ተመን ተነኪሳ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 5 ก.ค. 2024
  • #tiktok #tiktokvideo #tigray #interview #amatube #vlog #comedy #prank #maggyshow #selamtsegay #abebachannel #new #doniktube

ความคิดเห็น • 688

  • @user-lx9jq6ir2o
    @user-lx9jq6ir2o 23 วันที่ผ่านมา +33

    ድሕሪ ስደት መርዓ ምስ ኣማነይ🎉
    ይስመረልኪ ባ በሉኒ ተጋሩዋይ❤❤😊🎉

    • @amantube28
      @amantube28  22 วันที่ผ่านมา +2

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-ky7bo8mu8p
    @user-ky7bo8mu8p 25 วันที่ผ่านมา +51

    በጃካ ካልኣይ ማዓልቲ ከይድካ ስረሐልና ኣይካኣልኩይ ስደት😭😊

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา +3

      ደምርኒ ማዓረይ🙏😍❤❤

    • @MesiMesi-gb5di
      @MesiMesi-gb5di 25 วันที่ผ่านมา

      ❤ደምርኒ ወለላይ​@@merhawitmuaz1619

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา +1

      እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 24 วันที่ผ่านมา +2

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 24 วันที่ผ่านมา

      ​@@amantube28ኣማነይ ዩቱበይ እባ ኣፋልጠለይ ክብረተይ🙏

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg9183 25 วันที่ผ่านมา +13

    ኤሚዋይ ጎበዝ ኢኻ ብሓቂ ❤ ቀዳዊና ኽራማት ይግበሮ ❤ደሓር ለለ የትጥፋእ❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😍❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @WejeratAdey
    @WejeratAdey 25 วันที่ผ่านมา +6

    ሙቁራተይ ዕድመይ ጥዕናን ይሃበለይ እግዚአብሔር ኣምላኸይ ኣየ ትዝታ😢🎉

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-sm3cw1mh9y
    @user-sm3cw1mh9y 25 วันที่ผ่านมา +6

    ኤማየ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሰናይ ክራማት ይግበረልና ኣምላኬ እዋ ኤማየ እሞ ንስማማዕ ዶ መልሲ ስደት ኣነዉን ክጉልጉል ንስኻዊን ክትሐረስ ሓዳር ንገብር❤❤❤😂😂😂😂 ልናፈቀኩም ናይ ዓድና ላይክ😢❤❤❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ቲቲ ደምርኒ🙏😍❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 24 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ

  • @mulu1221
    @mulu1221 23 วันที่ผ่านมา +1

    adika iko Kindey yinafek ❤❤❤❤emaya gobez keep it up

    • @amantube28
      @amantube28  22 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-nt6os3bm3m
    @user-nt6os3bm3m 25 วันที่ผ่านมา +2

    ኤማየ ፅሩይ ከንደይከ ደስስ ትብሉ እና ኣዛካኪሩኩምና ካኣ ጎልጋል ጎበዝ ነይረ 😁😘😘😘♥️

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ🙏😍❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @tsruytibrhanu8879
    @tsruytibrhanu8879 22 วันที่ผ่านมา +2

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ምቁራተይ ሰናይ ክርምቲ ይግበረልና ልዑል እግዚኣብሄር

    • @MaaanjJopnj-pg2bu
      @MaaanjJopnj-pg2bu 21 วันที่ผ่านมา

      ኣሜን //፫//

    • @amantube28
      @amantube28  21 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ የመስግን 🙏🙏❤️

  • @user-tf5ko7nq8r
    @user-tf5ko7nq8r 25 วันที่ผ่านมา +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ማዓረይ❤❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-ey6qr5ed9g
    @user-ey6qr5ed9g 22 วันที่ผ่านมา +2

    ደስ ዝብል ሰራሕ ኣማነይ♥️😘🥰

    • @amantube28
      @amantube28  22 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-bk6br1jt3o
    @user-bk6br1jt3o 24 วันที่ผ่านมา +2

    አይይይ አሰታዊሰካኒ አማንን ብጣዓሚ ደሰ ዝብል

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @luligaltigray2233
    @luligaltigray2233 24 วันที่ผ่านมา +1

    ዋውውው ጎቦዛት እኩም ሰላምን ፍቅርን ቅሳነትን ጥዕናን ዝመልኦ ክረምቲ ክኮነልና ሰናይ ትምኒተይ እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @merhawitmuaz1619
    @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነ አየ እኮ መርዓትካ ሰምዐካ ፍቅረይ so😂😂😂😂 ጀበና ከ ዝግጁ አየ 🤏

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา +1

      😂😂የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @zenebadana8431
    @zenebadana8431 25 วันที่ผ่านมา +1

    ደስ ክትበሉ ኣሕዋተይ ኣዘኪርኩምና ዓድኻ ዓለም❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😍❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-rt3ey2ie7z
    @user-rt3ey2ie7z 25 วันที่ผ่านมา +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ማዓረይ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ🙏😍❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 24 วันที่ผ่านมา +1

    ዋላ ሀዚ ኣይፈለጣኪ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኪ😁ዋላ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወካ😂

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @ZadZad-sp4qz
    @ZadZad-sp4qz 22 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕም እኹም ደስስስ ትብሉ 😘❤👏ክንደይ ግዜ ሪእየ ምሙናይ ስእኖዮ ቪድዮ ኡፍፍፍ😢

    • @amantube28
      @amantube28  21 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ የመስግን 🙏🙏❤️

  • @fhhjf9904
    @fhhjf9904 23 วันที่ผ่านมา +1

    አሰይይይ ዓድና እምበይ አናፍቅካና አማነይ ኩሉ ግዘ ብሃምዙይ ምፀና አብ ሰደት ዘለና አሕዋትካ ደስ ክብለና ዓዲና ላረአና❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  22 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @TrehsGelase
    @TrehsGelase 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኤማየ ሽኮር ጎበዝ ፅቡቅ ክራማት ይግበሮ ዶም ደጊምካ ብካሊእ ስርሐልና ስደት ኣለና ናፍቆት ይርደአካ ይከውን ክፅበየካ እየ❤ ኣዝየ እየ ዝፈትወካ ዘድንቀካን

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-ls5wc6pt2j
    @user-ls5wc6pt2j 25 วันที่ผ่านมา +1

    አለኩ ስብአየየ ዓይነይ ጎይታዋይ አፅብቅካ ሕረስልይ እሺ 😂😂😂❤❤❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ🙏😍❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @HfgfGejd
    @HfgfGejd 14 วันที่ผ่านมา

    አረ ኣነ ብጣዕሚ ገልጋል ይስካከሐኒ ነይሩ❤❤❤ሐዚስ ናፊቀዮ

  • @SaLa-vk9rc
    @SaLa-vk9rc 25 วันที่ผ่านมา +2

    ዓውዲ ክሕፈስን ክዝራኣን ኣስዕሳዓን ወለድና 🎉🎉

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ ማዓረይ🙏😍❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-te2yv8tu5y
    @user-te2yv8tu5y 25 วันที่ผ่านมา +3

    Amuwayyy😂❤❤❤❤❤Abey eyu keba❤😢

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ማዓረይ🙏😍❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @user-is5pq1ft2m
      @user-is5pq1ft2m 24 วันที่ผ่านมา

      @@amantube28ዝተባሃልካዮ መልስ

  • @ZAz-qh9ok
    @ZAz-qh9ok 23 วันที่ผ่านมา +2

    ዋዉ ጎቦዝ ኢካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  22 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-py8tg9dc6s
    @user-py8tg9dc6s 22 วันที่ผ่านมา +1

    ፉሉይ ሰራሕ ጎባዝ ዝሓወይ ጠንክር ❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  21 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ የመስግን 🙏🙏❤️

  • @TiteTi-oc7sc
    @TiteTi-oc7sc 21 วันที่ผ่านมา

    ኤምዋይ ብጣዓሚ ጎቦዞ ❤

    • @amantube28
      @amantube28  19 วันที่ผ่านมา

      የመሰእግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-yu8uq9ic6r
    @user-yu8uq9ic6r 25 วันที่ผ่านมา +3

    ፅሩያተይ ደስ ክትብሉ Miss you ዓድና😌🥰

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา +1

      ደምርኒ ጋል ዓጋመ❤❤

    • @user-yu8uq9ic6r
      @user-yu8uq9ic6r 25 วันที่ผ่านมา

      @@merhawitmuaz1619 ገይረልኪ ፀኒሐ ወለላይ😍

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-rd3mn9zl9f
    @user-rd3mn9zl9f 24 วันที่ผ่านมา +1

    ብጣዕሚ ፅብቅ ሃምዝ ሊወለ ቃፅለሉ

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 24 วันที่ผ่านมา +1

    አየ ሰደት ኑኡሹተይ ሓወይ ናሐረሰ የሑዱጎ ነረ 😢😢😢 ብሰለም የሙለሰና ነያዋይ ከሓሩሰለም😁

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @medifkr8731
    @medifkr8731 24 วันที่ผ่านมา +1

    ኤማተይ ጎበዝ ቐፅለሉ ❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-on3uj6jk1j
    @user-on3uj6jk1j 25 วันที่ผ่านมา +1

    😂😂ንመረዓ ዳኣ ጣፍ እዩ እምበይ ሰንዳይ ዳኣ ንመልስ ሕንበሻ 😂😂ድኻ ደልኻያ 😂 እስኽለ ተዘጋጀይ መሸላ ዝርእ ንመራዓኽ ንሰዋ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🙏😍❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @user-on3uj6jk1j
      @user-on3uj6jk1j 24 วันที่ผ่านมา +1

      @@merhawitmuaz1619 ክክክክ ገብረልክዋ ግን ሃም ቆላዓ ኣሸናንዳ ብድኸዱኹዎ ዩቱብ ዘለክን ትኽንትርለኽናን ክክክ ይመችኽን ደቅ ዓደይ ኣየዘኽን

  • @user-vk2vz8iy6j
    @user-vk2vz8iy6j 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኣያዊተይ ናፍቆተይ😢 ኣቦኮ ይፍለ እዩ ኣቦይ ክብረተይ

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-do9fx9pl9b
    @user-do9fx9pl9b 25 วันที่ผ่านมา +1

    እሺ ይዛገጀለኩ እየ ወለላይ ጎታዋይ😮❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ደምርኝ

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @mdimtlaz3182
    @mdimtlaz3182 17 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይ ጎታዋይ ጅግና ❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🦋🦋🦋🦋

    • @amantube28
      @amantube28  14 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ🙏🙏❤️

  • @Dawit-Gm
    @Dawit-Gm 25 วันที่ผ่านมา +3

    ሓረስታይ ምኻን ኣጥዒሙልካ Amawa😂😂

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🙏😍❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 18 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ. ኣማነይ ሎሚ ደስ ኢልኒ
    ኣስጢምካ. ሓዝ ኣታ ዎዲ😂

  • @GirmayAssay
    @GirmayAssay 19 วันที่ผ่านมา

    Keep it up bro

  • @GenetAraya-v9m
    @GenetAraya-v9m 23 วันที่ผ่านมา +2

    ኤማየ ጅግና❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  22 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 25 วันที่ผ่านมา +2

    ኣማነይ ዌልካም ብስርናይ እየ ክምርዖ ያ ስርናይ ለ ሕጂ ኣይዝራእይ 😀♥️

    • @WejeratAdey
      @WejeratAdey 25 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ🎉

    • @Hareg675
      @Hareg675 25 วันที่ผ่านมา

      ኣርሱ ሀዚ እባ ይዝራእ ፃዕዳ ስርናይ ክዓ እንጀራ እውን ይኸውን እዩ ሕምባሻ ጥራሕ ኣይኮነን

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @saddvzx9822
    @saddvzx9822 25 วันที่ผ่านมา

    አሰይ ሙቁራተይ ጎቡዙ ክፈትወኩም አቦይ ክሓርስ እምበይ ተራእይኒ ዝፈትዎ ወላድየይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎ ወላድየይ❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4b 25 วันที่ผ่านมา

    እንኳዓ ብሰላም መፀካ ኢማየ ለፈተየካ❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-op6yq1zs1b
    @user-op6yq1zs1b 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኣሰይ ደስ ትብሉ ኣማን ሓወይ ሰናይ ክራማት ይግበረልኩም ❤❤❤ኣነስ ኣብ ሰደት እየ ዘለኩ ሞ ከምዚ ዓይነት ቭድዮ ክርኢ ከለኩ ኣያዋይ ይናፍቅ 😢ሓረስታይ ኣንደርታ💊❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ🙏😍❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

    • @user-op6yq1zs1b
      @user-op6yq1zs1b 24 วันที่ผ่านมา

      @@merhawitmuaz1619 እሺኒ ወለላይ❤🕊

  • @gjcg6332
    @gjcg6332 25 วันที่ผ่านมา +1

    ዋው ጎቦዝ ኢካ❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @tigraytigray7066
    @tigraytigray7066 25 วันที่ผ่านมา +1

    ዋይ ናፍቆት እፍፍፍ ተራእይኒ ዓደይ😢❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @KhanKhan-re3mq
    @KhanKhan-re3mq 24 วันที่ผ่านมา +1

    እንኳዕ ዳሓን መፃእኹም♥️🙄🙄♥️

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      🙏🙏❤️

  • @TitiGlaMekele
    @TitiGlaMekele 21 วันที่ผ่านมา

    ኣነስ በረካ እንተ ኦፉረ ኣብ ፍርቂ መዓልቲ ድቃስ ድቃስ ይመፀእኒ ከማይ ዶ ትኮኑ 😁
    እንካዕ ደሓን መፃኣካ ኤማ ሓወይ❤🎉

    • @amantube28
      @amantube28  19 วันที่ผ่านมา

      የመሰእግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Lilti-se1rc
    @Lilti-se1rc 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኣማነ ሓወይ መዓረይ ብጣዕም ሐሪፍ ቪድዮ ነይሩ ደቂ ዓደይ መዓረይ ኣብ ስደት ለለና ለዓመታ ከምዚኣ ኣብ ትግራይ ዓድና ከደና ክንጎልጎል ኢና እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብና❤🙏 ግን ኣናፊቅኩምኒ ኢኺም 😢

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 24 วันที่ผ่านมา

    እዊ ማዓረይ ከጥዕመልኪ❤።

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @SelamZeTewahdo
    @SelamZeTewahdo 20 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም እግዚአብሔር ፍትዋተይ ዓድካ ጥዑም ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  19 วันที่ผ่านมา

      የመሰእግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-ne6vi8wp8y
    @user-ne6vi8wp8y 22 วันที่ผ่านมา

    ኣሚይይ ኣነ ንሽረ ክዉስድካ ይፈቱወካ እየ የኔ ፍቅር😂😂❤❤❤ተረድእልይክክ

    • @amantube28
      @amantube28  21 วันที่ผ่านมา

      ናጎየኩ እምበይተዋይ ብጣዕሚ የመስግን 🙏🙏❤️

  • @wdhg7998
    @wdhg7998 25 วันที่ผ่านมา

    አማነይ ፅሩይ miss you የኔ ዉድ ኩሉ ስራሕካ ይፎትዎ እየ ሓፍትካ ❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ🙏😍❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @TinaTinaye
    @TinaTinaye 23 วันที่ผ่านมา +1

    Hreseley sebaye .❤💯💯

    • @amantube28
      @amantube28  22 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @CLf-kg7gb
    @CLf-kg7gb 22 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤👌👌👌👌👌

    • @amantube28
      @amantube28  22 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @ትግራወይቲ
    @ትግራወይቲ 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ኤማዋይ ታገበርናካ ኣናፊቅካና ዓድና ከምዚ ክረምቲ ክከዉን ከሎ ደመና ድብንብን ክብል ተሎ ኩሉ ዓደይ እዩ ዝርኣየኒ ብንብዓት ዝኮኖ ኣይፈልጦን ስደት ስዲ😢😢❤

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ🙏😍❤

    • @ትግራወይቲ
      @ትግራወይቲ 25 วันที่ผ่านมา

      @@merhawitmuaz1619 ብቀደማይ ገይረልኪ እዩ ፅብቅተይ

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @mili6964
    @mili6964 25 วันที่ผ่านมา

    ጎቦዝ ኢካ ኣማነይ❤ ግን ታ እዩ ትጠፍአና ዘለካ

    • @merhawitmuaz1619
      @merhawitmuaz1619 25 วันที่ผ่านมา

      ደምርኒ🙏😍❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @tgakterentertainment3855
    @tgakterentertainment3855 24 วันที่ผ่านมา

    አሚነይ አይተካአልካን ታጓል ግን ቡዙሕ አይትክእልን ❤ንእሺተይ ሕፍራ ክትብል ነይሩዋ አኪዳድና ግን ይበል እዩ

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @hdjf4
    @hdjf4 24 วันที่ผ่านมา

    ኣማን ጠፊኡ ናበልኩ ናሓሰብኩስ መፂካ ኣየግንየካይ ወድኖ ዋ እካዕ ሰላም መፃካ❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-hh6uj8op4s
    @user-hh6uj8op4s 23 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤Nfue eka zhawey tsruy

    • @amantube28
      @amantube28  22 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @tgitsge7636
    @tgitsge7636 24 วันที่ผ่านมา

    😢😢❤❤❤ኣሰይ ኣማን ነይ ኣረ ሕደገና ገና ዓድና ኣናፊቅካና ሰናይ ዘመን ይግበረልና እስቲ😢❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-bf9ix4wr3z
    @user-bf9ix4wr3z 25 วันที่ผ่านมา

    Sisterka dya kndey ktshkur daa wedey❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Kfkftaznabfikri
    @Kfkftaznabfikri 19 วันที่ผ่านมา

    ፈጊእካ ወዲእካዮ ኣነ ይሓይሽ ጓል እየ

  • @etdhgsg3879
    @etdhgsg3879 25 วันที่ผ่านมา

    ኣስይ ደስ ትቡሉ ኣማን ሓወይ❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-vk1hc1dq5v
    @user-vk1hc1dq5v 25 วันที่ผ่านมา

    ኣይትገምሶ😮😁😁 ኢማ ሽኮር❤💖💘

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj 24 วันที่ผ่านมา

    ሰናይ ክረምቲ ይግበረልና❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา +1

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-qb9gl6nc7o
    @user-qb9gl6nc7o 24 วันที่ผ่านมา

    ሰናይ ክረማት ይግበረልና ዓድና❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Hilfitweldi3833
    @Hilfitweldi3833 23 วันที่ผ่านมา

    የቀንየለይ ፍቅረይ ክዛጋጀ እየ ወለላይ😂😂ኣነዉን ክወ
    ኹልስስ እየ ኣብ ቀዉዒ❤❤❤❤❤ደስ ክትብሉ 🎉❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  22 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-hh3zd3mi6i
    @user-hh3zd3mi6i 25 วันที่ผ่านมา

    ከይትዕብደኒ ዳግማይ ከይድካ ትደግማ
    ❤❤❤ ወዲ ሓረስታይ ክትመስል ኣለካ

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Rahel.smail.
    @Rahel.smail. 25 วันที่ผ่านมา

    ኣበይ እዩ ዝቦታጩቅ ይብለካ ላጪ ድዪ ወይ ደብሪ ድዪ ሓቀይ ደቂ ገጠራት ይሞችየና ኣይ ስደት ሕሱም ናፊቅናእኮ 😢😢

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-hd7pm6un2o
    @user-hd7pm6un2o 24 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ጅግና ቀፅለሉ❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา

      🙏🙏❤️

  • @destagood1479
    @destagood1479 24 วันที่ผ่านมา

    ደስ ዝብል ላይፍ አለዎ ናይ ክርመቲ ግዘይ አበይ አለኹም ከምዙ ከመይ ደቃ ገጠር ላይክ💟😁

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @aefakibrom6943
    @aefakibrom6943 10 วันที่ผ่านมา

    Hagosa tbikti 😂

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl 25 วันที่ผ่านมา

    ኣማነይ ገሚስካዮይዶ😂😂 ኣይይይይ ትዝታ😢

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @Cherkos-dz2se
    @Cherkos-dz2se 24 วันที่ผ่านมา

    ኣዘኪርካና ምስ ዓብይ ሓወይ ሙሉእ ምዓልቲ ከምዚ ናብልና ንዉዕል ነይርና 😘😘😘😅😅

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @ffff8192
    @ffff8192 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet 21 วันที่ผ่านมา

    ደሰዝብልሰረሕ ኣማነይይ❤

    • @amantube28
      @amantube28  19 วันที่ผ่านมา

      የመሰእግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @selamgualtigrayhagertigray2296
    @selamgualtigrayhagertigray2296 22 วันที่ผ่านมา

    ናተጨነቅኪ ዊዑሉስ ናዓካትኩም ብስ ራአኩ ስቅለ ብታሓጎስ ይነብዕ ምስ ጀግና ሓወይ ኸምዚ ይዝክር 2011 አበይ እም ተመሊሰ ተዝረክቦ 😢

    • @amantube28
      @amantube28  21 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ የመስግን 🙏🙏❤️

  • @user-di4lm9vc6w
    @user-di4lm9vc6w 21 วันที่ผ่านมา

    ዓዲካ ጡዑም ገጠረይ ጎልጉልና ጎይታይ 🤗
    ሰናይ ክራማት ይኩነልና ህዝበይ 👏 ኣሚየይ ሓወይ ቀፅለሉ 😍💟

    • @amantube28
      @amantube28  19 วันที่ผ่านมา

      የመሰእግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @BerihuGgg
    @BerihuGgg 21 วันที่ผ่านมา

    ዋውውው ኣይትሓምቅን ንሓዋሩ 😂😂

    • @amantube28
      @amantube28  21 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ የመስግን 🙏🙏❤️

  • @maron278
    @maron278 22 วันที่ผ่านมา

    ፉሉይ ተዘክሮ ንእስነተይ 😢❤ ሰናይ ዘመን ይግበሮ ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  22 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-vf1ue7hs4e
    @user-vf1ue7hs4e 20 วันที่ผ่านมา

    ኣማን ሕልኩስ ትመስለኒ ኔርካ ጎበዝ ኢካ ባ ተመረዐወኒ ባ❤🫶♥️

    • @amantube28
      @amantube28  19 วันที่ผ่านมา

      የመሰእግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @FftDrr
    @FftDrr 25 วันที่ผ่านมา

    እሺ ተዛጋጅየ ክፀንሐካ እየ ካብ ስደት ምስ ተመለስኩ ናይ መፃኢ ስብኣየይ❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-xw7mp5if9z
    @user-xw7mp5if9z 21 วันที่ผ่านมา

    ኣያዋይ ኣዘኪርካኒ ኡፍፍፍ 😢ስደት

    • @amantube28
      @amantube28  21 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ የመስግን 🙏🙏❤️

  • @MedhinDesta-mt5vj
    @MedhinDesta-mt5vj 25 วันที่ผ่านมา

    ኣየ ስደት😢 ኣነፊቅካና እንበር ኣማነይ ማዓረይ❤😢❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @BeGUDEMTUBE
    @BeGUDEMTUBE 25 วันที่ผ่านมา

    ይገርም እዩ ኤማዋይ❤😂

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @NdjjJsjsj
    @NdjjJsjsj 24 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ዋይ ዓድና ጥዑም ❤❤❤❤ደስ ባሃልቲ ዝም ምቁራት💘💘💘💘

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @kebiHagos
    @kebiHagos 23 วันที่ผ่านมา +1

    Ama🥰✌️

    • @amantube28
      @amantube28  22 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @alganeshberhie1249
    @alganeshberhie1249 24 วันที่ผ่านมา +1

    💪👏👏👏❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-lb6sv2kq7m
    @user-lb6sv2kq7m 22 วันที่ผ่านมา

    ኣይሰይ ፁሩያተይ❤

    • @amantube28
      @amantube28  21 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ የመስግን 🙏🙏❤️

  • @Maki38916
    @Maki38916 21 วันที่ผ่านมา

    ውይ ስደትስ ኣናፊቅኩምና😥💚💚💚💚🙏

    • @amantube28
      @amantube28  19 วันที่ผ่านมา

      የመሰእግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @hdvyysd-mt3rj
    @hdvyysd-mt3rj 24 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይይይ ጓል ሓረስታይ ምካነይ ብጣዕሚ እዩ ደስ ዝብለኒ ግን ሰደት ረሳሕ ዛሙዝቃ ከሰምዕ ዘለኩ ንብዓት እዩ ዝመፀኒ😢❤❤❤🎉

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 18 วันที่ผ่านมา

    ኣስይ ምስ ኣያዋይ ክከደ ከለኩ ተዘኪርኒ

  • @user-nl7bl9ys6s
    @user-nl7bl9ys6s 25 วันที่ผ่านมา +1

    የኔማርርርርቻ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @safdvzxcx634
    @safdvzxcx634 25 วันที่ผ่านมา

    ኣያዋይ ኣዘኪርኩሙኒ😢❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fv 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RgaatBerhe
    @RgaatBerhe 25 วันที่ผ่านมา

    Are Temeckmuni Ekum Xiruyat😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤

    • @amantube28
      @amantube28  24 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @FunnyCookingApron-dj3it
    @FunnyCookingApron-dj3it 16 วันที่ผ่านมา

    ❤😊❤😢

  • @user-pb1sy9lp1i
    @user-pb1sy9lp1i 22 วันที่ผ่านมา

    ዋዉ 🥰❤️❤️❤️❤️❤️

    • @amantube28
      @amantube28  21 วันที่ผ่านมา

      ብጣዕሚ የመስግን 🙏🙏❤️

  • @user-bf4nc4ud5m
    @user-bf4nc4ud5m 19 วันที่ผ่านมา

    2ይ ክፋል ባ አምፅአልና😢😢 ዓደይ ማዓርይ ሰደት💔😢😢😢

    • @amantube28
      @amantube28  19 วันที่ผ่านมา

      እሹኒ የመሰእግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @user-zg2bb3rd7g
    @user-zg2bb3rd7g 23 วันที่ผ่านมา

    ኣይይ ማሕረስ ማዓረይ💋🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤💐💐💐💐💐💐💐💐💐

    • @amantube28
      @amantube28  23 วันที่ผ่านมา

      የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️

  • @tuhj8488
    @tuhj8488 20 วันที่ผ่านมา

    ኣይ ናፍቆት እንበር ተዋሒጠ😢😢😢

    • @amantube28
      @amantube28  19 วันที่ผ่านมา

      የመሰእግን ክብረተይ 🙏🙏❤️