ዓይኒ-ማይ: AyniMay Tube
ዓይኒ-ማይ: AyniMay Tube
  • 676
  • 1 939 260

วีดีโอ

ኣቡነ ማር ማሪ ኣማኑኤል፡ ብዛዕባ ቅድስቲ ማርያም፡ ኣደ ኣምላኽ ዲያ ወይሲ ኣይኮነትን፡ ዝብል ምጉት፡ ዝሃብዎ መብርሂ
มุมมอง 7K2 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ኣቡነ ማር ማሪ ኣማኑኤል፡ ብዛዕባ ቅድስቲ ማርያም፡ ኣደ ኣምላኽ ዲያ ወይሲ ኣይኮነትን፡ ዝብል ምጉት፡ ዝሃብዎ መብርሂ
ንኣባ ዮናስ ዘቖጠዐ ግብርን፡ ትብዓት ዝመለኦ ምላሾምን። ኣቡነ ማር ማሪ ብዛዕባ እኖና ቕድስቲ ድንግል ዝተዛረብዎ ዘይሰዓር ሓቅን። Abba Yonas Yohans
มุมมอง 16K19 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ንኣባ ዮናስ ዘቖጠዐ ግብርን፡ ትብዓት ዝመለኦ ምላሾምን። ኣቡነ ማር ማሪ ብዛዕባ እኖና ቕድስቲ ድንግል ዝተዛረብዎ ዘይሰዓር ሓቅን። Abba Yonas Yohans
መሎኮታዊ ህያብ "እምነት" By Abba Yonas Yohannes
มุมมอง 4.5Kหลายเดือนก่อน
መሎኮታዊ ህያብ "እምነት" By Abba Yonas Yohannes
ሱሉሳዊ ኪዳን ማርያምን ኢየሱስን ሰብን By Abba Yonas Yohannes
มุมมอง 2.7Kหลายเดือนก่อน
ሱሉሳዊ ኪዳን ማርያምን ኢየሱስን ሰብን By Abba Yonas Yohannes
ብመንፈስ እግዚኣብሔር ምንባር፡ By Abba Yonas Yohannes
มุมมอง 13Kหลายเดือนก่อน
ብመንፈስ እግዚኣብሔር ምንባር፡ By Abba Yonas Yohannes
መንፈስካ ዘህድእ፡ ንጸሎትን ንስሓን ምስጋናን ዝዕድም ክላሲካል classical music
มุมมอง 5863 หลายเดือนก่อน
መንፈስካ ዘህድእ፡ ንጸሎትን ንስሓን ምስጋናን ዝዕድም ክላሲካል classical music
"ድንግል ብሕልና ድንግል ብስጋ" ብክቡር ኣባ ዮናስ ዮሓንስ Fr. Yonas Yohannes
มุมมอง 4.4K3 หลายเดือนก่อน
"ድንግል ብሕልና ድንግል ብስጋ" ብክቡር ኣባ ዮናስ ዮሓንስ Fr. Yonas Yohannes
2 May 2024
มุมมอง 4183 หลายเดือนก่อน
2 May 2024
30 April 2024
มุมมอง 7713 หลายเดือนก่อน
30 April 2024
23 April 2024
มุมมอง 4434 หลายเดือนก่อน
23 April 2024
ብጭካኔ ብኻራ ዝተወግኡ ኣቡነ ማር ማሪ ኣማኑኤል ካብቲ ዝሕከሙሉ ዘለዉ ሆስፒታል ደሃይ ገይሮም ኣለዉ። Bishop Mar Mari the voice of mercy
มุมมอง 3.5K4 หลายเดือนก่อน
ብጭካኔ ብኻራ ዝተወግኡ ኣቡነ ማር ማሪ ኣማኑኤል ካብቲ ዝሕከሙሉ ዘለዉ ሆስፒታል ደሃይ ገይሮም ኣለዉ። Bishop Mar Mari the voice of mercy
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ 1ይ መጽሓፍ ሳሙኤል 17፡ ኣዚያ ሓይሊ እትህበካን ኣብ እግዚኣብሔር እንተ ተጸጊዕካ፡ ኩሉ ጸገምካ ብቐሊሉ ከም ትስዕሮ ትገልጽ ምዕራፍ
มุมมอง 5984 หลายเดือนก่อน
ንባብ መጽሓፍ ቅዱስ ካብ 1ይ መጽሓፍ ሳሙኤል 17፡ ኣዚያ ሓይሊ እትህበካን ኣብ እግዚኣብሔር እንተ ተጸጊዕካ፡ ኩሉ ጸገምካ ብቐሊሉ ከም ትስዕሮ ትገልጽ ምዕራፍ
16 April 2024
มุมมอง 6134 หลายเดือนก่อน
16 April 2024
ናይ ዘመንና ክርስቲያን ወሎዶን ብድሆታቱን፡ ብክቡር ኣባ ዮናስ ዮሓንስ፡ by Fr Yonas Yohannes
มุมมอง 11K4 หลายเดือนก่อน
ናይ ዘመንና ክርስቲያን ወሎዶን ብድሆታቱን፡ ብክቡር ኣባ ዮናስ ዮሓንስ፡ by Fr Yonas Yohannes
መንፈስካ ዘህድእ፡ ልብኻ ዝመልእ፡ ጥዑም ዜማታት መዝሙር፡ mezmur tigrina
มุมมอง 8594 หลายเดือนก่อน
መንፈስካ ዘህድእ፡ ልብኻ ዝመልእ፡ ጥዑም ዜማታት መዝሙር፡ mezmur tigrina
2 April 2024
มุมมอง 5254 หลายเดือนก่อน
2 April 2024
መዝሙር እናሰማዕና፡ ቃል ኣምላኽ ነስተንትን። let us meditate the word of God, while we are listening the hymn.
มุมมอง 2.7K7 หลายเดือนก่อน
መዝሙር እናሰማዕና፡ ቃል ኣምላኽ ነስተንትን። let us meditate the word of God, while we are listening the hymn.
Tigrina Mezmur: zdelekayo tgebr by Ruth Tesfamichael
มุมมอง 5337 หลายเดือนก่อน
Tigrina Mezmur: zdelekayo tgebr by Ruth Tesfamichael
ቅዱስ ኢኻ፡ ሓያል ኢኻ፡ መንፈስካ ዘህድእ መዝሙር፡ spiritual music for blessing Tigrina
มุมมอง 3737 หลายเดือนก่อน
ቅዱስ ኢኻ፡ ሓያል ኢኻ፡ መንፈስካ ዘህድእ መዝሙር፡ spiritual music for blessing Tigrina
መንፈሳዊ ጣዕመ ዜማ፡ ልደት መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ፡ Nay Ldet Mezmur
มุมมอง 2357 หลายเดือนก่อน
መንፈሳዊ ጣዕመ ዜማ፡ ልደት መድሓኒና ኢየሱስ ክርስቶስ፡ Nay Ldet Mezmur
ከመይ ጌርና ነቲ ሰናይ ዝኾነ ኣምላኽና ነመስግን? Thanks giving To God.
มุมมอง 4189 หลายเดือนก่อน
ከመይ ጌርና ነቲ ሰናይ ዝኾነ ኣምላኽና ነመስግን? Thanks giving To God.
ቅድስና ቃል-ኪዳን፡ፍትሕ መፍትሒ ኣይኮነን፡ ራዲዮ ቫቲካን፡ Credited to Radio Vatikan
มุมมอง 45710 หลายเดือนก่อน
ቅድስና ቃል-ኪዳን፡ፍትሕ መፍትሒ ኣይኮነን፡ ራዲዮ ቫቲካን፡ Credited to Radio Vatikan
ይኸብደኒ ሎ! No3 Poem by poet simon fisha
มุมมอง 202ปีที่แล้ว
ይኸብደኒ ሎ! No3 Poem by poet simon fisha
ይኸብደኒ ሎ! No2 Poem by poet simon fisha
มุมมอง 149ปีที่แล้ว
ይኸብደኒ ሎ! No2 Poem by poet simon fisha
ይኸብደኒ ሎ! No1 Poem by poet simon fisha
มุมมอง 463ปีที่แล้ว
ይኸብደኒ ሎ! No1 Poem by poet simon fisha
መቑጸርያ፡ ናይ ፋሽን ማዕተብ ዶ ወይሲ ናይ ጸሎት መጋበሪ? Rosary the powerfull instrument of prayer
มุมมอง 753ปีที่แล้ว
መቑጸርያ፡ ናይ ፋሽን ማዕተብ ዶ ወይሲ ናይ ጸሎት መጋበሪ? Rosary the powerfull instrument of prayer
ዛንታ ኢራብን ነብርን ዛንታና እዩ! ብኸመይ? ንመሃረሉ። The telles of Tiger and Antelope.
มุมมอง 466ปีที่แล้ว
ዛንታ ኢራብን ነብርን ዛንታና እዩ! ብኸመይ? ንመሃረሉ። The telles of Tiger and Antelope.
ጸሎት ምግባር፡ ኣብ ሕይወትና ማዕረ ክንደይ ኣገዳስነት ኣለዎ? ሓደ ብሩኽ ኣቦ ዝመኸሩና ተርጒምናዮ ኣለና። The importance of daily prayer.
มุมมอง 1.1Kปีที่แล้ว
ጸሎት ምግባር፡ ኣብ ሕይወትና ማዕረ ክንደይ ኣገዳስነት ኣለዎ? ሓደ ብሩኽ ኣቦ ዝመኸሩና ተርጒምናዮ ኣለና። The importance of daily prayer.
ናብ ማርያም ፍጢማ ዝበጸሐት ጓል 23 ዓመት መንእሰይ ምስክርነት፡Testimnial witness about Mary Fatuma by 23 years old youth
มุมมอง 2.8Kปีที่แล้ว
ናብ ማርያም ፍጢማ ዝበጸሐት ጓል 23 ዓመት መንእሰይ ምስክርነት፡Testimnial witness about Mary Fatuma by 23 years old youth

ความคิดเห็น

  • @elimrim4768
    @elimrim4768 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ኣሎ ኣደ ኣምላኽ እያ ኣምላኽ ግን ኣይኮነትን ኣይትስገዱላ ኣይተምልኽዎ ድማ ተማልድ እንድያ ትብል ንስኻ እቲ ሓቂ ግን የሱስ በይኑ ምዃኑ እዩ

  • @user-qx1cg2zn4t
    @user-qx1cg2zn4t 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nay Behaqi des zbl medeb saymon🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤አሜኀ❤❤አሜኀ❤❤አሜኀ❤❤❤

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እወ ኣነ ተኸታሊ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ የ እዞም ሰብኣይ ግን ንዓይ ናይ ወንጌል ሓርበኛ ዮም ኣብ ዘመንና ካብ ዝረኣናዮም ሰበኽቲ ካብቶም ዝበለጹ ዮም።

  • @mhretabhassen9128
    @mhretabhassen9128 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አይትጋገ አምላኽ ፈጣሪ እምበር ፍጡር አይኮን

  • @mhretabhassen9128
    @mhretabhassen9128 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አምላኽ አደ የብሉን የሱስ ግና አላቶ

  • @elsateskay7060
    @elsateskay7060 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏

  • @MriwetYema
    @MriwetYema 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉

  • @yebyoadhana3056
    @yebyoadhana3056 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @rahelhaile4629
    @rahelhaile4629 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    The sign how you begin is different in your hand don’t know why?

  • @TesfaldetFikadu
    @TesfaldetFikadu 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️✝️

  • @yonimassawino2602
    @yonimassawino2602 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Nay behaki azyu des zibl medeb, kemzi aynet abinetawyan kudusat abotat zikonu mehartn tesfa wehabtn eyom kexali ketemxalna yetisfo. Egziabher amlak yebarika🙏

  • @meazatsegay4195
    @meazatsegay4195 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Egzihabiher yebareka Semon hawey nay behaqi ab lebey fuhluy fewsi tesemehuni Halleluja

  • @fioryabraha7235
    @fioryabraha7235 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amlak ybarka saymon

  • @soraenatie4116
    @soraenatie4116 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💙Ezyeom memhrey eyom nshekun hezbey kab aboyen sdrayen eye zfkrom mes mensey dekey mkuan yehsheny ele merixe kab mkad nab hadey teharime mes wexue mwegan xega eyu menem ekua bzuh sahbenen tenexlon ente ashabe🙏🏻🙏🏻

  • @soraenatie4116
    @soraenatie4116 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Ezom Abo hezbom bshekan merahy yesaken yehalken ab zneberelu gizye hageb elom mes hezbom zwegenu eyom Merahty haymanot kahnaten denaglen amenten kemom nkekewen bzuh mskrnet mehabna thankes ezy bmkrabkum

  • @samieltekle9341
    @samieltekle9341 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @yemanemehari8272
    @yemanemehari8272 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣመንንንን ተባራኽክክክክክክክክ ቀጺሎ ጽቡቅ ገርካ ካልእ ከምዝታት ኣምጽእልና

  • @user-mc3oo7sh7k
    @user-mc3oo7sh7k 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰላም ወሰናይ ሓለፋና ተባረኽ ታሪኽ ናይ ተኸተልቲ መድሓኒና ጎይታና ክርስቶስ ናይ ካህናት ደናግል : ኣገልገልቲ ንዕበትና እምነትና ዘሕይል ኢዩ እሞ ተባረኽ ኣቕርበልና

  • @azezetabrha8382
    @azezetabrha8382 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    bless you brother thank you 🙏 ❤

  • @SlasFadega
    @SlasFadega 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Sayimon hawey. Egziabhier ybarikhik thank you

  • @SenaitGebrab-ze2dz
    @SenaitGebrab-ze2dz 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @merihthomas5318
    @merihthomas5318 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Wedi segen adey ❤❤❤❤kale hiwet yesmeka

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen halleluja kebri neamlak esral yekun

  • @meskelahiabu4645
    @meskelahiabu4645 วันที่ผ่านมา

    AMEN 🙏 🙌 👏 AMEN 🙏 🙌 👏 ❤️ THANK YOU LORD JESUS

  • @meskelahiabu4645
    @meskelahiabu4645 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤AMEN 🙏 🙌 👏 AMEN 🙏 🙌 👏 ❤️ AMEN

  • @romanghidey3013
    @romanghidey3013 วันที่ผ่านมา

    Amen ❤❤❤ 🙏🙏🙏

  • @selamfessaha1261
    @selamfessaha1261 วันที่ผ่านมา

    Amen kalehewet yesmana ❤❤❤😅

  • @ImmehaieYorusalem
    @ImmehaieYorusalem วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏✝️✝️✝️✝️

  • @mistlalhabtu9348
    @mistlalhabtu9348 วันที่ผ่านมา

    Mejemerya goytan wesi amlak wedi seb u zbil imber ade amlak ktkewin aytkilin iya nsa wlud amlak iya nbaila

  • @user-mc3oo7sh7k
    @user-mc3oo7sh7k วันที่ผ่านมา

    ሰላም ወሰናይ ተባረኽ🙏❤️🙏

  • @mistlalhabtu9348
    @mistlalhabtu9348 วันที่ผ่านมา

    Yes ade goytana aykonetin izia muslin silin nay Griechenland taot akakibkum nseb ayteshtu

  • @Michialemebrahtu-dc3ol
    @Michialemebrahtu-dc3ol วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen

  • @jesusistheonlywaytoheaven2440
    @jesusistheonlywaytoheaven2440 วันที่ผ่านมา

    ቃል ኣምላኽ ማርያም ንዘላለም ድንግል ያ ዝብል የለን ካበይ ኣምጺካዮ ኣምላኽ ኣደ ኣላቶ ማለትካ ዲዪ

  • @akliluhabte863
    @akliluhabte863 วันที่ผ่านมา

    🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @trhasweldemicael4628
    @trhasweldemicael4628 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @yebyoadhana3056
    @yebyoadhana3056 วันที่ผ่านมา

    ኣሜ ኣሜ ❤❤❤

  • @venireichert161
    @venireichert161 วันที่ผ่านมา

    ኩቡር ሓዉና ብሓቂ ብሓቂ እዞም አቦና ማር ማሪ ብልቢ ናይ ኩሉ አቦ እዎም ናይ ምሉእ አለም ኢዮም ኢቶም ከሓድቲ ናይ አደና ቅድስቲ ወላዲት አቦና ማር ያም ባእላ ትምሓሮም ሓዉና ከአ ቃል ሂወት የስማልና አሜን 🙏🙏🙏

  • @abrehadgaber7878
    @abrehadgaber7878 วันที่ผ่านมา

    Amen❤❤❤🙏🙏🙏

  • @mananeghuse1098
    @mananeghuse1098 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ የመስግነካ ነዚ መግለጺ ዘቕረብካልና ❤

  • @mahderiteyasu3743
    @mahderiteyasu3743 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @AaAa-lm1ui
    @AaAa-lm1ui วันที่ผ่านมา

    ❤🎉❤አሜኀ❤❤አሜኀ❤❤አሜኀ❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @natsafeseha7029
    @natsafeseha7029 วันที่ผ่านมา

    Amen

  • @fountainhead18
    @fountainhead18 วันที่ผ่านมา

    ብልቢ ነመስግን❤❤❤

  • @siemdan0715
    @siemdan0715 2 วันที่ผ่านมา

    Mariam kem ziareget eba kab mexhaf qdus ztekemetelu sfra ngereni

  • @RimHiyabu
    @RimHiyabu 2 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏🙏🙏

  • @selamawiteman1447
    @selamawiteman1447 2 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏

  • @astertsegai3690
    @astertsegai3690 2 วันที่ผ่านมา

    ዝማልደልና ኣብ ዝፋን ክብሪ : ኩሉ : ዕዳና : ከፊሉ : ብደሙ ተብጅዩ : ተቀሚጡ: ዘሎ : ጎይታ ጎይተት ዝኾነ : የሱስ ከሎ!! እዚ ካብ : ቃሉ ዘይኮነ : ጌጋ : ትምህርቲ : እዩ ( ባዕሉ: ሊቀ ካህንኩም : ኣነ : የ :ዳበለና : በቲ : ሂወት : ሓቂ ዝኾነ ቃሉ : ንጹር : ገይሩ : ኣብ : መጽሓፍ ቅዱስ : ገሊጽዎ ኣሎ! ክብሪ ኩሉ : ስግደት : ኩሉ : ይኹን : ንበይኑ... ብጀካ : ንሓደ ጐይታ : ኣምላኽን በይኑ መድሓኒ ዝኾነ : ስግደት ኩሉ ዝግባ ንኣምላኽ ሰማይን ምድርን ዝፈጠረ ልዑል : ዝኾነ : ጎይታና ጥራሕ እዩ :: የሕዋተይ : ቃል ኣምላኽ ባዕሉ : ክፈልጦስ : መጽሓፍ ቅዱስ : ከንቡቡ : አንተዝንገር : ከመይ ዓይኑ ምበርሃሉ : ሕዝብና : : ናብ : ኣምላኻ : ጠምት :ህዝብና : ደሙ : ዘፍሰሰ : ብነጻ : የማነ : ጸጋም : ከይብልካ : ንዓኻ : ሂወት : ዝህበካ :ዘፍቅረካ : ኣዝዩ : ዝፈትወካ በይኑ : ንሱ : ስለዝኾነ :: ብትብዓት : ናብ :ቃሉ : ናብ : ደሙ : ቅረብ : ሂወት : ዘልኣለም : ክትረክብ : ኢኻ:: ምድሓን : ብየሱስ : ክርስቶስ : ኣሚንካ : ከም : ጎይታካን : መድሓኒካን : ጥራሕ : እዩ : ብካልእ : መንገዲ : ፍጹም : ምድሓን የሎን ::