ብዛዕባ ደቂ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገም ዘለዎም ወለዲ ዝገልጽ ኣኒሜሽን

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ม.ค. 2025
  • "ማእከል ፍልጠት ብዛዕባ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገማት ዝገልጹ ስእላዊ-ታሪኻት ሰሪሑ ኣሎ። ምስ ነፍስወከፍ ስእላዊ-ታሪኽ እውን ህያው-ምስሊ ይርአ። ብኸምዚ መንገዲ ከኣ ትሑት ትምህርቲ ዘለዎም ወለድን መንእሰያትን ነቶም ስእላዊ-ታሪኻት ክሰምዕዎም ይኽእሉ። እዚ ህያው-ምስሊ ብዛዕባ ውሉዳት ናይ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገም ዘለዎም ወለዲ እዩ።
    ብዛዕባ ጸገማት ጥዕና ኣእምሮ ዝምልከቱ ሓበሬታዊ ጽሑፋት መብዛሕትኡ ግዜ ናይ ስደት ወይ ምምዝባል ድሕረ ባይታ ንዘለዎም መንእሰያት ኣዝዮም ዝተሓላለኹ እዮም። ከም ውጽኢቱ ከኣ ጸገማቶም ከየስተብሃሉሉ ክተርፍ ይኽእል እዩ። ብመንገዲ እዞም ስእላዊ-ታሪኻት ከኣ ወሃብቲ ክንክን፣ ነዞም መንእሰያትን ወለድን ብዛዕባ ብብዝሒ ዘጋጥሙ ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገማት ዘለዎም ፍልጠትን ርድኢትን ንምምሕያሽ ዝሕግዞም መሳርሒ ይረኽቡ።
    ንኹሎም ስእላዊ-ታሪኻትን ህያው-ምስሊታትን ኣብዚ ረኣይዎም፡ www.kenniscent..."

ความคิดเห็น •