ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ፍሉይ ውድድር ኣብ ሞንጎ ሰብ ሞያ ሳርቶ - New Eritrean Show 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 พ.ค. 2024
  • JOIN 👉 / @hdmonanebarit
    ምቁር ውድድር ኣብ ህድሞና - ፍሉይ ውድድር ኣብ ሞንጎ ሰብ ሞያ ሳርቶ - New Eritrean Show 2024
    / @hdmonanebarit
    Enjoy and Subscribe now bit.ly/2vIkX9f at HDMONA NEBARIT. "HDMONA NEBARIT" brings New Eritrean entertainment comedies, "New Eritrean HDMONA Drama", "New Eritrean HDMONA movie", "New Eritrean HDMONA film" and "New Eritrean HDMONA music" video clips for you. Enjoy!
    All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" are shared here.
    ℗ © ሰላም ነዚ ቪድዮ ካብዚ ዳውንሎድ ምግባር ን ኣርቲስ ብዙሕ ጉድኣት ስለ ዘለዎ ብክብረትኩም ካብዚ ቻነል ንዝኾነ ቪዲዮ ዳውንሎድ ምግባርን ምዝርጋሕን ኩልኩል እዩ።
    ℗ © Copyright: HDMONA NEBARIT. Any unauthorized use, copying or distribution is strictly prohibited.
    TH-cam - / hdmonanebarit
    Facebook - / hdmona-nebarit-2149397...
    Instagram - / hdmonanebarit
    TikTok - / hdmonanebarit
    Twitter - / hdmonanebarit
    Website - hdmonanebarit.com/
    © HDMONA NEBARIT LLC 2024. All Rights Reserved.
    #hdmonanebarit #hdmonaMqurWddr #hdmonaVideo #hdmonaSHow
    @HDMONANEBARIT @moreinfo22 @hdmonapromotion1119 @dankurshow1050
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 150

  • @user-rt5xr9wn2n
    @user-rt5xr9wn2n 26 วันที่ผ่านมา +15

    Please please hade hade gizea ntom tewedadertiy mar trbshiwom zereba tebzuhu nab afom tkerb ans yirbeshu koyinom yisumuauniy ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

    • @ghennettekeste4533
      @ghennettekeste4533 21 วันที่ผ่านมา

      Yes they talk too much and will distract them...next time tearemulu💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @dl4055
    @dl4055 26 วันที่ผ่านมา +5

    Deqi erey 🇪🇷🇪🇷❤ xbuqat anabs,neritrea ms metsana knesfi ina abakum,tewaridna alena kab adis abeba zazeznayo,geliu ygefh,geliu ytsebb,
    Nsdet ktleku tkelu do,
    Adres eba gdefulna deqi erey kabakum knezzz jeganu deqi erey 🇪🇷🇪🇷

  • @noahdunkz1179
    @noahdunkz1179 26 วันที่ผ่านมา +4

    ኩብራት ደቂ ኤረይ ሽኮሪናታት ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኩ አብ ዓድና አብ ድኮነ ድሳለጥ ጉዳይ ሃሊካ ምስ እትከይድ ምምልላስ ብጣዕሚ እዩ ድበዝሓካ እሞ አብ ኩሉ ጽፍሒታት ደለው ከማሕይሽ ንልምነኩም ብትሕትና በተለይ ካብ ደገ መጺካ ንሓጺሪ ከባድ እይ ሓደራ ሓደራ ተሓባበሩና 🇪🇷💎❤️🐪🌹🇪🇷💎❤️🐪🌹🇪🇷💎❤️🐪🌹🇪🇷💎❤️🐪🌹🇪🇷💎❤️🐪🌹🇪🇷💎❤️🐪🌹🇪🇷💎❤️🐪🌹🇪🇷💎❤️🐪🌹🇪🇷💎❤️🐪🌹

  • @yorsyosief6807
    @yorsyosief6807 26 วันที่ผ่านมา +3

    Btaemi des zbl srah yu etom kmsgenu zgbaom amtsikumlna edmen tenan yhabkum egziabhier 🙏🙏🙏😍🥰
    Hdmona qetslwo

  • @THT2025
    @THT2025 26 วันที่ผ่านมา +9

    “ህድሞና” በጃኹም ፥ ነዞም ኣዳለውቲ ሓደ መዓልቲ ተዓደምቲ ግበርዎም፥ ገለ ዘረቦኦም ተወድኡ። በዚኣ ትሰማምዑ 👍ግበሩ!!!

    • @Metkel849
      @Metkel849 26 วันที่ผ่านมา

      Sbuk alowu enber aleyti medrek komu eyu

    • @THT2025
      @THT2025 26 วันที่ผ่านมา

      @@Metkel849​​⁠ ኣበይ ዩ ቲ ጽቡቅ?? ገሊኦም ኣጋይሽ ኣፎም ከይከፍቱ ይምለሱ ኣለዉ።

    • @Metkel849
      @Metkel849 26 วันที่ผ่านมา

      @@THT2025 subk endika/ ki zeloki gn ka neti zerba smooth mnti k kewn ab mongo katwu gdn koynu esmani

    • @THT2025
      @THT2025 26 วันที่ผ่านมา

      ⁠@@Metkel849 I got you. ኣጽሊኡ ዞሎ ብዝሒ ዘረባን ምድግጋምን ዩ። እታ ጋል ማራ ያ ትልፍልፍ ንቲ መድረክ ባዕላ ትብሕቶ፥ ኣነ ጥራሕ ኩሉ ባዕለይ ምባል is very boring!!!

    • @Metkel849
      @Metkel849 26 วันที่ผ่านมา +1

      @@THT2025 👍

  • @temesgenamlak4301
    @temesgenamlak4301 26 วันที่ผ่านมา +2

    ብጥዕሚ ኑፍዓት'ዬም ናይ ሃገርና ሳርቶ❤

  • @akberetabraha4950
    @akberetabraha4950 26 วันที่ผ่านมา +3

    Good job heroic

  • @haderakelati1160
    @haderakelati1160 26 วันที่ผ่านมา +4

    ከምዚ ዓይነት ሞያዊ ጥበባት ኣብ ዝተፋላለየ ሞያ ከተሳትፉ ብትሕትና ነታሓሳስብ።ኑፉዓት ኣብ ዝተፈላለየ ጥበብን ሞያ ንዘለው ክታባብዑ ይግባእ።
    ❤❤❤❤❤!!!

  • @user-tu7dn7gv8c
    @user-tu7dn7gv8c 26 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤

  • @saraasmerom9050
    @saraasmerom9050 26 วันที่ผ่านมา +3

    Xebuk medeb zesereh seb ketebabe alwo🇪🇷♥️

  • @samsonmogos6084
    @samsonmogos6084 23 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ፁቡቅ መደብ ርሑስ ቅንያት ናፅነት❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @medhaniebaire7840
    @medhaniebaire7840 26 วันที่ผ่านมา +4

    Welcome deki Eria jeganu

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 26 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @shikorinashikorina2085
    @shikorinashikorina2085 26 วันที่ผ่านมา +4

    ጹቡቅ መደብ ግን ኣቅረብቲ መደብ ብዛይ ሙቑራጽ እንዳ ተዛረቡኩም ቁሩቡስ ዓቅሊ የድልየኩም ኣሎ

  • @TsehayNetsereab-zs2xp
    @TsehayNetsereab-zs2xp 26 วันที่ผ่านมา +3

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @semharhailu829
    @semharhailu829 26 วันที่ผ่านมา +2

    Good jobb hdmona nebarit❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-jv2fb5zv7m
    @user-jv2fb5zv7m 26 วันที่ผ่านมา +3

    ምስጢር ኣይተዉጽኡ ደቂ ኤረይ ሸኮራኩር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-jv2fb5zv7m
    @user-jv2fb5zv7m 26 วันที่ผ่านมา +2

    ደቂ ኤረይ ዕድመን ጥዕናን እሞ ኣይተፈድሓዮም ራኪ

  • @dawitokube3572
    @dawitokube3572 26 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-yj4ey1rl6r
    @user-yj4ey1rl6r 25 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤

  • @user-ig5dm3up6l
    @user-ig5dm3up6l 26 วันที่ผ่านมา +5

    ንኩሉ ሰብ ሞያ ከምዚ ገይርኩም ምፍታሽኩም ነመስግነኩም❤❤❤

  • @yodithailehagos1326
    @yodithailehagos1326 26 วันที่ผ่านมา +3

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @user-rt5xr9wn2n
    @user-rt5xr9wn2n 26 วันที่ผ่านมา +2

    Geliom sifet gedifom niliardo yikedu karta yixawetu meste ksetu hadidom zidikusu alwu ageb❤🇪🇷🌹

  • @akberetabraha4950
    @akberetabraha4950 26 วันที่ผ่านมา +3

    🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞🇪🇷💞

  • @rahelhaile2045
    @rahelhaile2045 23 วันที่ผ่านมา +2

    እዉይ እዉይ ናይሳርቶ ዘሎስ ግደፍዎ ዳአ ቀጠሊያ እዮም ዘሸይብኻ ማለተይ ጸዕዳ ሽበት ኖርማል እዩ አነ ባሐቂ እየ አማሪረ ብዙሕዉን ተኸዳኒት አይኮንኩን ተተኸዲነ ግና ከምዛ ዝበልኩኹም እየ እሞ ይሕዋተይ ኩላትኩም ሳርቶ ታአረሙላ ዳአ ብዝኾነ ጽብቅ መደብ የቀኔልና

  • @Metkel849
    @Metkel849 26 วันที่ผ่านมา +2

    Nice one 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹

  • @user-zr1qn1xn3l
    @user-zr1qn1xn3l 26 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @afommhreteabgebrekirstos6467
    @afommhreteabgebrekirstos6467 25 วันที่ผ่านมา +1

    ውውውው ህድሞና ነባረት ብጠዓሚ ጽብቁ መደብ ❤❤❤ዓቢ ሰራሕን በዞም መጻባበቅት ኣዴታትና ❤❤ዝኮኑ የሕዋትና ኣዛናግዕኩምና የቀንየልና❤❤

  • @martazerai4149
    @martazerai4149 26 วันที่ผ่านมา +3

    Hi how are you it is write we came form America US they do it is very said and made you have to do Quickly they do for me many times 🙏🙏🙏

  • @SurprisedBirchForest-kv6gb
    @SurprisedBirchForest-kv6gb 26 วันที่ผ่านมา +3

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤

  • @user-rt5xr9wn2n
    @user-rt5xr9wn2n 26 วันที่ผ่านมา +2

    Ane bejaka Wala yirhak tray abta koxery tewedia txnhaniy yibl gen kulu geze yidingu🌹🇪🇷⭐

  • @tekleab2013tafla
    @tekleab2013tafla 25 วันที่ผ่านมา +4

    ኣቦይ ሮሞዳን ኣቱም ኣቦይ ሮሞዳን ሕደጉ ዕብዳን ስፈይዋ 'ዛኽዳን ይብሃል ስአ ዝነበረየ ሓቲተ።

  • @asterhabte9755
    @asterhabte9755 25 วันที่ผ่านมา +1

    Betame Nefaten maherartin sareto Ne Adena shikornatate ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ Aedman Teanane yehabkume ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @FILMON.3
    @FILMON.3 26 วันที่ผ่านมา +2

    Camera gen himaki alo Hdmona nebarit kali gen betami xibuk alo ❤❤❤🎉

  • @abbyha7518
    @abbyha7518 23 วันที่ผ่านมา +1

    Ajokum deki Erey anabis 👏👏👏👏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🩷🩷🩷🩷

  • @user-nz7qe7ju3t
    @user-nz7qe7ju3t 22 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AmanHabtom-hi5bp
    @AmanHabtom-hi5bp 26 วันที่ผ่านมา +3

    Awet mehrer

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 26 วันที่ผ่านมา +3

    ቦጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ሄለን እንተትአምጽዋ ግንደይ ምማዕረገ።

    • @THT2025
      @THT2025 26 วันที่ผ่านมา

      ንሳ ደኣ ፈውሲ ልቢ እንድያ፥ ዛ ለፍላፊት ምቅራብ ዝከልኣታ ይመስል። ረኣያን ዶ ዋላ ንዛ ጋሻ በይና ጠጠው ክተብላ ኣይከኣለትን። ገባቲት ያ ትመስል.

  • @zaidtewelde2368
    @zaidtewelde2368 26 วันที่ผ่านมา +2

    መርሓባ ደቂ ኤረይይይ ሓላላት ጽቡቅ መደብ ኣነስ ሰፈይቲ ክዳዊቲና ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግኖ ናይ ዝተፈላለያ ደቂ ኣኒስትዮ ባህሪያት ጠባያይ ተሰክሞ ሪጊ ኢሎም ይቅበሉ የፋኑዉካ ኣነሰ የማላሉስን ኢንድዮም ግን ኣጸልኦምን ኢየ ክብሪ ዝግቦም ኢዮ ልክዕ ከም ካሎት ሰነ ጥበባዊን ሃገሪና ህድሞና ነባርቲ ዝተፈላለዩ ሰብሞያ ምቅራብኩም የመሰግነኩም ንኩሉኩም ዓወት ካኣ ይምነየልኩ 💪🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎁💖💖🌽🌻🍇🍇🍇🍇🇪🇷🙏🏾💗

  • @temesgenamlakey2520
    @temesgenamlakey2520 26 วันที่ผ่านมา +4

    ኣቅረብቲ መደብ ብጣዕሚ ዘረባ ተብዝሑ ኮንኩም በጃኹም ኣብ ቀጻሊ ኣማሓይሽዋ.

  • @abtihabtemariam8179
    @abtihabtemariam8179 23 วันที่ผ่านมา +1

    Ewyyy memhireyy meray Awet 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @liyateklay5871
    @liyateklay5871 26 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤

  • @meselemzein6214
    @meselemzein6214 26 วันที่ผ่านมา +5

    ሰላም ኔ ኹሉኹም መደብኩም ብ ጣዕሚ እየ ዝፈትዎን ዝካታተሎን ግና አብ ሞንጉ ውድድር ዘሩባ ተብዝሑ አለኹም እዚ ን ተዋደሬቲ ጽቡቕ አይኩነን፣ እሞ አብ ሞንጎ ውድድር አድላይ ተዘይኩይኑ ብዝሒ ዘረባ ወላ ንታዓዘብቲ ጽቡቕ አይኩነን፣አብ ሞንጎ ውድድር ን ተዋደርቲ ሑተታ አይትግበሩሎም።thanks

    • @meselemzein6214
      @meselemzein6214 26 วันที่ผ่านมา +1

      ብብዝሒ ዘረባኹም መቀረት ናይዚ SHOW አጥፊኩሞ።ቁረብ አተንፍሱ።

  • @Blessed-ml6yq
    @Blessed-ml6yq 24 วันที่ผ่านมา +3

    Aron ka qrub baelka thatom baelka ka tmlselom Ab mengo aytetewom pls

  • @samsonrusom3492
    @samsonrusom3492 26 วันที่ผ่านมา +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹

  • @user-qj8ch3rq5l
    @user-qj8ch3rq5l 26 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @abrahamghebreseasie9640
    @abrahamghebreseasie9640 26 วันที่ผ่านมา +4

    ብሓፈሽኡ መደብኩም ጽቡቕ ብፍላይ ዘይተዳህሰሰ ዓውዲ ብምምጻእኩም። ክገርመኩም 48:58 ኣብ ውዕል ብጣዕሚ የ ዝኣምን፣ ምስ ሓንቲ ተቐባሊት ትምዝግብ ወይ ኣጭርቕቲ ትቕበል
    ወዲ ውን ኔሩ ውዕል ጌረ ከብቅዕ ካብ መጠን ንላዕሊ ኣማላሊሰሙና
    ኣብ መወዳእትኡ ኣብ ታ ንገሸላ ወይ ንምለሰላ መዓልቲ ናብ ካልእ ሃገር ወዲኦማ። ከምዚ ኣዝዩ ነውሪ ዩ።
    ብድሕር ሕጂ ናብኦም ክምለስ ዘይኮነስ ኣይሓስቦን ከማን ሰባት እንተዝሓቱኒ ውን ናብኦም ኣይትኺዱ ምበልኩዎም። ምናልባት 2መዓልትስ ሕረይ ንሶም ግን ንመዓልታት ኣማላሊሶሙና ብሓቂ ሓሪቐን ተጣዒሰን ንከምዚኦም ሰበይተይ ክዳና ብምሃባ። ኣብ መወዳእታ ናተይ ሓሳብ ዘይገብርዎ እንተኾይኖም ስለምንታይ ውዕል ዝኣትው? ዓሚል ክቡር እዩ። ስለምንታይ ብንጀረኦም ይጻወቱ ኣዝዩ ዝገርመኒ። ስለዚ ሰፈይቲ ኣዚኹም ብዕቱብ ክትሓስቡ ይላቦ። ምኽንያቱ ናብኣቶም ዝኸይድ ካብ ካልእ ሃገር ዝመጸ ሰብ ክኸውን ስለ ዝኽእል ከምዚ ንዓና ዘጋጠመና

  • @abhiweteyeyezeneber
    @abhiweteyeyezeneber 26 วันที่ผ่านมา +1

    Meskeli aleki raki shekor ❤❤❤❤❤

  • @user-mu6co4zu8r
    @user-mu6co4zu8r 26 วันที่ผ่านมา +1

    Eway sarto elomkum kemzia ekum tgebru🤔 selam nhagerna🥳❤️ Rhus beal qnyat beal Natsnet Erena🇪🇷❤️🎉🇪🇷🎉🇪🇷🎉❤️

  • @luwamgebrehiwot1882
    @luwamgebrehiwot1882 26 วันที่ผ่านมา +2

    እሰይይይይይ ደቂ ኤረይ ቡሉጻት ዓወት ንኩላትኩም❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @liasium9571
    @liasium9571 26 วันที่ผ่านมา +2

    woo diq aeryyy heleal betam xibeq medab nimasginalom diq aeryyy shkoret ❤rehas beal nixinat ❤kebare mogasin n helatat mekalkal aeiratra ❤nhizb aeiratra ❤❤❤

  • @segenatobrhan5238
    @segenatobrhan5238 24 วันที่ผ่านมา +1

    Waww btaemi xbuk medebn meharin yu neru kaliot dizaynerat kia amxulna pls

  • @xegaxega4826
    @xegaxega4826 26 วันที่ผ่านมา +1

    Hdmona nebarir xbuq serahi 🙏🙏💞💞💞💕💕

  • @beregere7015
    @beregere7015 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤

  • @user-jf6kq3eg2r
    @user-jf6kq3eg2r 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏

  • @makueritrea2043
    @makueritrea2043 6 วันที่ผ่านมา

    xbkti medeb beta xagemna mexkumna gn kea haki thayshi kab naykale adi nayadna yhshu wela degomka xbuq sefom eyom zhbuka .thank you dizayner hagerna ❤❤❤❤🎉

  • @user-fk4ng7eb2r
    @user-fk4ng7eb2r 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @yerusalemtsehaye7149
    @yerusalemtsehaye7149 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @miliberhe7379
    @miliberhe7379 25 วันที่ผ่านมา +2

    Bejakum eba fanjayn and chibe amxulna

  • @zeritfshatsionuqbagergsh5112
    @zeritfshatsionuqbagergsh5112 25 วันที่ผ่านมา +1

    ሰላም እሞ በንገዱ ራሄል ገርና ነዞም ሰፈይቲ ክንረኽቦም
    ኣነ ካብ ነርወይ

  • @SurprisedBirchForest-kv6gb
    @SurprisedBirchForest-kv6gb 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @berhanemesgna837
    @berhanemesgna837 17 วันที่ผ่านมา

    good job thks

  • @efremkiros
    @efremkiros 26 วันที่ผ่านมา +4

    Kndey teshelimom

  • @Irina-mf6gq
    @Irina-mf6gq 26 วันที่ผ่านมา +2

    It’s interesting game, but couldn’t watch. ነዛ ዕትሮ እለዩልና፥ ኮፍ በሊ በልዋ ኣፎም ድማ ሻርኔራ ኣስፍይሎም። Plz

  • @ogbaighebremedhin6252
    @ogbaighebremedhin6252 26 วันที่ผ่านมา +5

    ኣዳለውዊ ንሰፈይቲ ብኣትኩሮ ኪሰርሑ ህድኣት ኣገዳሲ እመስለኒ፡፡ ዳያኑ ኺዕዘቡን ግቡእ ፍርዲ ኪህቡን"ውን ህድኣት የድልዮም። ስለዚ ኣዳላውቲ ካብ ቀጻሊ ዘረባ ኪትቁጠቡ ምተመረጸ።
    ***ነዚ ርእይቶዚ ብኸመይ ትርእዩዎ ኣብ ቀጻሊ መደብኩም ክትገልጹዎ ይግባእ።

    • @shikorinashikorina2085
      @shikorinashikorina2085 26 วันที่ผ่านมา +1

      ኣዳለውቲ ቡሑሕ እዩም ዝዛረቡ ቡዙሕ ጊዜ ጺሕፍና እውን ክሰሙዑ ኣይ ከኣሉን ብፍላይ ጋል ሪኪ ቡዙሕ እያ ትዛረብ

    • @THT2025
      @THT2025 26 วันที่ผ่านมา

      I don’t think they take in consideration to our comments all they care is No of views. ምንስሓብ ያ ሕጂስ😊

  • @milietetekia3818
    @milietetekia3818 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤🌹👍🙏🇪🇷

  • @twenmebrahtom9115
    @twenmebrahtom9115 26 วันที่ผ่านมา +2

    ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tekleab2013tafla
    @tekleab2013tafla 26 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ኣቦይ ሮሞዳን ብዛዕባ ናይ ክዳን ሰፍዮም ከይወድኡዎ ምስ ጸንሑ ዘጋጥሞም ዝነበረ ታሪኽ እንተሎባ ሕተተልና።

  • @liasium9571
    @liasium9571 19 วันที่ผ่านมา

    woo diq aeryyy des zebal ❤rehas beal nixinat nimala hizb aeiratra ni helatat mekalkal aeiratra ❤🎉

  • @marthatsehaye8176
    @marthatsehaye8176 22 วันที่ผ่านมา +1

    Ane betamy fobia nay sartuo nereny, beday lebay ready made kegeze jemere. Hijy gen they really improved ❤❤😂😂

  • @hagerniguse3717
    @hagerniguse3717 22 วันที่ผ่านมา +1

    Aseyyy nfuat ,,,,efar hawey xbuq Sarah wedi zurey

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 26 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍

  • @user-kc1ew4pz5j
    @user-kc1ew4pz5j 25 วันที่ผ่านมา +2

    ኣነስ ከምለሚ ማራ ሓሪቀ ኣብ ሊዕሊዖም ኮይኖም ረብሾሞም ኡፍ እስትረስ ገለዕላማ ዘለዎ ይመስል ማራ ማራ ዘረባ ኣብዚሖም ራሄል እኮ ብኣኣዘይተዓቀረ ብምኮኑ ናይ ቅንኢ መንፈስ ይርብሻ ኔሩ❤🇪🇷🌷

    • @liasium9571
      @liasium9571 24 วันที่ผ่านมา

      aeron heway rehal shkoret kol tegabero nimasginkom diq aeryyy betiem xibeq medab nizamo aehiwtin timakor zelwam bimamixakom nimasginakom ❤diq aeryyy rehas aewdamet rehas beal nixinat nimala hizb aeiratra ni helatat mekalkal aeiratra ❤❤❤❤❤

  • @asterhabte9755
    @asterhabte9755 25 วันที่ผ่านมา +1

    Please please adress Deki Eri shikornatate Ruhse Awedamat ❤❤❤❤

  • @marthatsehaye8176
    @marthatsehaye8176 19 วันที่ผ่านมา

    I think it’s better now than before❤❤❤

  • @user-rl4yp2xi9z
    @user-rl4yp2xi9z 26 วันที่ผ่านมา +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MakEri-gp6yp
    @MakEri-gp6yp 26 วันที่ผ่านมา +2

    ኣንቱም ኣሕዋት ነዞም ራሄል አንዶ ሻርኔላ ግበሩላ፡ ዓጃው፡

  • @YoditJudi-yj1es
    @YoditJudi-yj1es 19 วันที่ผ่านมา +1

    Rahel eko anjeljel abziha wa gahtaf😮😮😮

  • @user-fk4ng7eb2r
    @user-fk4ng7eb2r 26 วันที่ผ่านมา +1

    😂❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @awelkermohammedali8791
    @awelkermohammedali8791 26 วันที่ผ่านมา +1

    Entay malet eyu naxa konkum mzrabkum malet? Protokoll zbhal alo natey professional eyu serihelu wey eye(10) ytearem neshtey qo tetesemani gega bmbhahal slezftah xegem yelen ajokum bertu! Thank u 🇪🇷kulu gize tshaq ✌️

  • @yowanatekesteabrha2204
    @yowanatekesteabrha2204 13 วันที่ผ่านมา

    😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @liasium9571
    @liasium9571 24 วันที่ผ่านมา +1

    aeron heway rehal shkoret nimasginkom nizom aehiwatin kemiz gerkom kitalalyum filatatwm bimaqeabimum betam des zebal eiu ab serihom aemalk yihgazom rehas aewdamet rehas beal nixinat nimala hizb aeiratra ni helatat mekalkal aeiratra ❤❤🎉

  • @thomashaile3774
    @thomashaile3774 วันที่ผ่านมา

    Kemey alekum akayedi hdmona nebarit btekribwo kulu medebatkum tsbuk eqa ente kone ane gn hanti rieto alatini totali kab mas media ztefeu artist alewu emo neoom kea hasew elkum ente temxiewom des mbeleni nabnet kem beal (mahari gebreslasie) zeameselu. Thanks.

  • @user-ny4sz1fr1m
    @user-ny4sz1fr1m 24 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂😂😂

  • @letenseafesshaye7801
    @letenseafesshaye7801 18 วันที่ผ่านมา +1

    ብሐቂ ዘጋጥም እዩ ብሕልፊ ካብደገ እንተመጻእካ እሞካብአስመራ ወጻኢ እንድሕ ሪ ትዕርፍ ከንካ ብዙሕ እዩ ዘጋጥ ም አነንባዕለይ ጥዑይ ስፌት አጋጢሙኒ ዳርጋ አይፈልጥን እንሻላህ ኩላትና ክንረዳዳእ ብጣዕሚ ጽቡቅ ፕሮግራም ህድሞና ቀጽልዎ ኩሉፕሮግራምኩም ንከታተሎ ካብሽወደን ለተንስኤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇸🇪🇸🇪🇸🇪🇸🇪🌺🌺🌺👏💐💐💐🇸🇪🇸🇪🇸🇪

  • @Irina-mf6gq
    @Irina-mf6gq 26 วันที่ผ่านมา +2

    ኣበይ ከይዳ እታ ነዋሕ ዓቃል ጋል? ንሳ ቤላ ኔራ ነዚ መደብ።

  • @user-ot3zr8tf4i
    @user-ot3zr8tf4i 26 วันที่ผ่านมา +1

    Please address post giberulina kulom

  • @user-ul4bl9en5h
    @user-ul4bl9en5h 26 วันที่ผ่านมา +2

    Hdmona si meglexi sina ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @hugushyes926
    @hugushyes926 26 วันที่ผ่านมา +2

    Omg atum suq elkum zeytesrhwom 2 leflefti that is out of order

  • @saronaraya2418
    @saronaraya2418 25 วันที่ผ่านมา +1

    Plsss don't estimate them they have their own perfection. Journalists are zero

  • @lomintmalin4716
    @lomintmalin4716 13 วันที่ผ่านมา

    ኣብ ውድድር ከለዉ ዕላል ኣብ ልዕሊኦም ጠጠው ምባል ኣይግድን።

  • @MaikoWeldu
    @MaikoWeldu 25 วันที่ผ่านมา +2

    Hdmona nfetwekum ena, hanti gn kblekum n Aklilu tesfaxion entetdmulna xbuk neru abi snetbebena ab gex camera gn terayu zeyfelt u msleni neti chanelkum wn hagazi u

  • @girmayweldegergesgerense7350
    @girmayweldegergesgerense7350 15 วันที่ผ่านมา

    Oy Seliye mara wiaka

  • @user-zd2ui6fw2f
    @user-zd2ui6fw2f 20 วันที่ผ่านมา

    ኮቦርታ ዓርከይ 🇪🇷🇪🇷🥰🥰🥰

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 26 วันที่ผ่านมา +1

    Admen tanan yhabkum deki eri xubuk srah kexlwo 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @betybety8380
    @betybety8380 26 วันที่ผ่านมา +1

    Xbuk medeb....dayanu gn bmntay melekei eyom temerixom....ETA gal 2017 srah zgemeret kemey eila n 10 amet ab srah zxenhu tferd

  • @efremtegegne9749
    @efremtegegne9749 26 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ኣዳለውቲ መደብ ህድሞና እንተርትሪመንት መደብኩም ጽቡቕን መሳጥን ዩ ቀጽልዎ ። መራሕቲ መደብ ኣሮንን ራሄልን ግን ልዕሊ ኣጋይሽ ዘረባ ተብዝሑ ኮይንኩም ፡ነጋሽ ኣይትዓብልልዎም በጃኹም ።ምስ ምብዛሕ ዘረባ መሰልቾው እና ኾነ ስለ ዝኸይድ

  • @keriyamhammedhagos2339
    @keriyamhammedhagos2339 26 วันที่ผ่านมา +1

    bataemi xibukk medeb nay awet ashikatni abayeyy harisa mis bele maraaaa 😂😂😂😂😂

  • @salemsahlu6096
    @salemsahlu6096 21 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ዘይጽገብ ታሪኽ ኔሩ ቀጽልዎ አለውና አለዋና ክም ኩቡር ጀነራል አብርሀ ክፍለ ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @user-vn7tn4ih1t
    @user-vn7tn4ih1t 26 วันที่ผ่านมา +1

    ሳርቶ መሕረር ውላ ዘረባ ኢዮም ዝሰፍዩ