ዓርሰይ ካብ ምጥፋእ ሳላ ኣደዋይ ተመሒረ ንዓይ ልገበሮ ንመን ጌርዎ ተመስገን ፈጣሪ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 599

  • @musse_shakur
    @musse_shakur 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +93

    ደስ ኢሉኒ ብጣዕሚ ሓወኒ

    • @Frey8089
      @Frey8089 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ንፍእ

    • @MerMeri-vi8ti
      @MerMeri-vi8ti 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ሻኩር ብሓቂ ዓብይ ሰብ እካ ዙለባም💟💟💟

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @TDF316
      @TDF316 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ጉድ ክንርኢ ኢና ያ ሻኩር ዓይነይ😂😂😂

    • @GjKj-cq8kx
      @GjKj-cq8kx 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂ፕራንክ ዝኮነ ፍቅሪ

  • @HAVANAY
    @HAVANAY 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +89

    እስከ ብምትዕራቆም ደስ ዝበለኩም ❤ወቅጡ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @LiliGolnegiy
    @LiliGolnegiy 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +13

    አጆካ ኤማየይ ፀላኢካ ይንባዕ😢😢ፍቅርኩም ይብዛሕ ወሊድኩም ሳዓሙ ኤማየይ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @makimahari4958
    @makimahari4958 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ምወለዶቶ ፊዝካላስ😅 ፍቅሩኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ቡዝሕ ግዜ ነፃ ኣብ ዝኮንኩምሉ ቤተክርስትያን ኣሕልፍዎ ሰዓትኩም❤

  • @FhggutuBfgchmc
    @FhggutuBfgchmc ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኤማ ሓወይ ኣፍካሪት ዘላትካ ዘይመስለኒ ነይሩ 😊 ብዝኮነ ፍቅርኩም ይብሕ ❤❤❤❤

  • @HddhhXnbdbd
    @HddhhXnbdbd 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ፕራንክ ክከውን አሎዎ እንበይ እማ ክንድዚ አይነብዕንዋ 😂😂😂😂 ከም አብርሽን ሩታን ተራእየምኒ😂😂😂 ፅብቅ ፍል እዩ ምክንያቱ ይቅር ይቅር ሰለ ዝከነ አጀኩም በሩቱዑ❤❤❤

    • @AdDf-u5f
      @AdDf-u5f ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@HddhhXnbdbd 😂😂😂

  • @rroshan6975
    @rroshan6975 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንኮዕ ደስ በለኩም❤❤❤❤❤ሓቀኛ ፍቅሪ ተከይኑ ኘራንክ ኢዩእናበልኩም አብ መወዳእታ ❤❤❤ብዝከን ፍቅርኩም ይብዛሕ እንኮዕ ሰመረልኩም 🙏❤😘😘😘

  • @ፍረጓልቓሺ
    @ፍረጓልቓሺ ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ፍቅርኹም ይብዛሕ ኣሕዋተይ❤❤

  • @SamielAbrha-s8s
    @SamielAbrha-s8s 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    እንዃዕ ደስ በለኩም ደቂ ዓበይቲ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @MashoTesfay-i3w
    @MashoTesfay-i3w 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ሳ ኣንኳዕ ደስ በለኩም❤🎉

  • @ኤፋይቱብ
    @ኤፋይቱብ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ እንኳዕ ተዓረቅኩም አማን ግን ካብ ከዚ ምትእምማን ክህልው እኒአዎ ሙሴ ልበይና ተረከባ ታይ ፀገም አለዎ ሙሴ ዓርክካ ሓውካ እዩ ❤❤🎉🎉

    • @gullala4624
      @gullala4624 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሆ ከም ቀደም ይመስለክን ዉሕጅ ይወስደክን የለን የለን

  • @DhFj-g3q
    @DhFj-g3q 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +26

    ሓቂ ድያ ዛጉዳይ ኣነስ ግራ ኣትይኒ ብዝኾነ ንማዘር ከየድኖክክዎን ክሓልፍ ኣይደልን ዝብል 👍

    • @LuluTgiray
      @LuluTgiray 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @SelamTsegay-g3v
      @SelamTsegay-g3v 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ተመሰገን እንኳዕ ታዓረቁኩሙ❤❤

  • @ለለ7
    @ለለ7 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ድምፀን ደስ ክብል ዘን ወላዲት💓💟

  • @SMERHHKME
    @SMERHHKME 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣጆካ ኤማዬ የኔ ጅግና ነገራት ብይቅርታ ብምፈትሑ ደስ ኢሉኒ ተጋሩዋይ ከምዙይ ኢልኩም ተፈቀሩለይ ብቻ የኔ ምርጦች ንፈቅሪ ብትሕትና እምበር ብሓይሊ ፀው የብሉን እንካዕ ደስ በለካ ብጣዕሚ ኣሕዚንካኒ ኔርካ ኤማዬ ንቤትካ ሓዳሽ እየ ❤❤❤❤❤❤❤ መልካብ ምጅማር ፈቅሪ ይግበረልኩም🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹

  • @AberashMehari
    @AberashMehari 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ተመስገን ተጋሩለ ጀሚሮም😂😂😂ግን ኤማዋይ ኣይትብከ

  • @PkjuVcgf
    @PkjuVcgf 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ደስባሃሊ ዓርኪ ማለት ሃምዚ ከም ኣብራም ሳራን ይግበሩልኽም ❤❤❤

  • @ራሄል-ጐ5ለ
    @ራሄል-ጐ5ለ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ቻኩር ለባም ኢሚ ሓወይ እንኳዕ ደስበለካ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @dhqe5723
    @dhqe5723 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    የህ እዳሓዘን ቀይርኩምዎ ገዛ😁😁ቻኩር ኣይትብከዩያ😅 ማማ ለ ብጣዕሚ እክን ትዋሰኣ❤😁

  • @ለለለ
    @ለለለ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ዘን ሰበይቲ ክዋስኣ ጎበዝ አየን ❤😁

  • @LamlamHaqos
    @LamlamHaqos 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሙስየዋይ ሓላለይ ወድዓበይቲ❤❤❤❤

  • @ጓልተምቤንማይሎሚን
    @ጓልተምቤንማይሎሚን 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +12

    ማማ ተመችያትኒ ፈቕሪ እዩኮ ሃምኡ ዝግብሮም ዘሎ ያ😂😂

    • @TDF316
      @TDF316 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ይገርመኪ እዩ ጓለይ🎉😂😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @ጓልተምቤንማይሎሚን
      @ጓልተምቤንማይሎሚን 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@amantube28 💝

    • @FhggutuBfgchmc
      @FhggutuBfgchmc ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ጓልተምቤንማይሎሚን ደምርኒ እስከ ጋልነይ 😂😂

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፕራንክ😂😂 ጎበዝ ተዋሳኢ ነይርካ ሻኩር❤

  • @VghBcjg
    @VghBcjg 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋዋ ብሓቂ ድዩ ኣነስ ብራንኪ መስሊኒ ብዝኮነ ፍቅርኩም የብዛሓዮ እሕዋተይ❤❤❤❤❤ ብራንኪ እዩ ከይትብሉና ሓደሪ😢

  • @MeargDesta-e1t
    @MeargDesta-e1t 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Enkae des belekum amaney and fkregnaka❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍

  • @UfVi-ji4uz
    @UfVi-ji4uz ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ተመስገንካ ፈጣሪ ስለ ኩሉ ነገር ክብር ሓወይ 🙏🙏🙏👏👏👏❤❤❤❤❤

  • @ፍታዉ
    @ፍታዉ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዋእ ሓቂ ፉቁራት ድኹም😂😂እንየ ግን ፕራክ እየመሰለኝ ነዉ😂

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፈሮቅሮቅ ኣይትበሊ ኤሚየ🤣ዝሮ ይምቸኩም ዘም ኣሓተይ🥰❤

  • @SlamhSlamy
    @SlamhSlamy ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣደዋይ ማዓረይ ፍቅሪ ኣዩ እኾ ኮሙኡ ዝገብር ያ😂😂😂😂

  • @Sawhtae
    @Sawhtae 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣማን ኣሕዚኑኒ

  • @UfVi-ji4uz
    @UfVi-ji4uz ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኢሜን ክብርተ ኣደዋይይይ❤❤❤❤👏👏👏👏👏

  • @hiwethiwi1787
    @hiwethiwi1787 58 นาทีที่ผ่านมา

    እንዃዕ ደሰ በለኩም ደቂ ዓበይቲ ኤማዬ ተጋሩዋይ ከምዙይ ኢልኩም ተፍቅሩለይ 💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💖💗💓💞💝💟💟💟💟💟💟💟💟💟💘💘💘

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah4584 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    😂😂😂😂😂 እዚኣሰ ናማሓሩ እሰታይል እያ ብሓቅ ድዩ ግን ???

  • @BinyamHagos-rc1yz
    @BinyamHagos-rc1yz 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ቻኩር ሓወይይይ ጎበዝ ኢኻ ዓርክስ ከምዚ ክኾን ኣለዎ ዓቅሊ ጌርካ ተዓዊትካ

    • @LuluTgiray
      @LuluTgiray 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @GeytetomHshe
    @GeytetomHshe 9 นาทีที่ผ่านมา

    ፍቅርኩም ይብዘሐዮ ኣሕዋት🥰

  • @bsratbrhane2310
    @bsratbrhane2310 48 นาทีที่ผ่านมา

    ሻኩር ሓፍ ኮፍ የብለኒ ኣሎ 😂😂 ኣዋጋዓያ እቲ ዝተሰማዓካ ስሚዒት እቲ ዝነበረ😂😂😂😂😂 ሻኩር መራሰኒ 😂😂😂😂😂

  • @AnAv-ws2vp
    @AnAv-ws2vp 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    አደዋይ ፍቅሪ እያ ከማአ ትገብር😂😂😂😂😂

    • @LuluTgiray
      @LuluTgiray 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እልልልል ተመስገን እንካዕ ተዓረኩም አማን ግን ንሻኩር ተመስግኖ እምበር ክትናደድ ክትጥርጥር አይነበረካን❤

  • @MelatAskal
    @MelatAskal 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣሰይ ብጣዓሚ ደስ ባሃልቲ ይመችኹም❤❤❤❤

  • @ይርዱ
    @ይርዱ 39 นาทีที่ผ่านมา

    አየ ማማ ፍቅሪ እዩያ ከምኡ ዝገብረሙሎ ፈሊጥኹምስ ፕራንክ እዩ😂😂😂

  • @WediMeharena-h3v
    @WediMeharena-h3v 37 นาทีที่ผ่านมา

    Wawww edman tenan yhablay my friend asil❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @KgghkVvmgg
    @KgghkVvmgg 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደስ ባሃሊ ❤❤❤❤❤

  • @ሄዊይይትዩቡ
    @ሄዊይይትዩቡ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ተጋሩዋይ ብሕዉርኽን ንበሩ ደምራና ብሽም እዘን ኣዴታትና❤❤❤🎉

    • @ቅሱ-ፐ3ደ
      @ቅሱ-ፐ3ደ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ደሚረኪ

    • @Ab-12151
      @Ab-12151 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደሚረኪ መልሲ

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @BhaftaWejrat-z1g
      @BhaftaWejrat-z1g 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ንስኽውን ደምርኒ❤

    • @BhaftaWejrat-z1g
      @BhaftaWejrat-z1g 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@ቅሱ-ፐ3ደመልሲ❤

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣማን ግን ከብደይ በሊዕካኒ😢

  • @Eritrea20431
    @Eritrea20431 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Weyleke Normal koynu ab kedmi ወለድና ምስዕዓም😂😂abet lewti mothery ክኣ ደዉ eleki mes wedi ela ደማ ይፈልሓ neru love you kab Eritrea 🇪🇷♥️

    • @MiliMili27
      @MiliMili27 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂

  • @ማርታጓልራያ-ፍቅር
    @ማርታጓልራያ-ፍቅር 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    እንኳዕ ደስ በለኩም 🙏💙

    • @ሊሊቻናል
      @ሊሊቻናል 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @Vip-mz4tl
      @Vip-mz4tl 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ🥰👍

  • @AmenaAm-c5d
    @AmenaAm-c5d 32 นาทีที่ผ่านมา

    ድርኡኸ ማኣዝ ተፃልእኹም ዋይ ፈልጥኹሙስ ብዝኸነ ደስ ዝብል ድራማ እዩ ነይሩ😂😂😂😂😂

  • @احمدسالم-ض2د
    @احمدسالم-ض2د 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እዛ ጉዳይ ሓቃ ዲያ ብራንኪ መስልና ብዝኸነ ችንኳዕ ተዓረቁኹም አሕዋተይ ❤❤❤

  • @TsadiFikrrr
    @TsadiFikrrr 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንዃዕ ደሰ በለኩም 💚💝👏👏

  • @UfdGfc
    @UfdGfc 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሳሓቅ ሞይተ😂 ብዝኮነ ፍቅርኩም የብዘሐዮ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @UuUu-e2t
    @UuUu-e2t 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ውይ መስምኣብ ሓቂ ድዩ ነይሩ ኣነስ ዘይ ኣመንኩ ነይረ ፕራንክ ካብ ዝጅመር ዋላ ትሓቂ ዘረባ ፕራንክ እዩ ናበልና እኮ ምእማን ኣቢና ኣቱም ህዝቢ ደሞ እንካዕ ደስ በለኩም ኢማየይ ዝሓወይ❤❤❤🙏🙏🙏🎉🎉🎉

    • @LuluTgiray
      @LuluTgiray 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Akezaabrha
    @Akezaabrha 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ደስ በለኩም❤❤❤❤ብሓቂ ደስ ብሃሊ ቻኮር ፅቡቅ ስራሕ ፅቡቅ እዩ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

    • @ሊሊቻናል
      @ሊሊቻናል 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Ambasader-n1y
    @Ambasader-n1y 21 นาทีที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ዝገርም ድራማ እዪ ግን ንእሽተይ ጌጋታት ኣለዎ ኣስተካክሉ.....👌👌

  • @sarahsarah4584
    @sarahsarah4584 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቤትየ ፅብቅተይ ናበይ እያ ጠፊኣ ???? ናኣሜ ዝምነያ ኔረ ቤትየ ብዝኮነ ሓቂ ተኮይኑ ወሊድክም ከቢድኩም የንብርኩም ሓቂ ተዘይ ኮይኑ ግን ንቤቲ ኢካ አሜ ትግባኣ ❤

  • @sars-o6l
    @sars-o6l 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደስስስ ባሃሊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FedfFswr
    @FedfFswr 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሮዚ ግን ኣበይ ድያ ይፈልጣ ይመሰለኒ ኣሎ ኤማዋይ ተገዲሰካ መልሰለይ ከይትሓልፈኒ🙏

  • @AdDf-u5f
    @AdDf-u5f 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ናይ ብሓቂ ድዩ ነይሩ እዚ ጉዳይ😮😅 ንፍቅሪ ኢልኩም ኣይትንብዑ ባእ☹️ ንሪኦ ኣለና እዚ ግዘ እምነት ዝጠፍኣሉ ክሕደት ዝነግሰሉ እዋን ብምቅብጣር ዝመጽእ ፍቅሪ ገደል ይእተ ኤጭ😑😆

    • @atsbhai-x8nv
      @atsbhai-x8nv 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Lemi__21yutb
    @Lemi__21yutb 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አማነይ ዝበኪ ከሎ ኮርዩ ለይኮነስ ቅጥነቱ አሕዚንዎ እዩ😂😂😂

  • @GooklGookl-c2l
    @GooklGookl-c2l ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ታየ ኮይነ ዝሓፈርኩ ማማ ፈረቅረቅ ኣትበልያ

  • @اللهاكبر-ث8ظ9ت
    @اللهاكبر-ث8ظ9ت ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የኔ ማሮች ፍቅርኹም ይውዛሕ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💙💙💙💙💙💚💚💚💚💚💚💚💚💚💚

  • @ቲቲጓልውቅሮ
    @ቲቲጓልውቅሮ 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኣይ ሰቁሰቲ ኤማየ 😂😂😢ፎሊጥኩም ድዩ😮😮❤❤❤

    • @LuluTgiray
      @LuluTgiray 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ

  • @አበባከበደ-ኘ2ቈ
    @አበባከበደ-ኘ2ቈ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወይ ጣጣ ተጋሩዋኒ ፈሊጥኩምስ ❤😂🤨🙄

  • @AsterSele
    @AsterSele 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ትፀቅጦ ዶ ኮይና እዚኣ ልኣማን ገራሞ 😂😂😂

  • @Ermyasyoutube
    @Ermyasyoutube 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዛጉዳ ናማን ድያ ነይራ ፕራንክ እዙይኮ ሰብ ላሞተለ ፕራንክ ክንብል ኢና ብዝኮነ እንካዕ ደስ በለኩም

  • @SelamYamene-x1z
    @SelamYamene-x1z 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣይይይ አደዋይ ማዓረይ ንፈረቅረቅ ኣይትወል ኣየ 🙄🤣🤣

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fv 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣማን ግን ኣትከሪ ዓቅሊ የሃልውካ ማዓረይ እና እንካዕ ደሰ በለኩም 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 ግን ናይ ብሓቂ ድዩ ዋላ ድራማ ኣነስ ምስኣቶም በክዩ😢😢🙄

  • @Salamh-b5w
    @Salamh-b5w 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አረ እንዃዕ ደስበለኹም ዞም አሕዋተይ ብጣዓሚ ሓሪቀ ነይረ ብእነት❤👏😘😘

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @FreweyniGalagame
    @FreweyniGalagame 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አማነይ ንስካለ ደዴካ ውህብቶ ሀበን❤

  • @Bismillah-i5i
    @Bismillah-i5i 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈረቅረቅ ኣይትወል ያ ኣየ ኣደዋይ ብዝኾነ ፍቅርኹም ይብዛሕ😂 😮❤❤

  • @SalamheAldshre
    @SalamheAldshre ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ወለይ ሓቂ ድዩ😂

  • @SaymonEfrim
    @SaymonEfrim 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezasebeyti des ktbl 😂😂😂 fqri eyu eko lebkyom lelo abiet zereba😂😂😂 ezia nmazer❤❤❤🎉🎉🎉

  • @DygjuRhyyy
    @DygjuRhyyy 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ድስ ክብልካ እንካዕ ተዓረኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዛ ጉዳይ ሓቂ ዲያ ብራንኪ መስልኒ ብዝኸነ ችንኳዕ ታዓረቁኹም ደቂኖዋ❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኤሚየ እንካዕ ደሰ በልካ ተጭኒቅካ ኣጭኒቅካኒ ነይረካ❤😅

  • @VipVip-im1ji
    @VipVip-im1ji 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣይ አሜ ፈላጥካስ ኣይ ሻኹር ሰፉቲ ደያ የለይ እረ ብራክ እዩ በክያት እኮ በዚሑ 😂😂😂😂

  • @GalTegray8047
    @GalTegray8047 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ሓቂ ግዲ እያ ዛጉዳይ🎉🎉ዋይ ነቢዑ ኣንቢዕኒ🎉🎉

    • @SmaamA-t1h
      @SmaamA-t1h 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አረ ደምሪኒ😢❤❤❤❤

    • @GalTegray8047
      @GalTegray8047 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@SmaamA-t1h ድምር😀

    • @Ab-12151
      @Ab-12151 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@@SmaamA-t1hደሚረኪ መልሲ

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @WediZare-u9r
    @WediZare-u9r ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ya nay behaqi des zbl baesi des aybln eyu ade kea kbri neakn edmen tEnan ❤❤❤

  • @ይርዱ
    @ይርዱ 38 นาทีที่ผ่านมา

    ማማ ግን ሳሓቅ ይመፀንሎ😂😂😂😂

  • @trhasss7328
    @trhasss7328 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ቻኮር ጉድ ዓይኒ ክንርኢ ኢና 😂😂😂😂😂

  • @SSalamam
    @SSalamam 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    እዉይ ብራንኽ መሲልኒ ነይሩ እና እንዃዕ ደስ በለኹም እና ቻኹረይ ዓብዩ ሰብ ❤❤❤❤❤❤❤

    • @ሊሊቻናል
      @ሊሊቻናል 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ

    • @SSalamam
      @SSalamam 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ሊሊቻናል ደሚረኺ ዛምበይተይ

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Trhas-oc1js
    @Trhas-oc1js 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዛ ናቦታጀራ ሓረካት ካዓ ጀሚርኩም ንስኩም ለ ምሳኩም ኣይትከድን ከምዚ ነገር ኣቃርፅዎ ምሳኩም ኣይከድን❤
    ብዝተረፈ ይመቸኩም❤

  • @yonasadane-li6kb
    @yonasadane-li6kb 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደስ ኢልና ብጣዕሚ

  • @Slamah-b8g
    @Slamah-b8g 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣነ ኣይተረዳኣንን ብዝኮነ እንካዕ ደስ በለኩም ኤማይ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @ሊሊቻናል
      @ሊሊቻናል 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 4 นาทีที่ผ่านมา

    ማማ ግን ኣራዳ እየን በቃ ኩሉ ተሚህረን ናይ ሚድያ ነገር 😂😂😂😂 ኣይይይይ

  • @BrhanYouTube
    @BrhanYouTube 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኢማዋይ ጋል ዝበኪ ወዲ ኣይትፈቱን ጠንካራ ኩን ደሰ ኢሉኒ ተዓሪቅኩም

  • @sghfferfff154
    @sghfferfff154 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ፕራንክ ድዩ😂

  • @Shewit-dw9wv
    @Shewit-dw9wv 22 นาทีที่ผ่านมา

    Waw des bhali❤❤❤

  • @MonaMo-o3m
    @MonaMo-o3m ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብስሩ ታዩ ዝኒሆ 😮😮😂

  • @FaAljj
    @FaAljj 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፁሩያት ፍቅሪ ዩ ጥዑም🥰🥰🥰

  • @lokkjbn6896
    @lokkjbn6896 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እንዃዕ ደስ በለኩም ብሓቂ ደስ ብሃሊ

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @HdtSw3
    @HdtSw3 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብራንኪ ከይቱቡሉና ብራንኪ ተይልኩምና ብግዲ ክነፋቅረኩም እና ፈለጥ😂😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @ዝያዳtube
      @ዝያዳtube ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂

  • @KjKj-h7p
    @KjKj-h7p 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣማንኣሕዚኑኒ🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fv 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምሰየ ግን ሓላለ ሰብ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @SalaamMk-uo8tt
    @SalaamMk-uo8tt 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amaway ayitibke eshi goyita enikaa des beleka🎉🎉🎉🎉❤❤❤

  • @HdWs-xj2kh
    @HdWs-xj2kh 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፊቅሪ እዩያ ይብክዮሞሎ😅😅

  • @Dejen-w1k
    @Dejen-w1k 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አዛ ፊሊም ግን ጽብቕቲ ኢያ ኣይተቃርጽዋ ጽብቕቲ ኢያ ትመስል

  • @ሩፍታልበይእኽማርያመይ
    @ሩፍታልበይእኽማርያመይ 54 นาทีที่ผ่านมา

    አጥዕኹም ብኾዩ ለሚ ዝበኸየ እዩ ዝፉተሎ ያዉ ድቻናል ወለ የኤ😂😂😂❤

  • @Fcvv-hb5uv
    @Fcvv-hb5uv 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሻኩር ብጣዕሚ ለባም ሰብ ይመቸካ👏❤❤❤

  • @KhanG-nj3gi
    @KhanG-nj3gi 7 นาทีที่ผ่านมา

    ዘን ኣዶ ደስ ክብላ

  • @RdDr-m8w
    @RdDr-m8w 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሙሴ ግን ብጣዕሚ ለባም ይመችካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏💋💋💋

  • @Sawhtae
    @Sawhtae 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጎቦዛት ኣደዋ እኮዕ ዓረቅክዮም