🔴👉"ኣብ ውሽጢ 24 ሰዓታት ተኪኢልኩም በዚ ጸሎት ሕደሙ"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 492

  • @ابراهيم-ث6ب3ه
    @ابراهيم-ث6ب3ه ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን
    ኣምላክ ብምሕረት ዓይኑ ይጠምተና ፆሎታን ኣማላድነታን ናይ ኣዴና ቅድስት ድንግል ማርያም ንኩልና ህዝበ ክርስትያን ኣይፈለየና ✝️✝️✝️

  • @RhjfhvSgdhig
    @RhjfhvSgdhig ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህወሃት ይሰመዕልና

  • @user-dm8hn6ut6p
    @user-dm8hn6ut6p 11 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን:: ቃለ ሂወት የስመዓልና

  • @rutgebrezgi2765
    @rutgebrezgi2765 ปีที่แล้ว +7

    🎉ኣሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና ልብካ ዝትንክፍ ጊዜ ኢና በጺሕናዘለና መስተውዓሊ ልቢ ይሃበና ንዓካድማ ጸጒኡ የብዝሐልካ ልዑል ፈጣሪ 🎉

  • @frfjtffht5651
    @frfjtffht5651 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰመዐልና ፈጣረ ምሕረቱ ይላኣኸልና 🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏🙏❤❤❤🙏🙏🙏

  • @henoktesfie1442
    @henoktesfie1442 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ ልብና የሕድሮ ኦ እግዛኣዛብሔ ኣቦይ ጽሩይ ልቢ ሃበና ኣሜን፨።

  • @lovehabesha2571
    @lovehabesha2571 3 ปีที่แล้ว +25

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣቢሄር ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና እዚ ግዜ ከቢድ እዩ ነገር ግን ምርኩስናን ጸግዕናን እግዚኣቢሄር እዩ ብኣመላድነት ናይ ቅድስተ ቅዱሳን ኣዴና ቅድስቲ ደንግል ማርያምን ቅዱሳን መላእክት ቅዱሳን ኣቦታትን ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን

    • @ermiashabtom4509
      @ermiashabtom4509 2 ปีที่แล้ว +1

      Amen amen amen

    • @Judi-d5k
      @Judi-d5k 3 วันที่ผ่านมา

      Amen amen amen 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤

  • @almazalmaz6619
    @almazalmaz6619 3 ปีที่แล้ว +6

    ቁጽሪ ናይቲ ጸሎት ተትገልፁልናስ ንሕናዉን መንብናዮ

  • @ተመስገንኣምላኬ-ረ1ፈ
    @ተመስገንኣምላኬ-ረ1ፈ ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን/3/ቃለ ሂወት ይሰመዐልና ኣምለክ ኣቦይ ካብ ኩሉ ነገር ሕማቅ ሰውረኒ🙏

  • @RhjfhvSgdhig
    @RhjfhvSgdhig ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካብ ኩሎ ሩክሳት መንፍስተ ካብ ኣረሕቅልይ

  • @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
    @እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዓልና ፆሎት አቦታትና አይፈለየና አብ ፀለትኹም ዘክሩኒ ወለተ ሂወት ሓጥያተኛ እናበልኹም ፍትዋተይ ብሓቂ እዞም እኒአክዎም ገዛ ከም ቀታሊት ሰብ እዮም ዝርእዩኒ ዘለው ብሓቂ ብዙሕኻ ፆሎተኛ አይኾንኹን ግን አብ መዓልቲ ተገደደ ሓንቲ ግዘ የሐልፍ እየ ግን ፆሎት ወዲአ ናብ ስራሕ ክወፅእ ኸለኹ ብዘይ ምንም ምክንያት ይርሕቁኑን ይፀልእኑን ብሓቂ እግዚአብሔር አምላክ ስደትና የሕፅረልና😭

  • @funnymeme7034
    @funnymeme7034 3 ปีที่แล้ว +8

    Besmeab weweld wemenfes qudus ahadu amlak Amen! Sm egziabiher zkeberen ztemesgenen ykun 🍀❤️🙏! Ab hiwetey zeyrsa xolot ala kekaflokum: ኦ… ኣምላኽ ከም ሳህልኻ ምሓረኒ፣ ከም'ቲ ዓብይ
    ርሕራሔኻ ኣበሳይ ደምስስ ካብ ኣበሳይ ኣጸቢቕካ
    ሕጸበኒ፣ ካብ ሓጢያተይ ኣጽርየኒ። ኣነ ኣበሳይ እፈልጥ
    ኣለኹ'ሞ፣ ሓጢያተይ ኩሉ ጊዜ ኣብ ቅድመይ እዩ።
    ብዘረባካ ጻድቅ ብፍርድኻ'ውን ንጹህ ኰንካ ክትረክብ'ሲ
    እነ ንዓኻ ጥራይ በደልኩ ኣብ ቅድመኻ እከይ ገበርኩ።
    እንሆ ብኣበሳ ተወለድኩ እኖይ ከኣ ብሓጥያት ጠነሰትኒ።
    እንሆ ንሓቂ ውሽጥኻ ኢኻ እትደልዮ ኣብ ሑቡእ'ውን
    ጥበብ መሃረኒ። ምእንቲ ክጸርስ ብስምዕዛ ኣጽርየኒ ካብ
    በረድ ክጽዑዱ ሕጸበኒ። እተን ዝቐጥቐጥካየን ኣዕጽምቲ
    ክሕጎሳ፣ ባህታን ሓጎስን ኣስምዓኒ። ገጽካ ካብ ሓጢያተይ
    ከውሎ፣ ንብዘሎ ኣበሳይ'ውን ደምስሶ። ኦ… ኣምላኽ
    ጽሩይ ልቢ ፍጠረለይ፣ ጽኑዕ መንፈስ ከኣ ኣብ ውሽጠይ
    ሓድስ። ካብ ገጽካ ኣትደርብየኒ፣ ቅዱስ መንፈስካ'ውን
    ኣይትግደፈኒ። ሓጎስ ምድሓንካ መልሰለይ ብዝመርሓኒ
    መንፈስ'ውን ደግፈኒ። ሽዑ መንገድን ንመፍረስቲ
    ክምህሮም እየ ሓጥኣን ከኣ ናባኻ ክምለሱ እዮም።
    ኦ...ኣምላኽ፣ ኣምላኽ ምድሓነይ ካብ ዕዳ ደም ኣናግፈኒ፣
    ልሳነይ'ውን ንጽድቕኻ እልል ክትብለሉ እያ። ጎይታየ፣
    ኣፈይ ምስጋናኻ ክነግርሲ ከናፍረይ ክፈት። መስዋእቲ ባህ
    ኣይብለካን እዩ። እንተዘይኰነስ መቕረብኩልካ ነይረ፣
    መስዋእቲ ምሕራር እይትብህጎን ኢኻ'ሞ፣ መስዋእቲ
    ኣምላኻ ስቡር መንፈስ እዩ። ኦ… ኣምላኽ፣ ንስቡርን
    ቕጥቑጥን ልቢ ኣይትንዕቆን ኢኻ። ንጽዮን ብጸጋኻ ሰናይ
    ግበረላ፣ መኻባብያታት ኢየርሳሌም ንደቕ። ሽዑ
    ብመስዋእቲ ጽድቂ፣ ብዝሓርር መስዋእቲ፣ ብምሉእ
    መስዋእቲ ባህ ክብለካ እዩ። ሽዑ ኣብ መስዊእኻ ኣራሑ
    ከቕርቡልካ እዮም። ሃሌ ሉያ።
    🙏❤️😌

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዕና ክብር ሓዉና እግብሄር ብምሕርት ዓይንካ ጠምተና❤❤❤❤🎉🎉

  • @selamselam2084
    @selamselam2084 3 ปีที่แล้ว +27

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስምዓልና እግዚኣብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዝሓልኩም ክብር ሓውና

    • @beilulabraham4707
      @beilulabraham4707 3 ปีที่แล้ว

      amen amen amen kale hiwet yesmalna egziabiher amlak xegu yebzhalkum kbur hawuna

  • @ማርያምማርያም-ዐ1ጨ
    @ማርያምማርያም-ዐ1ጨ ปีที่แล้ว +1

    ትክክል መምህርን ስይፍ ስላሴ እርጋኖን ባርቶስ ድርስን ስይፍ መላከት ፅብቅ እዩ በጣዕም በእውነት ተጠቀሙ ህዝብ ክርስትያን ❤❤❤🤲🤲📖📖📖🕯🕯🕯

  • @hani6817
    @hani6817 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና እግዚኣብሔር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና🤲✝️🙏🥰

  • @fiorina4668
    @fiorina4668 3 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን!!!
    ቃለ ሂወት የስምዓልና ፡ኦ አግዚኣብሄር ብ ምሕረት ዓይንካ ጠምተና።

  • @TM-yl8bg
    @TM-yl8bg 2 ปีที่แล้ว +8

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣሜንንን 🙏🙏🙏⛪✝️❤️

    • @sadurbiyadga6464
      @sadurbiyadga6464 2 ปีที่แล้ว

      0p0pp

    • @TM-yl8bg
      @TM-yl8bg 2 ปีที่แล้ว

      @@sadurbiyadga6464 እንታይ ዩ መልእኽቱ እዚ ጽሑፍካ?

    • @kubromtesfay9399
      @kubromtesfay9399 ปีที่แล้ว

      ​@@TM-yl8bg 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉rtrr🎉rr🎉r🎉🎉🎉trttze 🎉er

  • @WrettwttSsrtttry
    @WrettwttSsrtttry หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦእግዛኣብሄር ኣምላከይ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተኒ ነዚ ክገብርውን ደግፈኒ ኣነ ድክምትን ሓጣተኛን እየሞ ኣይትጋደፈኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @akberetberhane6521
    @akberetberhane6521 3 ปีที่แล้ว +6

    Amen Amen Amen kale hewet yesmalna egzabher amelk xegeu yebzhalka zehwey Good bless you 🙏🏾✝️
    ኣምላኽ ንዓና መዕቆብን ሓይልን፡ብጸበባ ፉጡን ረዲእን እይ።ስለዚ ምድሪ እንተ ተገልበጠት፡ኣኽራን ኣብ መዓሙቝ ባሕሪ እንተ ተናወጹ፡ማያት እንተ ሃመመን እንተ ዓፈረን፡ ኣኽራን ብነድሮም እንተ ኣንቀጥቀጡ፡ንሕናስ ኣይንፈርህን ኢና።ወሓይዙ ንኽተማ፡ኣምላኽ ነታ ቅድስት ቦታ ማሐደር እቲ ልዑል ዘሐጉስ ሩባ ኣሎ። ኣሞላኽ ኣብ ማእክላ ከሎ አይክትናወጽን እያ።ክወግሕ ክሎ ኣምላኽ ኪረድኣ እያ።ኣሕዛብ ጫውጫው ስል መንግስትታት፡ተናወጽ ድምጽ ኣስመዐ ምድሪ መኸኸት፡ጉይታ ስራዊት ምሳና እዪ።ኣምላኽ ያዕቆብ ጸግዕና እዪ።ንዑ ንግብርታት እግዚአብሔር፡ነቲ ኣብ ምድሪ ዝገበሮ ጥፍኣት ጥምት፡ንውግእ ክሳዕ ወስን ምድሪ ምውዳእታ ይገብረሉ።ንቀስቲ ይስብሮ ንኲናት ይስባብሮ፡ንስረገላታት ብሓዊ የንድዶ።ህድእ በሉ እም፡ኣነ ኣምላኽ ምዃነይ አስተብህሉ፡ኣብ ማእክል አሕዛብ ልዕል ክብል፡ኣብ ምድሪ ልዕል ክብል እዩ።ጉይታ ስራዊት ምሳና እዩ።ኣምላኽ ያዕቆብ ጸግዕና እዩ። እቲ ንስብ ዘይኽአሎ ንኣምላኽ ይከአሎ እዩ።እቲ እሙን አስተውዓልን መጋቢ መን እዩ።ሃሌ ሉያ።💒✝️✝️✝️🙏💖🥰

  • @ዉዕለቱዘክርነብሰይ
    @ዉዕለቱዘክርነብሰይ 3 ปีที่แล้ว +7

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት ያሰመዐልና በረከትኹም ይሕደረና መምህርና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
    አቤት ኣምላኬ ሆይ ብመንገድካ ምረሐን ጌታየ ሆይ ይቅረ በለለይ 😢😢🙏🙏🙏🙏

  • @ተዋህዶልዘላኣለምትንበር
    @ተዋህዶልዘላኣለምትንበር 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን(3)🙏🙏🙏ቃለ ንህይወቱ የስመዐና

  • @letaykalay1893
    @letaykalay1893 3 ปีที่แล้ว +14

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፈጣሪ ምሕረቱ ይላኣኸልና ባዕሉ

  • @ተመስገንኣምላከይወድዳዊት
    @ተመስገንኣምላከይወድዳዊት ปีที่แล้ว +2

    ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት ያስማዓልና ክቡር ሓወይ

  • @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ
    @ከምፍቃድወላዲትኣምላክይኩ 3 ปีที่แล้ว +20

    ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ዝሰምዓናዮ ቁዱስ ቃል ኣብ ልብና የሕድረልና 💖🤲🤲🤲🙏🏼🙏🏼🙏🏼ኩቡር ሓውናን መምህርናን ጸግኡን ጥበቡን የብዝሓልካ ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ 🙏🏼🙏🏼🙏🏼

  • @binyamsaymon3492
    @binyamsaymon3492 2 ปีที่แล้ว +4

    Amen Amen Amen 🙏 Thank u bro God bless you all time ❤

  • @sams1763
    @sams1763 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ጸግኡን በረከቱን የብዘሓልኻ ክቡር ሓውና አሜን፫

  • @kikonathome738
    @kikonathome738 3 ปีที่แล้ว +7

    Amen amen amen 🙏 Ab lbna hydro goyta

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
    @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 3 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሕልካ እግዚአብሔር ኣምላክ⛪⛪⛪👏👏👏

  • @GgCf-s5t
    @GgCf-s5t 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዝኣብሄር ኣምላክ ብዓይኒ ምሕረትካ ጠምተን❤

  • @metkelhabte8419
    @metkelhabte8419 ปีที่แล้ว +1

    IN THE MIGHTY NAME OF JUSES AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN AMEN 🙏🏽

  • @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ
    @ሮቤልእየህያብናይጎልመሰረ 3 ปีที่แล้ว +5

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ብምሕረቱ ይጠምተና ይቅረ በለልና ንንስሃ ሞት አብቅዓና👏👏👏

  • @LiliGebre-cv7co
    @LiliGebre-cv7co 7 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን ቃል ህወት የሰመ0ልናአምላከይ ረዳኢኢካሞ ርደአኒ😭😭

  • @haninaty8764
    @haninaty8764 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏🙏
    ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ኣብይ ክረኽቡ ክቡር ሓው

  • @ፀጊጎልትግራይሓላል
    @ፀጊጎልትግራይሓላል 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐና ኣምላክ ኣምላክ ምድሓነይ ንዓይ ንሓጥያተኛ ባርያካ ብምሕረትካ ጠምተኒ 🙏😥ከም ኣበሳና ተይኮነሰ ከም ምሕረትካ ይኩን ኣሜን👏👏👏

  • @እግዛቢሄርይመስገንኣ-ዘ5ኀ
    @እግዛቢሄርይመስገንኣ-ዘ5ኀ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ሰላምን ፍቅርን ዝዓሰሎ ቃደመ ሰንበት ይግበረልና🤲🤲🤲

  • @desatebyo8588
    @desatebyo8588 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🤲🤲🤲💒💒💒✝️✝️✝️

  • @hyahhyah9429
    @hyahhyah9429 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህይዉት የሰመዐልና ክብር ሓውና ጸጋኡ ያብዘሕሊካ

  • @GdfRubelbb
    @GdfRubelbb ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏👏👏👏🍀🍀🍀🌸🌸🌸🌺🌺🌺🌹🌹🌹💝💝💝🌻🌻🌻🌻

  • @atsedegodefa9732
    @atsedegodefa9732 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ህወት የስመዐልና ክብር ሓዉና ዲያቆን አብየት ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና

  • @sofyaaesufyflyheky9613
    @sofyaaesufyflyheky9613 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ በርክተን ይብዝሕልካ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም እልልልልልልልልልልልልል 💯✅🙏🔐⛪✝️💊👈

  • @kulusebukulusebu7588
    @kulusebukulusebu7588 ปีที่แล้ว

    Amen (3)qal hiwet yesmana ⛪️❤

  • @hdvgdg7446
    @hdvgdg7446 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዕናእግዚኣብሔር ኣምላክና

  • @samielhadish8928
    @samielhadish8928 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና፡ እግዚኣብሄር ብምሕረቱ ይጠምተና።

  • @رهوة
    @رهوة ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🤲🤲🤲🙏✝️✝️💚💙💖💜💜💜❤️🥰🥰🥰💝💝💝💝

  • @ትግራይየይሰላምንዓኪ
    @ትግራይየይሰላምንዓኪ ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ፀጋ ኣምላክ የብዘሐልካ✝️

  • @freweynighebremariam7770
    @freweynighebremariam7770 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egizabher kubor wedina nay agelgulet zebnka egizabher yebarka edmen teinan yehabka egizabher

  • @MmnN-vy8uz
    @MmnN-vy8uz 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና

  • @yahfdjbhgu8609
    @yahfdjbhgu8609 3 ปีที่แล้ว

    Kel hiwet yesmaan amelke amennn amennn amennn 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏😢

  • @eritreatebareki2448
    @eritreatebareki2448 ปีที่แล้ว

    አሜን እግዚአብሔር ይመስገን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @gezegeze9248
    @gezegeze9248 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐልና ፈጣር 🙏🙏🙏❤️❤️

  • @xbakemnbarfkrieyu-x7v
    @xbakemnbarfkrieyu-x7v 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመናልና ኣምላኽ ልቢ ልድያ ዝኸፈተ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና 👏👏👏

  • @አቢጋልትግራይ-ገ3ዸ
    @አቢጋልትግራይ-ገ3ዸ 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም🙏🙏🙏

  • @miu9756
    @miu9756 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @galxya1290
    @galxya1290 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን 🙏

  • @Samira-fm7gq
    @Samira-fm7gq 8 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ❤❤❤❤❤

  • @filmongoytom6183
    @filmongoytom6183 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen Qal hiwet yesimaina🙏🙏🙏

  • @ሮዚሓላል
    @ሮዚሓላል 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን (3)🤲🤲🤲🤲🤲

  • @robelmtrd
    @robelmtrd ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @hagosaande6041
    @hagosaande6041 3 ปีที่แล้ว

    Amennn Amennn Amennn kibri ngoyta ykun brba rba mot equae entekedku eghizabher msay eka emo kufie zebele abay aykerbin betrkan mrkuskan yhlwani eyen .Amennn Amennn Amennn

  • @የደንግልማረያምልጀነኝ
    @የደንግልማረያምልጀነኝ 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቅል ህይውት ያሰማልን ውንደምችን እግዝአብሔር ጸጋው ያበዝልህ
    እመቤቱችን ቅደሰት ደንግል ማረያም ትጠበቅህ የምቱቅረበልን ጥረ ትምህረት ነው በረታ

  • @ሜሮንሜሮን-ዠ5ቐ
    @ሜሮንሜሮን-ዠ5ቐ ปีที่แล้ว

    አሜን//3//አበየቱ አምላከይ አትለየኝ😢😢😢🕯💒🕯

  • @selu5346
    @selu5346 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜንንንንንቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና እ/ር አምላክ ምሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️(🙏🙏🙏💛💛💛💛🙏🙏🙏🙏)🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @HalfiHalfi-hk8ox
    @HalfiHalfi-hk8ox 5 หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት ያስመዐልና🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏😘😘😘

  • @sealmtigray9455
    @sealmtigray9455 3 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን ኣሜን ቃል ሂወት የሰመዐልና 🙏🙏🙏🙏

  • @gechitesfaw5078
    @gechitesfaw5078 2 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna kubur hawey xegu yebzehalka amlak ms kulna hzbe kirstiyan ykun amaladine nay weladit amlak ayfeleyena amen

  • @سميره-ن6ذ
    @سميره-ن6ذ 3 ปีที่แล้ว +1

    አብ ዓዲ ዓረብ ዘለና እንታይ ኢና ንገብሮ አቱም ደቂ ተዋህዶ ዓድና ስላም አዉርደለና አንታ ፈጣሪ ንንስ ሞት አብቃዓና

  • @kahsuhaylay-mc5el
    @kahsuhaylay-mc5el ปีที่แล้ว

    Amen amen amen ቃልህወት የሰመዕና

  • @sinaeritrawit9499
    @sinaeritrawit9499 2 ปีที่แล้ว +1

    ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏 Qale hiwet yesmalena ARGANON BI TIGRIGNA FROM MONDAY TO SUNDAY PLEASE hwberulna thanks

  • @FiliFili-u9r
    @FiliFili-u9r ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna b mhretu ytemten medhina lem aboy ❤❤❤❤

  • @asmeretberaki300
    @asmeretberaki300 3 ปีที่แล้ว

    Amenn zmare melkty yesmlna bror ,mezmur dawit btami eye zfetwo kab kulu ane 🇪🇷❤️🌸👑😥

  • @mmm.-ry3hy
    @mmm.-ry3hy 6 หลายเดือนก่อน

    አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና

  • @እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ
    @እግዚኣብሔርእረኛየነ-ደ5ጘ 3 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር ሓውና ንሰማዕቲ ውን አብ ፅላት ልብና ይፅሓፈልና አሜን ፫

  • @hiwetdemeke3280
    @hiwetdemeke3280 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ብሐቂ ቃል ሂወት የሰምዓልና🙏

  • @merhawiteklehaymanot2871
    @merhawiteklehaymanot2871 3 ปีที่แล้ว +2

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmealna 🙏🙏🙏

  • @ብሉፅቲፊልሚ
    @ብሉፅቲፊልሚ 2 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜንንን❤❤❤❤❤

  • @mhretyowhans550
    @mhretyowhans550 11 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen egziabiher amlak ymesgen bi mhretka yqire belelna qale hiwet yesmalna nay agelgulot zebenkum ybariko fitari kibur memhrna

  • @isaiashaile9814
    @isaiashaile9814 11 หลายเดือนก่อน

    Amen 3 kalhiwet yesmealna 🙏🙏🙏

  • @standsinabirhane4968
    @standsinabirhane4968 3 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen Kal hiwet yesmialna egziabiher amlak Kea tseguen bereketun kabaka ayfleyo

  • @genettesfay4254
    @genettesfay4254 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen kal heiwat yasmalna ezgabher amlak yekre yebalalna mestwalu yahabna

  • @TrhasMahrayAraya
    @TrhasMahrayAraya ปีที่แล้ว

    Aemn aemn aemn ቃል ሂወት የስምዓልና❤

  • @እግዚኦተዘከረነ-ወ6ገ
    @እግዚኦተዘከረነ-ወ6ገ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐና ፀጉኡ የብዘሐልኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ክብር ሓዉና

  • @aseniazerai9399
    @aseniazerai9399 3 ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen amen 🙏🙏🙏

  • @rutadebesay2199
    @rutadebesay2199 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen 🙏 qalehiwet yesmaoelna nhawna nay agolgulet zebenka ybarkelka agzabihier amlakna bmhretu yrayena tbebn mstwoeln yhabena

  • @AlganeshGebrihiwt
    @AlganeshGebrihiwt หลายเดือนก่อน

    ሓጥያትና በደልና ይቅር ኢልካ ብዓይ ምሕረትካ ጠምተና ኣምላክ ኣቦይ።

  • @samsomtesfom
    @samsomtesfom 2 ปีที่แล้ว

    AMEN AMEN AMEN QALE HIWET YESMEALNA KBUR HAWNA 😃🙏🙏🙏💕💕💕💕

  • @ተመስገንኣምላከይ-ዸ5ጸ
    @ተመስገንኣምላከይ-ዸ5ጸ 3 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏ክቡረይ ቃል ሂወት የስምዓና ኣብልብና የሕድረልና እግዛብሄር ኣምላኽ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @AaAa-lx4dw
    @AaAa-lx4dw 7 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን🙏🙏🙏🙏😢😢

  • @maryamadey5881
    @maryamadey5881 2 ปีที่แล้ว

    እግዚኣብሔር ጸግኡ የብዘሓልካ እተን ምዕራፋት እንተ ትጽሕፈን ብዝያዳ ኣንቢብና ንመቀደሲ ምኮነና

  • @samimehari4560
    @samimehari4560 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna kubur hawuna egziabihier amlak xegau yebzhalka egziabihier amlak hatyatna ykre ybelelna

  • @fnanamare7688
    @fnanamare7688 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen

  • @yordanesberketab6066
    @yordanesberketab6066 2 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen qale hiwet yesmealna hawey amlak xegu yebzehalka

  • @helenmeharimehari6263
    @helenmeharimehari6263 10 หลายเดือนก่อน

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Egzabher bmhret aynka temtena

  • @ghenetghe8493
    @ghenetghe8493 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቡሩኩን ሓወይይ

  • @AkliluBrehane
    @AkliluBrehane 5 หลายเดือนก่อน

    amen,amen,amen kale hiwet yesmealna

  • @tsehaineshberhane6279
    @tsehaineshberhane6279 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @habtomkahsay9949
    @habtomkahsay9949 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ዕድሜኻ ይባርኽ ክቡር ሓውና።

  • @عوضبنعوض-ق3ث
    @عوضبنعوض-ق3ث 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐና ናይ ኣግልገሎት ዘመንካ ኣምላክ ይባርከለካ ልቢ ልድያ ዝከፈተ ልብና ይክፈተልና እግዝብሄር ኣምላክ ደሰ ዘብል ትምህርቲ አዩ አሞ ወሲኩ ምስጢሩን ጥበብን ይግለፀልካ ሓወይ ናዓና አዉን ካብ መፃወድያ ሰይጣን ይሰዉረና ነዚ ክንገብር እግዛብሄር ኣምላክ ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @hihif6690
    @hihif6690 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና🙏🙏🙏

  • @afomkidane8874
    @afomkidane8874 3 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen.fetari xeguu ybzehalkum,eten mieraf eba xehafulna kem fikad amlak kenenbiben