ፅጋቡ ተሻለ_ጓል ሻምበል_Tsigabu Teshale Gul Shambel New Tigrigna Music 2024 (Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 29 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น •

  • @ፍቅርከወሎልጅሀናንራያቆቦ
    @ፍቅርከወሎልጅሀናንራያቆቦ 7 หลายเดือนก่อน +118

    በጣም ነው የምወድህ ምርጥ ሙዚቃነው ትግርኛ እሰማለሁ ግን ለማውራት ትንሽ አልችልም በዚሁ አጋጣም ትግራውያን በጣምነውየምወዳችሁ የማከብራችሁ ፈጣሪ ሰላማችንን ይመልስልን በኛም በናተምጋ ወገኖቻችን ሰላም ይመለስልን 🙏🙏

    • @ngstihaylay6002
      @ngstihaylay6002 7 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

    • @AbrhamGezae
      @AbrhamGezae 7 หลายเดือนก่อน +2

      አሜን ወንድሜ

    • @sinorB
      @sinorB 7 หลายเดือนก่อน

      Jf❤

    • @teklaygodefa1442
      @teklaygodefa1442 7 หลายเดือนก่อน

      የዘመኑ ዘፋኝ

    • @henigg
      @henigg 7 หลายเดือนก่อน +1

      ❤❤❤

  • @01tigray
    @01tigray 7 หลายเดือนก่อน +26

    ፅጋዉ ተሻለ ጎይታ 70 እንደርታና ዕድመን ጥዕና ይሀብካ አየዋኒ ሰናይ ማዕልቲ 🙏❤

  • @kibrombelay4143
    @kibrombelay4143 7 หลายเดือนก่อน +16

    ንኽብሪ ፅጋቡ ተሻለ
    ኣብዛ ልዘመናዊነት ኢዳ ልሃበት ዓለም፡ ስነ-ጥበባውያን ሃም ሽምዓ ደሚቆም ንዓናን ንባህሎምን ብርሃን ልኾኑ ስነጥበበኛታት ዕድመ ይሃበለይ ካብዚኦም ሓደ ፅጋቡ ተሻለ እዩ
    ካብ ህያው ቅርሲ ህዝቢ ትግራይ ልተቐድሑ ናይ ፅጋቡ ተሻለ ደርፍታት ንመንነት ትግራዋይነት ልገልፁ ዛንታታት፣ ስምዒታትን ክብርታትን ህይወት ብምዝራእ ህይወቱ ወፍዩ እዩ።
    ፅጋቡ ተሻለ ከም ባህላዊ ስነ-ጥበባዊ ልገበሮ ጉዕዞ፡ ንባህላዊ ደርፊታትና ንምዕቃብ ዘለዎ ዘይንቕነቕ ተወፋይነት ምስክር እዩ። ኣብ ዓሚቕ ልምዲ ትግራይ ዝተሰረተ ሙዚቑኡ ምስ ሓባራዊ ዝኽሪ ህዝቡ ልድመፅ እዩ። ነፍሲ ወከፍ ልደርፎም ነፍሲ ወከፍ ለዚሞም ዜማታት ንሃፍታም መንነት ቅርሲ ትግራይ ዝህቦ ክብሪ መርአያ እዩ።
    ምውፃእ ና ይታ ሓዳሽ ደርፉ ኣብ ሞይኡ ርኡይ ምዕራፍ እዩ። እዛ ሓዳሽ ደርፊ ተውህቦኡ ለርኢ ጥራይ ለይኮነስ ሃም መኽዘን ናይቲ ብወለዶታት ልመሓላለፍ ባህላዊ ትረኻታት ኮይኑ የገልግል እዩ። ሙዚቅኡ ካብ ሓደ ዓይነት መዝናነይ ወይ መዘናግዒ ንላዕሊ እዩ፤ ማህደር ታሪኽን ጥበብን ህዝቡ’ዩ።
    ከም ፅጋቡ ተሻለ ዝኣመሰሉ ስነ-ጥበባውያን ምትብባዕን ምድጋፍን ንባህልኻን መንነትኻን ቦታ ምሃብ እዩ ንቲ ንቕሓት ባህላዊ ውርሻታትና ኣብ ምዕቃብ ዉን ወሳኒ ተራ ምፅዋት እዩ። ተወፋይነቱ ንፅባቐ ልምድታትና ከነድንቕን ንመፃኢ ወለዶታት ምዕቃቡ ኣገዳሲ ምዃኑ የረድአናን የነቓቕሓናን እዩ ። ከም ማሕብረተሰብ ብድሕሪኡ ኾይንና ደገፍናን ምትብባዕናን እናቕረብና ብዋጋ ለይንትምኖ ስርሑ ን ፀጋታቱን ንኽነቅፅል ክነተባብዕዖ ግቡእ ምኻኑ ለየ ከራኽር ጉዳይ እዩ ።
    ፅጋቡ ተሻለ ስነ-ጥበባዊ ጥራይ ኣይኮነን፤ መን ንነትና ዝውክል ዉን እዩ። ደርፍታቱ መንፈስ ህዝቢ ትግራይ ዘንጸባርቕ ኮይኑ፡ ሓጎስና፡ ቃልስና፡ ባህግታትና ልገልፁ እዩም። ብደርፍታቱ ኣቢልና ምስ ኣቦታትና ዓሚቕ ምትእስሳርን ብዛዕባ ባህላዊ መንነትና ዓሚቕ ርድኢትን ንረክብ።
    ፅጋቡ ተሻለ ዝበለፀ እናሰርሐን ባህሉ ምፍላጥ እናቐፀለ ኣብ ዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ ኣብ ጎኑ ደው ንበል። ስርሑ ነቲ ሕሉፍን ህሉውን ድልድል ዝገብር እዩ ኣብ ሓባራዊ ቅርስታትና ክጥርንፈና፡ ልምድታትና ንቕድሚት ክንስጉም ዘነቓቕሓና ሓይሊ ስነ-ጥበብ ምኻኑ ዘዘኻኽር እዩ።
    ፅጋቡ ተሻለ ንባህላዊ ስነ-ጥበብ ንዝገበርካዮ ተወፋይነት የቐንየልና። ሙዚቃኻ ንኹላትና ህያብ እዩ፣ ሓዳሽ ደርፍኻ ድማ ነባሪ መንፈስ ህዝቢ ትግራይ ምስክር ክትኮን እያ። ደርፊ ቀጽል፡ ባህላዊ ስራሕቲ ቀጽል፡ ዘይንቕነቕ ደገፍና ከም ዘለካ ድማ ፍለጥ።
    የቐንየልና ፅጋቡ ተሻለ
    ክብሮም በላይ ጋዜጠኛ፡ ሰኣሊን በዓል ሞያ ቱሪዝምን

    • @medhin8187
      @medhin8187 6 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

  • @NewOne-pt9to
    @NewOne-pt9to 7 หลายเดือนก่อน +24

    አያና ጽጋቡ ኣምባሳደር ባህሊ 😍😍😍🇪🇷🇪🇷

  • @kokebkidane2
    @kokebkidane2 7 หลายเดือนก่อน +17

    ኣያ ጥዑም ላዛ ኣቦ ጥበብ ንበረልና

  • @soliyan
    @soliyan 7 หลายเดือนก่อน +29

    ተጋሩ ጓደኞቸ ሳቃችሁ ስለተመለስ ደስ ብሎኛል ክፉ አይንካችሁ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Oukasha-kg4ve
      @Oukasha-kg4ve 6 หลายเดือนก่อน +1

      እናመሰግናለን እህቴ ❤❤❤❤

    • @tsegukindeya
      @tsegukindeya 3 หลายเดือนก่อน

      እናመሰግናለን🙏

    • @israeltadesse1906
      @israeltadesse1906 2 หลายเดือนก่อน

      ❤❤ ሻምበል love you forever አያታትና

  • @AlexA-g9v
    @AlexA-g9v 6 หลายเดือนก่อน +4

    በጣም ነው የምወዶትና የማከብሮት ሙዚቃውም ተመችቶኛል አሪፍ ስራ ነው። እንደበፊቱ ሰላም ሆኖ የሚሰሩበት ቦታ መጥቼ ድጋሜ ባዮት ደስ ይለኛል። እስከዚያው እድሜና ጤና ይስጠን።

    • @MyHeroes12dotcom
      @MyHeroes12dotcom 6 หลายเดือนก่อน

      አሜን ለገራችን ሰላም ለኛም ጤና ይስጠን ❤👼

  • @bergvinetsegay1744
    @bergvinetsegay1744 17 วันที่ผ่านมา

    ፅጋቡ ጎይታ እንደርታና ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።

  • @FreeTigray-ux5fh
    @FreeTigray-ux5fh 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምባሳደር ባህሊ ትግራይ ኸቡር ኣያና ፅጋቡ ተሻለ ንበረልና ኸበረልና ነዊሕ እደመን ጥዕናን ይሓበልና ❤

  • @ኣርግዓዮ
    @ኣርግዓዮ 7 หลายเดือนก่อน +3

    ላይ ገጠር ባህላዊ ደርፊ ትግርኛ እዩ ልምቻኣኒ
    ውነይ ለላዕለኒ
    ሳዕስዕ ልመፀኒ
    ደስታ ባህታ ልህበኒ ።
    ጥዕናን ዕድመን ኣይፈለኹም ኣያኒዋ 💚 🎉

  • @Tigraweti-r4h
    @Tigraweti-r4h 7 หลายเดือนก่อน +6

    ብሉፅ ከም ኩሉ ግዜ ኩቡር ኣያና መክበሪ ባህሉ❤️💛❤️

  • @tesfayegirma7140
    @tesfayegirma7140 7 หลายเดือนก่อน +7

    ዕድመን ጥዕናን ንኣቦና❤

  • @eflayt
    @eflayt 7 หลายเดือนก่อน +22

    ኣብ ሃገረሰላም ይመስል እስቲ ደቂ ተንቤን ላይክ ግጨዉ

    • @MartialEntertainment
      @MartialEntertainment 7 หลายเดือนก่อน

      yes

    • @medhenymeda-hd5im
      @medhenymeda-hd5im 6 หลายเดือนก่อน

      እወ ❤😊

    • @kokobtigray8783
      @kokobtigray8783 6 หลายเดือนก่อน

      ኣብ 70 እንደርታ እዩ ❤❤❤

    • @almazeyasu7388
      @almazeyasu7388 6 หลายเดือนก่อน

      70 endrta aybhln nay keso genta mexwe eyu , endrta teray eyu zebhl ete kebabe shm​@@kokobtigray8783

  • @Laza_Mekelle70
    @Laza_Mekelle70 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኣያዋ ልገርም ስራሕ እዩ 1000 ዓመት ንበረልና

  • @YosefGidey-m8p
    @YosefGidey-m8p 7 หลายเดือนก่อน +5

    ፅጋቡ ተሻለ ኣታ ጀግና❤❤❤❤❤ ሲስ እዩምበይ

  • @TrerTraer
    @TrerTraer 7 หลายเดือนก่อน +24

    ደቂ 70 አንድራታ ጥዑማት ❤️ካብ ወዲ ሓማሴን ሓውኩም

    • @ኣርሴማጓልእንደርታ
      @ኣርሴማጓልእንደርታ 6 หลายเดือนก่อน +2

      የቀንየልና ሓዉና❤❤❤❤❤

    • @medhin8187
      @medhin8187 6 หลายเดือนก่อน +7

      ማለት ?🙄 ጥቕልል ኣቢልካ ተጋሩ እዩ ዝበሃል 👈። በብክፋል የትኸፋፍል ። ስራሕ ህግደፍ ምኽፋል እያ ።
      ዝፈተወና ንፈቱ ኢና ተጋሩ ።👍

    • @HenokGebi-we8vg
      @HenokGebi-we8vg 6 หลายเดือนก่อน

      Tegarui bezbel yetarem so Thanks so much 🙏

    • @alemalem7997
      @alemalem7997 6 หลายเดือนก่อน

      ❤🙏

  • @amehare-or1yl
    @amehare-or1yl 7 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡር ኣያና ሰነጥበባዊ ፅጋቡ ተሻለ ነዊሕ እድመን ጥዕናን ይሓበልና ናይ ብሓቂ ወርቂ ዝኾነ ስራሕ እዩ ሰሚእኻ ዘይሞኖ ❤❤

  • @estifanoskalayu
    @estifanoskalayu 7 หลายเดือนก่อน +5

    ብጣዕሚ ደስ በሃላይ ስራህ ቀፅሉሉ 100000% 👍👍👍👍👍👍

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. 7 หลายเดือนก่อน +9

    ባህሊ ጥዑም አምላኽ ጥዕና ይሃብኩም ደቂ ቡሩኻት ዘሪኢ ተጋሩ ይሕዋትና ።
    ሰናይ ይምነየልኩም አነ ሓውኩም ዴቭ

  • @weldegebrielgebrehiwot9837
    @weldegebrielgebrehiwot9837 7 หลายเดือนก่อน +4

    ፅቡቕ ስራሕ ኣያና ፅጋቡ

  • @MULEY12
    @MULEY12 7 หลายเดือนก่อน +4

    አያና ፅጋቡ እንኳዕ ዳሓን መፃካ

  • @AsmeEndertawi
    @AsmeEndertawi 7 หลายเดือนก่อน +5

    ሻምበለይ ጎይታ 70 እንደርታ
    ጥዑም ልሳኑ ይበል ❤❤❤

  • @Samsunga23-zb8rh
    @Samsunga23-zb8rh 7 หลายเดือนก่อน +3

    ጎይታ ጥበብ ግርማ ትግራይና❤❤❤❤❤

  • @Guassa
    @Guassa 7 หลายเดือนก่อน +5

    እንዃዕ ብደሓን መፃኻ ፅጋበይ ኣቦ ባህሊ ዕድመ ይሃብኻ❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 7 หลายเดือนก่อน +1

    ጎይታ ባህሊ ትግራይ ኣያና ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃብኩም ፅቡቅ ስራሕ❤❤❤

  • @MrAnA-zk1th
    @MrAnA-zk1th 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉ ባህሊ ዓደይ ናፊቅኒ።

  • @medhin8187
    @medhin8187 6 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና ኣያና ስነጥበባዊ ፅጋቡ ። ባህልና ዝሽትትን ዝጥዕምን ደርፊ ብሓቂ ትግራይ ሰላምኪ ይመልስ ።
    ዕድመ ይሃብካ ክቡር ኣያና ።
    ❤❤❤
    ጎይታ ትግራይ ❤

  • @Hyab21tube
    @Hyab21tube 3 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ኣቦና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ!ኣቦ ላዛ እንደርታና❤❤❤

  • @edenaraya9795
    @edenaraya9795 7 หลายเดือนก่อน +2

    ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ ጥዑም ደርፊ🙏❤️

  • @KidusFissiha
    @KidusFissiha 6 หลายเดือนก่อน +1

    Tsgabu tshale btami eye zfetweka zednkeka grma tigrayna nay bahli mekberi ayana 1000amet nberlna

  • @ትግራወይቲ143
    @ትግራወይቲ143 7 หลายเดือนก่อน +4

    ኣያና ጥዑም ዜምኡ❤❤❤

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 6 หลายเดือนก่อน

    ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ኣያና ጥዑም ላዛ ኩርዓት እንደርታና ኣቦ ባህልና ❤❤🙏

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 4 หลายเดือนก่อน

    ፅጋቡ ጥዑም ላዛ
    ጥዕምቲ ደርፊ
    ጥዑማት ዜማታት
    ዘይትምኖ ደርፊ
    ብሓሣብ ናብ ሕሉፍ ጊዘ ትወሥድ ደርፊ።

  • @TesakalgBerihu
    @TesakalgBerihu 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ሰላም መፁ ኩቡር ወላዲና❤ ኣቦ ጥበብ ትግርኛ❤💛❤💛😘😘😘😘🙏

  • @Queenblen3001
    @Queenblen3001 7 หลายเดือนก่อน +2

    ጎይታ ጭራ ፀጋቡ እንካዕ ብሰላም መፃእካ🙏

  • @Yome-hb3bh
    @Yome-hb3bh 5 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ ንጉስ ስነጥበብ ትግራይ ኽበረልና ኣያና ነዊሕ ዕድመን ጥዕና ን ይሓበልና ❤❤❤❤

  • @AmalAML-kn7ds
    @AmalAML-kn7ds 5 หลายเดือนก่อน

    70 እንደርታ ጥዑማት ላዛ ፅጋቡ ተሻለ ጎይታ እንደርታ💜😘💜

  • @hewi883
    @hewi883 6 หลายเดือนก่อน

    ጽጋቡ ተሻለ አያና ጎይታ 70እንደርታና ዕድመን ጥዕናንን ይሃብካ ፈጣሪ 🥰ባህልና ምጽባቁ

  • @ዮዳነስ
    @ዮዳነስ 7 หลายเดือนก่อน +10

    ጎይቲ ሰብዓና 🥰

  • @tadessemihretu9314
    @tadessemihretu9314 7 หลายเดือนก่อน +2

    ክቡር ኣያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።🙏🙏🙏

  • @GfGf-fo2qf
    @GfGf-fo2qf 6 หลายเดือนก่อน +1

    እንደርታዊያን my ማዓራት form ወጀራት one ሎቭ deki ረመይ🫡 ትግራይና❤️

  • @tsegukindeya
    @tsegukindeya 5 หลายเดือนก่อน

    ጎይታ ባህልና ኣያና ፅጋቡ❤❤❤🙏🙏🙏ክብሪ ይግበአካ🙏🙏

  • @hagosdesta5731
    @hagosdesta5731 6 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ዳሕና መፃኻ። ጥዑም ደርፊ ኣያ ፅጋዉ ተሻለ

  • @fayaz3598
    @fayaz3598 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣያና ፅጋቡ ተሻለ ግርማ ዓድና❤

  • @niguseabebe.misgina7935
    @niguseabebe.misgina7935 6 หลายเดือนก่อน

    ኣያና ፅጋቡ ንምስምዑ ዝጥዕም ባህልና ዝገልፅ ትምኒትናን ድሊየትናን ዝገልፅ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ '

  • @fnottube2532
    @fnottube2532 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብጣዕሚ ደስ ዝብልን ዝሕጉስን ደርፊ እዩ። ኣነ ዐምሓራ እየ ትግርኛ ክሰምዕን ክዛረብን እየ። ምክንያቱ ንሕና ሓደ ባህልን ታሪኽን ዘለና፣ ሓደ ልሳን ግእዝ ንዛረብ ዘለና ሕዝቢ እና። ቅድሚ ትግርኛን ዐማእኛን ግእዝ ነይሩ ቛንቛና።
    እዚ ደርፊ ሓቀኛ ባህል ትግራዋይ እዩ። ሊፕስቲክ፣ ዱቄት፣ ሜካፕ ዝበሃል ነገር የብሉን!
    ቀጽለሉ!

  • @user-ropac
    @user-ropac 7 หลายเดือนก่อน +5

    ግርማ 70 እንደርታ ❤❤

  • @شمسهأبرهات
    @شمسهأبرهات 7 หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ኣያና❤❤❤❤❤❤

  • @DestawitAbrra
    @DestawitAbrra หลายเดือนก่อน

    አያና ጽጋቡ ❤️❤️ጥዕምቲ ደርፊ

  • @LOGA-zo1ni
    @LOGA-zo1ni 7 หลายเดือนก่อน +2

    Teweladi endertay rayay goyta bahli tgrayna

  • @wediwelday7862
    @wediwelday7862 7 หลายเดือนก่อน +5

    ኩቡር ኣያና❤

  • @AbrhamGezae
    @AbrhamGezae 7 หลายเดือนก่อน +15

    ናይ አያና ፅጋቡ ተሻለ ሓዱሽ ስራሕ ❤ 💛❤️💛❤️💛❤️ share and like share like ሰይ

  • @YafetWoldy
    @YafetWoldy 7 หลายเดือนก่อน +1

    God bless you my people very kind , jenours even they don't have more to share and also very happy. I don't know how to thank my god to be part of you.

  • @TsedeTade-n1v
    @TsedeTade-n1v 7 หลายเดือนก่อน +3

    @ Mountain Lounge; ኣያና ፅጋቡ: ኣቦ ጥበብ ዕድመ ይሃብኻ ንበረልና💞

  • @Agsgs-yt2xg
    @Agsgs-yt2xg 7 หลายเดือนก่อน

    ኣየና 1000 ዓመት ንበረልና ጎይታ ሰብዓ እንደርታ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @makdatube8713
    @makdatube8713 7 หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤💛💛💛🤴🤴🤴 ኣያና ባህልና ኩርዓትና ❤❤ጽቡቅ ስራሕ ኣሰይ ኣሰይ

  • @merontekle1323
    @merontekle1323 6 หลายเดือนก่อน

    ኣቦ ባህሊ ኣያና ጽጋቡ ሽሕ ዓመት ንበረልና ❤❤❤ ተጋሩ ከማን ክንዲ ናተይ ኣይፈትዉካን 😏

  • @alemalem7997
    @alemalem7997 6 หลายเดือนก่อน

    ኣያ ግርማ 70እንደርታ❤
    ፈጣሪ ወሲኹ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ❤❤🙏

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣያና ፅጋዉ ተሻለ ጎይታ ሰብዓ እንደርታና ❤❤❤ዕድመን ጥዓናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤

  • @OneDay-p8p
    @OneDay-p8p 7 หลายเดือนก่อน

    ሓበን ባህሉን ዓዱን ዕዲመን ጥዕናን ንምነ ሰላም ንተጋሩን ትግራይናን❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጎልዞምጀጋኑፈረ
    @ጎልዞምጀጋኑፈረ 7 หลายเดือนก่อน +5

    ቀዳመይቲ😂 ባዕለይ እንኳዕ ብስላም መፃእኻኣያና❤❤🙏❤

    • @mueuzhiluf7315
      @mueuzhiluf7315 6 หลายเดือนก่อน

      ጋቢዘኪ ❤

  • @KirosMesele-lj6pb
    @KirosMesele-lj6pb 6 หลายเดือนก่อน

    ጣዕሚ ጭራ ከይንስእናስ ዕድመን ጥዕናን ንምንየልኻ አያና

  • @Haregte
    @Haregte 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንቋዕ ሰላም መፃእካና ኣያና ፅጋቡ❤❤❤❤🙏

  • @bereketab70
    @bereketab70 6 หลายเดือนก่อน

    ኣይዋይይይ ...እዙ ወድኮይ ተሻለስ ምጥዓሙ! የቀንየልና ዕድመይ ጢዕናይ ይሀብኻ!

  • @ሚሊጓልመቐለ
    @ሚሊጓልመቐለ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ፅጋዉ ተሻለ ጎይታ 70 ኣንደርታና🇲🇨💊❤❤❤❤❤❤❤

  • @kirostesfahans
    @kirostesfahans 6 หลายเดือนก่อน

    ዞም ኣሕዋትና ኣቦና ዕድመን ጥዕናን የሃበኩም ፈጣሪ

  • @Luli-m1y
    @Luli-m1y 6 หลายเดือนก่อน

    ኣቦና ፅጋቡ ተሻለ ብጥዓሚ ዝፈትዎም ኣቦና ❤️👏

  • @abrahamkuhulay9401
    @abrahamkuhulay9401 7 หลายเดือนก่อน

    ኣዝዩ ደስባሓሊ ምኡዝ ቓና ምስ ህርመት ይበል ይበል ይበል ሸዊት ሸዊት ሸዊት ሰዶ ሰዶሰዶ ወኒ ተላዓለ

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ 7 หลายเดือนก่อน +1

    እንካዕ ድሓን መፃእኻ ዳድ😊❤🎉
    ሰብግን ሙዚቃ ምስማዕ ገዲፍዎ ድዩ

  • @kbrommaekelay
    @kbrommaekelay 7 หลายเดือนก่อน

    ኣያና ብጣዕሚ ደስ በሃሊ

  • @bxbbx7087
    @bxbbx7087 7 หลายเดือนก่อน +3

    እንካዕ ብሰላም መፃእካ ኣያና ❤❤❤🥰🥰🥰🥰

  • @DawitMesele-tl5vy
    @DawitMesele-tl5vy 6 หลายเดือนก่อน

    ኣቦና ጽጋቡ ተሻላ እንኳ ብሰላም ሠጻኻና ጎይታ ባህላ ❤❤❤❤❤

  • @ዓዲኣላትኒ
    @ዓዲኣላትኒ 6 หลายเดือนก่อน

    ግርማ 70 እንደርታ ኣያና💎😍
    ጥዑም ድምፁ 👌

  • @akberettsegay7712
    @akberettsegay7712 7 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ ስራሕ እዪ ኣያና ቡሉፅ❤❤❤❤

  • @kassaseged7519
    @kassaseged7519 7 หลายเดือนก่อน

    ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ ወናም ፅጋቡ ተሻለ

  • @DelayHaftu
    @DelayHaftu 7 หลายเดือนก่อน

    ጎይታ እንደርታ ፅጋቡየ❤እንኳዕ ብዳሓን መፃእካ ኣቦና❤

  • @gondaryenie9455
    @gondaryenie9455 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ደሓን መፃእኻ ኣያና ግርምን ሙቁርን ከምቀደምካ ስራሕ ኣምፂኻልና የቐንየልና ❤❤❤❤❤

  • @ሜሪትግራዊቲ
    @ሜሪትግራዊቲ 7 หลายเดือนก่อน

    ጎይታ ባህሊ ተጋሩዋኒ ኩሉ ግዜ ነበርለይ❤

  • @DanielBrhanu-hg3un
    @DanielBrhanu-hg3un 7 หลายเดือนก่อน

    ጎታ ወዲ ተሻለ perfect as always 👏

  • @RuftinaHaile
    @RuftinaHaile 3 หลายเดือนก่อน

    ክቡር ኣርቲስ ፀጋቡ ተሻለ ክርኢ ተለኹ ነፍሰይ ፍስህ ትብል❤። ተጋሩ ፅጋቡ ብሂወት እናሃለወ ልግቦኣ ክብሪ ዶ ንህቦ ንህሉ?

  • @amlesetmuruts470
    @amlesetmuruts470 7 หลายเดือนก่อน +1

    ክቡር አያና እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወካ ንናፍቀካን 💜🙏

  • @wadihaftu
    @wadihaftu 7 หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ብሃል ስራሕ ቃፂለሉ❤❤❤

  • @assaylemlem6939
    @assaylemlem6939 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኩርዓት 70 እንደርታ💯💯💯

  • @alazar-j4m
    @alazar-j4m 6 หลายเดือนก่อน

    ደስ ዝብል ባህላዊ ቲግርና ደርፊ💚💙🩵💜

  • @Solomon-yirga
    @Solomon-yirga 7 หลายเดือนก่อน

    እንኳዕ ብሰላም መፀአኻና ኹቡር ኣያና

  • @bahtimegabit8702
    @bahtimegabit8702 6 หลายเดือนก่อน

    መቅሰን ዝኮነ ሰባይ ..ቾፕቾፕፕፕፕፕ... አቦ ጭራ ኢካ ንስካ keep good job man 👊👊🥰

  • @TsigeAbadi
    @TsigeAbadi 7 หลายเดือนก่อน +5

    Goyita bahli tigray

  • @TadeseBirara-e2v
    @TadeseBirara-e2v หลายเดือนก่อน

    tgri tradetion is basic and wonderfull tradetion its fantatstic
    as you possible please come on the unity of ethiopia with music . the main purpose of music is to develope unity. this is great art

  • @RieaDaniel
    @RieaDaniel 6 หลายเดือนก่อน

    ኤርትራዊ እየ ንጽጋብ ግን ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ

  • @qeemernasho8647
    @qeemernasho8647 7 หลายเดือนก่อน

    እንካዕ ብሰላም መፃካ ጅግና አያና ፅብቅ ስራሕ❤

  • @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ
    @ሊሊጋልትግራይ-ሐ1ጸ 7 หลายเดือนก่อน +3

    ክቡር ኣቦና❤🙏

  • @GenetEstifanos-y7p
    @GenetEstifanos-y7p 7 หลายเดือนก่อน

    ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ባህላዊ ደርፍታትካ ❤❤❤❤

  • @christewelde2948
    @christewelde2948 7 หลายเดือนก่อน

    ኩሉ ናቹራል ደስ ዝብል ባሕላዊ ደርፊ

  • @geryesax5282
    @geryesax5282 7 หลายเดือนก่อน

    ኣያ ባህሊ ኣታ ምጥዓሙ ሲሲሲሲሲሲሲ ኢዩ እንበይ❤❤❤❤❤

  • @Haben-Love
    @Haben-Love 7 หลายเดือนก่อน +1

    ብሃቀውታ እየ ዝፅበ ነይረ እንካዓ ዳሓን መፃኣኩም ኩቡር ኣቦና❤❤❤❤❤❤

  • @GGj-zd4ls
    @GGj-zd4ls 7 หลายเดือนก่อน +1

    ባዓል ጥዑም ድምፂ ❤❤❤🎉🎉

  • @hagosatsbha5917
    @hagosatsbha5917 7 หลายเดือนก่อน +1

    ንበረልና ኣያና🙏😘😘😘❤

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤ኣያና ጎይታ ጥበብ👌

  • @yimershiferaw9942
    @yimershiferaw9942 6 หลายเดือนก่อน

    ወዲ ተሻለ ፅቡቅ ደርፊ

  • @برهانعوزي
    @برهانعوزي 7 หลายเดือนก่อน

    በጣዕሚ ጽቡቕ ቀጽለሉ