ኣደይ ምስጢራ ከየውጽኦ ኣብ ዝኸድኩዎ ትካታተለኒ ኣላ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 17 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 49

  • @mebrhatomhaile
    @mebrhatomhaile 8 วันที่ผ่านมา +5

    መቸም ተጠንቀቂ ኣደኺ ከይትልክመኪ ካብ ኣደኺ ሕጂ እውን ርሓቂ።ኣበይ ከምዘለኺ ካኣ ኣይትንገርያ

  • @ፍትሒይንገስ-ፐ1ፈ
    @ፍትሒይንገስ-ፐ1ፈ 8 วันที่ผ่านมา +12

    ኢዚኣ ሕልና ዝበሃል የብላን ሞ ሚስጥራ ከወጽ ፈተነ ቅትለት ውን ክትገብረልኪ ትኽእል እያ ስለዚ መጀመርያ ካብ ገዛኪ አውጽእያ ብድሕሪኡ እቲ ሐቂ ንቦኺ ንገርዮ እቲ ምንታይ ሲ እምነቱ ተመንጢሉን አብ ናይ ሐሶት ሐዳር እዩ ክነብር ጸንሑ.ስለዚ ምስ ሐቂ ደው በሊ ገበን ከይቅጽል.

  • @xoxo6891
    @xoxo6891 8 วันที่ผ่านมา +12

    _መጀመርያ አባት ነሰሐ እንተ ሃሉይኪ ብአባት ንሰሐ ገብርኽ ምኽር ክልገሳ ግበር ንኣደኺ ዛሓፍተይ_
    _ብምቅፃል እሰኽ ብፆሎት ድፈጣሪኽ ለምንዮ ኹሉ ድኽእል እሱ ሰለ ድኾነ ካብኡ እውን ድባዕልኽ ዉሑሱ ቦታ ያሃልኽ ጠንካራ ኹን ብምቅፃል እቲ ሓቂ ኹሉ ንወላድኺ ፀወዮ🤨_

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 8 วันที่ผ่านมา +1

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉🎉

  • @Mahustar1
    @Mahustar1  8 วันที่ผ่านมา +6

    ኣደይ ምስጢራ ከየውጽኦ ኣብ ዝኸድኩዎ ትካታተለኒ ኣላ #እንታይ_ትመኽሩኒ

  • @ብሕታዊት
    @ብሕታዊት 8 วันที่ผ่านมา +30

    ❤🌼ብፍቕርን ምሕረትን በረኸትን🌼🌻🌻 ኣምላኽ ዝመልአ ህዱእ ባሕቲ 1⃣ጥሪ ክኾነልኩም ይምነ🌼

    • @FeefDwef
      @FeefDwef 8 วันที่ผ่านมา +4

      ኣሜን ወለላይ🙏🙏🙏🙏

    • @LilayMehari
      @LilayMehari 8 วันที่ผ่านมา

      Amen ❤

    • @HelenHailu-n2h
      @HelenHailu-n2h 8 วันที่ผ่านมา

      Amen amen amen

  • @BerhaneKebrom
    @BerhaneKebrom 8 วันที่ผ่านมา +7

    ሰላም እዛ ሓፍተይ
    ንሲኪ ቡዙሕ ኣይትጨነቂ ግን እቲ ሓቂ ኩሉ ንኣባት ነብሲኪ ንገርዮ ንሱ ባዕሉ ንቦኪ ይንገሮ ንዲኪ ውን ንስሓ ይኮነላ ኣቡኡ ከሎ፡ እንበር ትም በሊ ሰለ ዝበለትኪ ትም ኣይትበሊ ነቦኪ ግን ባዕልኪ ኣይትንገርዮ ምክንያቱ ዝሓረቀ ሰብ ዝገብሮ ሰለ ዝይፈልጥ፡ ቀስ ኣቢልካ ምስ ዓበይቲ ሰባት እዩ ዝንገር።

  • @merhawijamie4772
    @merhawijamie4772 6 วันที่ผ่านมา +2

    Hewtey nebogi endengrkeyo adeki ketketleki eya slezi abogi nabti zelkeyo adi mes mesmese mengar yehseki🙏

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 8 วันที่ผ่านมา +3

    እድዒ ኣነ እወን ከቢድኒ ጋለይ😰😰💔💔💔❌ ኣምላክ ይሓግዝኪ ጋለይ ኣየ ወለዲ 😰😰😰💔💔💔💔😰💔

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 8 วันที่ผ่านมา

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤🎉❤

  • @hidatogbamichael7
    @hidatogbamichael7 8 วันที่ผ่านมา +2

    ወይ'ጉድድድድ ገለን ብማይ ገለን ስኣን ማይ ድዮም ዝብሉ ኣበው? ብወገነይ ወላዲኺ እቲ ሓቂ ክፈልጦ ኣለዎ ብኸመይ ንዝብል ድማ ወይ ብዓበይቲ ዓዲ ወይ ብቤተሰብ ወይ'ውን በየዕሩኽቱ ብስነስርዓት ክንገር ኣለዎ! ቀዳማይ በደል ይኣኽሎ ካልኣይ ግዜ ኣይበደል ሓደራ

  • @HiyabSolomon
    @HiyabSolomon 8 วันที่ผ่านมา

    Nski bzuh aytcheneki Haftey mearey. Nedeki gn maychelot ahtsbiya🙏

  • @BdhoBrhane-i9n
    @BdhoBrhane-i9n 8 วันที่ผ่านมา +7

    ንገርዮ መን ይፈልጥ ኣቦኺ ውን ካብ ካልእ ወሊዱ ይኸውን

  • @hamadhamad9521
    @hamadhamad9521 7 วันที่ผ่านมา +1

    ምስ ኣዲኺ ምቕማጥ ክደፍዮ ካብኣ ረሓቒ ከይትልክመኪ ንታሓፍቲኺ ርኸብያ ባዕላ ኣብ መይዳ ወጺኣ ትዛረብ

  • @hamiABraha
    @hamiABraha 6 วันที่ผ่านมา

    ረአ ሓፍተይ ተናገሪ ንሳ እውን እንታይ ዓነት ሂወት ተሐልፍ ኣላ ኣትፈልጥን ኢኪ ኣዶ ዘየብሉ ሂወት ከቢድ እዩ ኣምላክ ብምክንያት እዩ ኣብ ከምዚ ዓነት ኣጋጣሚ ዘውደቀካ ስለዚ ትናዴኪ ጌጋ ኣትድገምዮ ተናገር😢

  • @wediasmera2821
    @wediasmera2821 8 วันที่ผ่านมา

    Ane kemxe eyenB america ne adiki erkent kehza eye 😂😂😂

  • @FevenHabtemariam-q9z
    @FevenHabtemariam-q9z 3 วันที่ผ่านมา

    Haftey tetenkeki hiwetki wen ketehlfeki eiya Kab gezaki awxiya naboki negeri address kea aeytihabya geza keyri

  • @SemharTeklab
    @SemharTeklab 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤🎉🎉

  • @BerihuYemane-o7y
    @BerihuYemane-o7y 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @RozFili
    @RozFili 8 วันที่ผ่านมา

    እዛ ዛንታ ምስ ናተይ ትመሳሰል ውሽማ ሒዛ ገንዘበይ ምስኡ ልቁምጽ ኣቢላቶ ካብአን ርሒቀ የ ዝነብር ኣነስ በር ክንደይ ኣደታት ኣለዋ ሸራሙጥ ካብአን ረሓቂ እዚአን መሸኒት ውሽማ ዘይጸገባ አደታት ካብ ጓለን ውሽማ መሸኒት ዩ ዝዓጠን ክትቀትለኪ ውን ያ ካብኣ ካብ ሓፍትኪ ረሓቂ

  • @ማጊ
    @ማጊ 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤🎉🎉

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 8 วันที่ผ่านมา

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤🎉❤🎉

  • @tsgeweyniafewerkigebrimari7530
    @tsgeweyniafewerkigebrimari7530 8 วันที่ผ่านมา

    🙏🏻

  • @MIHIRU31
    @MIHIRU31 8 วันที่ผ่านมา +1

    ነቦኪ ንገርዮ እንታይ ዓይነት ስዲ ሰበይቲ እያ እዚኣ ከ ቀዳማያን ዳሕራያን ኩሉ ዝገደደ ንጽቡቅ ዝሓስብ ውላድካ ተታባብዕ ጥራይ እዩ ዝግበኣካ

  • @BahramGrmay
    @BahramGrmay 8 วันที่ผ่านมา +1

    ኣደኪ ሰጣን ኣስሉዋ ስለ ዘሎ ተጠቀቅ።ኪቲነግሪ ኢንተ ኮንኪ ኣበቲ ሰባት ለባማት ስለ ዘለዊ ብኸመይ ከምዝፊታሕ ኪነጉርኪ ኢዮም።ካሊእ ሓቦታትኪ ለባማት ኢንተ ኣለዊ ንገርዮም።ኢዝጋብሀር መፍቲሕን ሰላም ኢቲኣ ሲዲራ የዊረደላ ።

  • @yerusalemyemane1794
    @yerusalemyemane1794 8 วันที่ผ่านมา

    Yqenyelna bruk❤

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 8 วันที่ผ่านมา

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤

  • @NurhussienMalik
    @NurhussienMalik 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉

  • @Privateme-v6p
    @Privateme-v6p 4 วันที่ผ่านมา

    ምስ አባት ነብስኺ ተዛረቢ ወይ አባት ነብሲ ናይ mother, እንድሕር ናይ ቤት ክርስትያን ሰብ እንተ ዘይኮይና ድማ ባዕልኪ ከድኪ tezarebiyom

  • @LemlamAsagodoma
    @LemlamAsagodoma 7 วันที่ผ่านมา

    Skbeli mshaftki terakebi

  • @DshkaTDF
    @DshkaTDF 8 วันที่ผ่านมา

    𝑛𝑔𝑟𝑖𝑦𝑜❤ 𝑛𝑜𝑏𝑜𝑘𝑖

  • @yerusalemyemane1794
    @yerusalemyemane1794 8 วันที่ผ่านมา

    Ngreyo

  • @Elhana126
    @Elhana126 7 วันที่ผ่านมา

    Negryo

  • @MichaelHaile-c1i
    @MichaelHaile-c1i 8 วันที่ผ่านมา

    bejaki suq beli

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 8 วันที่ผ่านมา

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤🎉

  • @FilYem
    @FilYem 8 วันที่ผ่านมา

    Nta Bede habtki nkebya emo. Bdhrieu kfthalki eyu. Mknyatu nsa kemey aynet seb eya fletya. Mknyatu nsawn kem adekn habtkn tata meanda key tkewn. Nab hasabey kmelseki. Rekibki adia ktfelt delta kem mkanu mflat agedasi eu. Mknyatu. Handeb elki ente tezarbki. Nsa ka no/ALU zbnu kalat kttkem tkel eya so. Tnkk beli l. This is Europa. Bzkone ajoki❤ kabzi nlaeli ente kebduki. Sebat ktrekbi tdely ente konki. Maletey bztefalaleye zhguzki. Khgzeki ykel eye.bzye mskaf

  • @ጋልትግራ
    @ጋልትግራ 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @wsjb3641
    @wsjb3641 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @MmMajo-o7b
    @MmMajo-o7b 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @eristrongwomen9947
    @eristrongwomen9947 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

    • @መሰረትሲስ
      @መሰረትሲስ 8 วันที่ผ่านมา

      ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲኪ ሳብስክራይብ ግበርለይ🎉❤🎉❤