ጌታቸውን ፃድቃንን ን ኣለም ሓዙልና ዋዕላ ዞባ ምብራቅ ኣብ ከተማ ዓዲግራት

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 160

  • @mulalemWeres
    @mulalemWeres 2 หลายเดือนก่อน +5

    ደቂ ዓድዋ ጉጅለ ስብሐት ነጋ ተጠየቅቲ ጆኖሳይድ እዮም ረሳሐት

    • @goesaroundcomesaround
      @goesaroundcomesaround 2 หลายเดือนก่อน

      ከብድ ነጋሪት አምሲሉ ሰካይላይት ውሰኪ ሸራሙጥን እናገልበጠ ዝሓድር ዕሱብ ብልፅግና ጌታቸው ረዳ ሰኽራም ከሃዲ ሌባ መጨረሽኡ ክሱጎግ እዬ

  • @TafereHagos
    @TafereHagos 3 วันที่ผ่านมา

    አነ ዝገርመኒ እቲ ዘጣቕዕ እና ፅን ኢሉ ዝሰምዕ ሰብ እዩ ዋይይይይ

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h 2 หลายเดือนก่อน

    አለም ገብረዋህድን ፃድቃንን መን ይዓቢ

  • @desalegntella1057
    @desalegntella1057 2 หลายเดือนก่อน +5

    ንኸብዶም ዝሓድሩ ናይ ትግራይ ብልጽግና ህዝቢ ትግራይ ረብሾሞ

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h 2 หลายเดือนก่อน +2

    አምባገነን ኩነልና እሰሮም ዝብል ህዝቢ ሰሚዐ አይፈልጥን አብ ትግራይ ንመጀመርያ ግዘ አብዚ ዋዕላ ዚዩ ሰሚዐ አይምጥነናን ዓገብ ንበሎም

  • @meazat.4857
    @meazat.4857 2 หลายเดือนก่อน +1

    Alem our hero, we love tplf okay ❤

  • @ZnabNegash
    @ZnabNegash 2 หลายเดือนก่อน

    ዓሻ ንከብዱ ለባም ንዓዱ ስለ እቲ ዝተፀገመ ህዝቢ ስለ ተፈናቃሊ ሓሳብ አቅርብ ስለሃፋትም ጀነራት ዲካክትዛረብ መፅኢካ ክንደይ ቅርሺ ተከፊልካ ናይ ልቦና ዕውር።

  • @gebrekristosgebreselassie2155
    @gebrekristosgebreselassie2155 2 หลายเดือนก่อน +3

    ካብ ንኣለም ሓዙልና እቲ ተፈናቐል ህዝቢ ኣበይ እኒሀ ከምንበለ መሓሸ

  • @letina_gualT
    @letina_gualT 2 หลายเดือนก่อน +2

    ታይይይይ እዩ ዝብል ዘሎ😂😂😂😂😂

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 2 หลายเดือนก่อน

      ውድቀት ዘጋጠሞም ይውረዱልና።ስልጣን ክፈፈል ይሃሉ እዬ ዝበለ

  • @AmenTekle-z8r
    @AmenTekle-z8r 2 หลายเดือนก่อน +2

    ትግራዋይ ወሪድኩም

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 2 หลายเดือนก่อน

    bitaemi yehexin eyu Abey aynet dereja ena besihna enihena fetari yihagiz 🙏

  • @AfeworkiGebremariam-vv9bv
    @AfeworkiGebremariam-vv9bv 2 หลายเดือนก่อน +1

    this Man's Speech is actually a glaring sign that he is not mentally Sound!! it is a mind-boggling how off he has become!!!a very Suddenning talk!

  • @MehariWeldu-vv2sx
    @MehariWeldu-vv2sx 2 หลายเดือนก่อน

    ብፆት ወይ ህዝቢ ትግራይ ሓደ ክንፈልጦ ዝግባና ኣለም ገብረዋህድ ይኹን ጌታቸው ረዳ ካልኦትን ብማስተጂ ክንካስርስ ይግባእ ስምዕት ውድቀት እዩ ኮፍ ኢልና ህዝብና ማእከል ጌርና ንዛተ እታ ሓቂ ክትወፅእ እያ ምኽንያቱ ሓቂ ጫፍ ኣለዋ ንሓቂ ድማ ንቃለስ

  • @BrhaneGebrerufael
    @BrhaneGebrerufael 2 หลายเดือนก่อน +2

    መፅላእቲቲቲቲቲቲቲቲቲቲቲቲቲ

  • @wedihager5194
    @wedihager5194 2 หลายเดือนก่อน

    እዋይ ከቃብጽዎ እዮም 😅

  • @TafereHagos
    @TafereHagos 3 วันที่ผ่านมา

    አረቤዛኹም ዓጀዉጀዉ አይትበሉ ሰላም ሀቡና

  • @KhurshidAli-q9k
    @KhurshidAli-q9k 2 หลายเดือนก่อน +1

    ሓደ ሓደ ትክክል ይዛረብሎ ግን ክንደይ ዓቐብን ቁልቁልን እሎም ጋቢ ምክዳን ዓብይዎም ድዩ ሓደ ንመራሕካ ኽንድዝ አይናአስን ።

  • @gideymekonin8204
    @gideymekonin8204 2 หลายเดือนก่อน +8

    In many Weredas in tigrayans, many are still in prison,acused of ditributing Irdaata to thé refuges in thé Time of War. TPLF yiwdem!!!!!

    • @notyours733
      @notyours733 2 หลายเดือนก่อน +1

      Why do you confused, Getachew isn't TPLF??

  • @mashogher
    @mashogher 2 หลายเดือนก่อน

    ካብ ባንዳ ምኳንካ ሓሊፉ ሓንቲ ቁምነገር የብላን ዓጀውጆው እዩ ።
    እቲ ዘሕዝን ግን እቲ ኣፍሪቃዊ ጀነራል ኣብ ዘይምጥኖ መድረኽ ምስ ዘይምጥኖ ተንሳፊፉ ዝመፀ ጌታቸው ዝበሃል ምጉዓዙን በየ ኣከባቢኡን ኮፍ ምባሉን እዩ ።

  • @ፍሩት-ሰ8ኸ
    @ፍሩት-ሰ8ኸ 2 หลายเดือนก่อน +3

    😂እሞ ናይቅትለት ፈተና ዘጋጠሞስ ብሰንክኩም እዩ😂ካብ ንጌታቸውን ፃድቃንን ትፈርሑ ንህዝብኩምና ፈጣሪኩም ፍርሑ ህዝቢ ብጥምየትን ሰአን መፅለልን ናቀተልኩም ወንበር ትደልዩ ደፋራት😂😂😂😂

  • @Tigray-c1p
    @Tigray-c1p 2 หลายเดือนก่อน

    King❤❤❤❤❤

  • @AhmedAhmed-v7p
    @AhmedAhmed-v7p 2 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነ ዝጥይቆ ነገር ካብጣብያ ክሳ ብወረዳ ፍቅ ቤላ ገዛ ዝሰርሑ ይጠየቁ ካበይ መጺኡ ይጠየቁ 2/ ብምሁር ይመሃደር ጣብያ ተጎዲኡ

  • @RobelAlem-t4l
    @RobelAlem-t4l 2 หลายเดือนก่อน

    ሰብ ዓቢዱ ክክክክክ ኣታ ታይ

  • @abrhaahferom2413
    @abrhaahferom2413 2 หลายเดือนก่อน

    ጀግና ኢኻ ናይ ውሽጥኻ ዝመሰለካ ነፃ ኮይንካ ሰለዝገለፅካ።

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓዲ ስባጋድስ ከይምዙይ ዝበለ ዝወረድ ሙሽሙሽ ሓሳብ ዝህብ አይመስለንን ነይሩ ምቅጣር እምበረመጠን ዝቆሸሸ ሰብ ምሳካ እኒሀ ህዝቢ ኢሮብ ብዘዓባኡ ክትዛረብ ነይሩካ ናይ ፃድቃን ኩታ ዘይተሸለመ እናበልካ ዑዑዑእ

  • @KINDAHAFTY
    @KINDAHAFTY 2 หลายเดือนก่อน

    ኩናማ❓ ካብ አናሳ ብሄር አናሳ አተሓሳስብ ምስማዕና ይምጥኖም ሰለዝኸነ ጌታቸው ሩኡሱ ላፅዎ Kkkkkkk

  • @murutseyeabyo6172
    @murutseyeabyo6172 2 หลายเดือนก่อน

    በይዛኻትኩም!
    ከብድኹም ጥራሕ ዘይኮነስ ርእስኹምውን ፀፅቡቕ ቀልቡዎ ኣሕዋት። ፀገማት ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ዘየቃልልን ሓድነት ትግራይ ዘየጣናኽርን ቃላትን ዘረባን ከምኡውን ኣታሓሳስባ ሽግራትና ካብ ምግፋሕን ምንዋሕን ካሊእ ፋይዳ የብሉን። ንመራሕቲ እንትንወቅስ ንእኡ ዘበኣእስ ንገብር ንዛረብ እንተኾይና እንታይ ማለት እዩ? ሓሳብ ምሃብ ክኽልከል የብሉን እንትብሃል እንታይ ማለት ምዃኑን ካብ ሕድሕድና ትፅቢት ዝግበርን ብዕሊ ክንርዳእ ይግባእ። መንቀሊና ቂምን ፅልኢትን እንተገይርና ካብ ቀንዲ ጉዳይ ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ወፂእና ኣለና። ንቁም ነገር ኩሉ ጊዜ ብቅንዕና መንቀሊና ረብሓ ትግራይን ህዝቢ ትግራይን ይኹን። ዘረባና ይኹን ኣተሓሳስባናን ተግባራትና ብመንፅር እዙይ ንምርሓዮ። ኩሎም ድማ ብመንፅር ህሉዊ ኩነታት እናመዘናን ቅደም ሰዓብ እናቐመጥናን ንልቀቆም።

  • @byyh6988
    @byyh6988 2 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ኣለም ዝገቦሮ ገበን ኣብራሃዮ ስኹልካ ምፅላም ይትረፍ ተን ሓፂን መን ሰሪቁወን ኢልካ ዘይት ሓትት ኢሮብ ኣበይ ኣሎ ምርራብ ኣበይ ኣሎ ዘይትብል

    • @LegeseAmare
      @LegeseAmare 2 หลายเดือนก่อน

      ዘረባ ሓጎስ ግደፋይ ኣይሰማዕኻን ዲኻ እቲ ሓጺን ባዕልትና ኢና ወሲድናዮ ኢሉ እኮ ኣብ ኣኼባ ተዛሪቡ

  • @kiflaysiyum
    @kiflaysiyum 2 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ እሞ ናይ ጌታቸው ስራሕ እንድዩ መሬት ተወሲዱ ህዝቢ ተፈናቂሉ ንሱ ገዲፉ ከተማ ከተማ እንዳዞረ ህዝቢ እንዳኣከበ ብፆቱ እንዳፀለመ ይውዕል ኣዬሎን

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 2 หลายเดือนก่อน

      ኣብ ልቡ ዝነበረ እዬ ዝዛረብ ዘሎ ትህዝቢ

  • @esayasmesefen7784
    @esayasmesefen7784 2 หลายเดือนก่อน

    ብገዘብ ተዓዲጎም ዝመፁ እዮም ህዝቢ ክነቅሕ አለዎ፡፡

    • @xaka5505
      @xaka5505 2 หลายเดือนก่อน

      😂

  • @getachewatsbehakidanu9771
    @getachewatsbehakidanu9771 2 หลายเดือนก่อน +1

    ባዓል ጌታቸው በዚ ደረጃ ክወርዱ እዩም ኢለ ገሚተ ኣይፈልጥን ናብ ሓሜትን ፀርፍን ድጋፍድዩ ክብሃል ሀዚ?

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 2 หลายเดือนก่อน

      ስርዓት ሓዙ እዬ።ትዕቢት ዘየብላ

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 2 หลายเดือนก่อน

      ስፍሓታዋይ ግጅለ ደብረጽንተት ጉድኩም ስለ ዝቃላዓ ዘሎ ብህዝቢ የሐምምኩም ንፈልጥ ኢና ን30 ዓመት ንህዝቢ ትግራይ ብካድረታት ገይርኩም ዓፍንኩምና ነይርኩም ሕጂ ግን ናጽነት ክንረክብ ስለ ትሪኢዋ ዘለኹም ተውዩ ኣለኹም ደቂ ምርኮኛታር😂

    • @Binny-i2c
      @Binny-i2c 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@ወዲዓጋመትግራይደመይ ኪድ ሕማቕ ጉድ ዝፈልሐስ እታ አማኢት አሻሕት ደቃ ዝሰአነት ትግራይ እያ። ዐድዋ ትኾኖ የብላን ሳላ ደቃ ሰላም ክትረክብያ ውይልኹም ደአ ንስካትኩም። ሳላ ዐድዋ ኢኹም ተአኪብኩም ኔርኩም ፋሕ ከብሉኹምዮም።

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 2 หลายเดือนก่อน

      @@Binny-i2c ደቂ ምርኮኛታት ሕጂ ኣብቅዕኹም ኢኹም ስልጣን የለን ኣብ ትግራይ ኣደ ትግራይ ደቃ ክትስእን ዝገበርኩማ ግጅለ ደብረጽንተት ፈከርት ኢኹም ዝሓዚኩም ዘየብልኩም ትፍክሩ ፖለትካ ዘይርዳኣኩም ምርኮኛታት ኢኹም ን ኣቢይ ክትቃለስዎ ተትደልዩ ኣብ ኣድስ ኣባባ ከለኹም ምስ ተቃለስኩሞ ግን ካቡኡ ሃድምኩም መቀለ መጽእኹም ፈክርኩም ህዝቢና ክውረር ገይርኩም ብጸለአትና ሕጂ ያኣክል ን30 ዓመት ዝዓመጽኩሞ ንህዝቢና ፍትሕ ኢና ንደል ንብል ኣለና ካብ ግጅለነት ዓፈና ውጹኡ ኣብ ዲሞክራስ እመኑ ኣብ ዓድዋ እንታይ ሰላም ኣሎ ኣደ ራማ ብሻዓብያ ደቃ ዝጭወይዋ ዘለዊ ረሳሓት ኢኹም ግን እቶም ኢልታት ካድረታት ዓድዋ ዋላ ህዝቢ ይጽነት መረሐት ይንበሩ ኢኹም ትብሉ መብዛሓትኹም

    • @gabzgyhailu7512
      @gabzgyhailu7512 2 หลายเดือนก่อน

      ​መሃይምነት ብ ኣምሳለ ሰብ እንትገሃድ😂 መሪሕነት ካብ ዓድዋ ተወፅያ ትግራይ ክትብተን እያ ድዩ ት ዘረባኻ?

  • @FitsumKidanu-f6w
    @FitsumKidanu-f6w 2 หลายเดือนก่อน

    Kemzuy enalflefkum nhizbi tigray aytechnankulu weregoch yemiserke enjoy yemisera sew atifelgum

  • @AmeAme-c9o
    @AmeAme-c9o 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጊዜአ በፂሀ ህዝበይ ተንፍስ ኩሉ እኩል ክረኧይ አለዎ በቃ ይኾኖ ጭካነ በዚሁ ዋይ ህዝይ

  • @josefberhane
    @josefberhane 2 หลายเดือนก่อน

    Hashawi

  • @TafereHagos
    @TafereHagos 3 วันที่ผ่านมา

    ክላእ ናይካ ዘረባ አይረብሕን

  • @xaka5505
    @xaka5505 2 หลายเดือนก่อน

    Alem gauxax xeyaqi . Haqom eyom.

  • @SlomonGmaryam
    @SlomonGmaryam 2 หลายเดือนก่อน

    ክንደይ ዝጥየቅ ነገር እናሀለወ ናይ ስም ስብ እናልዓሉ ፅለም ዝሕዝን እዩ

  • @hagosGebrehaweria
    @hagosGebrehaweria 2 หลายเดือนก่อน +1

    ገፅካ ረሓቅ ፎፎፎፎ መቃጠሪ አታንስካሲ ሰበይቲዶ ሓቂፍካ ትሓድር ትኾን በካዕ መቃጠሪ

    • @MiluGebre
      @MiluGebre 2 หลายเดือนก่อน

      አታ ኩናማ ጂግና ተጋዳላይ አዩ ካበ ደረጊ ከሳበ ሎሚ ዝቃለሰ ዘሎ ጀግና አዩ ሰብአይ ኮይንካ ድማ ግጠሞ ዋላ ብሰረ

  • @teklayadhanombaraki5773
    @teklayadhanombaraki5773 2 หลายเดือนก่อน

    ካፍቶም ከደምቲ እቶምት ኣጨብጨብቲ ይገርሙ ፡ ዓለም ገበን እንተለዎ ብህግን ሥርዓትን ተፃርዩ ይህተት ፡ የግዳስ ክቕድም ዝነበሮ ዝተወረረ መሬትናን ዝተፈናቐለ ህዝብናን ምለሱልና ክበሃል ነይርዎ ።

  • @asterteare
    @asterteare 2 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይይይይ ናመን ገያፅ ለካት ወራዳታት

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 2 หลายเดือนก่อน

    አበል እናኸፈልካ ካድረታት ከመጉስኻ ምግባር ማለት ህዝቢ ፈትዬካ ማለት የኾነይ ለያቡ

  • @habenhaile4869
    @habenhaile4869 2 หลายเดือนก่อน +1

    men kem dser key feletkum kndzi ateftef gn stbuq diu nstbah😂😂😂😂

  • @ፀሊምሓድጊ
    @ፀሊምሓድጊ 2 หลายเดือนก่อน

    ኣለም ናይቲ ጉጅለ ሕመቕ መርአያ እዩ እምበር እንኮ ፀገም ህዝቢ ትግራይ ጉጅለ ርስሓት ነጋን ዝዓረዱላ ቁሸቶምን እያ።

    • @mulalemWeres
      @mulalemWeres 2 หลายเดือนก่อน

      አጠቃላይ ደቂ ዓድዋ ነጃውስ እዮም ትግራይ ካብ ልመና አየውፅእዋን

  • @SolomonDirar-tz9ex
    @SolomonDirar-tz9ex 2 หลายเดือนก่อน +1

    ዓጋመ ንኣኹም ዘይ ኮነትኩም ፈቀድኡ ፋሕ ኢልኩም እና ነበርኩምስ ሰብ ኣፀጊኩም ክክክክክክ

    • @RedaiGebere
      @RedaiGebere 2 หลายเดือนก่อน

      አታ ሐሳዊ ደንቆንሮ ህዝቢ ዓጋመኮ ብምስራሕ ዝአመንበር ብምስራቅ ዝአምን፡ህዝቢ አይኮነነ የለን ድሕረሐዚ ክትሰርቅ አይትክእል ብሕጊ ዶሞ ክትጥየቅ ኢካ አንታጎሐሊ ዶሞ ጨራሽ ነህዝቢ ትፃረፈ ሌባ ሰታይ ደም

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 2 หลายเดือนก่อน

      ቆማል ወዲ ምርኮኛ ስፋሓታዋይ ዓጋመ ጀጋኑ ኢና ኮማኹም ምርኮኛታት ባራዩ ናይ መረሐት ኣይኮናን ንባዓልኩም ኣብ ፈቀዳ ስደት ዘለኹም ኢቨርስት ትምህርቲ ዘየብልኩም ህዝቢ ደናቁሩ ኢኹም በቲ ትሓስቦ ንስኻ ኣረደአካ ኣለኹ ሕጂ ወዲ ምርኹ ከዳዓ ብጻይ ኢሰያስ ኣጎብሕ ሕጽቦ ፖለትካ ገይርልና ኢልካ ኢዩ ኣቦኻ ምርኹ ስፍሓት😂

  • @ftsumbrhanalemngus9052
    @ftsumbrhanalemngus9052 2 หลายเดือนก่อน +3

    Alem King ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉kkkkkkkkk alem hazlnakkkkkkkk

  • @BrhaneGebrerufael
    @BrhaneGebrerufael 2 หลายเดือนก่อน +1

    እስኻ ኸ አጥዒሙልካ ድዩ ዓፋሪሪሪሪሪሪሪሪ

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 2 หลายเดือนก่อน

      ትዓፈር ዘለካ ንስካ።ንሱስ መሰሉ ተጠቂሙ ይሓትት እዬ ዘሎ

    • @Binny-i2c
      @Binny-i2c 2 หลายเดือนก่อน

      ሽም ሰብ እንዳልዐለካ ምፅራፍ ደዮ መሰል። መሕፈርቲ ብአኹም ሐፊርና በቶም ዝተሰዉኡ የሕዋትና ተጣኢስና።

    • @gabzgyhailu7512
      @gabzgyhailu7512 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@Binny-i2cሽም ፖለቲከኛ ኣልዒልካ ምንቃፍ መሰል እዩ
      እሞ ንጃኬቱ ድዩ ክነቕፎ

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 2 หลายเดือนก่อน

      @@Binny-i2c ተጠዓስ እንታይ ክተምፅእ ሓውካ እንድሕር ንፓርቲ ተሰዊኡ ይሙት እንታይ ይምልከተና።ንሕናስ ንትግራይ ኢና ተሰዊእና

  • @TafereHagos
    @TafereHagos 3 วันที่ผ่านมา

    ክንደይ ቅርሺ ተቐቢልካ

  • @adanemeresa2144
    @adanemeresa2144 2 หลายเดือนก่อน

    ስክራን

  • @danielgebremedhin403
    @danielgebremedhin403 2 หลายเดือนก่อน

    🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮 ዊዒግን ቡሽቲ ድርባይ ጋዕጋዕ ሊስትሮ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ አለም ጅግና ተይተናገረ ዒዓርዒድኩም ዊዒግን ቆማል አዴካ ላተወገረት ናብ ሱዑዲ ዝትሃድሙ ቡሽትታት ዓሌት

    • @sonofelamida
      @sonofelamida 2 หลายเดือนก่อน

      ቁማል ሳዋ

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 2 หลายเดือนก่อน

      @@sonofelamida አንታ ወዲዛ ዓጣሪት ቡሽቲ

    • @sonofelamida
      @sonofelamida 2 หลายเดือนก่อน

      @@danielgebremedhin403 ብሽቲ እንታይ ማለት እዩ ቁማል ሳዋ

    • @SwingTrader-v9w
      @SwingTrader-v9w 2 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

    • @danielgebremedhin403
      @danielgebremedhin403 2 หลายเดือนก่อน

      @@sonofelamida አንታ ወዱቱ ቡሽቲ ቡሽቲ ፍንፍን ውዲ ዓጣሪት ቡሽቲ
      ቡሽቲ ደአ ንአቦካ ጠይቆ አብ አስመራ ክይዱ አስፋልቲ እናሓፀበ እናሃለው ብማዓኮሩ ይወግርዎ ነይሮም አንታ ውዲ ድርባህ ዊዒግን ቡሽቲ ደጋል ፍንፍን ማሃይም ጋዕጋዕ ሊስትሮ መልወያ በልስ በልስ ክክክክክክ

  • @danielbihon9082
    @danielbihon9082 2 หลายเดือนก่อน +1

    Who is this crazy guy? He doesn't even know what is he talking about!

    • @mezmurebirhan8711
      @mezmurebirhan8711 2 หลายเดือนก่อน

      A talking machine.

    • @danielbihon9082
      @danielbihon9082 2 หลายเดือนก่อน

      I appreciate you,that is the right answer!

  • @liulpapa1984
    @liulpapa1984 2 หลายเดือนก่อน +1

    ጌታቸዉ
    ሀሳዊ አዳራሽ ገዛ መእነዊ

  • @AdonayTeklay-o3h
    @AdonayTeklay-o3h 2 หลายเดือนก่อน

    ክነደይ ቅርሺ ተዋሂብዎ ዩ ረዳኢ አመጊሰካ መንጀሪኖ እትኩንን ባዕልካ ፈትሽ ህዝቢ ዓጋመ ተቃላሳይነቱ በከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ዝግለፅ አይመሰለኒይ

  • @TigrayUntiCorruption
    @TigrayUntiCorruption 2 หลายเดือนก่อน

    I think Alem is very important person when I observed from the perspective of some views. Let us bring Alem to the front line. I did not hear Alem had done this or that. Just stop blanket recommendation on Alem Gebrewahid. we need both of them which now they are considered as two parts. Stop blaming and work for unity.

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 2 หลายเดือนก่อน

    ኣልቀስትይ ዐጋመ

  • @temesgentemesgen1310
    @temesgentemesgen1310 2 หลายเดือนก่อน +2

    አለም ጅግና❤❤❤❤❤

  • @Easylife-2024
    @Easylife-2024 2 หลายเดือนก่อน

    Hamed gda zey tegaberu ab meda weredu

  • @ForoIngal
    @ForoIngal 2 หลายเดือนก่อน +2

    ግለ ሰበት ስም ምፅዋዕ ፅቡቅ አይኮነን ብስሜዒት ምዝራብ ናብ ሐሸዋ ዝአቱ ዊሕዝ እዩ ትርጉም የብሉን

  • @AbuYonas
    @AbuYonas 2 หลายเดือนก่อน

    ሎቅማጽ ዑሱብ። አይፈርሕን ትብል ፈርምሕ

  • @dlegess7450
    @dlegess7450 2 หลายเดือนก่อน

    ዓፋሪሪ

  • @taY-gp5rl
    @taY-gp5rl 2 หลายเดือนก่อน

    ኤህ ኩናማ ካባኻስያ እንጀራኻ ተብስል ኣለኻ ማለትካ እኮ እዩ ሓሳዊ

  • @TemesgenHaile-ir5yj
    @TemesgenHaile-ir5yj 2 หลายเดือนก่อน

    ሃለው ለው ዝኾነ ግዘ

  • @genetbrhane7433
    @genetbrhane7433 2 หลายเดือนก่อน

    Entay eyu zneh zneger bezaeba glesaba sm endalielka hamet dyu weys hzbawi waela mrdae abyuna eko yaw getachew nay readership quality kemeyzeybulu yfelt neyre G/tsadqan gn abhamet mwualu ygrmeni alo

  • @josefberhane
    @josefberhane 2 หลายเดือนก่อน

    Ezi latebhale getachew ena tsadkan kab tesehku ketewgezewo eiyu nerukum ezi lab hadegegna kunet eiyu zeked zelo

  • @YikunoGebretinsae
    @YikunoGebretinsae 2 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ዓፈሽ ኣለም ሰብኣይ እዩ።

  • @meazat.4857
    @meazat.4857 2 หลายเดือนก่อน

    Banda go drink vodka 🤪

  • @wazq1241
    @wazq1241 2 หลายเดือนก่อน

    ከብዳም ኽንደይ እዩ ተኸፊሉካ። ኢሮብ ዛላምበሳ ብሻእጵቢያ ተታሂዙ እናተሳቀየ ንስኻ ኻሽአካ ክትመልእ ዲህ ትብል ዝብኢ

  • @smd7650
    @smd7650 2 หลายเดือนก่อน

    መሕፈሮ ፋ😏

  • @kiflaysiyum
    @kiflaysiyum 2 หลายเดือนก่อน

    ሃለው ለው እዚ ንምስዕ ድዩ ህዝቢ ኣኪብኩም

  • @grsedansha-ek6hc
    @grsedansha-ek6hc 2 หลายเดือนก่อน

    Deki raya shefatu amharu ni gigna wedi adwa aleb gebrewahid kiktlwo delyom

    • @dadid9182
      @dadid9182 2 หลายเดือนก่อน

      ቺድ ፈስፋስ ሸያኒ ሕዘሎ አድጊ

    • @ከሙኡዩዘሎትወረ
      @ከሙኡዩዘሎትወረ 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@dadid9182 dedeb wedi 7 dqala

    • @YikunoGebretinsae
      @YikunoGebretinsae 2 หลายเดือนก่อน

      ኣለም ወደመ ዓድዋ ኣይኮነን ወዲ ዛና እዩ።

    • @YikunoGebretinsae
      @YikunoGebretinsae 2 หลายเดือนก่อน

      ዓጋመ ረሳሓት

    • @YikunoGebretinsae
      @YikunoGebretinsae 2 หลายเดือนก่อน

      ዓጋመ ረማሳት ኢኹም

  • @KbGg-mg9go
    @KbGg-mg9go 2 หลายเดือนก่อน +1

    "Alem G/wahd"jgna mrhaena eyu.mhur,tgadalay,le hzbu zfoty&lbam"eyu.long life with full health 4"Alem g/wahd&4all Tgaru"🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 2 หลายเดือนก่อน +1

    መፅልኢ ዝኮነ ትግራይ ኣብ ከምዚ ምብፃሓ የሕዝን ብህልክ ብትዕቢት ተወጢርና ተበቲንና😢😢😢ጌታቸው ዳኣ ውድብ ከፍርስ ምስ ኣብዪ ተስማዕሚዑ እዮ ኣይተረዶኦን ህዝብና ምዕራብ ትግራይ እውን ሸይጥዎ እዩጌታቸው😢😢

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 2 หลายเดือนก่อน +1

      መርቶዖ ኣለካ

    • @Enqopa9315
      @Enqopa9315 2 หลายเดือนก่อน +1

      ​@mebrahtomteklay1152 ሻእቢያ እዩ ግደፎ

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 2 หลายเดือนก่อน

      @@aasaas7284 መርቶዖ ተሃልይካ ኣቅርብ።ኣቅሪብካ ተማጎት።

  • @TemesgenHaile-ir5yj
    @TemesgenHaile-ir5yj 2 หลายเดือนก่อน

    አለም ጅግና

  • @goesaroundcomesaround
    @goesaroundcomesaround 2 หลายเดือนก่อน

    ካድረታት ጌታቸው ካድረታት ብልፅግና ለያቡ ሓጪን መጪን

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 2 หลายเดือนก่อน

    ክክክክ አውራጃዊያን ሃለውለው ጥሩሙባ አእዳውኩም ይቆረፅ አለም ጅግና እዪ ባንዳ አይፈቱን

  • @YikunoGebretinsae
    @YikunoGebretinsae 2 หลายเดือนก่อน

    ኣለም ጅግና ንጉስ እዩ።

  • @kibreabesey9582
    @kibreabesey9582 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤አምሓራ ጌታቸው አሰፍ ክብሉ ከለው ብውሑዱ ወይ ፊጥ ፊጥ ይብሉ ወይ ድማ ጥሪቅ ይሕዞም እዚ ዝዛረብ ዘሎ ድማ አለም ገብረዋህድ እናበለ ጥሪቅ ዝሓዞ ይመስለኒ!! አለም ገብረዋህድ ግን አድኒቀዮ! አለም አምበሳ ኢኻ ጌታቸውካ ዝበዝሔ ግዜ አብ አዲስ አበባ ክሓድር ጌርካዮ ምክንያቱ ጌታቸው ናይ ዘርባምበር ናይ ተግባር አይኮነን!! ❤❤❤

    • @mebrahtomteklay1152
      @mebrahtomteklay1152 2 หลายเดือนก่อน

      ትፅሕፎ ዘለካ ተመሊስካ ኣንብቦ።እናተረዳኣካ ዲካ ፂሒፋካዬ

    • @Jhon863
      @Jhon863 2 หลายเดือนก่อน

      ዓለም ገብረዋህድ አይትፈልጦን የአ ማለት እዩ እምበር ፤ አብ ተጋዳላይ ትግራይ እቲ ዘሕፍርን ዘፈንፍንን ተግባር ብፆትኻ ገዲፍኻ አብ ውግእ ምህዳም እዩ፦ ዓለም ብምህዳም እዩ ዝፍለጥ፤ ኻሊዕ ተጋዳላይ ፈፂምዎ ተትኸውን ምተረሸነ ግን ዓለም ሕሩይ እቲ አቦ ጉጅሌ ስብሀት ነጋ ስለዝኾነ ነዚይ በቒኡ። ኻሊእ ብህድማ ዝፍለጥ ድማ ወዲ አለማሽ፦ መለስ ዜናዊ እዩ። ናይ ጌታቸውን አሰፋ ፍርሒ መግለፂ የብሉን አይነ ሰብ እውን እዩ ዝፈርሕ።😂😂😂

    • @gabzgyhailu7512
      @gabzgyhailu7512 2 หลายเดือนก่อน

      ናትኩም ነገር ዝገርመኒ ትምክሕትኹም እዩ
      ትምክሕትኹም ድማ ለኪሙና ምበር ጌታቸው ኣሰፋስ ንባዕሉ ደኣ ሸነ እምበር ንማንም ከሽይን ኣይረአናን

    • @kibreabesey9582
      @kibreabesey9582 2 หลายเดือนก่อน

      @@Jhon863 አለም ገብረዋህድ ከምዚ እትብሎ ዘለኻ ሰብ አይመስለንን ናጀግና መለስሞ ድማ ጸለመዩ!! ሕራይ ከምቲ እትብሎ ዘለኻ እንተዝኸውንስ ካብ ጌቾውን ምሃደመ ኔሩ ንጌታቸው ብዙሕ ናብ መቀለ ዘይምምጻእውን ካብዚ ዝተልዓለ ክኸውን ይኽእልዩ!! ሕሰቦሞ 16 ዓጀብቲን 49 አማኸርቲን ከቢቦምኻስ ሕጂውን ምፍራሕን ምስራሕ ከሊኦምኒ!! ሃሃ ብዓል መን??? ወዲ ረዳ ናይ ዘረባ እምበር ናይ ተግባር ከምዘይኮነስ ነዊሕ ጌርና ካብ ንፍልጥ!!

    • @kibreabesey9582
      @kibreabesey9582 2 หลายเดือนก่อน

      @@gabzgyhailu7512 እንተድአ ዘይትፈልጥ ኮይንካ ሕተት!! ሕጂ ድማ ባዕልኹም ኢኹም አለም አለም ተብዝሑ ዘለኹም! ወዲ ረዳ ከስርሑኒ አይክአሉን ካብ ዝብል ከስርቁኒ አይክአሉን እንተዝብል'ዩ ትክክል!!

  • @adeyalways1750
    @adeyalways1750 2 หลายเดือนก่อน

    Hemakattt agame be wediagame yemerhena eka do aytublummm

  • @samuelmereb
    @samuelmereb 2 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ሓሳዊ ክንደይ ተክፍሉካ

  • @YikunoGebretinsae
    @YikunoGebretinsae 2 หลายเดือนก่อน

    ዓጋመ እራያት

  • @AhmedMehamednor
    @AhmedMehamednor 2 หลายเดือนก่อน

    ናቢራ ዝተኸፈሎ ሕልኩስ ንኣለም ሓዙልና ዬብላሎ እንታይ ጌሩ እንተኢልኻዮ ታይ ክብል እዩ ?????? ክታሓዝ ዝነበሮማ መሬትና ዘሸጠ እዩ

  • @Brokethebeas
    @Brokethebeas 2 หลายเดือนก่อน +3

    ኣለም ገብረዋህድ ጅግና ትግራዋይ ነዞም ዕሱባት ናይ ኣቢይ ነቕ ምባል ኣብይዎም

    • @User65432s
      @User65432s 2 หลายเดือนก่อน +1

      @edriswateህግድፍ ኣይ ንዓዱ ኣይ ንህዝቡ ኮንቱ፥ ትግራዋይ ስለ ዓዱ ይዛተ ኣሎ፥ ንስካ ግን ብጀካ ሕስድናን፥ ቅንኢ ሰናያትን፥ ካልእ ጽቡቅ የብልካን! ስለዚ ስቅ በል፥ ንስካትኩም፥ ባሮት ኢኩም ንኣቦኩም ኢሰያስ ከኣ ክገዝኣኩም ርእስኩም ብፋቃድ ስለ ዝወፈይኩም ሕጂ ኣብ ናይ፥ ትግራይ ፖለቲካ ጦብሎቅ ጦብሎቅ ፥ ለውጢ ኣይተምፁኡን፥ ትግራዋይ ከኣ ስርኢኡ ፍሉጥ መዓንጣኡ፥ ፍሉጥ፥ ትግራዋይ ብሕጊ ዩ ዝዳነ። ኣብ ትግራይ ከኣ ዲሞክራስን ፥ ፍትሕን እንበር ውለቀ መላክነትን ኣይገዝእን።

    • @notyours733
      @notyours733 2 หลายเดือนก่อน

      "Come down" TIGRYANS and think clearly ብልፅግና is already in TIGRY. Don't be confused.

    • @ramandebene1131
      @ramandebene1131 2 หลายเดือนก่อน

      ​@@User65432sIn Tigrai there is only one law there and it is anarchism and fake democracy. What you wrote is what your mind is filled with by propaganda and hated nothing more or less. You don't know Eritrea, your knowledge of Eritrea is what you are told about.

  • @tigray460
    @tigray460 2 หลายเดือนก่อน

    እከካም ቅድ አፍ

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 2 หลายเดือนก่อน

      ግጅለ ደብረጽንተት ደቂ ምርኮኛታት ኣይትጻረፍ ብሰንኽኹም 30 ዓመት ከይንዛረብ ተዓፍና ኢና ነይርና ሕጂ ግን ናጽነትና ንእውጅ ኣለና ብደናቁር ብ ከዳዓት መረሐት ሰረቂት ክንምራሓ ኣይንደልን ኢና ንብል ኣለና ከማኹም ባራዩ ኣምለኽት መረሐት ኣይኮናን።

  • @GetuBrhanu-c1i
    @GetuBrhanu-c1i 2 หลายเดือนก่อน +1

    ክላፄኹም ኢዩ ዳሓና በሉ ኣለም መታሓዚ ዘለዎም መስልኹም ዲዩ ዋይ ዋይ ዓጋመ ፀጊብኹም እወ ዶ? ተፀበዩ በሉ

  • @HaileAlemayehu-u3y
    @HaileAlemayehu-u3y 2 หลายเดือนก่อน

    አታ ደንቆሮ

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 2 หลายเดือนก่อน

    በልዎም ነዞም ሰረቅትይ ጨወይት ዐድዋ ዝበልዕዎስ ተንበን ይከፍልዎ ኢዩ ሕዝ ባንዳ ኣብይ ገታቸው ድዩ ንህዝብ ትግራይ ክመቃቅል ህውሃትማ ናይ ቀደም ተቃለስት ኢዮም ገታቸውማ ሕዝ ባንዳ ኮይኑ ኢዩ ከጥፋና ምስ ኣብይ ዝሰርሕ እንእ ንዮ በልዎም

    • @Enqopa9315
      @Enqopa9315 2 หลายเดือนก่อน

      ወጠጤ ሻእቢያ

    • @salusalu-f9g
      @salusalu-f9g 2 หลายเดือนก่อน

      @@Enqopa9315 ሻዕብያ ጎይታ ነው እከካም ጎደና ኣደር

  • @ezze3156
    @ezze3156 2 หลายเดือนก่อน +1

    Alem gebrewade i am so proud of you. Dr. Debretsion and his group are true TPLF with principle.

    • @SwingTrader-v9w
      @SwingTrader-v9w 2 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂 Just because they get criticized doesn’t make them principled. They’re being criticized because they’ve done something wrong, and the people of Tigray are suffering because of it, while they’re focused on fighting and thinking about their own power.

    • @MengisGbrehiwot
      @MengisGbrehiwot 2 หลายเดือนก่อน

      Leyba hasawi sebna wediomo

  • @AmirHagos-n4g
    @AmirHagos-n4g 2 หลายเดือนก่อน

    @ajlika2: @ajlika2: @ajlika2: ብገንዘብ ዝተገዝኡ ዕሱባት በዚሗም : ተጋሩተጠንቀቁ እቢይ እውን ልክዕ ከዚአ ነይራ ዝለዚ ትግራይ እምባገነን አዋሊድኩም ዐድና ናብ ዘይንዎፇ ሽግርን ምጥፉእ ዝፍጠር እዩ ክም የመን ሊቢይ ሶሪይ ንምግባር እዩ እዝ አካይዳ ኩልኻ ተግራዋይ ቤዛኹ ዐገብ በሉ