'ምስትምቃር ደርፊ' ቃልኣብ ተወልደመድህን (ንዒ በልዋ) 2025

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 355

  • @logbiba2500
    @logbiba2500  3 วันที่ผ่านมา +123

    ግዜ ሂበ ኣበርቲዐ ክሰርሕ ምእንቲ ካባኹም ዝድለ Like and Subscribe ጌርካ ምትብባዕ'ዩ !!

    • @HadishBerhe-hg1ss
      @HadishBerhe-hg1ss 3 วันที่ผ่านมา

      Merahaba Sineq❤ Menesayat❤❤❤

    • @MardokayKing27
      @MardokayKing27 3 วันที่ผ่านมา +1

      Nay tedalo senbetey gabizeka aleku...senbetey sle zkonka kkk

    • @TekleTek-h3c
      @TekleTek-h3c 3 วันที่ผ่านมา +2

      Abshrka logibiba nqrsi zTeref seb qedem

    • @ssebinaandru8833
      @ssebinaandru8833 3 วันที่ผ่านมา +1

      ጠዋቲ log biba well-come but mexhafka (2100) aybexhtnen zhile gdi koyn kemey temniya mesleka 2 ይ ግዜ ስደደልና በጃኻ ካብ ካምፓላ from ( adi wiele uganda campala )

    • @AbitiAbiti-z1u
      @AbitiAbiti-z1u 3 วันที่ผ่านมา +1

      logbiba ሽኮር ኣቀዲመ ምሉእ ጥዕና ክኮነልካ ይምነየልካ ። ብምቅጻላ በዚ ምሃሪ መደብካ ተቅሩቦ ኣዚኻ በሊሕን ንፍዑን ኢኻ ብፍላይ ናይ ተስፋታት ዝህቡ ቃላትካን ዋዛካን ኣዝየ እየ ካብ ልበይ ዝሕጎስ ዘረባ ከይብዝሓልካ ቀጹሎ ኢካ ። ኣብ ኤርትራ ኮይነ ዝጽሕፈልካ ዘለኩ

  • @samiangesom-hb6dv
    @samiangesom-hb6dv 3 วันที่ผ่านมา +46

    ኣይናትካን'ያ ዛ መደብ ዝዓርከይ!

  • @NjisAronArkifani321Jamahasadat
    @NjisAronArkifani321Jamahasadat 2 วันที่ผ่านมา +10

    ረጉቢባ እንኳዕ ብድሓን መጻካ ርሑስ ሓዱሽ ዓመት ይግበረልና ምቁር ወዲ ካብ ልብያ ዝፈ
    ወጸላ ዓመት ትግበረለይ ንዓይ ከኣ ኣብ ጾለትኩም ዘክሩኒ 🙏🙏🙏

  • @Cutiepie-o3u8y
    @Cutiepie-o3u8y 3 วันที่ผ่านมา +32

    No waza ms qumeneger yehshena uyyyyy😢😢😢😢

    • @YohanaMehari-wm9rn
      @YohanaMehari-wm9rn 2 วันที่ผ่านมา

      Hbusheyyy Qum nger eba aynxlaaa 😅😊

  • @FilimonFshaye-sk4cc
    @FilimonFshaye-sk4cc 3 วันที่ผ่านมา +25

    ኣብዘይ ሞያኻ ኣቲኻ ሕጀ ብጻይ ቁኑዕ 😊❤

    • @youel-fe8vx
      @youel-fe8vx 3 วันที่ผ่านมา

      𝐇𝐞𝐲 𝐛𝐫𝐚𝐝𝐚𝐲𝐞 𝐡𝐞 𝐢𝐬 𝐫𝐮𝐩𝐩𝐞𝐫 𝐰𝐞𝐚𝐤 𝐮𝐩❤

  • @AkliluYohannesHagos
    @AkliluYohannesHagos 3 วันที่ผ่านมา +40

    Welcome bro❤❤ texebinaka gn waza ms qumneger eyu msaka ane bflaydes eluni zsemio kemzi medeb si des aybelenin waza nay log biba znafeqe eske like ygber guys

  • @SemereZaid-b6i
    @SemereZaid-b6i 3 วันที่ผ่านมา +14

    ዝጠፈአ ሰብ ናፊቅናካ በቃ
    1111❤❤❤

  • @OsmanAli-n7h
    @OsmanAli-n7h 2 วันที่ผ่านมา +6

    Ab tzta atiu eyu eko zderf zelo malet hluf enda zekere dehar kea eta hil kimerxela kelo nkitwexie eyu ember ndrar aykonen thanks logbiba

  • @ሳሚ_ብርሃነ_100
    @ሳሚ_ብርሃነ_100 3 วันที่ผ่านมา +18

    💫 ያ ሎግ ዓርከይ ጠፊእኻና ❤

  • @Wedytvjobg
    @Wedytvjobg 3 วันที่ผ่านมา +6

    መልሓሲስታ እንዃዕ ብሰላም መጻካ ካብ ሓውካ ኣድናቂስታ ❤❤🎉❤🎉

  • @shishayteshome6688
    @shishayteshome6688 3 วันที่ผ่านมา +9

    W/come back log the great❤🎉ጽቡቅ መደብ ሽውያ 'ተን ጫማ ግን ማራ ታሃላሊካየን 😂😂😂joke eya

  • @Diamond.Dc2
    @Diamond.Dc2 2 วันที่ผ่านมา +4

    ያ luul ዓርከይ ጠፊኢኻና እዛ ናይ ሎሚ ግን ኣነ ኣይፈተኽዋን ኣነ ዝብለካ ግን እዚ ናይ ሎሚ ኩሉ ሰብ ብ ህየስ እዩ ክሪኦ ወላ ምስትምቃር ተበልካና ዝበዝሐ ሰብ ኣይክቅበሎን እዩ እቲ ምንታይሲ ኩሉ ሰብ በብናት ኣንግል እዩ ክዕዘቦ plsss ኣብ መጻኢ ኣብ ቀረባ ግዜ ብናይቀደምና ክጽበ እየ ❤

    • @RobiGere
      @RobiGere 2 วันที่ผ่านมา +1

      ብዝይ ማይ

  • @picpicpicpic-dx8kk
    @picpicpicpic-dx8kk 3 วันที่ผ่านมา +5

    ሎግቢባ ❤❤❤ በዓል ቡሉጽ መደብ ክጽበየካ ጸኒሐ ❤❤❤

  • @siemmedia
    @siemmedia วันที่ผ่านมา +1

    ነዚ ዘንቢዑ ዘሎ ግጥምታት ስራሕ ክስታካከል እንተ ኮኑ መሰልካ ክትዛረብ ኣለካ ቀጽሎ ቁምነገር እዩ ሩሑስ ይገበረልና ደቂ ኤሪ❤

  • @anjerufael1075
    @anjerufael1075 2 วันที่ผ่านมา

    ጠንቂ ሓደጋ ኮ እቲ ጌራቶ ዘላ spill iyu ጽብቕቲ መግለጺ ኢያ

  • @ZemenYohannes-c3h
    @ZemenYohannes-c3h 2 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ወሰናይ ንዓኻ ሎጊ ዓቢ ሰብ፥ hope fully ኩሉ ሰላም ክኸውን፥ ሎጊተይ ኣብዚኣ ምስትምቃር መደብካ ብጣዕሚ ቤላ ደስ ትብል መደብ እያ፡ ሎጊ ሓቢቢ ኣብዛ ናይ ክሊፕ ኮንቲኒቲ ዝተረዳእክዋ፡ እታ ኣብታ ገዛ ከለዉ ጫማ ዝመረጸላ ሲን ምስታ መፍትሕ መኪና ሂቡ ዘፋነዋ እሞ ሓደጋ ከጋጥማ ከሎ ዘሎ ሲን እየን ሓደ እንበር፡ ካብታ ጫማ ዝመረጸላ ኣብ ገዛ ዘሎ ሲን ምስቲ ናይ ድራር ዝወጽሉን ካልኦን ናይ ዝኽሪ ምርኢትን ከም ፍላሽ ባክ እዩ ተጠቂሙሎም ዘሎ፡ ስለዚ ጫማ ዝመረጸላ ሲን ናይ በይና ዝውጻእ ስለ ዝነበራ እያ ከፋንዋ ከሎ ድማ መፍትሕ መኪና ሂብዋ ሓደጋ ድማ ኣጋጢሙ። ሎጊተይ ከምኣ ኮይና ተረዲኣትና ናትካ ሓሳብ ድማ ምስ መረዳእታኣ ኣብ ኔክስት መደብካ ኮመንት ኣንቢብካ ተገዲስካ መልሰልና። ሓውኻ ካብ ሊብያ።

  • @Eri-malet
    @Eri-malet 2 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ብልጽቲ ስራሕን ድርሰትን ኣተኣላልያን እያ። ኣብ መወዳእታ ተዓዛቢ ናቱ ራኢ ኣለዎ እቲ ገጣምን ዳይረክተርን ድማ ነናቶም ራኢ ኣለዎም። ዳርጋ ንእሽተይ ፍልም ኣብ ቁሩብ ደቓይቕ. Good job Qelab & Minus.
    ኣብ ምዝዋር ዝወሃብ ናይ ሓበሻ ምኽሪ "እንታይ ትርጉሙ እቲ ቴክስት በጺሑ ንስኻ እንድሕር ዘይትበጽሕ ኮንካ"

  • @FnanTeweldebrhan-f7f
    @FnanTeweldebrhan-f7f 3 วันที่ผ่านมา +9

    ሓንቲ ረሲዕካ ሎግቢባ ሓወይ እቲ ትራፊክ ማይ እንዳሃረመ ይጽሕፍ ኔሩ
    ካልእ ከኣ ናብቲ ናይ ሓደጋ ቦታ መን ጸዊዕዎ መጽዩ ንቀለኣብ ❤❤❤

    • @Hope17.2.24
      @Hope17.2.24 2 วันที่ผ่านมา +2

      Full movie in 5 min dika delikha 😂😂😂😂😂

    • @NatenaelBokre
      @NatenaelBokre วันที่ผ่านมา

      ​@Hope17.2.24 aygermekan

    • @eriboy62833
      @eriboy62833 วันที่ผ่านมา

      ​@Hope17.2.24 ኣይገርመካን 😂😂😂

    • @filiandat4910
      @filiandat4910 13 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ​@Hope17.2.24beleley eba 😂😂😂

  • @SelahadinSiraj
    @SelahadinSiraj 3 วันที่ผ่านมา +1

    Happy New year logo hawey nezum nhaji UK nemexi gle eba belena Thanks 🙏

  • @Esat-k7u
    @Esat-k7u 3 วันที่ผ่านมา +3

    Welcome back Logbiba wedi ... Ab hyesa fltet aleka diu eba mesleley ... ente aleka ngerena tezeyblka gn pls nabta medebka temeles waza ms qumneger kemzitat bzey fltet ente koynu kea ayexebqelkan eyu .... ✌️✌️

  • @KbromTesfay-th1yv
    @KbromTesfay-th1yv วันที่ผ่านมา

    ሉኡል ሞይታትካ ኣይናትካን እያ ዝዓርከይ 🙏🙏🙏

  • @samibarentu9602
    @samibarentu9602 2 วันที่ผ่านมา +2

    You are smart anes ayxelakukan logbiba , hyesa gin aynatkan u gdefo rude u kulu seb tray aytewahm ,ti nayqrdemka yhsheka 😂😂😂

  • @AronGoitom-k6q
    @AronGoitom-k6q วันที่ผ่านมา

    ያ ሎግቢባ እንዳቦይ ገብረ ኣንጎሎ ገጻ ከይዳትካ 😅😅😅 ክጻወት ኢለ እየ ኣጆኻ ቀጽሎ

  • @NADUERI
    @NADUERI วันที่ผ่านมา

    Xibuk serah kelo nay kali derfi ziteserhet timesil ❤

  • @F.G-jn9rp
    @F.G-jn9rp 3 วันที่ผ่านมา +2

    wellcom logbiba❤ጉዳይ ጫማ ሂል ስለ ዝገበረት እዩ ሓደጋ አጋጢምዎ መግለጲ ናይቲ ሓደጋ ኢዩ. ብዝኮነ ግን ጱቡቃት ጫማ😂

  • @MebrhatomHaile-uu2lw
    @MebrhatomHaile-uu2lw 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሚሳይ ከትብኣስ ብ ቀላኣብ ከይትመጸን logbiba ዓርከይ

  • @huruykeleta7854
    @huruykeleta7854 3 วันที่ผ่านมา

    ወላ ኣነ ምስምዑ ሲነ ኣይገርመካን ፡
    ነቶም ቃላት ይደርፎም ድዩ ዘሎ ወይስ ይውሕጦም ብዝኮነ ጽቡቅ መደብ ከም ወትሩ፡

  • @ElaTedi
    @ElaTedi 2 วันที่ผ่านมา

    great work

  • @nahormichale
    @nahormichale 3 วันที่ผ่านมา +4

    𝙬𝙚𝙡𝙘𝙤𝙢𝙚 𝙡𝙤𝙜𝙗𝙞𝙗𝙖 ❤❤❤

  • @Wedisenafe-k8n
    @Wedisenafe-k8n 2 วันที่ผ่านมา +2

    ኣታ ዘይትገድፍዎ ነዚ ድምጻዊ ኮሎክዮ ዘብጽሓሉ ስኢኑ የማርር ኣሎ ንባዕሉ ተብተብ ኢሉ ሰሪሕዋ

  • @Fkreyke
    @Fkreyke 3 วันที่ผ่านมา

    ናፍቀካ ቀንየ ብጻይ ቁኑዕ🎉🎉

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 3 วันที่ผ่านมา +2

    Admen tanann yhabka hawna 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @Alushow3
    @Alushow3 3 วันที่ผ่านมา

    በርትዕ ዝዓርከይ❤❤

  • @zowdi810
    @zowdi810 2 วันที่ผ่านมา

    Wow you are amazing thanks my love wade ertera 😂😂😂😂 happy new year 🎉 💖 for you and for the oll ward 😀 ❤️ 🌏2025 😂😂

  • @yohannesgmeskel401
    @yohannesgmeskel401 2 วันที่ผ่านมา

    Merhab Logbiba ❤❤❤

  • @WediRim
    @WediRim 3 วันที่ผ่านมา

    ናይ ሰንበት ቡነይ እንቃዕ መጸኻኒ ❤

  • @JvcUhg
    @JvcUhg 2 วันที่ผ่านมา

    Log biba habibi Tnx❤❤❤❤

  • @gebrerussom8406
    @gebrerussom8406 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ab second kikayayer ykiel eyu eti clip ab nay 4 minut mlue fkrawi hiwetu eyu gelixwo bro

  • @aronleake7607
    @aronleake7607 2 วันที่ผ่านมา

    ህየሳካ እንድዒ........ሓደ ሓደ ሰባት ነቲ ግጥሚ ብዘይ ምስምዖም ነቲ ደርፊ ከምዝፍትውዎ ዝተገንዘብካ ኣይትመስልን ንምሳሌ፡ ናይ ባርያን፡ ኣምሓርኛ ከኣ ናይ ኤፍረም ታምሩ ግጥሙ ቀልቲፍካ ክትሰምዖ ክብድ ዝበለ ኢዩ ነቲ ግጥሚ ንምስማዕ ዘሎ ቃልሲ ንገለ ሰባት መሳጢ ይገብሮ።እዛ ምስትምቃር ወይ ህየሳ ትብልዋ ብ ሞያ እንተትስነ ንኩሉ መሃሪ ምኮነ ።ብዝኮነ መደብካ ብጣዕሚ ኣዘናጋዒ ኢዩ ።

  • @GrmawiBeyn
    @GrmawiBeyn 3 วันที่ผ่านมา

    Waww bro good btami nfue qoxlo❤❤❤

  • @SaneyPictuers1221
    @SaneyPictuers1221 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኣብዛ ንዒ በልዋ ዘሎ ሓሳብ continity ናይ ኣሰራርዓ ስእሊ እንበር ብዛንታ ጽቡቕ ዩ ሰሪሕዋ ታ ሂል ጫማ ድማ ንሓደጋ ዘቃልዕ ምኻኑ ንምጥንቃቕ ዘቀመታ ኮይኑ ይስማዓኒ ኣብ ኣሰራርዓ ስእሊያ ፈሪሳ playback ተጠቂሙ ከይከዉን እዚኣ ዉን ፈተነ ያ

  • @BrktiMahari-hg5tv
    @BrktiMahari-hg5tv 2 วันที่ผ่านมา

    logbiba hawey tefiekana eko dahandika❤❤

  • @MerhawiMera-w8y
    @MerhawiMera-w8y 2 วันที่ผ่านมา

    Logbiba arkey anes kemzi aynet medeb zeyshbeni❤❤❤❤❤waza ms qumneger gn zereba yeblun zearkey❤❤❤🎉🎉

  • @AwetHubi
    @AwetHubi 2 วันที่ผ่านมา

    ማይ ሳሓ ሽኮር❤

  • @berekettesfom2797
    @berekettesfom2797 2 วันที่ผ่านมา +1

    Logbiba haweye Edemeka newhi eyu lome kezekereka wele Entaye keyeni tefu kebeli wele es lome ka sherr eleka my bro 🥰🤩😍

  • @LuwamGebrebrhan-ll8th
    @LuwamGebrebrhan-ll8th 3 วันที่ผ่านมา

    Enque bselam mexaka bro

  • @angishaestifanos3217
    @angishaestifanos3217 3 วันที่ผ่านมา

    Good job lulu my friend tsbuk angel harimka

  • @JohnHaylab
    @JohnHaylab 3 วันที่ผ่านมา

    ኣለካ ጠፊእካና መስለኒ ❤❤

  • @ksanetmeharezgi
    @ksanetmeharezgi 2 วันที่ผ่านมา

    Welcome back my melhasista waza ms qumneger yhsena gn ezias hsebela ika Logbiba ayney 😂❤

  • @rahphill6411
    @rahphill6411 3 วันที่ผ่านมา

    Great job

  • @mebrahtusyum1507
    @mebrahtusyum1507 3 วันที่ผ่านมา

    Anqaa bselam mexaka

  • @Ksanetgmikael-c9x
    @Ksanetgmikael-c9x 2 วันที่ผ่านมา +1

    ያ ሎግቢባ ሓወይ ሓመዳ ኣዉፂእካያ 😂😂ግዳ ጠፊእካና ቀኒካ ሕቶ ኣላትኒ ኣብ ናይ ኣብርሽ ሙዚቃ እንታይ እዩ ምንባር ምስበልኩ ዘይፍለየኒ ሰብ ዘኪረ ትብል ንመን እዩ ?

  • @rutahagos1514
    @rutahagos1514 3 วันที่ผ่านมา

    🎉🎉🎉🎄🎊Merhaba xaeda shegurti hawey natey 💖💎💐👑🇪🇷👈kulu yexebqelka eu👌🎉Ajoki bertie💪✌️

  • @FeruzGoitom-k9k
    @FeruzGoitom-k9k 3 วันที่ผ่านมา

    Ewyyy logi ayney ezi kulu tixibyy kenyes hayasista😉pls wazasista yihishena gn xbuk srah ❤❤❤❤❤❤

  • @afhjklkhffiigdjojfg
    @afhjklkhffiigdjojfg 3 วันที่ผ่านมา +1

    legiboba yaho❤❤❤❤❤❤

  • @ElliPrimal
    @ElliPrimal 2 วันที่ผ่านมา +1

    wedieya gn btaemi aselchiyatni, ab beyna koyka ente testemaqra harif nieru

  • @ጌምኦቮር
    @ጌምኦቮር 2 วันที่ผ่านมา +1

    ክንዳካ ዘያኣክላ ባኣካ ይውዕላ,,,,ቖብቆብ ዋሒድ። ሓንቲ ኣፍልጦ ዘይብልካ! ዱዱዕ ገጽ ሳእኒ,,,,ኣነ ዶ

  • @biniamalem2086
    @biniamalem2086 2 วันที่ผ่านมา

    ambesa 🦁 natey rieto aza srah tefetikaya tsaori kthateka eya 💌

  • @SamuelAbraham-lg3in
    @SamuelAbraham-lg3in 3 วันที่ผ่านมา

    Logbiba yeak kemzi temika wielka megbi ms azezka dengyom demxulka endika da konkana ❤❤❤❤ MLS MLS belena habibi kabka buzuh ena nmehar kexlo

  • @NaomiAlem-k3l
    @NaomiAlem-k3l 3 วันที่ผ่านมา +2

    Eway mesaka feqri heizeni
    Amealti natka derfi keysmaeku aywelen

  • @RobielKesete
    @RobielKesete 3 วันที่ผ่านมา

    ካብ መልሓሲስታስ ናብ ሃያሲስታ ❤❤❤

  • @LuwamTesfalem-z2q
    @LuwamTesfalem-z2q 2 วันที่ผ่านมา

    yene wendim tenafaki enqe bselam mexaka❤❤❤❤

  • @meryemsiid6901
    @meryemsiid6901 2 วันที่ผ่านมา

    Merhaba wed Erey xaeda ❤🎉❤🎉❤

  • @Peace-c3o
    @Peace-c3o 2 วันที่ผ่านมา

    Keyreakwa bkeleab keytmexani❤

  • @Natiሙሌ
    @Natiሙሌ 2 วันที่ผ่านมา

    መልሓሲስታ ዓርከት እንቃዕ ብሰላም መጻካ ካብ ሓውካ ኣድናቂስታ😂
    So 𝓗𝓪𝓟𝓟𝔂 𝓝𝓮𝔀 𝔂𝓮𝓪𝓻
    ዓመተ ሰላም
    ዓመተ ራህዋ
    ዓመተ ቅሳነት
    ዓመተ ዓድና ንምለሰሉ
    ዓመተ ወዲ ኣፍየ ዝክርበሉ ይግበረልና
    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    2025🙏🙏🙏
    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
    ዱም ሻካ ራካ ቡም ቡም ቡም🙌🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Natsenat
    @Natsenat 2 วันที่ผ่านมา

    ናይ ጎቦ ጫማ ክንዝውር ኣይንኽእልን ኢና።
    Lulu hawey
    ርሑስ ሓድሽ ዓመት ይምነ ደኪ ኤሪ🇪🇷

  • @EmbabaAli
    @EmbabaAli 3 วันที่ผ่านมา

    Well come ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @sembelawi
    @sembelawi วันที่ผ่านมา

    ኣብ ጉዕዞ ዩ መስይዋ ክሳብ ዝመሲ ድኣ ክንደይ ሰዓት ክወስደሉ

  • @fitsumweldegebriel5386
    @fitsumweldegebriel5386 2 วันที่ผ่านมา

    ሂል ዝመረጸሉ ጠንቂ ሓደጋ ክብል ደልዩ ከይከውን፡ሎግቢባ ቀጽሎ

  • @EFDOMYACOBTEKIE
    @EFDOMYACOBTEKIE 2 วันที่ผ่านมา

    Tenafaki enqae bselam mexaka bro❤❤❤

  • @medmed1714
    @medmed1714 3 วันที่ผ่านมา

    ከም በዓል ሎግቢባ ምስ ረኣኹ፥ ኣስመራ ብፍላይ ናይ ጥበብ ቦታ ምዃና ተረጋግጹልና ኣለኹም። ምኽንያቱ ካብኣ ሲለ ዝወጻኻ ከምኡዝብል ዘለኹ። ፓሪስ ኣብ 19ን 20ን ናይ መላእ ዓለም ስነጥበባውያን መእከቢ፥ መንበሪ፥ መራክኽቢት ነበረት፣ ከም በዓል ፒካሶ፡ ቫን ጎግ ካልኦትን ዓቢ ስራሕቶም ዘበርከቱላ ቦታ እዩ እዩ። ኣስመራ እውን ከም ክዋ ዝበለ ቦታ ዘወር ኣብ ትብለለኡ ከም በዓል ወደ ኣልመደ፥ ወዲ ኳዳ ካልኦትን ኣብ ስነጥበብ ዓቢ ኣበርክቶ ዝገብሩ ትረኽቦም። ብሓደ ምውዓል ስነጥበብ ነብሱ ዝኸኣለ ስነጥበብ እዩ፥ ኣብሊሒዎም እዩ። ሎግቢባን ከምኻ ዝኣመሰሉ ኩቡራት የሕዋት የቐንየልና፥ ንህዝብና ኣብ ጽንኩር እዋንት ተስፋን ባህታን ፈጢርኩምሉ ኢኹም። ሓደ እዋን ብክዋ እንዳሓልፍና ኣብ ማርሻፔዲ ወደ ኣልመደ ሽጋራ የትክኽ ነይሩ፥ ኣነ ምስ ዓርከይ ንገዛ ንኸይድ ኔርና፥ ኣብ ጥቃኡ ምስ በጻሕና እቲ ዓርከይ ሃንደበት እልይ በል ይብለኒ፥ ኣነ ከኣ ሰንቢደ ንምንታይ ኢለ ይሓቶ፥ ትቕብል ኣቢሉ "ግጥሚ ጡፍ ከይብለልካ"😂 ኢሉኒ። ዋላ እቲ ኣብ ስነጥበብ ዘየለ ሰብ ኣይሕመይን እዩ፡ ዳእለኛን ኣስተማቓርን እዩ። ብዝተረፈ የቐንየልና።

  • @eyobtedros3342
    @eyobtedros3342 3 วันที่ผ่านมา +1

    ሎ ግ ቢ ባ ጦ ስ 😂😂❤❤ real we miss u bro❤🎉

  • @NaodAbraham-d6o
    @NaodAbraham-d6o 3 วันที่ผ่านมา

    wedi shuqey welcome back ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉.

  • @rakitu77
    @rakitu77 2 วันที่ผ่านมา

    ሰላም logbiba ❤ ድሕሪ መጋረጃ ናይ እዛ ስራሕ ተዘርጊ ሑ ኣሎ ረኣዮ ...ንጹር መግለጺ ዘለዋ ቪዲዮ ክሊፕ እያ ,ግጣማይ ዝሓስቦን ዳሪክተር ዝሓስቦን በበይኑ እዩ ግጣማይ ተፈሊያትኒ ተይሉ እኹል እዩ፡ ኣታ ደርፊ ግን ብ ከመይ ይምልሶ ን ዳሪክተር ይግደፍ ገጣማይ ኩሉ ዝኮኖ ተነጊሩና ደኣ ዝተዓጽወት ማዕጾ እያ ክትከውን

  • @RobelGhebrihiwet-z7r
    @RobelGhebrihiwet-z7r 2 วันที่ผ่านมา

    Wellcome logbiba habibi i miss you long time not see

  • @DanaytYosief
    @DanaytYosief 2 วันที่ผ่านมา

    Temeliska rayan smayan logbiba hawey

  • @SimonMosazgi
    @SimonMosazgi 3 วันที่ผ่านมา +5

    Luueley log biba malet entay malet eyu qumt qumt abilaka fey ablelna

  • @Daniboss-m7b
    @Daniboss-m7b 3 วันที่ผ่านมา

    መላሓሲስታ ኣርከይ እንታይ ደኣ ለሙስ ዘረባ ኣቢካ 37 ኢልካ ቀጽለልና 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @MikalBereke
    @MikalBereke 2 วันที่ผ่านมา

    Samae ata nska eza hto melsa nmen eka tkewn nay wey nkale entay gtgebr rekayn zemelsi yemelsa wela shebet gern zeyzwera aymelketnn eyu eynka ttref yene ❤❤❤❤

  • @Yonasfshale
    @Yonasfshale 2 วันที่ผ่านมา

    Logbiba edimen tienan neaka ❤❤❤❤

  • @efarimbgaberu
    @efarimbgaberu วันที่ผ่านมา

    log biba habibi

  • @rahwamekseb-t4k
    @rahwamekseb-t4k 3 วันที่ผ่านมา

    Welcome luul hawey miss u eko adnaqitka kemu wn temegabit hasabatka malet waza ms qumneger medebka haftka kab libya nay new year gele belena nezom ab libya zelena handsome brother❤

  • @melawitsemere7646
    @melawitsemere7646 3 วันที่ผ่านมา +1

    😢Logbiba arkey kef zeyblu msaka zeykeyd ezi kulu texebinas

    • @Ruta-t8q
      @Ruta-t8q 3 วันที่ผ่านมา +1

      Ya ezi kulu texebinas 😢

  • @FinanFtsum-dg5uc
    @FinanFtsum-dg5uc 3 วันที่ผ่านมา

    Well come ya,gelib❤❤❤❤

  • @AhmedRomodan
    @AhmedRomodan 3 วันที่ผ่านมา

    Ata sebyy abedaa izikulu tefika❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Meratekel
    @Meratekel 3 วันที่ผ่านมา +1

    ሂል ጫማ ስለ ዝገበረት አያ ኣብ ሓደጋ ወዲቃ
    ምክንያቱ ሂል ጫማ ገርካ ስለ ዘይዝወር ?

  • @sembelawi
    @sembelawi วันที่ผ่านมา +1

    እዋይ ፍሕ ኢላ እዚኣ ኣይኮብያካን እያ ሲረስ ከም ቀደምካ ይሕሸካ

  • @BrieBright-i1m
    @BrieBright-i1m 3 วันที่ผ่านมา

    Logbiba the best ጠፊእኻና

  • @SeimFishaye-d3x
    @SeimFishaye-d3x 3 วันที่ผ่านมา

    Melhasista logbiba habibi welcome welcome ❤❤❤❤ we wish you a very happy new year 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Wesani_7
    @Wesani_7 3 วันที่ผ่านมา

    Welcome back logbiba asli

  • @fil_Po
    @fil_Po 2 วันที่ผ่านมา +1

    Kkkk kitbeloa zideleka abagunbah si zagra bela.
    It’s clear art.
    Turn on ur 💡.
    Background clip says everything.
    >Edris Oawate
    > Sewrana Sahil
    >The driver (Kab Metkelu Zeyxnee Nay Helen Meles and Kaleab zitewesdet qilao hasbi iya check 2:38 )
    Everything is clear .
    Gizawi humot Clip .
    Credit
    YOnas MayNas.

  • @king_04160
    @king_04160 3 วันที่ผ่านมา +1

    መርሓባ ሎግቢባ ሓቢቢ። 10:03
    ኣነስ ኩሊት ልበይ ዝበለ ይመስለኒ። ከም ኣበሃህላ ከኣ ቤላ ኮይና ትስመዓኒ ወድሰብ ህልውንኡ ክቕጽል ኩሊት ኣገዳሲ እዩ። ካብ ኣገዳሲት ንልበይ ብፉልይ ኣበሃህላ።
    የቐኔለይ❤

  • @henimyloveyou7301
    @henimyloveyou7301 2 วันที่ผ่านมา

    What s up happy new year ??

  • @TeweldeMatiwos
    @TeweldeMatiwos 3 วันที่ผ่านมา

    Welll my seha...

  • @Hermon-e5r
    @Hermon-e5r 3 วันที่ผ่านมา

    Biba wedi well come bro waza ms qum eba sebey ❤❤❤

  • @naodhabtom-bu4pq
    @naodhabtom-bu4pq 3 วันที่ผ่านมา

    Logbiba hawey ezas aynatkan eya gedfa❤

  • @SamiEfrim-p1u
    @SamiEfrim-p1u 3 วันที่ผ่านมา

    welcome buro

  • @mikizeyne-tl2pw
    @mikizeyne-tl2pw 3 วันที่ผ่านมา +2

    Tenqi hadega keman ti hill chama u mesleni ti chama ka nsu u merixla slzi bealu n Hasegawa aqaliewa

  • @NahomTadie-qh5rb
    @NahomTadie-qh5rb 3 วันที่ผ่านมา

    Welcome back logi arky ,eza mexhafika nab angola kytsesada abika ,gedef eba kab England nab ruwanda kyterizeka kkkk bzu gel giber bro

  • @omersalih2498
    @omersalih2498 2 วันที่ผ่านมา

    Eti angle hlmi eyu rdeti eya logbiba leba gele ketewxela delika 😀😀😀😀😀😀😀