Please, Nega, TPLF has never been an asset for Tigray. How on earth could u say TPLF is transitioning from asset to liability. TPLF has always been a liability for Tigray.
Very nice analysis and very well said ;Now Is there a way to avoid the destruction of Tigray and the continuation of genocide ? I would like to hear more about solutions . Please invite people with ideas how to avoid the disaster coming .
Isaias + Hiwehat Elite + Amhara elite + Abiy all share the same ideology of "One Ethiopia" policy but are also, competitors in attaining power and therefore, controlling the purse of the country.
ፅቡቃት ሓሳባት አልዒልኩም ሰማዒ ተተረኪቡስ።ቀፅልሉ🎉
እግዚሄር ይሃብኩም እታ ነጥቢ ንሳ' እያ። ተበዘሐ ሓደ ወርሒ::
ክቡር ሐውና አይተ ነጋ እዚ በሳል ሰብ (ወዲ መረሣ) ሁሉ ጊዜ አቅርበልና። አነ ዝገርመኒ አብቶም ጉባኤ ዛካየዱ አርሂቁ ዝሀስብ ሙሁር ዶ የለን ? ትግራይን ትግራዎትን ልምጥፋ ትምህርቲ እኮ አየድልዮን። ልተወሰኑ አእምሮኦም ሊጥቀሙ ዶ የለውን? በጃኩም ካብኦም ወፃኢ ዘሎ ትግራዋይ ብዝሀፀረ ጊዜ ላብሐደ ይምፃእ ሞ ትግራይ ያድህና።
ብትክክል
ናይ ለባማት ዘረባ። ርሕቅ ኢሉ ዝከታተሎምን ክበልዖምን ዝደሊ ተዅላ ከምዘሎ ከስተብህሉ ዘይክእሉ ደንቆሮታት እዮም።
ኩነታት ትግራይ ብዝግግባእ ዝተረደአ ሓሳብ እዩ ። ከም ትግራይ ብጠዕሚ የሕዝን እዩ እንተቶም ወጮታት ግን ግብሮም የዉፅኣዮም ።
«መበቆላዊ ፍልጠት ኣይብሎምን»ናይ ህዝብና ጸገም እዚ ኢዩ።
ንኽልተኹም ረቢ ያልኹም ወላህ ኣገላለፅ ይበል ኣገላልፃ
ትክክል ክውቁዑ እዩም ዝፅበዩ ዘለው።
የቀንየልና ወዲመረሳ
Dejena መን እዩ እሞ ክሰምዐኩም ህዝቢ ትግራይ አብ ከቢድ ድቃስ አሎ 😢
❤❤❤ፍቱዋት ኢኹም ክልትያኹም❤❤❤
ኣንታ እዞም ተጋሩ ኣሕዋትና ኣዝዮም ብሱላት ጸገም ሕብረተሰቦም ብግቡእ ዝርድኡ ቁጠባ ፖለቲካ ምሕደራ ወዘተ ዝፊልጡ ልቦና ዝተዓደሉ ብቁጽሪ ብዙሓት እዮም እዞም ተዂስና ተጋዲልና ዝብሉ ህዝብን ሃገርን ዝሕምሱ ስቅ ኢልካ ምርኣይ ሕጂውን ንኻልኣይ ግዜ ጽንተትን ዕንወትን ምጽባይ ዶ ኣይኮነን?
Please, Nega, TPLF has never been an asset for Tigray. How on earth could u say TPLF is transitioning from asset to liability. TPLF has always been a liability for Tigray.
ወዲ መረሳ ሚዛናውን ፅቡቅን ትንተና እዩ ዝህብ። ብሱል ሰብ። ለውጢ የድልየና ኣሎ ብዝመፃናዮ መንገዲ ክንጓዓዝ የብልናን
ተጋሩ ቶሎ መፍትሄ ካላመጣቹ አደጋ ላይ ናቸ🚨🚨🚨🚨🚨🚨🚨
ህዚ መጀመሪያ አበ ትግራይ ዘሎ ቅድሚያ ዝወሀቦ ፀገም አንታይ እዪ ? ብከመይ ይፍታህ ? ካልእ ፀገምና ቀስ እናበልና ክንፈትህ ንክእለሉ አክሽን ፕላን ምድላው
ህዝቢ ትግራይ ሕጂ ዝዋጥየሉ ዘይኮንው ዘድልዮ፡ እንጀራን ፡ሰላም ዝህቦ እዩ ዝደሊ። ።
intriguing discussion ss always
ንኡድ መደብ ምስ ንኡድ ኣርእስቲ ምስ ልቦና ዝውንን ጋሻኻ tnx
ኣቱም ሰባት እዞም ክልተ ጋወኑ ኣብ ሓንቲ 4 ብ 4 ገዛ ተዓችዮም ፡ከምዚ ዶ ከምቲ ክብሉ ፡ ጽልኢ ክነዝሑ፡ ብዛዕባ ዘይፈልጥዎ ፖለቲካ በጀካ ብሽም ብኻልእ ዘይፈልጥዋ ሃገር፡ ንጉርብትና ዘይሰርሑ ፡ ከምዚ ስኒ ዘይብሉ ከልቢ ዝናብሑ፡ ጅሱራት ፍጥረት ዘይርደኦም ደናቁር፡ ንህዝቢ ዝሓልዩ ክመስሉ ምስ ጎረባብቶም ከበኣሱ እምበር ንጽቡቅ ዘይሓስቡ ሰባት እዮም።
ተጋሩዋኒ ንደማምርርር🎉❤❤
ደሕንነት ትግራይ እንተዘይተረጋጊፁ ካሊእ ኣፋላላይ ናብዚ ደረጃ ኣየብፅሕን ተጋጊኻ ወዲመረሳ መርኣያኻ ስለዝተዛብዐ እዩ።
እዚዓለቕቲ ማለሊት ህውሓት ወያነን ፍንጫል መሰንገል ህውሓት ግዝያዊ ምምሕዳር መንግስቲ ትግራይ መራሕትን ደገፍቶምን ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ትግራይ ምዃኑ ህዝቢ ትግራይ ዛጊት ኣብዚ ሰዓት ነቲ ኣብ ልዕሊኡ ወሪድዎ ዘሎ ሕሰምን መከራን ጠንቂ መን ምዃኑ ዘይፈልጥ እንተ ድኣ ኮይኑ ፡ ኣብ እዕሊኡ ወሪዱዎ ዘሎ ሕሰም ዘይቕንጠጥ ጾር ኮይኑ ክቕጽል ባዕሉ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊኡ ነዚ ሕሰም ንክቕጽል ከምፍቃድ ይቑጸር።
Anta kemaka geru eko zedeqesene yelen abzia alem brilliant person
ንዘይፈልጦ ሜስ የጥርጦ...ኩሉ ዝፈልጡ ንኹሉ ከናሽው ኣብ ዩቱብ ተጋሕጢጦን ዝውዕሉ ዶናቑር ገለልቲ ሓተላ!
🎉🎉
ስለ አባይ ወልዱ የገለፅከው ሁሌም የሚገርመኝ ነበረ ወዲ መረሳ ይገርማል ድህነትን እንደ ስኬት የሚቆጥር አመራር ሁሉም ከስራ ዞር ማለት አለባቸው!!! መለስም ቢሆን ደደብ ደደብን ሰብስቦ ሀይለማሪያምን ምክትል አድርጎ ትግራይን ባዶ ነው ያደረጋት
Very nice analysis and very well said ;Now Is there a way to avoid the destruction of Tigray and the continuation of genocide ? I would like to hear more about solutions . Please invite people with ideas how to avoid the disaster coming .
ኣንታ መለስ መርአያ ኣይኮነን። ንኤርትራ ዶብ ዘይነፀረ ዝነፀለ፣ ንኤርትራ እንትሟገት ፀሓይ ዝዓረበቶ፣ ኣብታ ርእሲ ዘይብላ ህወሓት [ ውድቡ] ርእሲ ዘለዎ ሰብ ከይህሉ ዝገበረ፣ ንሻዕቢያ ብተደጋጋሚ ካብ ሞት ዘድሐነ፣ ንተጋሩ መደያየቢ ናይ ውለቀ ስልጣን ገይሩ ዓባይ ኢትዮጵያ ክሃንፅ ወዲቑ ዝተረፈ፣ ካብ ረብሓ ተጋሩ ንላዕሊ ንረብሓ ብሄር ብሄረሰብ ተኣሚኑ ቃልሲን ረብሓን ህዝቢ ትግራይ ማይ ንማይ ዘትረፈ፣ ንመፃኢ ወለዶ ትግራይ ኣንፈት ናብ ዘይብሉ ዕንክሊል ዘእተወን ፈታዊ ነብሱን ዝኾነ ስብኣይ ብኸመይ መርአያ ፅቡቕ ኣመራርሓን ስትራቴጂስትን [ ስልታዊ መራሒ] ተገይሩ ይጥቀስ? የግዳስ መርአያ ሽጣራን ሰሪሃ መሪሃን እምበር።
አብርሃም ያየና ገ/መድህን አርአያ ስሙን እያሉ ነው::ገዥዎች እሚያገለግሉ ኩታራዎች ተፈጥረዋል::
ዓጃው።
UNDP ፅቡቅ ኣልሒስካሎ። ግን ዓጀውጀው ክትብል ደቅኻ ይዋረዱ ከምዘለው ረሲዕኻ።
WE THE PEOPLE'S OF TIGRAY DO NOT WANT THE 2 GROUP'S ANYMORE. SO WE MUST LOOK FOR A NEW ENERGY..
(GETACHEW AND DEBRETSION MUST GO)
ንትህብዎ ትንታነታት ኣድናቆት ኣለኒ ኣብ ዝሓለፈ ሰሙን እንተዘይተጋግየ ኣብ ብራኸ ሽው ኣማኒአልን መ/ም ኣብርሃን ዝነበረ ሓሳባት ሲሑቡኒ ይከታተሎ ብርግፅ ዝፀለወኒ ሓሳብ እውን እኒሀ ክርድኣኒ ዘይካኣለ ብፈደራል መንግስቲ ኣፍልጦ ምስ ሻዕብያ ረኽቢ ከምዝተገበረ ይፍለጥ እንታይ ሸቶ ንምርካብ ???
Ata beyzakatum nezi sebay ameruwuni.
እወ ክበላልኡ እዮም
Abbey raised and explain the importance of Red Sea before he was colonel
ነጋ ዘሩኡ ንምንታይ እኳ ናይ ኩሉሻዕ ጋሻ ትገብሮ ንወዲ መረሳ ትገብሮ ሰብደየለይ
ኣብ ሕዚ እዋን ዘሎ ኣፋላላይ ግልፂ ኣፋላላይ
እዳ ሃለወ ዉሊቀ ሽግር ኣምስልኩም ምግላፅኪም ይገርም ጉዳይ ትግራይ ማእኸል ገርኪም ተዛረቡ ናይ ውልቀ ሰባት ኣይኮነን
ኣረ ነውሪ እዩ ዘሩኡ ትገብሮ ዘለካ ህ ወ ሓ ት
ክልተ ጉጅለ እልኩም ምዝራብኩም የሐዝን።
አነድየ ተጋግየ ወይስ ትግራይ አይዶሎጂ እዩ ሽግር ኾይኑ ዘሎአብዚ ሕዚ ግዜ??
Marx nay tigray intaye ibel also higeke, chehemu hangolu
ንርእስካ ከምትዉቃዕ ኣይትረስዕ
እወ እናሰተኹም ቡን ከ ይፈልሕ ኣሎዶ ?
እዋይ መልሓሥ!
ቀቂልካ ብልአዮ-- ናይ ብእራይ ድዩ ናይ ጠሊ?
Anta angal fit belo
ኣታ ነዚ ባህላዊ ፖሎቲከኛ ተፈንፍነና ኣለኻ ማይ ተሓጽብ በልዎ ፣ ገሌኹም ድማ ላማ ግዝእሉ እቲ ጭሕሙ ክላጸ ፣ እዚ ብትርኢቱ ዘፈንፍነካ ከመይ ጌርካ ኢኻ ክትስምዖ ፣ ካብኡስ ፖሎቲካ ምትንታኑ እዩ ውዙፍ ቱንቱን ፣ ገለ ካብዚ ኣብ ትግራይ ዝሽየጥ ዝነበረ ዲግሪ ገዚኡ ይከውን እምበር እቲ ር'እሱ ብጀካ እንዳ ዋሓዳ ዝከዳ ዘለዋ ጨጉሪ ኣስቤዛ የብሉን ፣ ወዲ 70 ዓመት ዓጁስ ጨጉሩ ጠቅሊሉ ታይት ጅንስ ጌሩ ክኸይድ ኽ ቁሩብ ኣይሓፍርን ድዩ ፣ ካብ ኹሉ ረሳሕ ፣ወዛል ሰብ ጸላእኩ
Ata Sfaf Wigin ksadka ket kurex eka ab kereba??????
እደራሽ ክልተ ጋሃትፍ
Isaias + Hiwehat Elite + Amhara elite + Abiy all share the same ideology of "One Ethiopia" policy but are also, competitors in attaining power and therefore, controlling the purse of the country.
That's right bro
Stop childish politics ya agame.zzzombi FOH
You are just playing around for nothing.
Lomis Eritrea keyelAla Ezi weyal
የሚገርመው ይህ ስው ጸጉሩ ላይ መአት ቀማል አለ የሚገርመው ግን አንጒሉ ውስጥ ግን መአት ቱሐን ነው የሰፈረው😂😂😂😂 እብድ ነው 100/100
የተሻለ ሐሳብ ካለህ አስተያየትህን መስጠት ትችላለህ ካልሆነ መሳደብ ደንቆሮ መሆንህን ነው የሚያጋልጠው።
ደናቁር ጉሐፍ
አማንአል ንህዚብ ትግራይ ዘራባሀ ተሲፋ መቁረጺ እዩ ንጸላኢ ተሲፋ እዩ
The earlier philosophies they had beard and this stupid guy he tries to seem them. Poor tigray may god help tigray to survive
First learn some English grammar, Dambo!😂
ኔሓደ ጃንዳ ህወሓት አይትደገፉ ፣ ህወሓት ከመ ህወሓት( 2 ቲእም) በቃ ወዲአ አያ ፣ ከፍ ኢለ ሓሲባ ፣ ፀገማታ ገምጊጊማ ከም ሓዱሽ ምትዕርራይ ገይራ ፣ ዝሓሽ መረፃ እንዘይመፂአ ፣ ቀቲ ዘለቶ ንህዝቢ ትግራይ ካብ መዓት ከተውፅኦ አይትኽእልን ፣ዕድል ንናይ ትግራይ ውድባት ይወሃበን ።
ክልቲኦም ካበ'ቲ ውድብ ዝተሠጎጉ እዮም ዝመሥሉ። ሓቀይዶ?
ለህጻናት ተብሎ የተላከ የእርዳታ ቢስኩት እየበላቹ ወዝ በወዝ ሆናቹሀኃል
ክልቲኦም ጉጅለ ደናቁር! ዝመረቱ!ህዝቢ ትግራይ ዘዋረዲ እዮም !ንምንታይ ሕዚ ንቲ ግዝያዊ መንግስቲ ደገፍቲ ኮይንኩም መፂእኹም !?ንኹሎም ብማዕረ ዘይትወቅስዎም?መልሳ ፍርሒ !ከብድኻ ምፍታው !ናይ ዕስለ ቁሸተኛታት ፀርፊ ምፍራሕ
Thanks a lot. Very nice political discussion.
Mehayem felasfa
666