🔴👉"ጸሎት ሰይፈ መለኮት"ኣጋንንቲ ዝቃጸሉሉን ዝእሰሩሉ ጸሎት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024

ความคิดเห็น • 1K

  • @HermonSahle-pt6xo
    @HermonSahle-pt6xo 11 หลายเดือนก่อน +32

    ኣንታ ሓወይ እዝጋብሄር ጸጕኡ የብዝሕልካ ኣነ መዓልታዊ የ ዝሰምዖ ናይ ብሓቂ ጥዕና ረኽበ ብጣዕሚ የ
    ዝጭነቅ ኔረ ዝደልክዎ ሙኻን ይኣበኒ ሕጂ ግን ኣምላኽ ይመስግን ኩሉ ተቀንጥጥለይ♥️ ኣሜን ❤️ኣሜን❤️ኣሜን ❤️

    • @sxmb8891
      @sxmb8891 3 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን አሜን አሜን እግዘአብሄር ይመሰገን ማዓረይ🙏🙏🙏🥰🥰❤❤❤

  • @sxmb8891
    @sxmb8891 7 หลายเดือนก่อน +12

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና 😢😢😢🤲🤲🤲🤲

    • @adamsolomon8939
      @adamsolomon8939 4 หลายเดือนก่อน +1

      Even though the first time and effort into the air pollution and it was a little more about

  • @haregtazebe8572
    @haregtazebe8572 3 ปีที่แล้ว +55

    ብኣምሓርኛ ይኽእሎ እየ ብትግርኛ ተሪጉምኹም ኣብ ገፅ ፌስብኩም ኣስፍሩልና
    ቃለ ህይወት ያስመዐልና

  • @ljvg2493
    @ljvg2493 2 ปีที่แล้ว +12

    ክብርን ምስጋናን ነቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣቦና

  • @salamuhh6408
    @salamuhh6408 3 ปีที่แล้ว +92

    ብትግርኛ ከምኡ ገይርኩም ቀፅልሉ እግዚኣብሔር አምላክ ዓስብኩም ይክፈልኩም ዉዳሴ አምላክ ከምኡ ገይርኩም በብዕለቱ ተተቅርቡልና አብ ስደት ዘለና ብጣዕሚ ጠቃሚ ነይሩ ብጣዕሚ ደስ ይብል ኩቡር ሓዉና እግዚኣብሔር ፀጉኡ የብዘሐልካ ቀፅለሉ🙏🙏🙏

    • @merryfsehaye6259
      @merryfsehaye6259 ปีที่แล้ว

      Njkjሀሀከጨጠጠሸ

    • @merryfsehaye6259
      @merryfsehaye6259 ปีที่แล้ว

      ።፣፤፥፦፨፨፦፥፤ሑቀሠዠኀ

    • @Mari-jt1zh
      @Mari-jt1zh ปีที่แล้ว +3

      አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና

    • @علي-ض3د6ه
      @علي-ض3د6ه ปีที่แล้ว +1

      Amiy ztsehafkwo temesgen nafikuniy neyru tmhrtkum temesgen amlak👏

    • @ishowspeeddyw
      @ishowspeeddyw หลายเดือนก่อน

      Amen Amen Amen

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 ปีที่แล้ว +20

    ኣሜን ቃለ ሰናይ የስምዓልና ደስ ዝብል ጸሎት በኃቂ።

  • @samueltesfaldet1203
    @samueltesfaldet1203 2 ปีที่แล้ว +8

    ክብርን ምስጋናን ንዓካ ዩኩ ኣምላከይ ሓውና ከኣ ቃለ ሂይወት የስመዓልና

  • @abanobkute
    @abanobkute ปีที่แล้ว +5

    Btaemi ena nenesgn hawna xelote qudusan ygberelna Amen Amen Amen btaemi btaemi ena nemesgen kubur hawna memhrna 👐

  • @hffgtt9869
    @hffgtt9869 3 ปีที่แล้ว +11

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያሰማልን መምህራችን ፀጋዉን ያብዛልህ 🙏🙏🙏♥️

    • @lemlemgebretsadik1818
      @lemlemgebretsadik1818 ปีที่แล้ว

      ቀው ኢኢኢኢኢኢኢኣኢኢኢኢኢኢ9ኢኢ፣ኣኣ"ኣኣq ኣቃፐ"@# #@"" @@ዘቐ0ቀኦኖኒኒኖኒኖኖኖኖሎሎሎሎሎሊሎኪኮኮኪኪኮኪሊሊሎሎ

  • @منىمنى-د8ط3ث
    @منىمنى-د8ط3ث 5 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤

  • @ወይኩንፍቃድከ-ቐ7ጘ
    @ወይኩንፍቃድከ-ቐ7ጘ 3 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜን ቃለሂወት የስመዐልና ኣምላክ ፀግኡን በረከቱን የብዘሓልኩም 🙏🙏🙏❤

  • @HgJk-n9p
    @HgJk-n9p ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰምዐልና ክቡር ሓዉና እግዚኣብሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ፀጋን የብዘሐልካ ኣሜን ///3///🙏🙏🙏🙏

  • @maazamahray4407
    @maazamahray4407 3 ปีที่แล้ว +10

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🌹

  • @hss5966
    @hss5966 3 ปีที่แล้ว +5

    amen amen amen ቃል ሰናይ የስመዐልና ኩቡር ሓውና ጎይታ ዝካብረሉ አንሕና እንሕጎሶሉ ሰይጣን ዝሓፍረሉ ፆሎት ይገበረልና

  • @_Godolyas7696
    @_Godolyas7696 2 ปีที่แล้ว +12

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ኩቡር መምህርና

  • @maazahaile5641
    @maazahaile5641 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሒወት የስመዓና ብመለኾት ስላሴ ካብ ክፋእ ነገር ሰውረልና አሜን

  • @ብርሃኔነሽማረያም
    @ብርሃኔነሽማረያም 3 ปีที่แล้ว +5

    🙏🙏🙏😍😍😍

  • @ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ
    @ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ ปีที่แล้ว +1

    ማቴዎስ ምዕራፍ 6
    14: ንሰብ በደሎም እንተ ሓደግኩምሎም፡ ንኣኻትኩም ድማ ናይ ሰማይ ኣቦኹም ኪሐድገልኩም እዩ።
    15: ንሰብ በደሎም እንተ ዘይሐደግኩምሎም ግና፡ ንኣኻትኩም ድማ ኣቦኹም ኣይሐድገልኩምን እዩ።

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane6521 2 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ይስማዓኒ ኩብር ሓውንኣ ✝️✝️✝️🙏🏾

  • @senaitabraham3763
    @senaitabraham3763 2 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን አምላክ ይህ ይሀግዝ

  • @ahadalmutiri0722
    @ahadalmutiri0722 3 ปีที่แล้ว +5

    Amennnn kal amilak yesmiana tselotoma ayfeleyena🙏🙏🙏🙏🙏

  • @sofiaibraheem1350
    @sofiaibraheem1350 4 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ልዑል እግዚአብሔር አምላክ ይመስገን ይመስገን ይመስገን በኡዉነት ሰለ ሁሉ ነገር ቃለ ህይወት ቃለሰናይ ያሰማልን ክቡር መምህራችን 💗💐💗🌹💗💐🙏✝️

  • @GodisLoveGodisKing
    @GodisLoveGodisKing 2 ปีที่แล้ว +4

    🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 ተመሰገንካ እግዝኣቢሄር ኣቦይ ንኩሉ እትክእል ንዓካ ክወዳደርካ ዝክእል ኣይኮነን ሕጻብ እግሪካ ንዓካ ን ኩቡር ልዑል ፈጣሪ ዋላ ሓደ እኳ የለን ኣብዛ ዓለም ነመስግነካ እግዝኣቢሄር ኣቦይ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @johnbuab4646
    @johnbuab4646 5 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen temsegun amelaku abhoy qal hiwet yebzhlka ❤❤❤❤❤❤

  • @ስአሊለነቅድስት-ፀ1ፀ
    @ስአሊለነቅድስት-ፀ1ፀ 3 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዕልና ክብር አቦና ፀጋኡ ያብዘሐልኩም እግዚአብሄር አምላኽ

  • @አለምየቁዱስገብሪኤልልጅ
    @አለምየቁዱስገብሪኤልልጅ ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና

  • @hagernegede4155
    @hagernegede4155 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ቋል ሂወት የስማልና ጸጉኡ የብዝሓልካ ኣነ ሕቶ ኣላትኒ ንኣብነት ኣብቲ ናይ ምዓልታት ናይ ዓርቢ ክደግም ኢንተደልየ ናይ ግድን ድየ ዘዘውትር ክደግም

    • @hss5966
      @hss5966 3 ปีที่แล้ว +2

      እወ ክብረተይ ብሓንቲ ኢድና ክነጣቅዕ አይንክእልን ኢና ስለዚ ዘዘውትር አንቢብና ናይ ዕለት ክትደግሚ ትክእሊ ኢኪ / ካ

  • @ሃረፈሓጎስ
    @ሃረፈሓጎስ 3 ปีที่แล้ว +6

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሕይወት ያሰማልን🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mellinebermrim3553
    @mellinebermrim3553 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kale hiwate yesmalns

  • @ሜሪጓልትግራይ-ደ5ዠ
    @ሜሪጓልትግራይ-ደ5ዠ 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏

  • @mellinebermrim3553
    @mellinebermrim3553 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kale hiwate yesmalñs

  • @tsgiegalhageretigrey1192
    @tsgiegalhageretigrey1192 3 ปีที่แล้ว +15

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐልና ኣምላክ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና

    • @dawitm.841
      @dawitm.841 3 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን...

  • @AsterAster-eg3bi
    @AsterAster-eg3bi 2 หลายเดือนก่อน +1

    Ameen Ameen Ameen Ameen Ameen Ameen Ameen Ameen Ameen Ameen Ameen Ameen Ameen Ameen 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ
    @ተመስገንአምላክ-ፐ3ኸ 3 ปีที่แล้ว +4

    እግዚኣብሔር ይመስገን እሜን እሜን እሜን ቃል ህይወት የስመዐልና

  • @mellinebermrim3553
    @mellinebermrim3553 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amrn kale hiwate yesmalna

  • @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ
    @ቲቲፍረዞምጀጋኑተጋሩ 3 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና

  • @mellinebermrim3553
    @mellinebermrim3553 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kale hiwate yesmalna

  • @simret.bereket6400
    @simret.bereket6400 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና፡ኩቡር ሓውና

  • @hadas-ji1dj
    @hadas-ji1dj หลายเดือนก่อน +1

    Selam burakat yehwatey qalhwet yesmana abxlotkum zekuruna amen ewe dess Elina eilll eilll eilll egzabher ymesgen

  • @ፀጋየማሪያምልጅ
    @ፀጋየማሪያምልጅ 3 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ይሰመዐልና

  • @AluChanal
    @AluChanal 5 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር አቦይ ከም ሓጥያትናን ከም ክፋኣትናን ዘይ ኮነስ ከም ምሕረትካን ፍቅርካን ምሕረት ሰላም አውርደልና ንዛሓመሙ አብ ሰደት ዘለና ምሕረት አሕርደልና 😢👏

  • @titiandom4571
    @titiandom4571 3 ปีที่แล้ว +25

    Amen amen amen Kale hiwet yesmalna hawey natey egzabher amlak tsxega ab leli tsega yebzhalka anes natka agongulot teqrbelna tehztoka megelxi yebleyn beka nebsey kiftesh akielkani eka edme. Tienan yebka

  • @yrgytdfg8808
    @yrgytdfg8808 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን...አሜን.....አሜን.......ቃለሂወት....የስመልና

  • @abiabi-ww3fn
    @abiabi-ww3fn 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና🙏🙏🙏🙏🙏

  • @abieltesfamariyam4759
    @abieltesfamariyam4759 8 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስምዓልና ኽቡር ሓዉና

  • @ራሄልጓልቀሺ
    @ራሄልጓልቀሺ 3 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዓልና

    • @asmakifle2627
      @asmakifle2627 3 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

    • @غلبعلو
      @غلبعلو ปีที่แล้ว

      👏👏🙏🙏👏👏🙏👏👏🙏🙏

  • @munaaman4152
    @munaaman4152 2 ปีที่แล้ว +2

    አሜን አሜን አሜን

  • @bergednhamedu2615
    @bergednhamedu2615 3 ปีที่แล้ว +5

    AMEN AMEN AMEN 🙏🙏🙏

  • @biniasmerom5757
    @biniasmerom5757 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስማዓልና እግዛብሄር ጸጉኡ የብዛሓልካ

  • @ሊሊጋልተዋህዶ-ሰ7አ
    @ሊሊጋልተዋህዶ-ሰ7አ 3 ปีที่แล้ว +12

    አሜን አሜን, አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልካ

  • @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
    @ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 3 ปีที่แล้ว +1

    ብስም ስላሴ
    √ስአሊ ቅዱሳን ክንብል ከለና አዚ ኣብ ቅድስቲ ቤተ ክርስትያን አንረኽቦ ወይ ውን ኣብ ነፍሲ ወከፍ ገዛ ናይ ሓደ መአመን አንረኽቦ ንዝኣመነ ውን ዝቅድስን ዝባርኽን ኢዩ።
    √ ስአሊ ቅዱሳን ኣብ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ን ስርዓተ ኣምልኾ ንትምርቲ ንቅዳሴ ወዘተ ንጥቀመሉ...
    √ቅዱሳን ኣሳአል ካብ ናይ ዓለምና ስአሊ ዝፍለየሉ ዝባርኽን ዝቅድስን ከምኡ ተኣምራት ስለዝገብርን'ዩ ንዕኡ አንዳረኣኻ ክትጽሊ ከለኻ ድማ ትባራታዕን ትባረኽን።
    √ ነዚ ቅዱሳን ኣሳአል ብዘይምስትውዓል ሰባት ክቃወሙን ክጻረፉን ኢኻ ትግንዘብ አዚ ግን ትኽክል ኮይኖም ድዮም፧ በዚ ጥቅሲ ተጥቂሞም ድማ ክዛረቡ ትዕዘብ ዘጻ 20፡5 ስአልን ምስልን ኣይትገበር ነዓኻ፡ አዛ ጥቅሲ ድማ ሓንቲ ካብተን ዓሰርተ ትአዛዛት ኢያ።
    ኮይኑ ግና ምስ ናይ ኦርቶድኦክስ ተዋህዶ ኣሳአል ትጻረር ትመስል ግን አንተ ኣስተብሂልካላ ምስቲ ቅዱሳን ኣሳአል ኣይትጋጮን'ያ ብተቃራኒ ተሕይሎ ደኣ አምበር ሰብ ካብ ናይ ጣኦት ኣሳአል ቅዱሳን ኣሳአል ክጥቀም ከምዘለዎ።
    ☝🏽 አዚኣ መልአኽቲ ድማ ንጣኦት ወይ ውን ንኻልአ ኣማልኽቲ ኢያ ትሕብር ከመይ ጌራ ትብለኒ ትኸውን ኣነ ድማ በዚ ዝስዕብ ኣቦና ሙሴ ጽሒፍልና ዘሎ ጥቅሲ ይብለካ ዘዳ 4፡15-20 ዘዳ 5፡8
    √ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ብስአሊ ከተጊጽ ከምዘለዋ ድማ መጽሓፍ ቅዱስ ይሕብረና ብዝበለጸ ኣብዚ ኣቲና ክንውከስ ይምሕጸን ዘጻ 25፡15-25 ዘጻ 26፡1 ዘሑ 7፡89 1ይ ነገ 6፡23-38 2ይ ዜና 3፡5-7 ህዝ 41፡23-26
    √ ናይ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ስአሊ ቅዱሳን ካበይ'ዩ ምንጩ፧
    *ምንጪ ናይ ቅዱሳን ኣሳአል ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ከምዝተወስደ የረድአ።
    ንኣብነት፦
    1.ጎይታ ኣብ መስቀል ኣብ ቕድሚ ዓይንና ከም ስአሊ ተሰጢሑ'ከሎ ገላ3፡1 ።
    2. ናይ ድንግል ማርያም ምስ ፍቁር ወዳ ኣብ መብልዒ ማል ሉቃ 2፡12
    3. ናይ ቅዱስ ሚካኤል ንድያብሎስ አንዳ ኣሰነፎ ከሎ ራኢ 12፡7
    4. ቅዱስ ገብርኤል ንሰለስተ መንአሰያት ከድሕኖም ከሎ መዝ.3መን 1፡26
    5. ቅዱስ ሩፋኤል ንመንአሰይ ጦብያ ክራድኦ ከሎ ጦቢ 6፡3-5
    ከምዚ ጌራ ድማ ቅድስቲ ቤተ-ክርስትያን ንደቃ ተስተምህር !
    ካብ ብዙሕ ብዉሑድ ድማ ከምዚ ይመስል
    ወስብሓት ልአግዚኣብኄር
    ወለወላዲቱ ድንግል
    ወለ መስቀሉ ክቡር
    ኣሜን/3/

  • @salamuhh6408
    @salamuhh6408 3 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን 🙏🙏🙏

  • @BiniamMengstab-p2g
    @BiniamMengstab-p2g 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና❤❤❤

  • @ፅጌጋልተዋህዶ
    @ፅጌጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +17

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ✝️👏

  • @Bereket-Helina2003
    @Bereket-Helina2003 ปีที่แล้ว +1

    🙏❤️🙏✨ተባረክ ክቡር ሓው ጽቡቅ ስራሕ✨⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️👍

  • @efremhabte3610
    @efremhabte3610 3 ปีที่แล้ว +9

    ክብርን ምስጋናን ነቲ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ኣቦና ።ንሓውና ድማ ዘመን ኣገልግሎቱ ይባርኸሉ ።

    • @kesetexegu3882
      @kesetexegu3882 2 ปีที่แล้ว

      🤲🤲🤲💒👁👂💗

  • @mellinebermrim3553
    @mellinebermrim3553 2 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen kalehiwate yesmalna

  • @ezgomarefe1132
    @ezgomarefe1132 3 ปีที่แล้ว +7

    አሜን ክብሪ ንአምላኽና ይኩን አሜን:ቃለ ሂወት የስማዓልና :ጸጎኡን በረከቱን የብዛሐልካ 🙏🙏🙏

  • @SaraTsegay-m4k
    @SaraTsegay-m4k 8 หลายเดือนก่อน +1

    Amen Amen Amen kale hiwet Yesmalna Memhre Egzabehre Yemsgen 🙏❤️🙏❤️🙏❤️🕊️

  • @yosad2233
    @yosad2233 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስምዐና

  • @kimemealmayhu5258
    @kimemealmayhu5258 ปีที่แล้ว +1

    አሜን በእውነት ቃልክወትን ያሰማልን የሰሱስቅዱስ በረከት።ይደርብን

  • @ብርሃኔነሽማረያም
    @ብርሃኔነሽማረያም 3 ปีที่แล้ว +12

    ቃለህይወት ይስመዕልና ኣቦና በአውነት🙏🙏🙏

  • @منىمنى-د8ط3ث
    @منىمنى-د8ط3ث 5 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ክብል ብትግርኛ ቀፅልሉ ኣቦታትና ፈጣሪ ቃል እግዚኣቢሄር የሕድረልና ኣሜን

  • @princeprince1973
    @princeprince1973 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏

  • @tsegayberhe3904
    @tsegayberhe3904 6 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓና ፈጣሪ

  • @mammaalemeujjguh
    @mammaalemeujjguh 2 ปีที่แล้ว +1

    Qal hiwet yesmana Egzabiheir xegau yebzahalka ab xolotka zekirena 🙏✝️🙏✝️🙏✝️

  • @zainazaina2750
    @zainazaina2750 3 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ሓዉና ፀግኡ፣የብዘሐልካ ተባረክ ፬

  • @brhangaltewahdo2523
    @brhangaltewahdo2523 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐና ክቡር ሓውና ፀጋ በረከቱ ኀብዝሓልካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ኣሜን

  • @ፋናቲዩብ-ደ7ቨ
    @ፋናቲዩብ-ደ7ቨ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏 ዛሓወይ

  • @ሜሮንሜሮን-ዠ5ቐ
    @ሜሮንሜሮን-ዠ5ቐ ปีที่แล้ว +1

    አሜን ቀላል ሄወት የሰመዕና🕯👏❤

  • @ተመስገንፈጣር-ጐ3ጀ
    @ተመስገንፈጣር-ጐ3ጀ ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @safiysafiy6851
    @safiysafiy6851 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏❤️❤️

  • @fryattsegay7987
    @fryattsegay7987 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @coolmom8537
    @coolmom8537 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ሂወት ያስማልና 🤲🤲🤲

  • @BirtunaMulaw
    @BirtunaMulaw 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናብ ምስክር የብቀዐና

  • @arontekle151
    @arontekle151 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ቃለ ሂዎት የሰምዓና

  • @አምላኬሆይቤተሰቦቼንአደራ
    @አምላኬሆይቤተሰቦቼንአደራ 2 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስምዐልና ክቡር ሓውና እግዚአብሔር አምላክ ዕድሜን ጥዕናን ፀጋን በረከቱን የብዝሐልካ አሜን/፫/🙏🙏🙏

  • @BifuifjGifuikkiikk
    @BifuifjGifuikkiikk 6 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይውት ያስማልን❤❤❤❤❤❤

  • @mihretkidane8294
    @mihretkidane8294 11 หลายเดือนก่อน +2

    Amen Amen Amen qalehiwe yesmaoan

  • @SelamTekie-j6z
    @SelamTekie-j6z ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምኣልና ምሕረቱ ኣይፈለየና

  • @mellinebermrim3553
    @mellinebermrim3553 2 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen kalr hiwate yesmalna

  • @AkistarnooneAkida-zu4cx
    @AkistarnooneAkida-zu4cx ปีที่แล้ว +2

    Amenn amen ykun

  • @KhanKhan-uk6hx
    @KhanKhan-uk6hx 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን❤

  • @ሓጥያተይዊሒዙከምማይ
    @ሓጥያተይዊሒዙከምማይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቓል ህይወት ይሰመዐልና ክቡር ሓውና

  • @እየሩሳሌምነኝየማርያምልጅ
    @እየሩሳሌምነኝየማርያምልጅ ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @ጋልቶምጀጋኑተጋሩ-ወ8ደ
    @ጋልቶምጀጋኑተጋሩ-ወ8ደ ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንቃለ ሂወት የስመዐና

  • @negusnegus9185
    @negusnegus9185 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዐና

  • @tsegaafeworki2346
    @tsegaafeworki2346 5 หลายเดือนก่อน +1

    🙏♥️ኣሜን 🙏♥️ኣሜን 🙏♥️ኣሜን
    ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ይኹን
    ካብ ክፉእ ሰውረና

  • @maletmama8533
    @maletmama8533 3 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልካ ክብር ሓውና

  • @zmamberaki5030
    @zmamberaki5030 ปีที่แล้ว +1

    ብጣዕሚ ደስ ኢልኒ ቃል ሒወት የስመዓልና ብጣዕሚ ኣድኒቀካን ፈጣሪ ይባርኽካ ሓወይ ብኣማርኛ ዬንብብቦ ኔረ ዘዘወትር "
    ሰይፈ ስላሴ "ሴይፈ መለኮት ብጣዕሚ ጽቡቅን እርኩስ መንፈስ ዘርሕቅን ናይ በሓቂ ዝልዉጥ ሒወትን ዓቃልን ትዕግስተኛን ጸዋርን ኣመዛዚንካ ክትከይድን ምስ ብጾትካ ኣብ ትሕቲ መልሓስካ ኩሉ ግዜ ፈተና ብሰባት ተመሲሉ ንዝመጸካ ብስም ስላሴ !! ክትብልን ብጣዕሚ በርደግ ኢሉ እዩ ዝሃድም ካብ ከባቢኻ ስለዚ ብፍላይ ንዓና ብኡነት የድሌና እዩ ኣፍልጦ የብልናን ብጣዕሚ ብጣዕሚ ድማ የመስግነካ ካብ ልቢ ኣግኣዝት ስላሴ ይባርኹኻ 🙏🙏🙏

  • @hayahname9355
    @hayahname9355 5 หลายเดือนก่อน +1

    አሜን ቃል ህይወት የሰመዓና

  • @berihuhaile6935
    @berihuhaile6935 3 ปีที่แล้ว +2

    Kalehiwet yesmalna, egziabher amlak mihretu yilakelna, tinsae hagerna yeriana, Amen Amen Amen.

  • @نورنور-ذ9ه8ف
    @نورنور-ذ9ه8ف ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስመዐልና👏👏👏

  • @ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ
    @ሰብምስጠለመእዋንሓሰመ ปีที่แล้ว

    ሮሜ ምዕራፍ 3
    11: ሓደ እኳ ዜስተብህል የልቦን፡ ሓደ እኳ ንኣምላኽ ዚደልዮ የልቦን።
    12: ኲላቶም ዘምበሉ፡ ኲላቶም ሐቢሮም ዘይጠቕሙ ዀኑ፡ ጽቡቕ ዚገብር የልቦን፡ ሓደ እኳ የልቦን።
    13: ጐረሮኦም ክፉት መቓብር እዩ፡ ብልሳውንቶም ይጥብሩ፡ ኣብ ትሕቲ ኸናፍሮም ሕንዚ መንደልቶ ኣሎ።
    14: ኣፎም መርገምን ምርን ምሉእ እዩ።

  • @ጓልትግራይ-ሰ7ቨ
    @ጓልትግራይ-ሰ7ቨ หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ቃል ሂወት የስምዐልና ኣምላክ ብዓይነ ምሕረቱ ይጠምተና🙏🙏🙏

  • @abebagebreargay178
    @abebagebreargay178 3 ปีที่แล้ว +6

    አሜን✝️አሜን✝️አሜን ✝️🙏☦️☦️☦️☦️ቃል አመልክ ይመሰዐልና🙏✝️☦️🙏✝️☦️🙏

  • @awettekeste1322
    @awettekeste1322 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስምዓልና!!
    ሰይፈ ስላሴ መጽሃፍ ብ ትግርኛ ኣበይ ወይ ብከመይ ንረክቦ ንክእል?
    በጃኩም መልሱለይ?

    • @muzitmehari5343
      @muzitmehari5343 3 ปีที่แล้ว

      ኣነ ውን ምደለኩ በጃኩም ንገሩና ብሩኻት ኣሕዋተይ፡ ሓውና ክኣ ቃል ሂወት የስምዓልና!!!!

    • @henoktewelde7597
      @henoktewelde7597 3 ปีที่แล้ว

      @@muzitmehari5343 ab Ethiopia addiss ababa alekum.

  • @منىمنى-د8ط3ث
    @منىمنى-د8ط3ث 5 หลายเดือนก่อน +1

    ❤ኣሜን❤
    ❤ኣሜን❤
    ❤ኣሜን❤

  • @رزان-ث3ظ
    @رزان-ث3ظ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤

  • @xbakemnbarfkrieyu-x7v
    @xbakemnbarfkrieyu-x7v 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna