸጋን በረከትን ይብዝሓልኩም

  • @ZemariRobelHagosOfficialTube
    @ZemariRobelHagosOfficialTube หลายเดือนก่อน +3

    Welcome bluxat nay aboy brukat GBY

  • @wediqeshi-l3g
    @wediqeshi-l3g หลายเดือนก่อน +1

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዓልና

  • @IbelongtoJesus123
    @IbelongtoJesus123 หลายเดือนก่อน +1

    Tebareku fqurat zmare melakti yesmalna, Goyta eyesus azizu ybarkum 🙏🏾💜

  • @weldeabsolomon5741
    @weldeabsolomon5741 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን! ዝማረ መላእኽቲ የስምዓልና! እግዚኣብሄር ጸጋኡ የብዝሓልኩም! 🙏🏻🙏🏻🙏🏻👍👍👍❤️❤️❤️

  • @S-a-m-r-a-w-i-hiwetey
    @S-a-m-r-a-w-i-hiwetey 14 วันที่ผ่านมา +1

    Zimare melaekt yesmealna xegakum yebzah❤️👏🏽👏🏽

  • @businessforvalue
    @businessforvalue หลายเดือนก่อน +4

    Rsti abotata godona haqi nay hogoas
    Megbi yemro fletet nai sga nai menfes.
    I have no words to express this job msgana tray eyu eti mesli mo degagime xion msakum tukun keep this journey

  • @Temesghen.
    @Temesghen. หลายเดือนก่อน +2

    I cried so hard listening to this beautiful memzmur❤️❤️Goyta burikik yebilukum fukuratey❤️❤️❤️

  • @Temesghen.
    @Temesghen. หลายเดือนก่อน +1

    This memzur brought tears to my eyes❤️❤️❤️debre Genet Kidanemihiret adey ❤️❤️❤️❤️

  • @maazaaraya8776
    @maazaaraya8776 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🤲🤲🤲❤❤❤❤🌿🍀🌻🌾💐🌹🌿🍀🌻🌾💐🌹🌿🍀🌻🌾💐🌹

  • @YanaswediTesfay
    @YanaswediTesfay 7 วันที่ผ่านมา

    Mezamr zimare melaekt yesmealna brothers

  • @fiatentertainment6483
    @fiatentertainment6483 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤AMEN AMEN AMEN MARYAMEYYYY MARYAMEYYYY MARYAMEYYYY MARYAMEYYYY MARYAMEYYYY MARYAMEYYYY ❤❤❤❤❤❤

  • @misganadesta498
    @misganadesta498 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልል 🙏ደቂ ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ተባረኩ እግዚኣብሄር አምላክ ፀጐኡ የብዝሓልኩም 🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @GonderLove
    @GonderLove หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን ዝማሬ መላክ ያሰማልን ያገልግሎት ዘመናችሁን ያርዝምልን

  • @arsemaberhane871
    @arsemaberhane871 หลายเดือนก่อน +1

    Amanuel kalkidan ukuneni keyrsaka maebel keywesdeni❤❤❤❤❤

  • @BietuKesete
    @BietuKesete หลายเดือนก่อน

    Zmare melaeikti yesmalna kburat ahwatna ab betu yenbrkum fetari🙏🙏🙏

  • @EtbRahelzemuy
    @EtbRahelzemuy หลายเดือนก่อน +1

    ኣስይ እልልልል 🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @ConfusedClock-qz5ed
    @ConfusedClock-qz5ed หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለህይወት የስመኣልና ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏👏

  • @hiwetmelake4285
    @hiwetmelake4285 21 วันที่ผ่านมา +2

    Amen 🌻🌻🌻🌻🌻🌻

  • @ezgabiherymesgen214
    @ezgabiherymesgen214 22 วันที่ผ่านมา +1

    Elllllllllllll Ellllllllll Ellllllllll zmare melaekti yesmalna Amen❤❤❤

  • @AwetLove-mu9kk
    @AwetLove-mu9kk หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ ኣቤቱ ብፍቅሩ የንብረና ኣሜን ዝማሬ መልኣክቲ የስመዓልና ❤

  • @BerhaneAndom-o8r
    @BerhaneAndom-o8r หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ዝማሬ መልኣኽቲ የስመዐልና አግዚኣብሄር ጸገኡ የብዚሐልኩም ብሩኻት የሕዋትና ❤❤❤

  • @akiaki4783
    @akiaki4783 หลายเดือนก่อน +1

    Elllllllllllll Ellllllllllllllllll Elllllllllllllllll🎉 zmare melaeikti yesmealna.

  • @KifleFikre
    @KifleFikre หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen 🙏 🙌 👏 ❤️ ☺️ 😊 🙏 🙌 👏 ❤️ ❤ 🙏 🙌 ❤❤❤❤❤❤

  • @LidyaMussie-ww3jk
    @LidyaMussie-ww3jk หลายเดือนก่อน +1

    Zmarie Melaekti ysmana n sawa nmbgas nzmra zneberna 😢 fluy zkri!!!

  • @MerkebBereket-x4w
    @MerkebBereket-x4w หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melakti ysmealna yehwatey Amen Amen Amen ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mebrahtetesheme5787
    @mebrahtetesheme5787 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Wintbeshir
    @Wintbeshir หลายเดือนก่อน

    Elllllll elllllll elllllll ❤❤❤❤ edmen tienan yhabka fetari hawey natey nay agolglot zemenka ybarek

  • @supperhappy8943
    @supperhappy8943 หลายเดือนก่อน +1

    ኤልልልልልልል❤❤❤🙏🙏🙏

  • @ArsemaAkliluarsu
    @ArsemaAkliluarsu หลายเดือนก่อน

    🎉ተባረኹ ደስ ዘብል ዝማሬ ማለእክት የስምዓልና

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 หลายเดือนก่อน

    Qale hiwet yesmalna 🙏🙏🙏❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @AdiyamTeweldebirhan
    @AdiyamTeweldebirhan หลายเดือนก่อน +1

    Egziabihar nay zeben agolgulotkum ybarkelkum ❤❤❤❤❤❤elllllllllllll elllllllllllll elllllllllllll nzelalem abtu yexnakum

  • @FacheTube1221
    @FacheTube1221 หลายเดือนก่อน

    ተባረኹ፡ ኣምላኽ ሕይወትኩም ይባርኽ።

  • @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ
    @ቃንዛኣለኒቃንዛህዝበ-ወ1አ หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይ ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ደቂ ተዋህዶ❤

  • @senumekeret4109
    @senumekeret4109 หลายเดือนก่อน +1

    Elelel elelel elelel elelel tsege yebzhalkum tebareku ❤❤❤

  • @Ostirch
    @Ostirch หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና

  • @SenaitMengisteab
    @SenaitMengisteab หลายเดือนก่อน +1

    zmare melekti yesmaalna kuburat yehwat❤❤❤❤❤❤❤elllllllllllllllllllllll 🙏🙏🙏

  • @RobelZeriet
    @RobelZeriet หลายเดือนก่อน

    ዝማረ ማላእክቲ የስምዓልና አብ ቤቱ የጽንዕኩም የጽንዓና መድሃኔ አለም

  • @FebuA
    @FebuA หลายเดือนก่อน

    Asey elllll amlk admkum yebark😢❤️🕊👏

  • @YoniLove-i6s
    @YoniLove-i6s หลายเดือนก่อน

    Ellllll,asey xbuk,amlak nay agolglot edmekum ybarkelkum

  • @MakiEkubay
    @MakiEkubay หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤ zmarie melakt yasemaln 😇😇😇

  • @ደብረምህረትዘሞጆyouTube
    @ደብረምህረትዘሞጆyouTube หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልልልልል አጥንት የሚያለመልም ዝማሬ መላእክት ያሠማልን በርቱልን ደሰ ሰትሉ እግዚአብሔር አንድነታችንን ይመልሰልን

  • @kisanetkisanet-c1p
    @kisanetkisanet-c1p หลายเดือนก่อน +1

    Elllllllllll Zmarie melakti ysmalna kuburat yhiwat

  • @Nebirm
    @Nebirm หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላእክት የስምዓልና🙏♥♥♥

  • @askalutesfazgi4535
    @askalutesfazgi4535 หลายเดือนก่อน +1

    Egzabher amlak aazizu ybarkum
    Zmare melakti ysmlena

  • @wintaghebriel5857
    @wintaghebriel5857 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ Egziabhier abresi xega xega yeadlkum ..... edmen tenan neakum

  • @lidiamerhawi184
    @lidiamerhawi184 หลายเดือนก่อน

    Aseyyy elllllll zmare melaekti ysemalana brukatey xega ab resi xega yebzhalkum❤❤❤❤

  • @milukfle2233
    @milukfle2233 หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና ❤❤❤

  • @Happiness2233
    @Happiness2233 หลายเดือนก่อน

    Kulom nufat zemerty tebareku, Zemarit Sara tium eyu dmxa, ab nay hermela mezmur tdegm nera...Tebareku 🙏🏼😊

  • @semerehabte6633
    @semerehabte6633 14 วันที่ผ่านมา

    Zemriy Malektiy yesmalna yahwet 🙏🙏🙏 Mariam Asmaraytie yabytena eya dagmy ab beta yabkena

  • @Zemenamanuel
    @Zemenamanuel หลายเดือนก่อน

    Amen 🙏🙏🙏 zmare melaikit yesmalna

  • @FurtunaHadsh
    @FurtunaHadsh หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen qal hiwet ysmalena ❤❤❤❤❤❤

  • @SaraSara-wv8on
    @SaraSara-wv8on หลายเดือนก่อน +1

    እ እሔ ልጂ ታድሶ ይመስለኝ ነበረ😢❤❤❤ግን እወድለታለሁ መዝሙሮቹን ትግረኛ አልችልም ግን ዝብየ ስሠማ ነብሴ ሀሴት ታደርጋለች😢❤❤❤❤

    • @suziteklu8490
      @suziteklu8490 หลายเดือนก่อน +1

      Orthodox ነው❤❤❤

  • @selammehari7218
    @selammehari7218 หลายเดือนก่อน

    Aseyyyyy Ellllllllllllllll Ellllllllllllll Elllllllllllllll ዮርሳለመይ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @LetemickaelYemane
    @LetemickaelYemane หลายเดือนก่อน +1

    Amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @FnanYonas-v6x
    @FnanYonas-v6x หลายเดือนก่อน

    Nebiea zekire debreyyyy efrata nsawa knkeyd qalkidan zatenalu mezmur😢😢😢😢 qal hiwet yesmealna

  • @AbsaraTareke
    @AbsaraTareke หลายเดือนก่อน +1

    Amlak xegu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @amanuel8706
    @amanuel8706 หลายเดือนก่อน

    Luul Egzabiher agolgulotkum ybark !!!!!

  • @yors362
    @yors362 หลายเดือนก่อน

    Amen zmerere melakt yesmalna kburat ahwatey nay agelglot zebenkum amlak ybark ab xelotkum zekuruni kburat ahwatey

  • @tirhasokubay9939
    @tirhasokubay9939 หลายเดือนก่อน

    Elllllllllllllll Ellllllll Elllllllllll zmarey melakti yesmalna amlak nay agelgelot zemenkum ybark.❤❤❤

  • @JohnniGebre
    @JohnniGebre หลายเดือนก่อน +1

    Can't wait❤❤❤

  • @MerkebBereket-x4w
    @MerkebBereket-x4w หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ Ellllll Amen Amen Amen qol hiwet ysmealna yehwatey

  • @tsegagebrehiwet1243
    @tsegagebrehiwet1243 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ xmare melekti yesmaalna kuburat ye ❤❤❤❤❤ hawat elllllllll❤❤❤

  • @NatnaelEfrem-jq8jl
    @NatnaelEfrem-jq8jl หลายเดือนก่อน +1

    Zmare melaekti yesmealna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RakiRaki-cz9sm
    @RakiRaki-cz9sm หลายเดือนก่อน

    Qal hiwet yesmealna kburat yehwateyyy❤❤❤❤❤

  • @TsegaTewelde-u4f
    @TsegaTewelde-u4f หลายเดือนก่อน

    Amen amen amen zemari melakti yesmealna yehwateyyy ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @E_Y_O_R_S_A_L_E_M
    @E_Y_O_R_S_A_L_E_M หลายเดือนก่อน +14

    Fav mezmur! zimare melaekt yesmealna brothers.❤👏

  • @YosanAbreham
    @YosanAbreham หลายเดือนก่อน

    Tebareku fequrat yehwat xegau yebzhalkum fetari ❤❤❤❤

  • @DawitHaftu-ci4rh
    @DawitHaftu-ci4rh 5 วันที่ผ่านมา

    😭😍🥰🤩🥰🥰🥰

  • @Hhhhhhb53
    @Hhhhhhb53 หลายเดือนก่อน

    Zmare melaekt yesmalna ahwat❤❤❤

  • @eldanasamuel2894
    @eldanasamuel2894 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤ kal hiwet yesmalna egzabiher xegu yebzahalkum

  • @fyorihadguhadgu9362
    @fyorihadguhadgu9362 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ zmare melaekti yesmealna ❤❤❤❤❤tebarekuleyyy burukateyy❤❤❤❤

  • @rufta-jv8ep
    @rufta-jv8ep หลายเดือนก่อน

    Zemarie melakti yesmialna qalkidan yekuneni amen 🙏 elellllll ❤❤❤❤

  • @FetiyaSefaMohamed
    @FetiyaSefaMohamed หลายเดือนก่อน

    ዝማሬ መላዕክት ያሰማልን

  • @herutmengsteab6788
    @herutmengsteab6788 หลายเดือนก่อน

    Zimare melakti yesmalna Egzabiher Amlak xegueu zebzhalikim ❤️❤️❤️

  • @freweyniafewerki8089
    @freweyniafewerki8089 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen 👏 👏 👏

  • @Samrawit-z4p
    @Samrawit-z4p หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️🙏🙏🙏 እልልልልልልል!