ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣነ ኦርቶዶክስ እየ ግና ስብከት ናይ ክቡር ኣቦና ኣባ ዮናስ ብጣዕሚ እዩ ዝምስጠንን ክሰምዖ ድማ ደስ ይብለኒ ብዛዕባ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ክምህሩ ከሎዉ ልበይ ደስታን ፍስሃን እዩ ዝስምዓኒ ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ይባረኽ ኣምላኽ ዕድመን፡ጥዕናን ይሃቦም፨
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona 🙏nay behaki kiberi niluel egzabeher kemeu ewin niweladitu nimeskelu kuburrrr🙏
ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩላትኩም ይኹን ክቡራት ህዝበ ክርስትያንእዞም ክቡር ካህን ኩልግዜከምህሩ ክሰብኩ ከለዎ"ነታ ሰኣሊተ ምሕረት ወላዲተ ኣምላክ "ከመስግንዋከኽብርዋ ከለዉ ደስ ይብለኒክቡር ካህን ኣገልጋሊ ቤተ ክርስትያንክብረት ይሃቦም ።ክቡር የኽብረካሕሱር ድማ የሕስረካ'ዩስለዚ ክቡር ኣቦናእግዚኣብሔር ኣምላኽወላዲተ ኣምላኽ ኩል ግዜምሳኹም ይኹኑ።
የሱስ ማርያም ዮሴፍ ሐልውና🙏አነ ግንዝገርመኒ ዘሎ እኖና ቅድስቲ ድንግል ማርያም አደና ስለምንታይ አብ ውረድ ደይብ ነብጽሐ አሎና እዋእ ስለምንታይ ብአና ሐጠናታት ትልዐል አላ መላዕልትና አይኮነትን። ክቡር አባ ዮናስ ጸለትኩም አይግደፈና🙏 ንአደና ቅድስቲ ሕሪቲ ማርያምና ከአ ምሕረትኪ አፍስስልና ፈውስና አደየ ምስ ኩልና ኩኒ ምስ ወድኺ 🙏✝️
ትክክል ፡ንሕና ማርያም ኣደና ዘይብሉ ሂወት ተጋዒዝና ኣይንፈልጥን ኢና ፡ኣብ ሂወትና ዝጎድውለና የብልናን ኣሜን ..።
ብዛዕባ እኖና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ድማ ሓንሳእን ንሃዋሩን ፈጥሪ ዓለማት ከሃለ ኩሉ ሓርይዋን ኣኽቢርዋን እዩ። ንሕና ድማ ከምቲ ዝግባእ ክብሪ ክንህባ ከማን ክእለት የብልናን።
Amen Amen Amen
❤❤❤❤
Amen 🙏 🙏 🙏 🎉🎉🎉
Amen amen
Amen Amen Amen ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤AMEN 🙏 🙌 👏 ❤️ AMEN 🙏 🙌 👏 ❤️ AMEN 🙏 🙌 👏 THANK you lord Jesus 🙏 🙌 👏 ❤️
I agree what fr. Yonas said about Mary the mother of humanity it's very true
AMEN 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
🙏✝️🙏
Amenn Amenn Amenn
Kale wiwetYesmalna aba yenas xbuk gelixomo na adena kdsti dngl Maryam nkngelx akmi yebknanEgziabhier zebra men yhsra
Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏❤️❤️⛪️⛪️⛪️⛪️
ኣብ ዓለም ምሉእ ካብ ዘለዋ ቤተ ክርስትያናትን ቁምስና ጀርመን ፍራንክፈርት ብኡነት ናይ በሓቂ ኣብ መንጎኹም ዘሎ ውህደትን ስምረትን ብትኽክል እግዚኣብሔር ዝኸብረላ ቁምስና፡ ኣራእያ ናይ ኩለን ቁምስናታት ኣብ ምሉእ ምዕራባዊ ዓለም ናይ ዘለዋ ብጉባኤ ጳጳሳት እውን ፍሉይ ሽልማት እንተዝወሃቦም ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ
@@ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ Yes aboustly ture...Its so sad that happened in Stockholm ( sweden)
Amennnnnnn
ክቡር ሓወይ እዚ መዝሙር ኣይኮነን ሙዚቃ እዩ ትኣረመላ 😊
❤❤❤🙏🙏🙏
💪💫👌💙🎉
ዋውውው ክብር ዝልዕል ዕምቆት ምግለጺ ( ትምህርት ) ክትሰምዕ ከላ ድሒኖም ድዩም ክትብል ምድሓን ንዓኣ ከመይ ይኸውን ? እይእእእእእ
AMEN. AMEN AMEN 🙏 🙌 👏 ❤️ 🎉🎉🎉🎉🎉
Jesus is the way the truth and the life "
Ellleeellllll Asseyyyeee 🙏
🙏🙏🙏🙏🙏
Your the God's son God bless you and your family
🎉🎉🎉
❤
🙏🏻
9 ኢየሱስ ጌታ እንደ ሆነ በአፍህ ብትመሰክር እግዚአብሔርም ከሙታን እንዳስነሣው በልብህ ብታምን ትድናለህና፤10 ሰው በልቡ አምኖ ይጸድቃልና በአፉም መስክሮ ይድናልና።11 መጽሐፍ፡- በእርሱ የሚያምን ሁሉ አያፍርም፥ ይላልና።
ክቡር ኃው እንታይ ኣሎ መስለካ፡ ኩሉ ግዜ ወዲ ሰብ ኣቅሙ ትሑት ምስ ዝኸውን ጥራይ እዩ ኣብ ከምዚታት ዝወድቕ። ስለዚ ከምቲ ኣቦታትና ብቋንቋ ትግረ ዝምስልዎ፡ እክልካ ለይ ገብእ እብካ ልውዕል፡ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ምስ ንቅይራ ድማ እቲ ክንዳኻ ዘይከውን ብኣኻ ይውዕል።
አይንሰምዖን ኢና እቲ ቃንቃ
🎉 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Selam wesenay bqedem ezia melsi mehab gn ente tteref seb zebel ente bele natna gde mesbak tray eyu ab catholic betkristiyan aleka beleka ayefeletin eyu slezi kemzi melsi mehab ayemegedesen behalay eye
[ ትንቢት ኢሳይያስ 60 ] 12 እቶም ዘይግዝኡኺ ሕዝብታትን መንግሥትታትን ግና ኺጠፍኡ፥ እወ፥ ብጥራስ ኪጸንቱ እዮም።14 ደቂ እቶም ዚጭቁኑኺ ዝነበሩ እናደነኑ ናባኺ ኺመጹ፥ እቶም ዝነዓቑኺ ዅሎም ድማ ናብ ትሕቲ ኣእጋርኪ ፍግም ኢሎም ኪሰግዱልኪ እዮም እሞ፥ ‘ከተማ እግዚኣብሔር፥ ጽዮን፥ ከተማ እቲ ቅዱስ ኣምላኽ እስራኤል’ ኢሎም ኪሰምዩኺ እዮም።
Ezi n Maryam aykonen texahifu
1ቆሮ 15፣1-6 ሔመ ወሞተ ወተቀብረ ወተንስኣ ኣመ ሳልስት ዕለት ከመ ጽሑፍ ውስተ ቅዱሳት መጻሕፍት፤ ብዛዕባ በጃና ዝሓለፈ ክርስቶስ ነጻ ብመኖፈሳዊ ዑረት ረምዲ ካታራክት ተሃሪማ ዘላ ናይ ክርስቶስ ቤተ ክርስትያን ሓደራ መጓሴኣ ከተብልዑለይ ዝበለ ጎይታ ነታ ብገዛእ ደሙ ዘጥረያ ቤተክርስትያን ማሕበሩ ኣብኦሮቶን ካቶን ሉተራንወንጌላውያንን ተዃሉ በጃጂሎማ ኣለው ነንሕድሕዶም ክባልዑ ጸረ ክርስቶስ መሮዚ ናይ ጥንቲ ተመን ክነዝሑ ይረኣዩን ይስምዑን፤ኣለናልኪ ብገእ ደሙ ዘጥረየኪ ማሕበሩ ተዃሉ ኣብ ምህዳን ኣሎና በከመ ጽሑፍ ውስተ ቅዱሳት መጻሕፍትተኸቲልና ገላ 1፤1-6 ንሕና እንቶኾና ጸሊም ይኹን ጻዕዳ መልኣኽ እንተኾነ ካብሰማይ ካብ ሞቲ ቤዛና ምዃኑ ካብ ምእማንን ምንጋርን ዓዲ ኣይንውዕልን፤ማርያ ተራእያ በዚ ሎርድስ እባ ብዔላበርዕድ እባ ጸበል ኣቡነ ያዕቆብ እባ ማርያምደዓሪ ጥንቁልሓስ መኻይን ሓደጋ ተድሕን፥ ሎሚ ነዚ ጽውጽዋይ ዝነግር ወለዶ የለን ብዙሓት ድሒኖም ኣብ ትሽትሽኩም ልኢኽናዮም ኣሎና በርትዑ ኣባላት ተሓድሶ ኣባ ቪቶርዮ (ኣባ ተኽልዝጊ ብሰላም ዓሪፉ ኣሎ ኣባጆርጆ ሲታዊ ምንያ መድህን ጆመትራ ተ/ሚ ጉልወቶ ጴጥሮስ -ነጋበርትዑ 90ኢየሱስ 5ኸኣ ኣንቶንዮስ ኣግናጽዮስ ምሕረተኣብ ጽገወይኒ ባና ኣደሚርዬምእናበልኹም ኣብ ሹፋሽቲ ዓይኖረም ስፈሩ ኣይረኽቡኹምን እዮም ዝዛረቦ ኣሎና ኣይጠዓመንን
ቲዮ ቶኮስት፡ ኣደ ኣምላኽ ተባሂላ እያ ክትጽዋእ።
ዝገርም ግን ኣብ ሕቑፋኣ ዘሎ ኢየሱስ ደይኳነን ንሱ ጥራሕ ርእዬም እኳ ልቦም ከንቀጥቅጥ ነይሩዎ መን እዩ ኣብ ሕቑፋኣ ዘሎ ብምባል
Simon you so comedian
Selm wesnay kebur hway ezas nseka eka tgegka nezi kemzei zezrabu sabat agdaesti gerka beom ktzarb xebuk aymselnen kebur aba yonas zmhrwon zsbkwon mera kenday lebna keftna nxbyo alna bzeba adena dengel meryam kea xgan brktan thbna etom kemzi elom tzrbom teblom zelka edil aygbrun ndena kedmnhrat bzay mkbrom ezom kea nay hji zemxa aykonan abza gen yeqrta gebraly dea ember eska eka tgegka tagdeska zemxakya
Netomi weladiti amlaki zkhedu Mezamuromi endsemakimu Ayttbbiewomi dingil weladit amlaki zkehefe betkrsotyana menafiq wey tetratary eya tblo mezmur misomi aytlqqhu eye ziblkumi
Netom ab gega mengedi zgoeazu kab amalaneta rihkom zelewn egzieabher ab mengedi haki ymlesom xelot yedlyom alo
Brgx, Adena MeryamAde Goytana Medhnina Bxetn KbrtnAdena Eya.Kab Mexhaf Kdus Wexae gn, Erget Nay Maryam Abmexhaf Kdus Yelen. Bjeka Bsm Goytanan Medhnina JESUS Bkale Sm Knlmn Mexha Kdus Ayefkdelnan Eyu.Amlak Menfesawi Aentna Ykfetelna.Nay Abraham Israel Amlak Hiyau Eyu.
Trgum yeblun nay menafqan mezmur do tzmru yelekumn slezi kemti nsom b sm goytanan medhaninan eyesus krstos zshktu kemu temesasali eyu slezi aemurokum ykfetelkum
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉😂🎉🎉❤🎉❤🎉❤አሜኀአሜኀአሜኀ❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ኣነ ኦርቶዶክስ እየ ግና ስብከት ናይ ክቡር ኣቦና ኣባ ዮናስ ብጣዕሚ እዩ ዝምስጠንን ክሰምዖ ድማ ደስ ይብለኒ ብዛዕባ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ክምህሩ ከሎዉ ልበይ ደስታን ፍስሃን እዩ ዝስምዓኒ ናይ ኣገልግሎት ዘመኖም ይባረኽ ኣምላኽ ዕድመን፡ጥዕናን ይሃቦም፨
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna abona 🙏nay behaki kiberi niluel egzabeher kemeu ewin niweladitu nimeskelu kuburrrr🙏
ሰላመ እግዚኣብሔር ምስ ኩላትኩም ይኹን
ክቡራት ህዝበ ክርስትያን
እዞም ክቡር ካህን ኩልግዜ
ከምህሩ ክሰብኩ ከለዎ
"ነታ ሰኣሊተ ምሕረት
ወላዲተ ኣምላክ "ከመስግንዋ
ከኽብርዋ ከለዉ ደስ ይብለኒ
ክቡር ካህን ኣገልጋሊ ቤተ ክርስትያን
ክብረት ይሃቦም ።
ክቡር የኽብረካ
ሕሱር ድማ የሕስረካ'ዩ
ስለዚ ክቡር ኣቦና
እግዚኣብሔር ኣምላኽ
ወላዲተ ኣምላኽ ኩል ግዜ
ምሳኹም ይኹኑ።
የሱስ ማርያም ዮሴፍ ሐልውና🙏አነ ግንዝገርመኒ ዘሎ እኖና ቅድስቲ ድንግል ማርያም አደና ስለምንታይ አብ ውረድ ደይብ ነብጽሐ አሎና እዋእ ስለምንታይ ብአና ሐጠናታት ትልዐል አላ መላዕልትና አይኮነትን። ክቡር አባ ዮናስ ጸለትኩም አይግደፈና🙏 ንአደና ቅድስቲ ሕሪቲ ማርያምና ከአ ምሕረትኪ አፍስስልና ፈውስና አደየ ምስ ኩልና ኩኒ ምስ ወድኺ 🙏✝️
ትክክል ፡ንሕና ማርያም ኣደና ዘይብሉ ሂወት ተጋዒዝና ኣይንፈልጥን ኢና ፡ኣብ ሂወትና ዝጎድውለና የብልናን ኣሜን ..።
ብዛዕባ እኖና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ድማ ሓንሳእን ንሃዋሩን ፈጥሪ ዓለማት ከሃለ ኩሉ ሓርይዋን ኣኽቢርዋን እዩ። ንሕና ድማ ከምቲ ዝግባእ ክብሪ ክንህባ ከማን ክእለት የብልናን።
Amen Amen Amen
❤❤❤❤
Amen 🙏 🙏 🙏 🎉🎉🎉
Amen amen
Amen Amen Amen ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤AMEN 🙏 🙌 👏 ❤️ AMEN 🙏 🙌 👏 ❤️ AMEN 🙏 🙌 👏 THANK you lord Jesus 🙏 🙌 👏 ❤️
I agree what fr. Yonas said about Mary the mother of humanity it's very true
AMEN 🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️
🙏✝️🙏
Amenn Amenn Amenn
Kale wiwet
Yesmalna aba yenas xbuk gelixomo na adena kdsti dngl Maryam nkngelx akmi yebknan
Egziabhier zebra men yhsra
Amen Amen Amen🙏🙏🙏🙏❤️❤️⛪️⛪️⛪️⛪️
ኣብ ዓለም ምሉእ ካብ ዘለዋ ቤተ ክርስትያናትን ቁምስና ጀርመን ፍራንክፈርት ብኡነት ናይ በሓቂ ኣብ መንጎኹም ዘሎ ውህደትን ስምረትን ብትኽክል እግዚኣብሔር ዝኸብረላ ቁምስና፡ ኣራእያ ናይ ኩለን ቁምስናታት ኣብ ምሉእ ምዕራባዊ ዓለም ናይ ዘለዋ ብጉባኤ ጳጳሳት እውን ፍሉይ ሽልማት እንተዝወሃቦም ክንደይ ጽቡቅ ነይሩ
@@ጥልመትቁስሊዩክሕደትግንቅ
Yes aboustly ture...
Its so sad that happened in Stockholm ( sweden)
Amennnnnnn
ክቡር ሓወይ እዚ መዝሙር ኣይኮነን ሙዚቃ እዩ ትኣረመላ 😊
❤❤❤🙏🙏🙏
💪💫👌💙🎉
ዋውውው ክብር ዝልዕል ዕምቆት ምግለጺ ( ትምህርት ) ክትሰምዕ ከላ ድሒኖም ድዩም ክትብል ምድሓን ንዓኣ ከመይ ይኸውን ? እይእእእእእ
AMEN. AMEN AMEN 🙏 🙌 👏 ❤️ 🎉🎉🎉🎉🎉
Jesus is the way the truth and the life "
Ellleeellllll Asseyyyeee 🙏
🙏🙏🙏🙏🙏
Your the God's son God bless you and your family
🎉🎉🎉
❤
🙏🏻
9 ኢየሱስ ጌታ እንደ ሆነ በአፍህ ብትመሰክር እግዚአብሔርም ከሙታን እንዳስነሣው በልብህ ብታምን ትድናለህና፤
10 ሰው በልቡ አምኖ ይጸድቃልና በአፉም መስክሮ ይድናልና።
11 መጽሐፍ፡- በእርሱ የሚያምን ሁሉ አያፍርም፥ ይላልና።
ክቡር ኃው እንታይ ኣሎ መስለካ፡ ኩሉ ግዜ ወዲ ሰብ ኣቅሙ ትሑት ምስ ዝኸውን ጥራይ እዩ ኣብ ከምዚታት ዝወድቕ። ስለዚ ከምቲ ኣቦታትና ብቋንቋ ትግረ ዝምስልዎ፡ እክልካ ለይ ገብእ እብካ ልውዕል፡ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ምስ ንቅይራ ድማ እቲ ክንዳኻ ዘይከውን ብኣኻ ይውዕል።
አይንሰምዖን ኢና እቲ ቃንቃ
🎉 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Selam wesenay bqedem ezia melsi mehab gn ente tteref seb zebel ente bele natna gde mesbak tray eyu ab catholic betkristiyan aleka beleka ayefeletin eyu slezi kemzi melsi mehab ayemegedesen behalay eye
[ ትንቢት ኢሳይያስ 60 ]
12 እቶም ዘይግዝኡኺ ሕዝብታትን መንግሥትታትን ግና ኺጠፍኡ፥ እወ፥ ብጥራስ ኪጸንቱ እዮም።
14 ደቂ እቶም ዚጭቁኑኺ ዝነበሩ እናደነኑ ናባኺ ኺመጹ፥ እቶም ዝነዓቑኺ ዅሎም ድማ ናብ ትሕቲ ኣእጋርኪ ፍግም ኢሎም ኪሰግዱልኪ እዮም እሞ፥ ‘ከተማ እግዚኣብሔር፥ ጽዮን፥ ከተማ እቲ ቅዱስ ኣምላኽ እስራኤል’ ኢሎም ኪሰምዩኺ እዮም።
Ezi n Maryam aykonen texahifu
1ቆሮ 15፣1-6 ሔመ ወሞተ ወተቀብረ ወተንስኣ ኣመ ሳልስት ዕለት ከመ ጽሑፍ ውስተ ቅዱሳት መጻሕፍት፤ ብዛዕባ በጃና ዝሓለፈ ክርስቶስ ነጻ ብመኖፈሳዊ ዑረት ረምዲ ካታራክት ተሃሪማ ዘላ ናይ ክርስቶስ ቤተ ክርስትያን ሓደራ መጓሴኣ ከተብልዑለይ ዝበለ ጎይታ ነታ ብገዛእ ደሙ ዘጥረያ ቤተክርስትያን ማሕበሩ ኣብኦሮቶን ካቶን ሉተራንወንጌላውያንን ተዃሉ በጃጂሎማ ኣለው ነንሕድሕዶም ክባልዑ ጸረ ክርስቶስ መሮዚ ናይ ጥንቲ ተመን ክነዝሑ ይረኣዩን ይስምዑን፤ኣለናልኪ ብገእ ደሙ ዘጥረየኪ ማሕበሩ ተዃሉ ኣብ ምህዳን ኣሎና በከመ ጽሑፍ ውስተ ቅዱሳት መጻሕፍትተኸቲልና ገላ 1፤1-6 ንሕና እንቶኾና ጸሊም ይኹን ጻዕዳ መልኣኽ እንተኾነ ካብሰማይ ካብ ሞቲ ቤዛና ምዃኑ ካብ ምእማንን ምንጋርን ዓዲ ኣይንውዕልን፤ማርያ ተራእያ በዚ ሎርድስ እባ ብዔላበርዕድ እባ ጸበል ኣቡነ ያዕቆብ እባ ማርያምደዓሪ ጥንቁልሓስ መኻይን ሓደጋ ተድሕን፥ ሎሚ ነዚ ጽውጽዋይ ዝነግር ወለዶ የለን ብዙሓት ድሒኖም ኣብ ትሽትሽኩም ልኢኽናዮም ኣሎና በርትዑ ኣባላት ተሓድሶ ኣባ ቪቶርዮ (ኣባ ተኽልዝጊ ብሰላም ዓሪፉ ኣሎ ኣባጆርጆ ሲታዊ ምንያ መድህን ጆመትራ ተ/ሚ ጉልወቶ ጴጥሮስ -ነጋበርትዑ 90ኢየሱስ 5ኸኣ ኣንቶንዮስ ኣግናጽዮስ ምሕረተኣብ ጽገወይኒ ባና ኣደሚርዬምእናበልኹም ኣብ ሹፋሽቲ ዓይኖረም ስፈሩ ኣይረኽቡኹምን እዮም ዝዛረቦ ኣሎና ኣይጠዓመንን
ቲዮ ቶኮስት፡ ኣደ ኣምላኽ ተባሂላ እያ ክትጽዋእ።
ዝገርም ግን ኣብ ሕቑፋኣ ዘሎ ኢየሱስ ደይኳነን ንሱ ጥራሕ ርእዬም እኳ ልቦም ከንቀጥቅጥ ነይሩዎ መን እዩ ኣብ ሕቑፋኣ ዘሎ ብምባል
Simon you so comedian
Selm wesnay kebur hway ezas nseka eka tgegka nezi kemzei zezrabu sabat agdaesti gerka beom ktzarb xebuk aymselnen kebur aba yonas zmhrwon zsbkwon mera kenday lebna keftna nxbyo alna bzeba adena dengel meryam kea xgan brktan thbna etom kemzi elom tzrbom teblom zelka edil aygbrun ndena kedmnhrat bzay mkbrom ezom kea nay hji zemxa aykonan abza gen yeqrta gebraly dea ember eska eka tgegka tagdeska zemxakya
Netomi weladiti amlaki zkhedu
Mezamuromi endsemakimu
Ayttbbiewomi dingil weladit amlaki zkehefe betkrsotyana menafiq wey tetratary eya tblo mezmur misomi aytlqqhu eye ziblkumi
Netom ab gega mengedi zgoeazu kab amalaneta rihkom zelewn egzieabher ab mengedi haki ymlesom xelot yedlyom alo
Brgx, Adena Meryam
Ade Goytana Medhnina Bxetn Kbrtn
Adena Eya.
Kab Mexhaf Kdus Wexae gn, Erget Nay Maryam Abmexhaf Kdus Yelen. Bjeka Bsm Goytanan Medhnina JESUS Bkale Sm Knlmn Mexha Kdus Ayefkdelnan Eyu.
Amlak Menfesawi Aentna Ykfetelna.
Nay Abraham Israel Amlak Hiyau Eyu.