ዓይነ ስውር ሌባ ፕራንክ... ባጃጅ ኣዳፉኢኒ ኢሉ ጠሊምዎም 😂ዝኣምኖም ሲኢኖም😥
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 7 ก.พ. 2025
- ንፈለማ ግዜ ናይ ፕራንክ መደብና ኣብ dw internation television (ድወት)ሰምበት ጀሚሩ ኣሎ :: ኩሉ ግዜ ሰምበት 9:40 ኣብ dw ቴሌቭዥን ተፀበዩኒ 🥰 ናይዚ ቻነል ቤተሰብ ካብ ልቢ እየ ዘመስግን ሳላኹም እየ ኣብዚ በፂሐ 🙏
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
ፕራንክ
@gereemunentertainment
@yadaprank
#tigray #eritrea #prank #ethiopia
ብጣዕሚ ጽብቅ መደብ እቶም ትጻረፉ ወይ ከምዚ ኣይትግበር ትብሉ ፕራንክ እንታይ ምኳኑ ሰለ ዘይትፈልጥዎ ሱቅ በሉ
ፕራንክ ማለት ንሓደ ሰብ ካብ ሓሳብ ወጻኢ ትገብረሉ እሞ እንታይ ዓይነት ገጸ ባህሪ የንጸባርቅ ኢዩ ስለዚ ጽብቅ መደብ የቅርብ ኣሎ ተኪኢልኩም ተዘናግዑ ኣስተማቅርዎ ተዘይኮኑ ሱቅ ጥዑም ኢዩ ።
የዳ ድማ ናዓካ ፕራንክ ክገብረካየ ዮቲፕ ቻነል ዳኣ የብለይን እምበር ወላ ኣብ ፈይስብከይ ክጥቃዓካየ ተጸበ 😄😆😂😂 🥰from 🇪🇷
Thank you nay libey negirkaley🙏😂
ጎቦዝ፣ፅቡቅ
ንሰብ ሞራሉ ዝሃሲ ኣይትግበሮ ማለትና ኢና ሪኢቶና ንህብ ዘለና እምበር ፕራክ ዳኣ እንታይ ኮይና ዘይንፈለጦ ህውከት😂😂
@@እንዳባጉናዓደይ 😄😆🤣
ብፕራንክ ሞራሉ ዝህሰ ሰብ ተሊዩ ማይ ጨሎት 17 የሕጽቦ ህውከት 😄😆🤣🤣🥰🥰🥰
ያዳ ልዞም ፕራንክ ትገብርዎም ሰባት ግን ዝኩሉ ልቦም ጠፊኡ ጥርሖም ኣይትስደድዎም ዋላ ናይ 100 ካርዲ ሸልምዎም 😢😢😢
eshini
ብሓቂ😢
ብጣዕሚ ማርያምን 😢
አታ ሰብ አይተዳፍኡ ታይ ዓይነት ፕራንኪ እዩ😢😢😢😢😢
ያዳ መሕረረ❤❤😂😂😂😂😂 ተጋሩዋይ አይትስአኑ ዓይኒ ፅላኢኩም ይደፍን❤❤❤
ፍትሒ ን ክብደይ ቆሲለ ብስሓቅ😂😂😂😂😂
ፉቱዋት ጠፊኤ ዝለዝመፀኹ ቪዶታተይ ናብኩሉ ኣይበፅሕን ዘሎ..please ናብ ኩሉ ክበፅሕ share & like ግበሩለይ
Ok
እረ እዚ ትንዕ ምባል ይትረፍካ ዋ የሕዋትና ኣይተሸማቕቆም ክቡር ሓው ብዝተረፈ በርትዕ
ያዳየይ መሕረር ኣትሰንብደም እና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ💜💜🥰🥰
ስላም ያዳ ሓወይ ብጣዕሚ እየም ለሕዝኑካ ማለተይ መሳክን እየም ንስራሕ ናከዱ ናሃለዉ ኣይት ደንግፀም በጃካ ንዓበይቲ ፕራንኪ ኣይትግበር 🙏
ያዳ ዕድሜካ ይንዋሕ ዋ ክሳዕ ዘረባ ዝጠፍኦ ተደናግርዎ😁😁💚💚
ሃሳስ እንታይ ዘስሕሕ ኣለዎ እዚ ህዝቢ እናተሾቑረረ
@@zaebakulu8553 ችዲ
ፈፂሙ ኣይስሕቅን ስርዓት ግበር ንዓበይቲ ሰባት ፕራክ ኣይትግበር
ማርያምን እዝይ ስራዓት ካም ዝሕዝ ክግበር ኣለወ ህዝብና ልባዕሉ ዘየዐረፈ ላሃለየ ኣብዝይ የደግፅወ ኣለዉ😢
ኸምዚ ዓይነት ፕራንክ ምንም ዩ ደስ ዘይብለኒ ቀይር ቀይር ያዳ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Eshini
@@yadaprankጽቡቅ ኣሎ ቀጽሎ
ታይዓይነት ፕራንክ ተደሊ😅😅😅
ዋይ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ደሰ ኣይብልን😏
ሓቂ😢
Waw edmen tana yhabka fetari yada❤❤❤❤❤
እዉይ ከፈተዉካ እዞም ህዝብናሰ ልቦሞ ፃዕዳ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ያዳ ሓወይ መዓረይ ናይ ሎምስ ፕራንክ 🥲💔ናይ ብሓቒ ደንጊፆም ኣህዋተይ መሳኪን🥲🥲
ያዳ ብልቢ እየ ዘድንቅኻ ሓሪፈ ስራሕ እዩ ቅጽሎ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🙏
እንኳዕ ብሰላም መፃካ ያዳዋይ❤እህ ኣሕዋተይ ልቦም ኣውፅካዮም ኮ ያዳ መሕረር ሓደ ዝሞሮሮ ከይረክበካ ሓደ ማዓልቲ😂😂😂
Bravo bro ketslelu tekielka mealti mealti video sded 👍👍👍
ያዳየይ መሕረር😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉
ማዳዋይ ይመችኻስ ጥራኣይእ❤❤❤
ያዳ ሽኮር እንኳዕ ብሰላም መፃኻ🙏❤💛
ያዳ ቀፅለሉ ገራም ፕራንክ ግን እዞም መሳክን የሕዝንን ኣለዉ 😢😊❤❤❤😂😂😂😂😂
ኣይ ሓደ ናይምንባር ዕላምኡ ዝወደአ ከይረኽበካሞ ለኪሙካ ከይጠፍእ😅😅😅
😂😂😂😂
😂😂😂😂 ሓቂ
አረ ያዳ ሓወይ ነቶም ፕራንኽ ትገብሮም ሰባት ዋጋ ኻርዲ ዋላ ሸውዐኣብለሎም😢ዋጋ እቲ ዝድንግፅዎ ዘይኾን😕
ደቂ ሪመይ ከመይ አልኩም ናይ ያዳ አድነቅቲ ላይክ👍👍👍💕💕💕🇨🇳💕🇨🇳🌿🇨🇳🌾💕💕🌿🌾
❤❤❤
Wuyyyyyy zereba tefieni ምንጪ ስሓቅ ዝኮንካ ሰብ 😂😂😂😂
ታእዩ ከሕዝነካ በጃካ እዚ ደስኣይብልን😢
አረስሓቅ ሞቱኹ😂😂😂😂😂😂😂😂
እረ ይመችኹም❤ ይዳ😂😂
Nne I swear to god kem nay yada prank sehike ayfelten ufffffffff😂😂😂😂
ኣታ ሓደ ናብሰብ ትንዕ ኣይትበሉ ካልኣይ ከዓ ምስ መሓዛኩም ስርሑ ሰብ ኣይተሳቕዩ ወይፊልሚ ገይርኩም ንቲ ተመልካቲ ሸውድዎ ካብ ን ዚኦም ተሳቕዩ ዋ ክሕዝኑኻ የዓኺ 😢😢😢😢
መጣቅእይ ዝኮነ ህዝብይ ያደ ጅግና የዳ ጎበዝ ይብል ሓሳዊ ዝከነ ህዝብይ ዓገብ ንበል ዋይ ከምዝይ ገይሩ ንሓወይ ናጋፍአ ተጸንሕንይ ዓይኑ ከውጸኦ ነይረ ኣየ ዋይ😪
🙏
ድሑር😂
@@yadaprank ንዒቐካ ክንድግዛዕ ስብኣይ ትፃረፍ ቻው በል ይመችኻ
@@gamilahgamilah3329 እረ እምበኣር ይፃረፍ ሎ እምበኣር ሚድያ ኣይተረደኦን ገና እዩ ስሒበለኩ ኣነ
ችድ ረሳሕ ዋይ እካ ከብደይ በልእንይ ዝወድይ😢
Resah aybehaln astayet eyu zwehab
@@Haftomteklebrhan መዓረይ ርእክዮም ቶም ኣወደት ከብድካ ይበልእካ ዋይ መምሀሃራ ነገር ዘይገብሩ ህዝብና ኮ ብጭንቀት እዩ ተወጥሩ እንዮ ገና የዕረፍን ቀ
አረ ረሳሕ ኣይባሃልን😮
አረ ብማርያምካ ካምዝይ ከይትሰርሕ ዋይ ልቅርሺ ኢልካስ ካምዝይ ሰባት ተሰብድ 😡😢😢
😢😢😢😢😢😢@@gamilahgamilah3329
ማራ ኣሕዚኑን ማዓረይ🥺
Yada tewnah gerami new
አዚኣ ብትኽኽል ሓገዝ ዝደሊ ክፈርሕ ይከእል መምሃሪ ነገር ኣይመስለንን 🤗🤕
አረ ይመችኻ😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂ስርቂ እዩ ልኾን ሸዋል ያ😂😂😂😂😂
ታይ ካስሕቅ እዝይ አሕዝንን አለሰ እፍፍፍፍ😢😢😢😢
ሃምና ለማዓቲ ስሒቀ ኣይፈልጥይ😂😂😂😂😂😂😂
ትክአል ኢካ
ዘስሓቀኒ ናይዚ መጨረሻ ወዲ ለያዉ ምካንኩም ፈሊጠኩም እየያ😂😂😂😂
😂😂😂😂😂yada tifile eka
ኣይ መሕርር😂😂😂
ብጣዓሚ ክሕዙኑካ ዞም ብራክ ዝገበሮም ልምንታይ ልዞም መሳክን መሪፅካ እስቲ ህድህድ ገለ ዙኮኑ ብራክ ገበሮም አቡኡ ክጥፉኡካ እዮም ሓወይ ተትኮን አብዚአ ብራክ ተትገብሮ ክልተ አስናንካ መምለቀልካ ኔሩ
ኤህ ያዳ 🤣🤣🤣 ታይ ገበርኩም ማሳክን😢
Appreciate 😂😂😂😂😂👍👍👍👍❤❤
በይዛኹም ልህዝብና ዘደናግፅ ፕራንክ ግደፉ ኣነ ብጣዕሚ እዮም ዘሕዝኑኒ
ያዳ መሕረር 😂ጨጎሮኣም ኮ ልሒፅካዮም ካሕዝንካ😢
ጺብቅቲ ፕራንክ ነራ ጊን አታ በትሪ ንይ ዓይኒ ሱዉር ሓጺራ
ያ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ግደፍ ተኮነ ውንዐመናእሰይ😢
እረ ይመችካ ያዳ 😂😂😂😂
ያዳ መሕረር 😁😁😁♥️
ማሪያምን ኣሕዝነምኒ🤔❤
Bejaka eileka nseb zeshk zeznanu NSEB AYTECHENK way
ኣይ ያዳ መሕርር❤😂😂😂😂
ያዳ ተሪአዮ ሳሓቅ እየ ዝሞት😂😂😂
😂🙏
ዋይ ህዝብና ዘፍርሕ ፕራንኽ ኣይትስሩሑ እንታይ ዝገበሩ ሰባት እዮም😢
Ape apepe kkkkkkkk 😂😂😂 that's why I like this channel 😂😂😂😂
🙏❤
😅😅😂😂😂❤❤❤
ያዳዋ ክፈትየካ❤😂😂
❤ያዳ መሕረር😂😂😂
እቲ በራሕ ሰብኣይ ኣሕዚኑኒ
ሽረ ይመስል ትዓዲግን ሓቀይ
Yada qexlo zarkey
ክክክክ😂😂😂😂
ዙናመጀመርያ ኣሒዚንኒ😢😊
በራሕ ኮንካስ ትሰርቅያ 🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Way yada mehrer 😂😂😂
ንዓበይ ፕራክ ኣትግበር 🥺
from Eyasu Electrician... 😂😂😂
😂 ma bro
Gena keyreakwo sihike 😂😂😂
😂❤
ኣየ ያዳ እንታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ😮
Ymech yada ❤❤😂
ጾይመ ኢየ ዘለኹ 😅😅😅😅😅
😂😂😂😂😂😂😂😂😂 እንታይ እዚ ፌስታል ያ
b dikette eba aytchewtui😢
❤❤❤
ዬዳ ቅተለኒ ማርያምን ብሳሓቅ ክንደይ አቁሑ ማዳም ሰይረ ይመስለኻ😂😂😂
ዘረባ ጠፊእዎ
ሰብ መርርዎ እዩ ድነኦ የታዳናግፅዎም
ብራኪ ኣቦ😂
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂ፕራንክ ዘይተሳቅቅ ፍትሕ ኣብላ ተስሕቅ።ገራማ ኣይድያ።😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
🎉🎉❤❤❤❤
ኣታ ህዝብና ኣይተሰቅቁዎ ልቅርሽኩም ክትብሉስ ኣይድብረኩሙን ድዩ
Yada mehrer😂😂😂
እረረረ ሰብ ናብራ እናዳፍኦስ👉 ናብ ጭንቂ አይተእትውዎ ያዳ
ያዳ መሕረር😂😂
ብኣካል ረኪብካ ዝኮነ ሽልሞ ቭድዮ ስሪሕካ ይቅሬታ በሎ በስማኣም ሓመድ ትብለዐኒ😢😢😢😢
ተገልበጥ ያኪ😅😅
ጥእይ መሃርይ ስራሕ ስራሕ ተዘየለ ህዝብና ኣይተጋፍዕ ዋይ መን እካ ንስካ ልባእሉ ጨንቅዎ ዘሎ ህዝብይ ጭንቅይ ኣይትወስከሉ ቅርሽይ ክትኣርይ ህዝብና ኣይተጋፍእ ደደብ ከብድካ ይበልእካ ዘም ኣስብእት ኣሕዋተይ😢
❤❤❤❤❤
ትንዕ ኣይትበሎም ፕሊስ ዋ 😢
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኤድ ያዳ መሕረር🤣🤣🤣
😃😃😃😃😃
Kemzia ayrkebuka eyu zebl😅
ያዳዋይ በጃካባ ንወዲ ባቡ ፕራክ ግበረለይ😂❤
eshi
😂😂👌
😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😭
ሰላም አብመላእ ዓለም ትርኩቦ እሕዋተይ አብ ዞሎኽምዎ አምላኽ ሰላምን ራህዋን ይሃብኩም ❤@ሳብስክራይብ ሓጉዙኒ