❤️‍🔥ከፍቅር ኣብ ቀረባ ክመንውን ክጸልእን ኣብ ቀረባ ኮይነ፣ ወዲ 27 ዓመት የ፣ ልዕሊ 8 ኣንስቲ በጺሐ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 พ.ย. 2024
  • ከፍቅር ኣብ ቀረባ ክመንውን ክጸልእን ኣብ ቀረባ ኮይነ፣ ወዲ 27 ዓመት የ፣ ልዕሊ 8 ኣንስቲ በጺሐ #ሓቀኛ_ዛንታ #እንታይ_ትመኽሩኒ #eritreannewsong #ethiopianmusic #eritreanguayla #ethiopiantiktok #eritreannews #habeshatiktok #eritreantiktok #eritreanmusic #eritreancomedy #eritreanfilm #eritrea #eritreannews #ሓቃኛ_ዛንታ #ዛንታ #ሓቀኛዛንታ #tigray #ethiopianmusic #ethiopiantiktok #ethiopianmovie
    ⚑ CONNECT WITH ME⚑
    Instagram➡️ / mahustar88
    Facebook ➡️ / mahustar
    Facebook ➡️ / mahustar2
    TikTok ➡️ / mahustar
    Webesite ➡️ mahustar.com/
    WhatsApp➡️ wa.me/message/...
    Join this channel to get access to perks:
    / @mahustar1

ความคิดเห็น • 123

  • @Mahustar1
    @Mahustar1  หลายเดือนก่อน +7

    ❤‍🔥ከፍቅር ኣብ ቀረባ ክመንውን ክጸልእን ኣብ ቀረባ ኮይነ፣ ወዲ 27 ዓመት የ፣ ልዕሊ 8 ኣንስቲ በጺሐ

    • @የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ
      @የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ หลายเดือนก่อน +1

      መጀመርታ አግዚአቢሄር አምላክ ምሕረት ይልአኸልኻ ሓውና ፈትዮ የኾነይ ርኩስ መንፈስ እዩ ሃምኡ ልገብረሎ ዝሙት መንፈስ አይነ ጠላ መንፈስ አብር አንከርትት መናፍስቲ እዮም ልጫወትለዎ ቀጺለ ክብሎ ዝደሊ ነዛ ነይመጨረሻ ሰበይቱ ትግራወይቲ ችግራ የረድአያ ኻልአይ ኢ/ያ ልኽእል ተኾይኑ ንስለ አትዩ ፀበል ይጠመቅ ካብኡ አብ ይቱብ አይነጠላ መንፈስ ኢሉ ይፅሓፍ እሞነይ ምህር ተስፋየ አበራ ትምህርቲ ክመፀሉ እዩ አማርኛ ልሰምዕ ተኾይኑ ማለተይ እየ እና ዝሓወይ ሂይወትኻ አድሕን ፎቲኻ የኾንኻይ እዙይ ርኩስ መንፈስ ስለ ልኾነ ላብ ደቅኻ ክሓልፍ ይኽእል እዩ አና ብእምነትኻ በርትዕ🙏

  • @Selam-zi8qy
    @Selam-zi8qy หลายเดือนก่อน +21

    ናብ ማይ ፆሎት ኪድ ዝሓወይ አይ ሩኩስ መንፈስ እዩ😢 ምሕረት የውርደልካ

  • @saudiarabia5774
    @saudiarabia5774 หลายเดือนก่อน +34

    ኣጀካ ሓወይ ማዓረይ ፀለኢ ሰነይ እዩ ኣበት ነብሲ ተለይካ ነገረም እሞ እ/ያ ከድካ መጨለት ተሓፀብ ኣምላክ በዐሉ ዓኒ ልበናኻ ይከፈተልካ💔🥺

  • @Selemawit278
    @Selemawit278 หลายเดือนก่อน +5

    😢ብሩኸይ ኣጆኻ እዚ ናይ ጸላእቲ ሰናያት ኢዩ እሞ ማይ ጨሎት ኬድካ ተሓጸብ ኢኻ
    ኣባት ነብሲ ውን ሕዝ እሞ ብግልጺ ንገሮም ጸገምካ ብጸሎት ክድግፉኻ ኢዮም
    እግዚአብሔር ይፈውስካ በርትዕ ርእስኻ ኣይተድንን ሓወይ❤
    ኣይኮነን ንስኻ ብዘይ ፍታውካ ብፍታዎም ከማን ይጻወቱልና ኣለዉ ስለዚ ኣጆኻ እግዚአብሔር ክፍውሰካዩ❤❤❤❤

  • @HaytBarhu
    @HaytBarhu หลายเดือนก่อน +8

    ፀላኢ ሰናይ እዩ ማዓረይ ማይፀሎት ታሓፀብ ዓይነት ዝብሃል ምሳና ዝዉለድ

  • @ኣልሚ
    @ኣልሚ หลายเดือนก่อน +17

    ሰላም ክብር ሓወይ ኣነ ክብለካ ዝክእል እዚ ኣጋጢምካ ዘሎ ሕማም ዘይኮነ ናይ መንፈስ ስራሕ ናይ ዓይነ ጥላ ስራሕ እዮ ክትዝሙ እምበር ሓዳር ክትገብር ኣይተፍቅደልካን ምክንያቱ ኣብ ውሽጥካ ከም ሰበይትካ ኮይና ዝተቀመጠት ጓል ዓይነ ጥላ ኣለ ስለዚ ካብዚ ክትወፅእ እንተደሊካ ካዓ መጀመርያ ናብ ፈጣሪካ ቅረብ ንስሃ እተው ፅሙ ፀሊ ስገድ ፀበል ተጠመቅ ኣብ ዮትብ ኣትካ ናይ መምህር ተስፋይ ኣበራ ገጠመኝ እና ካልኦት ትምህርቲ ብዛዕባ ዓይነ ጥላ መን እዮ ካልኦት ናዓካ ዝጠቅመካ ብዙሕ ምክሪ ትረክብ ኢና ናይ ቀሲስ ሄኖክ እውን ኣዳምፅ ብድሕሪኡ መፍሕኡ ትረክቦ ኢካ

  • @KomeKome-h1w
    @KomeKome-h1w หลายเดือนก่อน +3

    Me too 💔🖤Wala ane kemzi ayinet hiwet eyu zeleni yehwet 😢😢

  • @fffdvvg6079
    @fffdvvg6079 หลายเดือนก่อน +2

    ሓወይ እግዚአብሔር ዝሳኣኖ የለን እሞ ፀበል ተሓፀብ ኣቡኡ ኸድኻ ድማ ኖቦታት ፀልይለይ በሎም ካብ ዘሎኻዮ ወፂእኻ ፅቡቅ ሂወት ክትጅም እመብርሃን ትሓግዝካ 🙏🥰

  • @samerh-ho4py
    @samerh-ho4py หลายเดือนก่อน +2

    ኣባት ነብሲ ሓዝ ንስሃ ኣቲካ ዝሓለፈ ክፋእካ ተናዘዝ ፆሎት ስግደት ቤት ክርስትያን ተመላለስ ንኩለን ዝበደልካየን ሂዋናት ይቅርታ ሕተተን ማርያምን እመነኒ ሓድሽ ሂወት ክትቅበል ኢካ እዝያ ጥራሕ ግበር

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ หลายเดือนก่อน +2

    ኣጆካ ሓወይ ማይ ፃሎት ትሓፀብ ፀሎት ኣዘውትር ፈጣሪ ሙሉእ ምሕረት ይግበረልካ🙏

  • @ሰብእንታይዘይበለ
    @ሰብእንታይዘይበለ หลายเดือนก่อน +2

    ሓብብ ገለ ነገረ ገይረልሙካ ኣሎም ፀበል ተሓፀብ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼😭😭😭😭

  • @senutesfai4150
    @senutesfai4150 หลายเดือนก่อน +1

    ብስመ ስላሴ ሓወይ ኣጆኻ እዚ ነዓኻ ኣጋጢሙካ ዘሎ ናይ ጸላኢ ሰናይ ዩ ብጾሎት ብንሰሓ ብ ማይ ጸሎት ይፍወስ ዩ ! ናብ ኣምላኽ ቅረብ ! ጸሊ ግን በርትዕ

  • @gguigczz
    @gguigczz หลายเดือนก่อน +3

    ወይ ጉድ ይገርም ኣጀኻ ጸሎት ናብ እግዚአብሔር ኣምላኽ ኢዪ መፍቲሒ ዘሎ

  • @cbffhf1567
    @cbffhf1567 หลายเดือนก่อน +1

    ኣጆካ ብራዘረይ ማይ ጨሎት ኪድ ኣምላክ ይሓግዝካ 😥🥺

  • @MKT199
    @MKT199 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ናተይ ህወት እዩ😓😓

  • @AbyeLoveye
    @AbyeLoveye หลายเดือนก่อน +2

    ማይ ፆሎት እዩ መዳሓንትካ አጆካ አይትጨነቅ❤

  • @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ
    @ኤርትራንሻዕብያነጋውስባሕ หลายเดือนก่อน +2

    ጸሎት ግበር❤❤❤❤❤እመ ብርሃን ተማህጸና ክርስቶስ ተኮንካ❤ ኣጀካ ክኣ

  • @SobhSobh-tj2kj
    @SobhSobh-tj2kj หลายเดือนก่อน +3

    ከመይ ገይርካ ሓዳር ትገብር ዝደለካዮ ቅድሚ ሓዳር እናረከብካ

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 หลายเดือนก่อน

    ማይ ፀሎት ታሓፀብ ሓወይ

  • @ሜሪጋልትግሪይ
    @ሜሪጋልትግሪይ 26 วันที่ผ่านมา

    ፍቅሪ ዘይኮነ ናዙሙት መንፈስ እዩ ሒዙካ እንዮ ፀበል ተሓፀብ ፆሎት ግበር ፈጣሪ ይሓግዝካ😢

  • @sabateklay4890
    @sabateklay4890 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ናይ ዝሙት መንፈስ ሃነይነይታ ስለዚ ጸሎት ጾም ስግደት ቅድሚ ኩሉ ምግባርካ ንስሐ ተናሳሕ ድሕርኡ መንፈሳዊ ነት ኣማዕብሎ ካብኡ ቀሺ ተረኺብካ ጸበል ተሓጸብ ወይ ኤርትራ ኬድካ ተሓጸብ እምበር ሕማም እዩ ምሕረት የውርደልካ ዘወደይ ❤️

  • @Hambelness
    @Hambelness หลายเดือนก่อน +1

    Ab you tube
    ዓይነጥላ elka deleyo ketrekbo ika ayntla tbhal menfes zehazetom sebat natey sebayey ila sle thaseb kemu kem zkonu tgebrom iya memhier tesfay abera ilka deleyo.it’s not healthy and not normal bro እግዛቢሄሪ ይፈታሕካ 💙

  • @yorsalemtesfay1662
    @yorsalemtesfay1662 หลายเดือนก่อน +1

    መጠኑ ዛሐለፈ ስድነት እዩ ከምኡ ዘግብረካ ዘሎ

  • @huu7115
    @huu7115 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዝሓወይ
    እና ሓደ ነገር ክብሰለካ መጀመርታ ካብ ሓንቲ ምስ ተፍላለካ አብኡ ከለካ ብቅልጥፍ ካልእ ፍቅር አይትጀመር ንኩሉ ገድፍካ ምስ ነብስካ ተፍቀር
    ቀጽልካ እዝይ ናይ ጸላእ ሰናያት ስራሕ እዩ አምላክ ከርሕቀልካ ናብእ ቅረብ አብ ቤተክርስትያን ዘለዋ ዓድ እካ ዘለካ ጸሎት ግበር ብዓቅምኩ ኩሉ ግዜ ንከርሕቀልካ ንቅዱሳን ተማህፅንካ ክርሓቀልካ እዩ ዝሓወይ አጀካ ተስፍ ከይቀረፅካ ምስ እግዚአብሔር ተማላለስ

  • @Abeba-16f
    @Abeba-16f หลายเดือนก่อน +3

    እዚ ስምዒና ከመይ ገይርና ወዲ ንቀርብ 😅ሓወይ ሓሚምካ ኣለኻ ምሕረት የውርደልካ ጸበል ተሓጸብ🙄

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ መዋፅኦ ይፍጠረልኻ ብስምዕት ተደፋፍእኻ ህይወት ሰብ ኣይተበላሹ ማዓረይ ተክእልካ ናብ ጋል ኣይትቅረብ ዕድመኻ 30 እስካብ ትመልእ ትዕግስት ግበር ዳሓር ተጣዕስካ ዘይትወፀሉ ገዴል ኣይትእቶ ሓወይ ናተይ እት ስምዕት ኣብ ኩሉና ኣሎ እዩ

  • @samera-v5k
    @samera-v5k หลายเดือนก่อน

    ማይጮሎት ታሓፀብ ዝሓወይ😢

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 หลายเดือนก่อน +2

    ማጨሎት ተሓጸብ፡ ኣበርቲዕካ ድማ ጸሎት ግበር፡ እዚ ናይ ጸላኢ ሰናይ እዩ።

  • @SleepyApron-cs2dx
    @SleepyApron-cs2dx หลายเดือนก่อน

    ዝሓወይ ናይ ዝሙት መንፈስ እዩ ዝፃወተልካ ዘሎ እና ኣባት ነብሲ ሒዝካ ፀሎት ግበር ወይ ንዓዲ ከይድካ ማይፀሎት ተሓፀብ😢😢

  • @Ostirch
    @Ostirch หลายเดือนก่อน +2

    ሕማም እዩ ማይ ጸሎት ኪድ 😢

  • @frezemen888
    @frezemen888 23 วันที่ผ่านมา

    አለካ

  • @johnGunners-50
    @johnGunners-50 หลายเดือนก่อน

    ኣበይንኻ ኣይኮነን ኣቦየ😂

  • @nuweirabdu4307
    @nuweirabdu4307 หลายเดือนก่อน

    መኻን ተመርዖ

  • @FyFfd-p8f
    @FyFfd-p8f หลายเดือนก่อน

    ኣጆካ

  • @tsegagaltgray
    @tsegagaltgray หลายเดือนก่อน

    እዋእ ከምዚከ ኣሎ ድዩ የመና ፈሪሐልካ ንብዓት ናይዘን ኣጓላት😢 ብዝኮነ አባት ነብሲ ሒዝኮ ኩሉ ንገሮም ተነሲህካ መንጨሎት ተሓጸብ

  • @NAOMIBEREKET-h5j
    @NAOMIBEREKET-h5j 28 วันที่ผ่านมา

    Eska entay giereka..plz deqi anstyo ahwatey plz tetenqeqa..nhna mexaweti aykonan..Okay

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 6 วันที่ผ่านมา

    ሰሚዒት እዩ ፍቅሪ የኮነን ፍቅሪ ዘፍቀረ አይፀልእን ክርስትያን ተኮይንካ ምስ ኣባት ነብስካ ተናጋጊርካ ሰባኤ ኣቲኣ ኣቦታት አብ ፆሎትኩም ዘክርኒ ኢልካ እቲ አብ ዝባንካ ዘሎ መናው መንፈስ ክለቀልካ እዩ አጀካ ተመሰገን እትብለሉ ቀረባ እዩ ተተግቢርካዮ

  • @zedibrhanewedegel
    @zedibrhanewedegel หลายเดือนก่อน

    ብስማአም

  • @Natan0755
    @Natan0755 หลายเดือนก่อน

    ከምዛ ናተይ ሕማም ሓሚምካ ምስ ዘዝራኣኩዋ ኣብ ፍቅሪ ይኣቱ 😢

  • @zemiabreha7090
    @zemiabreha7090 หลายเดือนก่อน +4

    Afkirka zeykone si fitiwet haneyneta simiat eyu zeleka enber fikiri aykonen kalay kea admeka 35 mis bexihka kirdaka eyu nihiji gn fikiri ayteredakan zelo

  • @adiamyonas-zp3qp
    @adiamyonas-zp3qp หลายเดือนก่อน +3

    በጃኩም እዚ ወዲ ካልኦት ከየታልል ስእሉን ኣድራሽኡን ዘርግሕዎ

    • @Dani-s3l
      @Dani-s3l หลายเดือนก่อน +1

      wae yetallen do alo yu nsu afqireyen elu koyu zqerben zelo kndi mkrkn hagezkn thbs selu zerghwo entay aynet seb iki 😢

    • @ሰብእንታይዘይበለ
      @ሰብእንታይዘይበለ หลายเดือนก่อน +1

      ማዕረይ ደልዩ ኣይኮነን ሓምሙ እዪ😭😭😭

  • @gualwejerat2127
    @gualwejerat2127 หลายเดือนก่อน

    ምስ ኣባት ነብስኻ ኣማኹሮም

  • @medhaneyikealo9219
    @medhaneyikealo9219 หลายเดือนก่อน

    ዕብድብድ ኢለላ ወዲ ዕብዲት ንህና ሃቲ ሰኢናስ 8 ገዳም ኪድ ይኣክለካ

  • @semeretekle9444
    @semeretekle9444 หลายเดือนก่อน

    Nseka kemay eka bro

  • @kffgetrr5571
    @kffgetrr5571 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ሓው እዚ ፀላኢ ሰናይ ኣብ ነብሰካ ኣትይ ይጫወተካ ኣሎ ሰለዚ ማንጨሎት ፈትን ፆሎት ግበር ፀሎት ዘይፈትሖ ነገር የለን

  • @zeraetisemaetizeraeti445
    @zeraetisemaetizeraeti445 หลายเดือนก่อน

    ናብ ሓኪም ኪድ

  • @semira-shikor78
    @semira-shikor78 หลายเดือนก่อน

    Izi da himam iyu wey mergem 😮

  • @አየሱስክርስቶስአምላኬ
    @አየሱስክርስቶስአምላኬ หลายเดือนก่อน

    Selam hawei. Ane Rgtsegna koynu knegreka izi nay setan menfes nay zmut menfes kemu da aynetla eyu zbehal. Hade seb zemari ktkon metan neta metsamdtu aziya teslo. Nezi fewsu .mejerta nesha mitaw dehar tsebel mhtsab . Mealtawi dma msgad azewtirka 41 gze. Nezi kulu memhr grma wondmu amhiromuna. Memhr tesfaye abera zbehal ka alo. Bezi youtube videotatom rayo eka. Egziabher msaka yikun. Mekuserya ztebareke gezieka dma zbanka ketkito. Bshm eyesus Kristos ab lieley zeleka nay zmut menfes rihak endabelka

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و หลายเดือนก่อน +3

    ካብዝይ ማሓረኒ ንኣካ ስዲ ወዲ ሰበይቲ ተሰተር በጃኻ ዊዒ🤑

  • @faswelsfr1974
    @faswelsfr1974 หลายเดือนก่อน +1

    በስብአም ክብዘይ ማሓረኒ😢

  • @MulueFsaha-b4x
    @MulueFsaha-b4x หลายเดือนก่อน

    ታይ"ዩ ዚኸ 😅😅😅😅

  • @Hanifetawimomona
    @Hanifetawimomona หลายเดือนก่อน

    ኣጆኻ❤❤

  • @fifiyoni5627
    @fifiyoni5627 หลายเดือนก่อน

    ማጮሎት ክትሕጸብ ኣለካ ሓወይ ናተይ

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mizanazozom4574
    @mizanazozom4574 หลายเดือนก่อน

    Selam zahwey ezi hzeka zelo hemam eyu fewesu ka ka hji zey melelay okay

  • @munir5489
    @munir5489 หลายเดือนก่อน

    እዚ ሓወይ እዚ ምስ ፍቕሪ ዘተሓሕዝ የብሉን ፣ ሃነይነይታ እዩ ። ናይ ጸወታዊ ርክብ ሕማም እዩ ሒዙካ ። ነዚ ከኣ ባዕልኻ ኢኻ ንነብስኻ ክትገትኣ ዘለካ ። ማለት ንሕልናኻ እናወቀስካ ንኹለን ደቂ ኣንስትዮ ክትብድለን ከለኻ ንሓፍትኻ ትብድል ከምዘለኻ ንነብስኻ ውቐሳ ። ብዓቢኡ ሕማም ኣሎ ስለዚ ብዘካኣለካ ንነብስኻ ባዕልኻ ኢለያ ።

  • @samielsolomun
    @samielsolomun หลายเดือนก่อน +1

    Hkimna kid belo ni Germenay nay hangol xegem geru alo 🙇🧏🏾‍♂️

  • @SadSad-oo9vv
    @SadSad-oo9vv หลายเดือนก่อน

    ማይ መጸሎት ክድ ኣብ ት ንብስ ሓዚ ዝሓወይ

  • @merhawikaseri6823
    @merhawikaseri6823 หลายเดือนก่อน

    Kurexa meshenitka 😂😂😂

  • @luwamfishaye4467
    @luwamfishaye4467 หลายเดือนก่อน

    Heway ezay hemami eu mis abuti nibska tazeraribi

  • @selamnealmena5407
    @selamnealmena5407 หลายเดือนก่อน

    Ajok zehweye ne kulu mefethi alwo Therapie ketgbre feten mise ateababika zetehaze mekneyat keyhelwo

  • @teameneguse9717
    @teameneguse9717 หลายเดือนก่อน

    Tefqer zykonkas tmenzer eka zelekaaa

  • @abiti1991
    @abiti1991 หลายเดือนก่อน

    ክሳብ ውላድን ገለን ደኣ ኣይበጻሕኩን እምበር ሓደ ሕማም እዩ ዘለና ዓርኩ, ምስ ሓንቲ ጓል ምብላይ ዝብሃል ካፍቲ ዘሰልችወኒ ነገር ዩ

  • @ፊፊየ
    @ፊፊየ หลายเดือนก่อน

    ጨካነይ ኣይተካኣልካን ሓደ ማዓልቲ ክበለየልካ ዩ ጸሎት ግበር

  • @አቤቱጌታሆይበመንግስትህበ
    @አቤቱጌታሆይበመንግስትህበ หลายเดือนก่อน

    ሕማም ድዩ ዝበልካዮ እወ እዙይ ዓብዩ ሕማም እዩ ዓነጥላ ተይኮነ አይቀርይ እሞ ዓነጥላ ምንድነው ዝብል እና ገጠመኝ ዝብል ትምህርቲ አሎ አብ ይቱብ ስርች ኢልካ ርኢዮ ስማዕ ኢካ
    ብጣዕሚ ክጠቅመካ እዩ ዝሓወይ

  • @HawAwetye
    @HawAwetye หลายเดือนก่อน

    Neaka meada aydlyrkan yu may chalot tray eka kthxeb zeleka

  • @gguigczz
    @gguigczz หลายเดือนก่อน

    ምስ ኣዲስ ኣበባ ዘሎ ኣደ ወድኻ ወድእ ዝሓወይ❤❤❤❤

  • @WediFares-jf2cm
    @WediFares-jf2cm หลายเดือนก่อน

    ሕማመይን ሕማምካን ሓድ እዩ ፍልልይና ንስካ ወሊድካ ኣነ ግን ኣይ ወለድኩን ኣብ ኢወተይ ልዕሊ 10 ኣዋልድ ኣፍቅሪ ዜረ ኣለኩ ክሳሳብ ሕጂ ሓዳር ኣይገበርኩን ዘለኩ😊😊😊

  • @AmanuelSemere-jr6hp
    @AmanuelSemere-jr6hp หลายเดือนก่อน +1

    Ykonlkea kea anber

  • @SelamHabteslase-d9v
    @SelamHabteslase-d9v หลายเดือนก่อน

    Xelot gber zhawey

  • @AbebaTilanhun
    @AbebaTilanhun หลายเดือนก่อน

    እዝ ዝረደኦ እት ዝበፀሖ ጥራይ እየ 😢😢😢በዝኸነ ማዓረይ እዝ ናትኻ ባሂር አይኮነን አይነጥላ ኩፉ መንፈስ እየ ወይካ ሰይጣን ማለት እየ እቲ መፍትሕ ካአ ፀሎት ስግደት ና ማጮሎት እዩ ማዓረይ ።አማርኛ ትኽእል እተ ዳአ ኮይንካ ናይ መምህር ግርማ
    ናይ ቀሽ ሄኖክ ና ገጠመኝ ዝብል ናይ መምህር ተስፋዬ አበራ ትምህርት አዳምፅ ።እዛ ኮሜት ተንባ ተስፋ ገብር አነ ጓል እየ ልክዕ ከማኻ ምስ ብአሻሓት ዝቁፀሩ አወዳት እየ ፍቅር ዝሕዘን ዝፀነሐ ልክዕ እቲ ዘፍቀርኩዎ ወዲ ምዝ ሓተተን አዝየ ይፀለኦ ዳእራይ ግን ሰለ ዝመረረን ናብ መፍትሑ ከይደ ፀሎት ጀምረ እቲ አብ ልዕል ዝገለፅኹዎ ምዝ ከበርኩ እግዚአብሔር ይመስገን ድሕና ሰላም ይነብር አለኹ ንስካ እዉን መፍትሕ ትረክበሉ እኻ አጆኻ ።

  • @RobelRobi-t2i
    @RobelRobi-t2i หลายเดือนก่อน

    Gelena kia hanti sina.... aye alem godolo

  • @NahomKidane-wt1oc
    @NahomKidane-wt1oc หลายเดือนก่อน

    ስለቲ ሕማማ ዶ ይኸውን መርገም ኣምላኽ ይፈልጽ ንስካ ከ እንታይ ትብል እንተ ኢልካኒ ግን መርገም ኢዩ ክብለካ ይሓይስምሽ መኽንያቱ ኣብ በይንካ ኣይመስለንን ቅዲሚ ሕጂ ኮምዚ ኣይነት ይሰምዕ ኔረ እየ ግን የማዛዝኖን ይግደስሉን ኣይነበርኩን ( መናው ) ከም ዝሰማዕኩዎ ብጻዕሚ ናትካ ይገዽድ ስለ መፍሊሒ ግን ናተይ ምኽሪ ናብ መንገዲ ኣምላኽን ኣመንቲ ሃይማኖትን ማይ ጮሎትን ቅርብ በል ሃይማኖት ወይ እምነት የብልካን ማሊተይ ኣይኮነን ምናልባት ልብካ ሽዑ ትስዕሪ ትኽውን „ mahustar ኣማሓላልፈለይ በጃኻ N >>>

  • @OneLove-sh3wf
    @OneLove-sh3wf หลายเดือนก่อน

    ሰላም ሓወይ፡ብመጀመርያ እዚ ኩሉ ብዘይ መከላኸሊ እናተራኸብካይን ምስ ጥዕናኻ ክትህሉ ተስፋ ይገብር።ካላኣይ ከኣ ከምዝርደኣኒ ኣዚኻ ጨካን ሰብ ኢኻ።ንዉላድካ ትጭክን ሰብ ኢኻ።ሎሚ ንነብስኻ ኣይትንበር ንውሉድካ ንበር።ካብተን ዝወለድካለን ናብ ሓዲኤን ተመለስ ደቅኻ ሕቖፍ።ጨና ናይ ውላድካ ምስ ጠዓምካ ኣይክሰደካን ኢዩ ፍቕሪ ዉሉድካ።በኻን ንደቅኻ ረአ ኣይተዘኽትሞም❤❤❤

  • @ruthmelake8675
    @ruthmelake8675 หลายเดือนก่อน

    Mhret yewrdelka may chelot thaseb afkirka wn aytfeltn eika xelel eika tbl zeleka

  • @ተ.H.T.ሃ.2
    @ተ.H.T.ሃ.2 หลายเดือนก่อน

    ነተን ትብድለን የሕዋት ከም ዘለውወን ዘክር ግን ካኣ ምስ ጎሰምካያ ኢካ ክትማሃር

    • @terhaskahsay
      @terhaskahsay หลายเดือนก่อน

      kkkk keyhasebkewo eko asihikani eh da eskas😂

  • @semiradejen
    @semiradejen หลายเดือนก่อน

    Xolot giber tensah abat nisha haz zihawey maxolot tehaxeb ajoka

  • @khaledMehammedseid
    @khaledMehammedseid หลายเดือนก่อน

    Gemet eti enko meftehika yu

  • @siemtes7248
    @siemtes7248 หลายเดือนก่อน

    tefotro eyu Arku

  • @ዓባይሽባኻ
    @ዓባይሽባኻ หลายเดือนก่อน +1

    ክላ ሓቢቢ ሕማም ዩ ናትካ ብሮ

  • @ጸላምጋሻኣይኮነን
    @ጸላምጋሻኣይኮነን หลายเดือนก่อน

    ኣወዳት ን10 ጠሊምኩም ብሓንቲ ምስ ተጠለምኩም ምብካይ ናትኩም እዩ
    ጥልመት ፈትኖ ክርዳኣካ

  • @sabasabina3210
    @sabasabina3210 หลายเดือนก่อน

    Eseka semtka tekoxaxare xegemeka esu eyu gene entaya Greene etene awelede ,etome kolu offfffffff.

  • @MeriAlemayu
    @MeriAlemayu หลายเดือนก่อน +1

    ንዓይውን ከምዚ ናትካ ጸገም ኣለኒ በጃኩም ምክርኩም ለጉስልና ኣደ ሓደ ቆልዓ እየ

    • @ሰብእንታይዘይበለ
      @ሰብእንታይዘይበለ หลายเดือนก่อน

      ኣነ እውን ከምኡ ኣጋጥሙን ብዙሕ ተሳቅየ ሀዚ ክፈልጥ ከእለ እቱ ሕማም😭😭😭😭😭😭😭

    • @mamialemey
      @mamialemey หลายเดือนก่อน

      ​@@ሰብእንታይዘይበለእንታይ እዩ

  • @FuyIfgj
    @FuyIfgj หลายเดือนก่อน

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😮😮😮❤❤

  • @kibrahailu4040
    @kibrahailu4040 หลายเดือนก่อน

    Tsolot giber
    Mechelot ewin kitihtseb aleka ane nay bitiena eka zibil hasab yebileyin

  • @semharamaniel456
    @semharamaniel456 หลายเดือนก่อน

    😢😢😢J

  • @gameovergameover437
    @gameovergameover437 หลายเดือนก่อน

    Abet mewditka gin dehan tetnkak mergam nay ezan kılan nibatin nay deqkan dehan

  • @hanibalgebar7580
    @hanibalgebar7580 หลายเดือนก่อน

    ኣብ እንዳ ትረይን ኣቲካ ሙት ወዲ ሓዎቦይይ ኣይትሓንክን ዲካ ከ ኣብዚ መጺካ ትልፍልፍ ድርባይይዩ

    • @BeynSolemun
      @BeynSolemun หลายเดือนก่อน

      Ayyy kemu aytbel hawey natey ezi tselae senay u ember blubu aykonenn himak kalat aytzareb

  • @EfremMengstu-bf1nl
    @EfremMengstu-bf1nl หลายเดือนก่อน

    ሰላም ዝሓወይ ፍቓደኛ እንተዄንካ ካብ ተሞኩሮይ ከካፍለካ (ክሕግዘካ) ብናይ ግልኻ መስመር ክረኽበካ ናይ ርኽሳን መናፍስቲ ስራሕ አዩ።

  • @Yared-g3t
    @Yared-g3t หลายเดือนก่อน

    Krstyan tekonka nsha atika mancholet thatseb zhawey

  • @NuruAbdurahim-i7r
    @NuruAbdurahim-i7r หลายเดือนก่อน

    Ajoka 80 absehayen endihir zimesaka koinen dea

  • @Nataniya22
    @Nataniya22 หลายเดือนก่อน

    Diyablos eyu teseqlka zelo hawey macholot kid xeli .

  • @yerusalemyemane1794
    @yerusalemyemane1794 หลายเดือนก่อน

    Qal kidan gber shiu kgedfeka eyu ezi hmam

  • @salamahb8652
    @salamahb8652 หลายเดือนก่อน

    ክላ ርሙስ ሕልናካ ኣስራሓዮ ናይ..8 ደቂ ኣንስትዮ ሂወት ሜዳ ደርቢካዮ ቶም ደቅካ በበካ ድዮም ክፅውዑ ሐዚ😡

  • @RieseHagez
    @RieseHagez หลายเดือนก่อน

    ሃነይነይታ እዩ ዘለካ ኣፍቂርካ ኣይትፈልጥን። ምናልባት ነታ ቀዳመይቲ ኣፍቃሪትካ ልባዊ ፍቅሪ ኣፍቂርካያ ኔርካ ትኸውን።

    • @mamialemey
      @mamialemey หลายเดือนก่อน

      መኒዋ ሀገር ዝቀየረስ😂

  • @lidusilvanalidusilvana5204
    @lidusilvanalidusilvana5204 หลายเดือนก่อน

    Abdela tray deka tfelit mental foo dekika akbi derbay

  • @Haile-1979
    @Haile-1979 หลายเดือนก่อน

    ጽቡቅ ኣለካ ቀጽሎ ከሙኡ ወዲ ኢየን ዝፈትዋ ቁኑዕ ዘሚተን ኢየን ዘሕንቆኦ

  • @simowt5405
    @simowt5405 หลายเดือนก่อน

    😂gonfy

  • @ShemarSweet
    @ShemarSweet หลายเดือนก่อน

    Neti xelaei senayatbkqdmeka eye elka twedadero aleka ember gele yeblkan eti gfei gal anesteyti Des zbleka tmesl fdaeu gna tkelo aymeslenn kifat ayhalfelkan eyu

  • @MerhawitBrhane-c1w
    @MerhawitBrhane-c1w หลายเดือนก่อน

    Nab amlack temels yesus kfwseka eu kalea medhanit yeblun amlack fkriii eu!