ምስ ኣደይ ናይ ሓወርያ ሕምባሻ ምሕባሻ😍

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 13 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 438

  • @brandbinientertainment4558
    @brandbinientertainment4558 3 หลายเดือนก่อน +117

    ኣዶስ ዕድመ ይሃባ ኣዶ ዶ,ትምኖ❤🙏💕

    • @FsareEsfff
      @FsareEsfff 3 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ ቢኒየ ❤ኣሜን ዕድመ ይሃባ ፈጣሪ

  • @teklitgerezi6446
    @teklitgerezi6446 3 หลายเดือนก่อน +38

    ምስ ወለድካ ምዋዓል ትዕድልት እዩ አየ ስደት ሕሱም ግን ከየመስገንኪወን ከሓልፍ ዘይደሊ ክብርት ወላድት አብየት ዉሕልና እድ ይባርክ አደይ ክትሰርሕ ከላ ሕባሻ ኮፍ እለ ይርአ ነረ ምስተሰረሐ ደሞ ሓንት ሕዘ ይወፍር ነረ አብየት ተዘክሮ አዛካክርክና ዕድመን ጥዕናን የሀብኪ አምላክ ዘሓፍተይ ሩሑስ በዓል ሀወርያ ይኩንነልኩም 🤲🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @mulukaksay1803
    @mulukaksay1803 3 หลายเดือนก่อน +36

    ድንግል ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ሓፍተይ ማዓረይ ንደዋና ለ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን🙏🙏🙏😍😍😍😍😍😍😍

    • @MarabanaMarabana-v4l
      @MarabanaMarabana-v4l 3 หลายเดือนก่อน

      ደምርለይ ዛ ናተይ😊

    • @SjshRnne
      @SjshRnne 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@MarabanaMarabana-v4l
      L

  • @sabagebru6850
    @sabagebru6850 3 หลายเดือนก่อน +31

    እንኳን አደርሳችሁ እ ማማን ጨምሮ እግዚአብሔር በስላም ይገላግልሽ ድንግል ማርያም በሽልም ታውጣሽ እቅፍ ድግፍ ታርግሽ እህቴ አሜን 🙏🙏🙏❤️💛

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤ ወሓላሉ ኢድ ይባርኽ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 3 หลายเดือนก่อน +15

    አሰይይይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እግዚአብሔር አምላኽ ኢድ ይባሪኽ ኣደዋኒ ዋሓለ ተዓድልኪ እኪ ምስ ዋላድትኪ ህያበይ ግን ናፍቅናዮ ኢኮ😢😢❤❤❤

  • @slamaslama2969
    @slamaslama2969 3 หลายเดือนก่อน +5

    እመብርሃን ተጋላግልኪ ዝሓፍተይ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማዋይ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Sama-ln2bk
    @Sama-ln2bk 2 หลายเดือนก่อน +1

    ድንግል ማርያም ብስላም ትምፃእኪ ❤❤❤❤❤❤

  • @ማርያመይኣዶፍቅሪ
    @ማርያመይኣዶፍቅሪ 3 หลายเดือนก่อน +22

    ኣሰይይይይይ ክንደይ ደስስስስ ክብል እዩ ባህሊ ናይ ወለድና ክንደይ ይጽብቅ
    ኣቤዋይ ድንግል ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ🙏🥰🥰❤❤##

  • @selam801
    @selam801 3 หลายเดือนก่อน +16

    አደዋይ ወሓለ❤
    አቢዬ እመብርሃን ብሰላም ትምጻእኺ😊

  • @Jdjsh-ft1qt
    @Jdjsh-ft1qt 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበየ እድመን ጥዕናን ይሃክን ❤❤❤❤

  • @smirhss4421
    @smirhss4421 2 หลายเดือนก่อน +1

    እስይይይይይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን እድ ይባሪክ ኣደዋኒ ማዓረይ ኣቤየይ ምቅርተይ ድንግል ማርያም ብስላም ተጋላግልኪ❤❤❤❤❤❤❤

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 2 หลายเดือนก่อน +2

    አሰይይይ አደዋይ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ሆሳእናንወዲዳዊት
    @ሆሳእናንወዲዳዊት 3 หลายเดือนก่อน +30

    ኣቡ መጸለሊተይ ግደፊ ዓደይ ኣይተናፍቕኒ ደቂ ሓወይ ኣለዋ ምጽባቐን ንዓኺ ይመስላ::ሓደ ግዜ ንኤርትራውያን ትጻረፍና ኔርክስ ኩርይ ኢለ ነይረ ገዲፈዮ ስለ ዝፈትወኪ ይመስለኒ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኺ::

    • @mohmedmomo1407
      @mohmedmomo1407 3 หลายเดือนก่อน

      ዛ ኮመንትካ 💋💋💋💋💋

    • @sababereket
      @sababereket 3 หลายเดือนก่อน

      Yeah welia Ane Kab qedamya zawretdo video kulu yrio nera kitxrfna mes semakwa garimne 😢 bihaqe Gena xegam yeblun Kab Haji temhari kulu seb ayxrefnu lakimka Astewali Adey mariyam meski tekun

    • @zaidzaidzaid1419
      @zaidzaidzaid1419 3 หลายเดือนก่อน

      ❤❤

    • @Mm-ov7id
      @Mm-ov7id 3 หลายเดือนก่อน

      @@ሆሳእናንወዲዳዊት መዓረይ ዘይኮነ ፁሑፍ አንባበን እየን ዝኮነ ኣይትሓዝለና ካሌኤተይ

    • @AlganeshTekulu
      @AlganeshTekulu 3 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ላይፍ ከላ እዮም ተፃርፎም ኣፃርፎማ እምበር ኣበባስ እንታይ በሃልት ኮይና ናይ ፀርፊ ዕላማ እንተዝህልዋ እንታይ ድኣ ካልእ ማዓልት ዘይደገመት እና ቅም ዘትሕዝ የብሉን ማለተይ እየ ❤❤❤

  • @aragasharagash1540
    @aragasharagash1540 2 หลายเดือนก่อน +2

    ቋቋችሁ ባይገባኝም
    በርቱ የእኔ እናቶች ❤

  • @HgFv-iv9xe
    @HgFv-iv9xe 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዓድኻ ጡሙም ❤ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግለኪ ዛሓፍተይ❤❤

  • @Werknshewerknshe
    @Werknshewerknshe 2 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳን አደረሳችሁ እማዬ እረጅም እድሜና ጤና ይስጥወት ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hgf6568
    @hgf6568 3 หลายเดือนก่อน +3

    አቢተይ ድንግል ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ አዶ ማለት ፍልቲ ፍጥረት

  • @TitTit-m6v
    @TitTit-m6v 3 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ ደስክብል ኣቢዋይ ድንግል ማርያም ብሰላም ትጋላግልኪ ዛሓፍተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤❤

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 3 หลายเดือนก่อน +3

    አሰይይይይ ዋሓለ አደዋይ ኢድ ይባረክ አቢየይ እመብርሃን ብሰላም ትምጸእኪ❤

  • @Sama-ln2bk
    @Sama-ln2bk 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዶ ዶ ትምኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ
    @ኣዶፀጋብርሃንኣዶፀጋብርሃ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣስይይይይይይ
    ንሕናወን ብስላም፡ ምድር ዓደና የርግጽና ኣምላኽ ኣሰይ ደስ ክብል ንስኪውን ብስላም ወልደኪ ይሕቅፍኪ ኣደዋና ድንግል ማርያም ብስላም ብድስታ ይምጻእኪ ብስላም፡ተጋላገሊ ዝያዳይ

  • @merihayle-d5e
    @merihayle-d5e 3 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይይ ዕድመን ይሃብክን ክብርቲ ኣደዋና እመብርሃን ብሰላም ትምጻእኪ ኣቢየይ❤❤❤

  • @ማርያምኣዲጎታይ
    @ማርያምኣዲጎታይ 3 หลายเดือนก่อน +5

    እመብርሃን ብሰላም ትምጻእኪ ኣቢየይ ኣደዋይ እወን ዕደመን ጥዓናን ይሃብኪን❤❤❤😍🥰

  • @GebruHailu-e6r
    @GebruHailu-e6r 3 หลายเดือนก่อน +8

    እንኮዕ ኣብጸሓኩም ንኣኪ ካዓ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ😊

  • @لمتب
    @لمتب 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን አደዋይ አቢየ እመብርሃን ብሰላም ተገላግልኪ🙏🥰💚

  • @Mesi-k16
    @Mesi-k16 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዶ ወለላ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤ደስ ክብል ሕምባሻ 😊እመቤቴ ማርያም ምሳኪ ትኩን ኣበባየይ ምቅርተይ😘😍

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣደዋኒ ዋሓለ ኢድ ይባርክ ክጥዕም ኣብተይ ተአድልኪ ምሰ ኣደዋኪ እመብርሃነለ ብሰላም ትምፃአመኪ

  • @hshshsh5196
    @hshshsh5196 3 หลายเดือนก่อน +6

    ኣነይ ማርያም ካዓ ብስላም ትምፃኣኺ ኣቢየይ❤

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ሓላለይ❤

  • @ZefanZefan-ob5eu
    @ZefanZefan-ob5eu 2 หลายเดือนก่อน +1

    ስላም ሓፍትና ድንግል ማሪያም ብስላም ትምፃኢኪ ጋል ክትወልዲ ኢኪ ኢና ስማ ካዓ ህያብ ብልያ❤

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤አቤዋይ ድንግል ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ አሰይ ክብራተይ❤❤❤

  • @ZafuGery-rr3md
    @ZafuGery-rr3md 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉዉዉዉ ደስ ክብል ማሚተይ ኢድ ይባርክ ናይ ገብረመንፈስ ቁዱስ ፆሎቶም በረከቶም አይፈለክን /ና እና አቢተይ ዶሞ እመብርሃን ብሰላም ትገላግልኪ ዛምበይተይ 🙏❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤❤❤❤❤❤❤🤲💚💚💚❤❤❤❤❤❤🤲

  • @RakiHailu89
    @RakiHailu89 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውው አቢተይ ትዝታ ኣደዋን ነፍሳ ይምሓራ እግዚአብሔር ኣስታውስክን ቆልዑት እናሃለና ለይት ተስኣ ጠስም ጠስማ ቀርባ ተተስአና ነይራ ኣባና ብላዕሊ ጠስም ብበርበረ ይልከይ እዮ ዳሓራይ በረሰካ ሕዝና ንከይድ ነይርና ዝባን ከፍት ንሰብር እሞ ተኣክብና ምማዙትና ንበልዕ ነይርና👌😍❤❤❤❤❤️❤️❤️🕊🕊🕊🕊

  • @tijey8083
    @tijey8083 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤አሰይ ፁሩያት

  • @مظزز
    @مظزز 3 หลายเดือนก่อน +1

    ድንግል ማርያም ብስላም ተጋላልኪ አቤዋይ ንደዋና እድ ይባርክ አበያት ውሕለልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣርሴማጓልእንደርታ
    @ኣርሴማጓልእንደርታ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ብሰላም ክዓ ተጋላገሊ ዛሓፍተይ❤❤❤❤❤

  • @ممنن-ص6خ
    @ممنن-ص6خ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋው ዋሓለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማዘርዋይ 🎉🎉🎉🎉❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏😘😘😘😘👐💘💘💘💘💐💐💐💐

  • @sarbean4827
    @sarbean4827 3 หลายเดือนก่อน +5

    ኣበባ ሸኮር መክበረት ባህላኣ ወዲ እኪ ክትወልዲ ረግፃኛ እዩ❤❤❤❤

  • @AlganeshTekulu
    @AlganeshTekulu 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን
    ብሰላም ትገላግልኪ ኣደይ ማሪያም ዝሓፍተይ 🙏🙏🙏🙏

  • @حياةحياه-و3ت
    @حياةحياه-و3ت 3 หลายเดือนก่อน +1

    ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ ኣቢዋይ ኣደናለ ዕድመ ጥዕና ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @aishaais8070
    @aishaais8070 2 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤ፉሉይ ልዓይንኻ ማራኺ እብር አኩሱማውያን ትዕድልቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SalamSalam-n8e
    @SalamSalam-n8e 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኢድ ይባርኽ አደየ

  • @fgdfddtdft7942
    @fgdfddtdft7942 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉አሰይ ኢድ ይባረክ አደዋይ ይመስላ🎉❤

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋሓለ እኮ ኣብየይ❤❤🎉🎉

  • @khalfeyukulu1221
    @khalfeyukulu1221 3 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይ ኣደኪ ደስ ክብላ ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃበን❤❤❤

  • @Freselemon348
    @Freselemon348 2 หลายเดือนก่อน +2

    Good bless you from Asmara 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @hghgh3701
    @hghgh3701 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይ ዕድመን ይሃብክን ክብርቲ ኣደዋይ ወሓለ❤❤❤❤❤

  • @Eleni-elu5mm
    @Eleni-elu5mm 2 หลายเดือนก่อน +1

    Edmen tena yhabken Amlake ❤

  • @adu1240
    @adu1240 2 หลายเดือนก่อน

    ኣደይ ማርያም ብሰላ ትምፃእኺ ኣቢየ❤

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይይ ናዓኪ ይመስለና ስደት ዘለና ኣቢተይ ሸኾር ዋሓለታት❤❤❤❤❤

  • @Tem560
    @Tem560 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ እዝውተይ

  • @Madina-q1p
    @Madina-q1p 3 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን እንቃዕ የሕብሮ ይብፅሕና🎉❤ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን❤

  • @HabenKesete-tg4ok
    @HabenKesete-tg4ok 3 หลายเดือนก่อน +3

    Waye anes nefqa enbar ademan Tanani yehbike fetrai Mameyyyyy ❤❤❤❤❤

  • @فاطمةعلي-د1س
    @فاطمةعلي-د1س 2 หลายเดือนก่อน +1

    ደሥይላል ❤❤

  • @SalamIdhe
    @SalamIdhe 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋይ ዋሕለ ዕድመ ጥዕና ያሃብክን ❤❤❤

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 3 หลายเดือนก่อน +4

    እንዃዕ ኣብጸሐክን ንጥዕና ይበሎ መኣዲ ሃዋርያት ከም ዝባረከ እግዚኣብሔር መኣድኹም ይባርክ ኣደዋኳ ሙሉጥ ጥዕና ብምህላውን ትዕድልቲ እዩ ኣነሥ ኣደዋይ ኹሉ ግዘ እያ ትሓምም ካብ ማጨሎት ናብ ማጨሎት ሓግያ ሐዝግን ተሥፋ ቆሪጻ ተሥፋይ ውን ኣቁሪጻትኒ ኣብ ስደት ኮይነ ምሥ ኣዒተይ ይቃለስለኹ ሓፍተይ ውን ምውላዳ ቀሪቡ በይና ኣየ ሥደት😢ቅድሚ ሐዝስ ድሓን እዩ ነይረ ሐዝግን ሕማም ስድራይ ኣድኺሙኒ😴እሥቲ ብጸሎትኹም ሕሰብዎም

    • @abebachanal1036
      @abebachanal1036  3 หลายเดือนก่อน

      @@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ ኣጆኪ ኣምላክ ምስአን ይኩን

    • @hiwotkidanu7662
      @hiwotkidanu7662 3 หลายเดือนก่อน

      ኣጆኪ ሓፍተይ ኣደይ እውን ከምኡ ግን ተስፋ ዘይምቁራፅ ንእግዚኣብሄር ዝሳኣኖ ነገር የለን ምሕረት ይልኣከለን ንወለድና።

  • @SaraSara-pe5jj
    @SaraSara-pe5jj 2 หลายเดือนก่อน

    ድንግል ማርያም ብሰላም ይምፅአኺይ አብሸይ ምቅርቲይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Saudi2024-ih5xc
    @Saudi2024-ih5xc 3 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይይይይ ደሰ ከበሊ አመ ብርሃን በሰላም ተጋለገለኺ ማዓረይ❤❤❤❤❤

  • @helenberekt3774
    @helenberekt3774 3 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyy kindey dessss kemzibel bahilna adeway eid ybark❤❤❤❤❤ emtway adey maryam beslam tgelaglki 🙏🥰🥰🥰

  • @kGtube-o3j
    @kGtube-o3j 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቢ ሓፍተይ ደስ ክብል❤ምስ ኣደካ ኩሉ ጡዑም እዩ ምስወለድና በሰላም ይኣካክበና🙏

  • @amennasr3191
    @amennasr3191 3 หลายเดือนก่อน +1

    እውክጽብቅ ዕድመን ጥዕናን ይህበን ነድኪ አድካ ጥዕምቲ ደስክትብል ❤❤❤❤❤

  • @Bobo-oe7df
    @Bobo-oe7df 2 หลายเดือนก่อน

    አሜን👏👏👏👏👏

  • @genettube-123
    @genettube-123 3 หลายเดือนก่อน +2

    ንኣዴና ዕድመን ጥዒናን ይሃበን ዋውውውውው ደስ ክብል ኣዴታትና እኮ ጥበበንን ውሕልነትን ዝወዳደረን የለን❤❤❤❤❤

  • @saraamagreedavid6763
    @saraamagreedavid6763 3 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤gobezoche balemuya

  • @ghanemcell5114
    @ghanemcell5114 3 หลายเดือนก่อน

    እመብርሐን በሰላም ትገላግልሽ ለእማየም በእድሜ በጤና ያቆይልን ❤

  • @ነብያትሃይሉ
    @ነብያትሃይሉ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤አደዋይይ አበባየ ተዓዲልኪ

  • @ያለውኣይቀርም
    @ያለውኣይቀርም 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኢድክን ይባረክ ማማዋይይ❤❤❤❤❤

  • @OpssaSsasgg-oy6xm
    @OpssaSsasgg-oy6xm 3 หลายเดือนก่อน +1

    ማዓረይ ብሰላም ይጋላግልኪ ❤❤❤ደሰ ዝብል ሕባሸ ኢድክን ይቢረኽ❤

  • @tsegahaylemichael1399
    @tsegahaylemichael1399 2 หลายเดือนก่อน

    ዕድለኛ ኢኺ ምስ ኣደኺ ምውዓልኪ ኣደይ ማርያም ምሳኺ ትኾን

  • @GalTgrayyouTube
    @GalTgrayyouTube 3 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ፈጣሪ 🙏🙏🙏❤ዶም ብስላም ትምፃእኪ ኣደይ ማርያም💚💚💚💚💚💚 ኣሜንን☦️✝️

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኒ ምቅረተይ🙏

    • @GalTgrayyouTube
      @GalTgrayyouTube 3 หลายเดือนก่อน

      @@Almi_Alm demirki alku haftey nski Ewen tktley maltey ntahaggez🙏

  • @GalTigray-hq9zv
    @GalTigray-hq9zv 3 หลายเดือนก่อน +2

    Way ane kedameyti neyire henbasha zibele😂😂❤❤❤
    Adeki si edimen tienan yehaben mearey 🤲🤲💜🌹💜

  • @سميره-ص3ي
    @سميره-ص3ي 3 หลายเดือนก่อน +1

    ታዓደለኪ ወለለይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @سميرةالفيفي-خ4ح
    @سميرةالفيفي-خ4ح 3 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ታዓዲልኪ ምስ አደዋኪ አሐሊፍኪዮ አውዳአመት አንስ 8ተዓመት አብ ስድት ናፈቀት ተወዲእና ለሙስ ናዓኪ ይመሰለና አቢየይ❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @fasikamesfun7232
    @fasikamesfun7232 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይይይ ኣዴታትና ወርቂ ኢደን ከተማህራ ሙሁራት ፈውሲ ዝልበም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ኢድኪ ይባርኽ ኣደይ መዓረይ😢❤❤❤

  • @samerasamer3870
    @samerasamer3870 3 หลายเดือนก่อน

    ሐቢብቲ ብስላም የጋላግልኪ እምላክ አዴይ ማርይም ትዋሐስኪ ደስ ዝብል ሐወርያ ኢድ. ይባርክ❤

  • @nmn5961
    @nmn5961 3 หลายเดือนก่อน

    እድኽን ይባረኽ ማማየ ❤❤❤❤❤❤አደይ ማሪያም ብሰላም ይምፃኺ ዝሓፍተይ❤❤❤❤❤❤

  • @soshitube7215
    @soshitube7215 3 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤አቤተይ ዋውውውውው ድስ ክብል ሓወርያ ሕንባሻ😘😘😘🥰

  • @AhsjAshus
    @AhsjAshus 3 หลายเดือนก่อน +1

    አሰበ. ኣደኒ. ማ ረይ

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 3 หลายเดือนก่อน

    ኣይትቅርበኒይ ትብለኪ ሰበይቲ ምልእቲ ኢኪ እና ክትሕግዝየን ደስ ይብል ፀሓይ ግን ኣይኮነን ዶ 😢😢

  • @nigestitedros8845
    @nigestitedros8845 3 หลายเดือนก่อน +2

    Welcome 💖 ❤ 💖 ❤ 💖 ❤

  • @Mercy-xx9gw
    @Mercy-xx9gw 3 หลายเดือนก่อน +1

    Mama des ketebelka . Adey Maryam beslam temsaki ! ❤️🙂

  • @gjfug8880
    @gjfug8880 2 หลายเดือนก่อน

    aseyyyy adewayy maereyy edman tenan yehabkin abab haftey adey maeryam bselam teglaglki zhafteyy

  • @mlakkedus3419
    @mlakkedus3419 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ኣብፀሐን ወሓላሉ ኣዴታትና እኾ ትፍለያ ኢክን ኣቢየ ዶሞ ብሰላም ትገላግልኪ እመቤተ ብርሃን 🙏

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน +1

      ደምረኒ ዝያዳይ

    • @SmretTube
      @SmretTube 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @MeryHagos-su3kz
    @MeryHagos-su3kz 3 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ደስ ክብል ኣቢዋይ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HaregTesefu
    @HaregTesefu 3 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ኣብፀሐና ምስ ኣዴኪ ምዓል ከዓ ደስ በሃሊ ኣቢየዋ

  • @aslihabtom4315
    @aslihabtom4315 3 หลายเดือนก่อน

    Aseyyy wahale adey mareyy des kblaka ezen ade amlak edmen tenan yhabkn adena zekirna❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @brhanmauz6065
    @brhanmauz6065 2 หลายเดือนก่อน

    ኣስይ ደስ ከብል ምሉእ ዕድምን ጥዕናን ይሃብክን❤

  • @gualzalembesa3984
    @gualzalembesa3984 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣብየት ውሕልነት ኣደይ ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ ኣቡሸይ ንወላዲትና ክዓ ዕድመን ጥዕናን ያሃበን ፈጣሪ❤😘❤😘🙏🙏🙏

  • @Mimisyum2813
    @Mimisyum2813 3 หลายเดือนก่อน

    ደስ ትብላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን ናዓመት ሰብ ይበልኽን🙏🥰🥰🥰

  • @HaregTesefu
    @HaregTesefu 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይይ ረአይዮ እሞ ዚ ምስ ኣዴካ ዘለ ኩሉ ትምህርቲ ዕድመክን ንውሕ ይበል ማማ መፂና ንረክቦ ዚ ሕንባሻ

    • @Almi_Alm
      @Almi_Alm 3 หลายเดือนก่อน

      @@HaregTesefu ደምረኒ ምቅረተይ

  • @SAa-pv8vy
    @SAa-pv8vy 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩን

  • @DyanaDiyana
    @DyanaDiyana 3 หลายเดือนก่อน

    ደስ ክብል ዓደይን ኣደይን ናፊቐ😢❤❤❤

  • @wrty32-jy6yf
    @wrty32-jy6yf 3 หลายเดือนก่อน +1

    9:56 😘😘😘😘😘😍

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቤየ ተናፍቅና ኣለኪ ኣደይ ማርያም ብሰላም ይምፃኪ መዓረይ ኣዶ ብርሃን ገዛ 🙏🥰🥰

    • @SmretTube
      @SmretTube 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
    @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 3 หลายเดือนก่อน

    እመብርሃን ብሰላም ትምፃኪ አብየ 🙏❤

  • @liyamogessara
    @liyamogessara 3 หลายเดือนก่อน +1

    ይበል አደይ መአረይ

  • @SalamIdhe
    @SalamIdhe 3 หลายเดือนก่อน

    ዋሕልና ግና ኣዶስ ትንበር ንዘላኣለም❤❤❤❤❤❤

  • @سلامهسلامه-ذ1غ
    @سلامهسلامه-ذ1غ 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሰላም ዉለዲ ሰላም ንደቂ ሰባት ይምነ🙏🙏🙏

  • @hiwetgrimy7857
    @hiwetgrimy7857 3 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyy des zbl kabzi nameta bselam yekorena🙏 ❤❤❤

  • @sararayatube7224
    @sararayatube7224 3 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውው ደስ በሃል ኣብተይ ንወላድትና እውን ዕድመን ጥዕናን ይሃበን🎉🎉🎉🎉❤❤❤

    • @SmretTube
      @SmretTube 3 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ