ብታሕጓስ መርዓ ጓሉ ተጋዳላይ ፀጋይ ታደል ባባዋይ ሽጉጡ ንሰብኣይ ጓሉ ሂቡ ኣብ ቅድሚ ዕዱም ዕድመ ተሂቡካ ኩሉ ትርኢ🙏🙏❤

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 813

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152  10 หลายเดือนก่อน +493

    ባባዋይ ዕድለኛ እየ ብሂወት ደጊመ ረኺበካ🙏🙏🙏

    • @wlecamewlecame8286
      @wlecamewlecame8286 10 หลายเดือนก่อน +5

      🎉🎉🎉❤❤❤መልካም ጋብቻ🎉🎉🎉❤❤❤

    • @sabai12167
      @sabai12167 10 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤🎉🎉🎉

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@wlecamewlecame8286ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@wlecamewlecame8286ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ​@@sabai12167ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @shewitchannel9851
    @shewitchannel9851 10 หลายเดือนก่อน +89

    አባአ ጅግና
    ስብአያ ጅግና
    ሓዋ ጅና
    ኩሎም Tdf እንካ ከምዚአ ረአኹም እዋይ ተመስገን ❤❤አነ ከምዚ ለ ዝተሓጎስኩ ክንደይ ኮን ተሓጊስኪ ትኮኒ ሰሉየ❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ

    • @shewitchannel9851
      @shewitchannel9851 10 หลายเดือนก่อน +2

      @@GenetChannel-uo3rv ደሚረኪ ንስኺ ውን ግጨውለይ ኢኺ መዓረይ

    • @meazaabreha2897
      @meazaabreha2897 10 หลายเดือนก่อน +1

      🙏🙏🙏❤

    • @ጋልትግራይሓላል-በ4ከ
      @ጋልትግራይሓላል-በ4ከ 10 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤😊

    • @Bsbs-t1y
      @Bsbs-t1y 10 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 10 หลายเดือนก่อน +51

    ኣሰይ ዓይኒ ጸላኢ ይድፈነልኩም 🙏ርሑስ ጋማ ጽቡቓት ፍጥረት 🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @TsegaGhiwet-qv8fz
      @TsegaGhiwet-qv8fz 10 หลายเดือนก่อน

      ኣሜን መዓረይ ሰላም ንዓኺ ምቅርቲ ❤❤

  • @ጓልኣፅቢሓላል
    @ጓልኣፅቢሓላል 10 หลายเดือนก่อน +16

    ናይ ሰላም መርዓ ክርእ ዝታሃንጠየ ዝቀንየ ከማይ ላይክ እስከ🥰🎉🥰

  • @salamaaa905
    @salamaaa905 10 หลายเดือนก่อน +50

    አነ ብጣዕሚ ደስ ኢሉኒ ምዑሩጋት ሶሉየ ኣሐጉስክና ኢኪ ብፍላይ ልደቒ መዳም ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኩም ሽኮሪናታት❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ

  • @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ
    @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ 10 หลายเดือนก่อน +104

    ናይ ኣዪዋኺ ቭድዮ ኻልኣይ ስደድልና 👌ኣያዋኺ ተዓድሎም ብርሃን ጓሎም ሪኦም 🥰🥀

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน +1

      ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

    • @ndjs6045
      @ndjs6045 10 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k 10 หลายเดือนก่อน +6

    ኣታ ኣነሰ ብታሕጓሰ ታይ ኢለ ከም ዝፅሕፍ ጠፊኡኒ ሕውሰውሰ ኢሉኒ በቃ ብሓፂሩ ኣነኳ ከምዚ ዝተሓጎሰኩሰ ንሰኺ ከመይ ታሓጊሰኪ ትኾኒ 😮😮ርሑሰ ጋማ ይግበረልኩም ኣይፈላልኹም ፈጣሪ ኩሉ ኣለም ኣሜን 🙏💖💖💖

  • @Azebchanal
    @Azebchanal 10 หลายเดือนก่อน +11

    ብሓቂ ዕድለኛ ኢኺ ሰሉዋይ ኣቦኺ ብሰላም ተመሊስልኪ ስብኣይኪ ብሰላም ተመሊስልኪ ንስኺ ውን ብሰላም ከይድኪ ካብዙይ ዝዓቢ ሓጎስ የለን እንካዕ ደስ በለኪ ሓዳርኩም ይባረኽ❤❤❤❤

  • @meryabrha889
    @meryabrha889 10 หลายเดือนก่อน +16

    ኣሰይ ዕድለኛታት ኢኩም ብጣዕሚ ኣነስ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ ክርኢ ከለኩስ ውሽጠይ ሕውስውስ ኢሉኒ ኣንሕና ከምዚ ዝኮናስ ወላዲት ዝኣክል ብማዕዶስ ታይ ይስምዓ ይኮን ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ 🙏💘💘💘

  • @zeynebmahamed6893
    @zeynebmahamed6893 10 หลายเดือนก่อน +4

    ሰላመይ ሰላምኪ ይብዛሕ ፣ኣደኺ ኳ ስደት እንተኾነት እዞም ካብዚ ኹሉ ሓዊ ወፂኦም መርዓኺ ዝወዓሉ ስድራኺ ብጣዕሚ ደስስ ይብል። ዕድልቲ ኢኺ አዴኺ ዉን ብሰላም ዓዳ ይመልሳ፣ ናይ ኣሕዋትኺ መርዓ ሓቢርኹም ተሕልፉ ትምኒና እዩ።❤🎉ዉለዱ ኽበዱ

  • @uyuy6243
    @uyuy6243 10 หลายเดือนก่อน +9

    አዝዩ ዕድለኛ ዝኾነ ህፃን ዩኣስ ቴድሮስ መርዓ አቦኡን አድኡን ብርሃን ዝረአየ congration 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ርሑስ ጋማ ሙሉእ ፍፁም ብርሃን ይግበሮ ወላዲ ሰላም ፀጋይ እንኳዕ ተጓንፎታት ቃልሲ ሓልፍኩም ናብዚ ዕለተ ብርሃን ደቅኩም ንምርአይ አብቀዐኩም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሩሐስ ጋማ ይግበረልኩም ዝወለደስ ይተሓጎስ ዳኣ ❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @allbaad5259
    @allbaad5259 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ትባህልና ቃሕ ምባሉ ተጋሩዋይ ወሰን የብሉን ታሕጓሰይ ሰሉዋይ ምዕርግቲ 🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @wezam-e9z
    @wezam-e9z 10 หลายเดือนก่อน +5

    ውይ ኣቦኺ ከልአይ ኣምፅእና ሶሉዋይ ወላዲ ደስ ክብሎ ተሎ ዘለኒ ስምዒት ክገልፆ ኣይኽልይ ደስ ዝብል መረዓ ሩሑሶ ጋማ ይግበረልኹም ኣያዋይ TDF ዋሕስ ህዝቦም ዕደን ጥዕናን ይሃቦም♥️♥️♥️♥️🙏

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 10 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ

  • @Bri_Tgraweyti-
    @Bri_Tgraweyti- 10 หลายเดือนก่อน +66

    *_እሰይይይ ተዓዲልኪ ዝወለደስ ይተሓጎስ ደአ ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኩም ሰላመይ & ቴዲዬ ዕድመን ጥዕናን ንጅግና አያና ፀጋይ ❤_*

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @YoDaha
    @YoDaha 10 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክብል ኣነውን ኣቦይ ናሀለወ ክምርዖ እየ ዝደሊ ብጣዕሚ ፁቡቃትት

  • @HcHf-c3k
    @HcHf-c3k 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይ ሰሉዋይ ርሑሰ ጋማ መርዓ ኣብርሃም ሰራ ይግበረልኩም❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @luwamtesfay5284
    @luwamtesfay5284 10 หลายเดือนก่อน +1

    Asey ayni abaykum ydefen ruhus gama xubukatey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷

  • @AkleAdeyadiJeganu
    @AkleAdeyadiJeganu 10 หลายเดือนก่อน +14

    Asey enkea abzi abkakum rhus gama tsebukat deki Tigray ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @سلام-ط1د
    @سلام-ط1د 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይ ሰሉየ ብተሕጎስ ንበዐ ኣባይ ኣበይ ብጣዕም ኣየ ዝፍቱ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም ፍጣሪ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @hanigerie2722
    @hanigerie2722 10 หลายเดือนก่อน +2

    Weldi enqae hagosekum kab hafteki adnakitki 🇪🇷❤❤

  • @kibeygalzaeya
    @kibeygalzaeya 10 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ዓይነት የድሕንኩም ዘሐፍተይ መረዓ አብረሀመ ሳራ ይግበረልኩም

  • @BsnsSus-sl7tk
    @BsnsSus-sl7tk 10 หลายเดือนก่อน +1

    እኔወላሂ እከታተልሽ አለሁ ወድሞችሽ ጋርስለማይሽ አባት ኩራትነዉ እድሜ ይስጥልን አቡየ እወድሀለ

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 10 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይይይ እልልልልልል ታሕጋስና ወሰን የብሉን ሰሉዋይ 🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉አብ ስደት ዘለና ናብዚ የብቅዐና ተጋሩዋይ🎉❤❤❤

  • @bareehadesta2162
    @bareehadesta2162 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንኻዕ ብርሃን ረኣኹም ክቡራተይ ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባርኽ❤❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 10 หลายเดือนก่อน +6

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ምቁራተይ መርዓ ኣብራምን ሳራን ይግበረልኩም 🙏❤️

  • @ፈልፋሊማይሕይወት
    @ፈልፋሊማይሕይወት 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል እንቃዕ ሓጉሰኩም ፍቁራት ኣሕዋተይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም❤❤❤❤❤❤❤

  • @MarasSoSo
    @MarasSoSo 10 หลายเดือนก่อน +41

    ሶሉዋይ ቃሕ ምባልኩም ኩሉና ደቂመዳም ላዚ የብቀዐና❤😍

    • @GgGg-c3t5k
      @GgGg-c3t5k 10 หลายเดือนก่อน

      ኣታ ኣሜን እሰቲ 🙏💖💖

    • @yguygu4625
      @yguygu4625 10 หลายเดือนก่อน

      ኣሜንን🙏❤🙏

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      @frehailu3394ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      @@yguygu4625 ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ

  • @flfu5333
    @flfu5333 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኣንኳዕ ድስ ብለኩም ኣሕዋተይ ተመስን ስለ ክለ ነገር።🎉🎉🎉

  • @AhmedAli-zo2sx
    @AhmedAli-zo2sx 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዕልልልልልልል🙏🥀🌷🥀🌷🥀🌷🙏🥀🥀ሰሉዋይ ደስ ክትብሉ ፅሩያት 👑👑👑👑👑👑👑👑🥀💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐

  • @Sara-s2n8f
    @Sara-s2n8f 10 หลายเดือนก่อน +1

    ቃል ኪዳንኹም ይፅናዕ መርዓ ኣብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም ዕድመን ጥዕናን ምስ ወድኩምን ምስ ሙሉእ ቤተሰብኩምን🙏❤❤❤

  • @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ
    @ጓልትግራይ-ሰ9ዀ 10 หลายเดือนก่อน +9

    አሰይይይ ደሰሰ ክብል መርዓ ማለት ከምዚ እዩ ብባህልካ ፈረይቲ ጸገይቲ ይግበረኹም ዛሞ ሓተይ ❤😍🍃

  • @SmerhM-uz1he
    @SmerhM-uz1he 10 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ምልእ ብርሃን ይግበረልኩም ሰልየ 🎉🎉🎉🎉🎉 ብጣዕሚ እዩ ደስ እልና ድር መልሲ ሰደት ንኩልና ከምዚ ይግበረልና ደቂ መዳመይ❤❤

  • @Mare-qb9xr
    @Mare-qb9xr 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሰልዋይ ባ በቃ ደኪ ተመርዕኪ ሰልየ 💙💋ዋይ ኣነ ዝሮ ደስ እልኒ

  • @agsfud4859
    @agsfud4859 10 หลายเดือนก่อน +33

    ተዓድልኪ ኣበኪ ብሂወት ሰለ ዘለዉልኪ ❤🌷🌷🙏ኣቦ ዘይብልና ካኣ እንታይ እሞ ክንገብር ኡፍፍፍ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

    • @Asefu-mn8
      @Asefu-mn8 10 หลายเดือนก่อน

      አጀና ምቅርታይ 😢💔

    • @rahwahrahwah1899
      @rahwahrahwah1899 10 หลายเดือนก่อน

      ኣጆኪ ክብረተይ 🙏

    • @صقرخرمي-ط7ظ
      @صقرخرمي-ط7ظ 10 หลายเดือนก่อน

      ኣጆኺ ዛምበይተይ

  • @Abebetubeቲዩብ
    @Abebetubeቲዩብ 10 หลายเดือนก่อน +4

    ብጣዓሚ ደስ ባሃሊ ሰሉየይ ሙሉእ ብራሃን ይግበረልኩም አብ ስደት ዘለና አሕዋትኪ ለ ነሰዓኪ የምክለና❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selamtube5095
    @selamtube5095 10 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይይይ ተዓዲልኪ ሰላመይ እግዚአብሔር ሙሉእ ብርሃን ይግበረልኩም ንዝወለደስ ይተሓጎስ ሰላመይ & ቴዲዬ ምስ ውድኩም ይቅርታ ሽሙ ኣይሓዝክዎን ውድኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንጅግና ተጋዳላይ ኣያና ፀጋይ እውን እንኳዕ ብርሃን ርኣኩም ኣድዋኪ ምሳኩም ተዝህልዋ ክኣ ሞር ደስስ ምበለ ግን ድሓን ኣብ ዝለዎኦ ዕድመን ጥዕናን ንምነየለን ❤

  • @tgraytgray9067
    @tgraytgray9067 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይይይ ሰሉየይ ቴዲየይ ኣነስ ብታሕጓስ ታይ ኢለ ከም ዝፅሕፍ ጠፊኡንይ ፈዚዘ በቃ ተባረኹ ዞም ኣሕዋተይ💝💝💝💝ኣያዋኺ ኩሉ ሓሊፎም እዚ ብምርኣዮም ብምርኣይኪ ዕድለኛ ኢኺ ሰሉየይ ተዓዲልኪ 💝💝💝💝💝

  • @bdurbdfe8720
    @bdurbdfe8720 10 หลายเดือนก่อน +1

    አነስ ኩሉ ግዜ ናይ ክፍሎም አብናይ ደቂ ውቅሮ መርዓ ከይተደረፈት አይትሓልፍን ብጣዕሚ እያ ደስ ትብለኒ😢

    • @MomMom-nt8vc
      @MomMom-nt8vc 10 หลายเดือนก่อน

      ብጣዕሚ እንድያ ደስ በሃሊት❤ ኣየ ክፍለመይ ሞት ጨካን😢

  • @yohanam1572
    @yohanam1572 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ንጅግና ኣያና❤🎉 ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም🎉❤

  • @MarYam-gs3xt
    @MarYam-gs3xt 10 หลายเดือนก่อน +3

    ሰልዋይ ተስፋ ይግብር ኣብ ምራዓይ ክሕጎስለይ ስድራይ 🙏ብስሩ እውን ስባኣይኪ ጎርዒዳ እዩ መኸርዒ ናይ ዘበን ምራኣያ ናይ ዚ ዘበን መራኣያ እኽም ስደት ፈሊና ክይብልኽም ኣብ እምነት ፅንዒኽም ንዚ ደርጃ እንካዕ ኣብፅሐክም 💞🌹🌹🙏🙏

  • @mebratitekle9606
    @mebratitekle9606 10 หลายเดือนก่อน +3

    ብሓቂ ዕድለኛ ኢኪ ሰልየይ ❤❤❤ ብድጋሜ እንኳዕ ደስስስስስ በለኹም ኣሕዋተይ💕💕💕💕🎉🎉🎉🎉

  • @ሄራንፈታዊትስድራኣ
    @ሄራንፈታዊትስድራኣ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይይይ ኣቦካ ዓምዲ ገዛ እዩ ኣንኳዕ ደስ በለኪ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ሶሊሓበሻዊት
    @ሶሊሓበሻዊት 10 หลายเดือนก่อน +1

    2 ግዜ ደጊመ ሪእዮ እፍፍ ደስ ክብሉ ሙሉእ ብርሃን ይግበሮ ሰላምይ 🙏💜

  • @KomuJizsan
    @KomuJizsan 10 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይ ፁሩያት ደስ ባሃሎ ሩሑስ ጋማ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kdsan7915
    @kdsan7915 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብርሃን ረኣኹም ሰላመይ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ናይ ኣብራሃም ሳራ መርዓ ይግበረልኩም🙏❤❤❤💛💛💛💛💛💛❤❤❤❤💛💛💛💛

  • @ተዋህዶሃይማኖቴ-ፀ6ደ
    @ተዋህዶሃይማኖቴ-ፀ6ደ 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ደስ በለኩም ክብራት ሰሉየይ ፅርቲ ባህላዊ መራዓኩም ብጣዕሚ ደስ ክብል ዋውውውውውው እድብቲ ካም ኣደታታ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @selam801
    @selam801 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዛመዓልቲ እዚኣ ዘይናፍቃ ሰብ የለን ምሉእ ይግበረልኹም❤🎉

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይይይይ ዝዎደም ቅቅዲምኦም ተዓዲሎም❤❤❤❤

  • @godlove9119
    @godlove9119 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ እንኮዕ ደስ በለኩም ፅሪያት ፍጥረት🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጋልማርያምኪሓ
    @ጋልማርያምኪሓ 10 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ብጣዕሚ ዕድለኛ ኢኪ ሰሉ ሽኮር ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም🎉❤❤❤

  • @hanigerie2722
    @hanigerie2722 10 หลายเดือนก่อน +1

    Aseyyyy aseyyyy xebukatey rehus gama yegberelkum ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @UmArsulove
    @UmArsulove 10 หลายเดือนก่อน +2

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሰይይይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባርክ ፈረይትን ፀገይትን ኩኑ ሰሉየይ ሽኮር ታዓድልኪ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @temsgne7752
    @temsgne7752 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይይይ ዕልልልልልልልል ርሑስ ጋማ ይግረልኹም ክቡራተይ ሓዳርኩም ይባርኻ እንኻዕ ደስ በለኹም ክቡራት ወለዲ ናይ ዉላድ ዓስቡ ንወላዲ እዚ እዩ ተመስገን❤❤❤🙈

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 10 หลายเดือนก่อน

      ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ

  • @GjUg-y4k
    @GjUg-y4k 15 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም ልዑል ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርከልኩም 🙏♥️♥️♥️🥰🥰🥰እንካዕ ደስ በለኩም ኩሉኹም ቤተሰብ 😘😘😘😘😘

  • @እግዚአብሔርጓሳየእዩ
    @እግዚአብሔርጓሳየእዩ 10 หลายเดือนก่อน

    ቃል ኪዳንኩም አብ ቤተክርስትያን ተትአስርዎ ክንደይ ደስ መበለ ነይሩ 😊ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም

  • @UfYd-g9c
    @UfYd-g9c 10 หลายเดือนก่อน +4

    ሰልዋይ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዕኪ ፅሪተይ መርዓ ኣብርሃም ሳራን ይግበረልኩም ርሑስ ጋማ ይግበረልኩ ፈጣሪ♥️💝💝💘💘

  • @ኣቢብስራት
    @ኣቢብስራት 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ደስ ከብል ሩሕስ ጋማ ሰሉዋይ 🎉❤❤❤❤❤❤🎉🎉🙏

  • @Hxgkwvgd
    @Hxgkwvgd 10 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ ዕድለኛ ኢኪ ሰሉየይ እንኮዕ ደሰ በለኪ❤❤❤

  • @rahwakahano2506
    @rahwakahano2506 10 หลายเดือนก่อน +5

    ደስ ባሃሎ እተን ኣዕርኽቲ እውን እዙዋት ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም❤ ኣቦዋኺ ከዓ እንኳዕ ደስ በሎም❤

  • @selamtesfamariam5040
    @selamtesfamariam5040 10 หลายเดือนก่อน

    Aseyyyyyyyyyy ruhus gama muquratey kal kidan Abrahamn saran zbareke amlak kal kidankum ybark goyta ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ኣርሴማጓልእንደርታ
    @ኣርሴማጓልእንደርታ 10 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ናብዚ ኣብቀዕኪ ኣብ ሰደት ነይርካ ካብዚ ዝዕቢ ደስታ የለን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @አስራተድንግል
    @አስራተድንግል 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይ ደስስስ ክብል እንኳዕ ብርሃን ረአኹም ፅቡቓተይ❤❤❤❤❤

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael605 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሰላመይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ኣሕዋተይ ኩልና ታሓጉስና❤❤❤ ብተለየሰ ዝኩሉ ዕፅዋን ክባን ወፂኩም ብሰላም ተራኩብኩም ተመስገን❤❤🎉🎉🎉

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 10 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤

  • @hadasshshay3636
    @hadasshshay3636 10 หลายเดือนก่อน +8

    ዝወለደሰ ይታሓጓስ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ርሑስ ጋማ ዝሓፍተይ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @heran5269
    @heran5269 10 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይይይይይ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ስሉዋይ&ቴዲየይይ ደስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኩልኩም❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ስሌናTube
    @ስሌናTube 10 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ ጋማ እንኳዕ ደስ በለኹም ሓዳርኹም ጎይታ ይባርኾ.🎉 ብጣዕሚ ደስ ይብል በተለይ ናይ ኣዕርኽቲ ኣከዳድና ፈቴዬ ❤.
    እዛ ሽጉጥ ግን ገሪማትኒ ኣብ ትግራይኸ ኣሎ ድዩ ናይ ኣምሓሩ ይመስለኒ ኔሩ😁

  • @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
    @ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ደስስስ በሎኩም ሰላመይ ምቅርት ሩሑስ ጋማ ይግበረሉኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 10 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ተመስገን ናብዛ ክብርቲ ዕለት ዘብፀሓኩም ሰሉዋይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም 🙏🙏🥰🥰❤❤

  • @Adzgvmned
    @Adzgvmned 10 หลายเดือนก่อน +3

    ሰልዋይ መዓረይ እንኮዕ ብርሃን ረአኪ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰ ሓጓሰይ ክነግረኪ ኣይክእልን ማርያምን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ

    • @ShWt-r8m
      @ShWt-r8m 28 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤❤

  • @salamsalam9747
    @salamsalam9747 10 หลายเดือนก่อน +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ቆረብትን ሰገድትን ይግበርኩም❤❤❤❤🎉 ዕልልልልልልልልል

  • @SemharSemhar-pb6eu
    @SemharSemhar-pb6eu 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይይይ ሰላመይ ማዓረይ enka des balkum kalkdkum💍 ybarke xritay❤❤❤❤

  • @ngstipopo3749
    @ngstipopo3749 10 หลายเดือนก่อน +11

    ሰላመይ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒኤልኪ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብሩካተይ

  • @PoPo-gu1jk
    @PoPo-gu1jk 10 หลายเดือนก่อน +7

    ብሓቂ ዕድለኛ ኢኪ ሰሉየይ እንኮዕ ደስ በለኪ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 10 หลายเดือนก่อน +1

      ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ 😍😍

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 10 หลายเดือนก่อน

    ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ሰሉይ❤❤❤❤❤❤

  • @tarikhaile4779
    @tarikhaile4779 10 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤እንኳዕ ደስ በለኩም ሰሉዋይ ለባም❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FcKn-dt7gt
    @FcKn-dt7gt 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ባባዋተይ ፅሩያ እንኳዕ ደስ በለክም ዘም ሓተይ❤❤❤

  • @seliseli3381
    @seliseli3381 10 หลายเดือนก่อน +2

    እስይይይ ፅብቃተይ እንካን ናብዚ ኣረአየክም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @WsWss-t8p
    @WsWss-t8p 9 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ደስ ክትብሉ ኣይፈላሊኹም ፈጣሪ ቅዱስ ቅንኢ ቀኒአ ናዓኺ የምስለና ፈጣሪ ሰሉዋይ❤🥰😘

  • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
    @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉየይ እንኳዕ ደስ በለኩም ሓዳርኩም ይባረኽ ❤ቭድዮታት ኩሉ በቢኽፋሉ ናገበርኪ ስደድልና❤

  • @ኪዳናምህረትአደይ-ገ2ወ
    @ኪዳናምህረትአደይ-ገ2ወ 10 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር አምላኽ ሓዳርኩም ይባርክ ክቡራተይ ርሑስ ጋማ ቃልኪዳን አቦና አብራሃምን አዴና ሳራን ዝባረከ እግዚአብሔር ቃልኪዳንኩም ይባርኽ

  • @Tesfaayusnkey-j6k
    @Tesfaayusnkey-j6k 10 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይይይይይ ፅርያት ፍጥረት ሓዳርኩም ይባርኮ💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @rahelra865
    @rahelra865 10 หลายเดือนก่อน

    ታዓዲልኪ. እዚ ውን ዝተዓደለ እዩ ዝረክቦ ❤❤❤❤❤❤

  • @ufig6973
    @ufig6973 10 หลายเดือนก่อน

    ጋልዞም ጅግና ሰሉየይ ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ሓዳርኩም ይባረክ ነዞም ክቡራት ወለድኪ ኣሕዋትኪ ውን እንኳዕ ደስ በሎም ❤❤❤ካብ ፀላኢ ዓይኒ ይምሓርኩም ፍቁራተይ🙏🙏🙏

  • @ፊፊትግራወይቲ
    @ፊፊትግራወይቲ 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሓዳርኩም ይባረክ ብሩካተይ 💚💙♥️🥰🥰🥀

  • @axsumawittigraweyti3970
    @axsumawittigraweyti3970 10 หลายเดือนก่อน +1

    እንኳዕ ብርሃን ረኣኩም ብሩኳት🙏💜

  • @rahelrahel5716
    @rahelrahel5716 10 หลายเดือนก่อน +1

    🎉🎉🎉 ሩሑሱ ጋማ ይግበረልኩም ፅቡቃተይ ❤❤❤❤

  • @ኃልትግራይ-ጐ4ጰ
    @ኃልትግራይ-ጐ4ጰ 10 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ደስ በለኪ ሶልየ ዕዱለኛ እኺ ንወላዲኺ ዕድመን ጥዕናና ይሃቦም ንሓዳርኩም ኣምላኽ ይባርኮ👏❤❤❤

  • @AlisaA-np5tt
    @AlisaA-np5tt 10 หลายเดือนก่อน +3

    እንኳዕ ደስ በለኩም ❤ናይ ቀለበት ነገርግን ተደጋጊሙ

  • @ashufkir8839
    @ashufkir8839 10 หลายเดือนก่อน +1

    ሰሉየ ኣምላክ ሓዳርኩም ይባረክ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @Ksuhabeshawit-q7k
    @Ksuhabeshawit-q7k 10 หลายเดือนก่อน +3

    እንካዕ ደስ በለኩም ምሉእ ብርሃን ይግበረልኩም ስሉዋይ ምቅርቲ ❤😊

  • @ጋልኣፅቢዓባይትግራይ
    @ጋልኣፅቢዓባይትግራይ 10 หลายเดือนก่อน

    ሰሉ ፅብቅቲ እንኳዕ ልተመነኽዮ ረከብኪ ንዓኪ የማስለና❤❤❤❤

  • @ttgwell-zs3mf
    @ttgwell-zs3mf 10 หลายเดือนก่อน +2

    ዝወለደሰ ይትሓጎሰ ድኣ እሰይይይ ሰላምይ ሙሉኡ ብርሃን ይግበረልኩም🎉🎉🎉🎉❤❤❤🌹🌹🌹🌹

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 10 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ

  • @ትግራወይቲ143
    @ትግራወይቲ143 10 หลายเดือนก่อน +2

    ኣምላኽ ዝተባረኸ ሓዳር ይግበረልኩም ❤❤❤🎉 ፈጣሪ ኣቦይ ንኣይ ውን ከምዚ ፍጠረለይ😊❤

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 10 หลายเดือนก่อน

    ሰሉየ ብጣዕሚ ዕድለኛ ኢይኺ ወላዲኺ አሕዋትኺ ብሰላም ካብ ሓዊ ወፂኦም ናብዚ ዘብቅዖም እግዝአቢሄር ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኹን ምሉእ ብርሃን ይግበረልኩም ካብ ዓይኒ ሓሳድ ይሓሊኹም 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @brhangebremedhn1719
    @brhangebremedhn1719 10 หลายเดือนก่อน +1

    ምሉእ ብርሃን ይግበረልኩም ፅሩያተይ

  • @seblegoitom3719
    @seblegoitom3719 10 หลายเดือนก่อน +2

    Enka desa belekum selamey &Tedyyy❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @raheelrahee9494
    @raheelrahee9494 9 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደስ በለኩም ክቡራተይ ሓዳርኹም ይባርኽ እግዚአብሔር❤❤

  • @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ
    @ትሕትናዓድለኒኣምላኸይ 10 หลายเดือนก่อน +1

    እስይይይ ሰሉዋኒ ምቅርቲ እንኳዕ ናብዚ ኣብቀዐኪ ሩሑስ ጋማ ይግበረልኹም ክቡራተይ🥰🥰🥰