ንጋሻ ፀብሕና ወዲእኻዮ - ንድምፃዊ ጆን ሃፍቱ (ለሚደ) ምስ ወድሮሚጥ ኮይነ ፕራንክ ገይረዮ 😂
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 31 ม.ค. 2025
- ዘይሓልፍ ፀገም የለን ሞ ን ደቃይቅ ፀገማትኩም ረሲዕኹም ክትዘናጉዕልናን ክትስሕቁልናን ንደሊ @Yada tube subscribe
@gereemunentertainment
New Tigrgna music,Eritrean movie,Eritrean comedy,New eritrean music 2022,wedi shuk,yonas minus,Neshnesh tv,tigray media house,መዘንግዕ ካሜራ,ፕራንክ,zeriabruk weeding,habesha weeding,gere emun,enda thsh
@gereemunentertainment
#tigray
#eritrea
ፕራንክ
ሰላም ፉቱዋት ጠፊኤ ስለዝነበርኩ ቪዶታተይ ናብ ኩሉ ኣይበፅሕን ዘሎ please share , like ብምግባር ናብ ኩሉ ክበፅሕ ሓግዙኒ 🙏🙏🙏
አረ ያዳ ትፈለ ኢኻ ብሮየ ይመችኻ እስከ ፍትሕ ኣቢልካኒ። ኩሎኻ ሳፕስክራይብ ግበር ዝገበርካ ብላይክ ኣርኤኒ👍
Thank you bro 🙏
ከምዚኣ ዓይት ፕራንክ የላን ብኡነት ትዕግስቲ ናይዚ ወዲ ግን ናይብሓቂ ትግራዋይ ❤❤
ትግራዋይ ማለት ፍቕሪ ማለት እዩ ❤❤❤❤ ዓይኒ ፅላኢኹም ድፍን ይበል.🌹🌹🌹
Amen Amen 🙏🙏
ኣሜን (3)❤❤❤
ኣብ ቀፃሊ ሳርፕራይዝ ይግበሮ ትብሉ ላይክ ግበሩ ኣቦ ዓቅሊ❤😢ንጆን
❤❤❤❤❤❤❤❤
ተጋሩ ኣሕዎተይ ፅቡቅ መደብን ኣዛናጊዒን እየ ዘለዎ 100'000ነብፃሓዬ❤🎉
thank you🙏
ግድን🥰🥰
ናይ ጆን ትዕግስቱ ተዘየድነቕክዎ ኣይሓልፍን❤❤❤
🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ከማይ ዝሓፈረ ኣሎዶ 🙆♀️🤦♀️እስከ👍ግን ትዕግስቲ ኣቤትትት ❤❤❤🎉🎉እና ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤🎉🎉🎉🎉🎉
ንጆን ደሞ ትዕግስቱ ከየድነቅካ ምሕላፍ ኣይከኣልን ኣቦ ዓቅሊ🙏❤️❤️❤️
እወ ብጣዕሚ 😍
የልጁ ትግስት ዋው 👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ትግራዋይ ❤️❤️❤️❤️
አረ ደስ አይብል እዝስ አብ ምግቢ በስምአም ኢልካ እዩ ዝብላዕ
ፆም ዶ አይኮነን እዩ ሕዪ ድውለት ዶ ክትፎ ትብሉ አረ በስምአም
ውይ በይዛኻ ድኣነ ፀላእኻ ይሳቐቕ ኻብደይ በሉዑኒ😢
ዋየ ኣነ ዝገበርኩ ኣይስሓቅ ኣይብኪያት ኩሉ ተሓዋዊሱኒ 😢😂😂😂😂ይመችኩም ግን ❤❤❤❤❤
😂😂😂😥😥😥
ያዳየይ ትፍለ ኢካ ምጪ ሰሓቀይ ተሎተሎ ልቀቀልና❤ተጋሩዋይ ሰሓኩም ብዝሕሕ ይበል ደስ ክትብሉ❤❤❤❤❤
እሺ ድሕር ሕዚ ኣይጠፍእን እየ
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
@@Nebu1619 እሺ ነቡዋይ ነዓይውን ግበርለይ
ጆነይ አቦ ዓቅሊ አይሳሒቅ አይሓዘን ሕውስውስ ኢሉኒ አነ ከክድኡ 😂😂😂😂ያዲ ታሪከኞ😂😂😂ናዓካን ንስድራካን ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ ዳተጎስኩም ንበሩ ማዓራተይ❤❤😂
ዋይዋይ ኣነ ክበክይ ኤ እእ ኣሕዝኑኒ ጆን😢ኣብዛ ይቅርታ part ማ ርኣይዎ ዝ ሽኮር ወዲ ❤❤❤ ወድዛ ሽኮር🎉🎉😂😂
ኣነስ ፕራንክ ምዃኑ ላፈለጡኩ ተሰቂቀ ማርያምን😢 ምርጋምካ ታይ ትረኽብ ከምዚታት ፅቡቅ ኣይኮነን።
😂😂😂🙏
ጆንዬ ጠባየይ ሰናይ ክፈትወካ ❤❤ ወዲ ረምጢ ግን ብራክ መካኑ ለፈለጥስ ይሰከፍ ኣሎ የኔ መልካም 💋💓💓
በእውነት ብጣዕሚ ትሕተኛ ትዕግስቱ
በጣዕሚ ትዕግሰተኛ ወዲ በሓቂ ጆንየ በጣዕሚ ተገሪመ ብትዕግስትኻ እንኻዕ አነ አይመኾንኩ😅😅😅
ዉይ የኔ ኣባት መሬትኮ ፀብባቶ❤❤❤😅😅😢
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
ጎይታዋይ ጆን ኣሕዚኑኒ 😢😢😢ኣቦ ትዕግስቲ❤❤❤
😊
ማዓረይ ይበል ትዕግስቲ ከብደይ በሊዑኒ 😥♥️♥️❤️
Gn si kabey eka temtso tu brank way gerami nafeletnas brank mukanus afrihuna ko moytu way❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ክክክክክክ ብሓቂ ናስሓቕኩም የንብርኩም ክምቸውካ ዋይ ተመስገን 🌹🌹🌹 ብኡኹብኩም ንበሩ ኣሕዋት
ዋይ ትዕግስቲ ግን ዝወዲ ትዓዲልካ ❤❤❤
ኸክንድኡ ኣነ ሓፍረ በስመአብ ዘለዎ ዓቅሊ ታዓዲሉ ግን ባሓቂ ምሕፈሪ ብራክ እዩ ❤ ❤❤
Wayeee ብሕፍረት ሞይተ ወላዲተይ ክክክክ ምስኪን ጆን ዝረኸቦ ጸገም 🤣🤣🤣🤣❤️❤️❤️❤️❤️❤️
አተየ ዋላ ፓረከ ነሃለወስ ሓፊረ አሓሊፈ ሪአዮ ገን ዓቀሊ❤❤❤❤ አሐዚነኒ ገና😢❤❤❤
😂😂😂😂😂😂😂😂😂WaY Akli Ata Jonle Zom Agaysh Le Ymochiyom❤❤❤❤❤ Yada Na Wedi Romit Seb Kteebdu Ekum Gn Tkelu Ekum❤❤❤❤❤❤❤❤ktsllu
ጆን ሓዘይ ኣሕዝኑን ክንድኣፎም ጭንቅ እልን❤ ስሓቅኹም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ክንዳኣፎም ብጣዕም ተጨንቅ ግን😢😊
ዋይ ኣታ ኣነስ ሓፊረ😂😂😂 ይመችካግን ብሓቂ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
ዋዉ ብጣዓሚ ፅብቅቲ ግን ሕፈረት ተሰሚዒኒ ጎበዝ ቀፅለሉ 😂😂😂😂😂
Thank you🙏
ብስማኣም ድኖሆዎ ዓቅል እዝ ሓውና ትባረክ❤❤❤❤❤❤❤
ብጥዓሚ 😊🙏
ማርያምን መሊአ ከይሪአ ተሰኪፈ ብጣዕሚ ዋይይይይይይ ከምዚ አብገዛይ መሲሉኒ 😂😂😂😂😂😂😂😂
ዋ እቲ ዓቕሉ ግን ተዓዲሉ እዩ 👑🔗♥
እዋይ ኣምላክ ኣቦይ ከክንዱኡ ኣነ ተጨኒቀ ወዲ ሮሚጥ ምስ ያዳ ተማሻጥርካስ ነዚ ጅግና ድምፃዊ ጆን ኘራክ ጌርኩምዎ ዳሓን ግን ያዳ ፍቅር ዓበይቶምን ንእሽተዮምን ወዲእኻዮም ተጋሩዋይ ኘራክ ከይትኮኑ እንተደሊኹም ያዳ እልኩም ዩቱብ ተኸታተሉዎ ያዳ ፍቅር ቀፅለሉ❤❤❤
😂😂😂😂😂
Ere yada 😂😂tkel eka bdenbi tewedeom neruka bcha fetyeyo eye ❤❤❤
😂🙏
ያዳ ምንጪ ሓጎሰና ኢኻ ቀፅለሉ በጃኻ ወዲ ሮሚጥ ጆን ጀጋኑና ክብሪ ንዓኹም ተጋሩዋይ ፅሩያት ፍጥረት🙏❤💛
ያዳ ሽኾር ዋው ዝገርም ፕራንክ😂😂😂😂👌♥️♥️♥️♥️
thank you🙏
ኣብ መወዳእታ ካሜራ ብጣዕሚ ተንቀሳቒሱ
ERITREA KING 🤴 YOU OK 🤴 🇪🇷
ያዳየ ኣነስ ብሰሃቅ ኢኻ ትቀትለን 😀♥️
እዋይ ኣነ ሓፊረ ያዳ መሕረር 😀😀
ያዳ ኣብዚ ቀረባ እዋን ተምፀኦ ዘለኻ መዘንግዕ ካሜራ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ኣዝዩ መሳጢ ቀፅለሉ ። መዘንግዕ ካሜራ ማለት ልክዕ ከምዚ ናትካ ስራሕ እዩ ። ካብዚ ብዝበለፀ ከም ትሰርሕ ድማ በዓል ሙሉእ እምነት እየ ። ቅድሚ ገለ ኣዋርሓት ነቂፈካ ነይረ :ሕጂ ፅቡቅ ለውጢ ገይርካ ብዝበለፀ ስራሕ ምምፃእኻ ኣድኒቀካ ። great job keep doing up brother❤
Thank you! Binatkum nekefeta ni dgafn eye abzi betshe yekenyeley
ኦ my god ፀላእየይ ትሕቲ መሬት ይእቶ ብሕፍረት ብልብላዕስ ሰብ ክሸማቐቕ ከሕፍር😮
ጆን ሽኮር ጎይታ ጠባይ አጆኻ።
ያዳዋይይይይይ መሕረር❤❤❤😂😂😂😂 ከብደይ ብሰሓቅ ቆሲለ ማርያምን ምንጪ ሰሓቀይ ኢኻ ዋ ኣይትደንጉየና😊❤
Eshini😊
ማርያምን brank ሙኻኑ ናፈለጥኩስ ሓፊረ 😁
ንየዎም ዓቕሊ ግን 😊❤
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
ዋላ ኣነ ሓፍር😮😮😮❤
ኣየ ተጋሩዋ ፅሓይጎፆም❤❤❤❤❤ ናስሓኹም ንቦሩለይ❤❤❤❤❤
Mskinay ane wetsia ked nere eye🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ውይይይ ጆን ሓወይ ፀላኢካ ይሳቀቅ😢🤣
በሰማአም ከሕዝነካ ማዓራይ 😢😢😢😢😢
ያሬድ ቀፅለሉ
ህዝብና ይስሓቕ👏
አረ ብማርያም ኣክሱም ስነስርዓት ዘለዎ ፕራክ ግበሩ😢😢😢😢
Woww jon ተፈጥራዊ ትዕድልቲ ተዕግስትካ ኣድኒቀልካ ኣለኩ👌👌👌
Yada shikor 😂😂 johni and wedi romit our diamonds
ተሰቂቀን ሓፊረን ሲሒቀን❤❤❤❤
ናይ ትግርኛ ፕራንክ ብጣዕሚ ፈትዮዮ ደስ ባሃሊ
እውይ ትዕግስት ኡፍፍ ብራንክ ምኻኑ ረስዐስ ሓፈርና ወተስከፍና😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
😂🙏
ኤ ፀላእና ሓመድ ይብላዕ ዳርጋ ዘይበልዑ ገርካዮም 😮
ሓፈርና ወተሰከፊና😅😅😅😅😅
😂😂😂
Eza nay tigray prank n beyna ya
Yada hawey natey btaemi eye adnikeka ketsil bravo nay john hawey tegsti i zgerm eyu👌wow 😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤
Thank you😊
ዋይ ጆን ግን ትዕግሰተኛ ድካ ብስማኣም 😂😂😂❤
ዋዉ ገራሚ ፕራንክ ያዳ ሽኮር❤
ዋይ ያዳ መሕረር😂😂😂😂😂😂😂❤
ዋይ ሓፊረ ሞይተ ትዕግስቱ ግን ቀደማይ❤❤❤❤
ሞይተ ብሳሓቅ😂ጆንዋይ ኣሕዝንኒ ብእነት
ደስስስስ በሃሊ ፕራክክክክክክ ኣንቱም ለባማት ይመችኹም
የምር የሚገርም ወንድ ነው ትግስቱ በጣም ደስ ይላል
Ya😊
እዋይ አታዮ ዋላ ፕራክ እናሃለወስ ሐፈረና ያዓውውውውውው
😂😂😂
ሳብስክራይብ ግበረለይ ማዓረይ
😂,😂😂
@@Nebu1619 እሺ
ኣነ ኢደይ ኣእቲወ ኣውፂአ ድውለትካ ተፊአልካ ክከይድ ነይረ መሬት ብገፊሑ ፀቢብዎ ጆነይ መዓረይ😂😂😂😂😢😢
😂😂-😂
አረረረ ሰነ ሰርዓት ዘለዎ ፖራክ ገብረ ዋይ😢😢😢
ማራያምን ናይ ትምልክትካ ሓሰብ😢😢
ዋይ ሕስዳት😢
brak እንደዩ 😂ግን ተሕፀረምዎ ፅቡቅ እዩ
The best one out of all your videos!
ዋይ ከሰሕቀካ ምዓረይ😂🎉❤❤❤
ውይ ቦግ በል ጆነይ ሚስክናይ ጎይታ ፀባይ😍
ብሳሓቅ ቀቲልካና ብሮ😂😂😂😂
ያሰሓቅኹም ንበሩ ኣሕዋትና🙏🥰 ዓቅል ግን ዋው👍💚💚
way bitamiiiii tsiheki thank youuuuu❤❤❤ ketsilelu
😍
እውይ ትዕግስቲ ጀነይ ማዓረይ🥰🥰🥰❤️❤️❤️
ዝግርም ኡዩ ፍልይዝበለተ እያ ይመችኻ
ዋይ ክንድኡ ኣነ ሓፊረ ምስኪናይ ሓወይ😂
ብሓቂ በዚ ፕራንክ ዝብሃል ነገር ሰብ ቅሳነት ስኢኑ.. ትርጉም ዘለዎ ኣይኮነን
እፍፍፍፍፍፍፍ ደቅነይ ማዓረይ ሀዚስስ ኣብ ትግራይ ተዝህሉ እሞ ክሻዕ ዝፀግቡ ተዘብልዖም😢 ካብኡለ ያዳ ሓወይ ከም ሓፍቲካ ክመክረካ ሰራሓካ ምብላዕካ እኻ ዝናኣድ ተኸነ ግን ንክብሮም ዝምጥን ብራንክ ክኾን እንዮዎ ዝሓውይ ካብ ልበይ እዩ ጆን ኣሕዚኑኒ 😢
Eshini haftey mearey
አረ ጆን ሓውና ትዕግስቱ ገሪሙኒ ዋውውው😮 ዳሓር ካአ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ደስ አይብልን ያዳ ሓወይ ክንዶኦም ተሰኪፈ
Eshini🙏
ቀፅለሉ🎉🎉🎉 ደስክብላካ❤❤😅😅
Deki adey meaarey ahhhhhhhhh bahlina tuum sebna halal sukufat ahwatey shikorinatat ufffff ❤
ተጋሩ ማለት ፍቅሪ ማለትእዩ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
😍
ኣሕዚንኒ እፍፍፍ ከሙኡ ስትጐተጉት በር😊❤❤❤
ጆን ብጣዕሚ ኣሕዚኑኒ
እውይ ትዕግስቲ ጀነይ ፁሩይ❤❤
ጆን ሃፍቱ ይበል ፀባይ
100%
ኣየ ትግራዋይ ባሃበ ተረከበ ከምዘይ ይላዓል ዶ ሪኡኩም ጎይታ ዓቅሊ♥️🙏
ፅሩያት ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ፅሩያት
እዋይ ጆንየ ምስክናይ እንኳዕ እዘን ዝበለዐን ዘይተፈአን ቁልጭልጭ ኢሉ ከሕዝነካ😂😂😂😂😂
እኮ
😂😂
ውይ ግን ከሙኡ ፅብቅ ኣይኮነን
ዉይ በኡዉነት ከሕዝነካ ማርያምን ጆነይ😢😢
ያዲቾ መቅሰን❤❤❤❤❤
Ehi kedngxkua mesakin 😂😂eti hade kea tem elu yeblie meskinay ❤❤
ዋይ ያዳ😂😂❤❤❤
አህ ጎታዋይ የቅርታያ ማርያምን በጣዕሚ አሕዘነኒ😢