ጉዳይ ምእታው ዓዲ ከማልን ዳኒኤልን ንምንታይ ንመን ከ የሕምሞ?

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 52

  • @IsakMehari
    @IsakMehari 6 วันที่ผ่านมา +10

    Awel jigna eyu

  • @m.h5064
    @m.h5064 5 วันที่ผ่านมา +12

    ኣረጋይ ሓሰማ
    እታ ብድሕሬኻ ዘላ ካርታ ናይ ትግራይ ቀይራ እዚኣ ኤርትራ እያ ምስ ተግባራትካ ኣይትሰማማዕን እያ።
    ንምንታይ ንስኻ ኣገልጋሊ ዓባይ ትግራይ ኢኻ።

  • @DannyAbraham-cn4mc
    @DannyAbraham-cn4mc 5 วันที่ผ่านมา +7

    ኣረጋይ ነግራም ንኹላ በጺሕካያ😂😂

  • @MatiLove8638
    @MatiLove8638 4 วันที่ผ่านมา +5

    ኣንታ ንኹላ እንበር በጺሕካያ ክንደይ ትጻረፍ ኢኻ

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8oh 6 วันที่ผ่านมา +8

    ኣማን ዓንዶምን : ዘርኣይ ደረስን ንኽብሪ ህዝቦም / ጅግንነት ኣመስኪሮም / ኣይከዱዑን :: ዉርደት ሽልማትካ ብኻ ማይ ኮንካ ከድካ :: ተቀንትትካ /

    • @Josephsol55
      @Josephsol55 3 วันที่ผ่านมา

      ንኢትዮጵያ እዮም ተዋጊኦም

  • @alemsemere5056
    @alemsemere5056 5 วันที่ผ่านมา +5

    ዓዶም ከይዶም ጥራይ ዘይኮነ አንጻር ሃገሮምን ህዝቦምን ዝፈጽምዎ ጌጋታት ይቅረታ ሐቲቶም አብ ህንጸትን ካልእ ሃገር ትጠልቦ ብዘይተጉላባነት ክዋስኡ ምዃኖም አረጋጊጾም ኢዮም።

    • @amirsaid575
      @amirsaid575 2 วันที่ผ่านมา

      Entay gega iyom feximom? Anxar Iseyas tekonka beka anxar hagerka eka. Quwam, rule of law iyu htona....... Halewlew aytbelu

    • @alemsemere5056
      @alemsemere5056 วันที่ผ่านมา

      ህዝቢ ኤርትራን ሰራዊቱን መሪሕነቱን ፍጹም ክነጻጸሉ ዘይክእሉ ንኤርትራ ትባሃል ሃገር ዘቆሙ ኢዮም። ስለዚ ካብዚኦም አንጻር ሐደ ደው ምባል ኣንጻር ሃገረ ኤርትራ ደው ምባል ኢዩ።

  • @DannyAbraham-cn4mc
    @DannyAbraham-cn4mc 5 วันที่ผ่านมา +4

    ንጆን ብላክ መስኪንዩ ድዩ ዝበለ😂 ንሰልጠነ ድማ ናይ ሰናቲም እዩ እምበር…😂 ካብ ኣረጋይ ዝዓቢ ዓሌታዊ ዘሎ ኣይመስለንን😔ብዝኾነ እዚ ስራሕ ፔንድሉም ን ምስ ኩሉ ምቁያቅን ገዲፉ ሂወቱ ተዝገብር ምሓሾ😂 ሰባት ከመ መዘናግዒ ክጥቀምሉ ኣይግድን😃 እቶም ትቀርብዎ Plz ሓግዝዎ

  • @MuleZeray
    @MuleZeray 3 วันที่ผ่านมา +2

    Abi qola hasad. Hawi Jon belak hasawi

  • @SABA-x7s7c
    @SABA-x7s7c 6 วันที่ผ่านมา +5

    Denkoro

  • @Aditse
    @Aditse 2 วันที่ผ่านมา

    Afari denkoro

  • @mussietesfazghj176
    @mussietesfazghj176 6 วันที่ผ่านมา +6

    ኣብዚ ዝበልካዮ ካልእ ድሓን ንሰምዓካ ኣብዛ ናይ ጆን ብላሽ ዝበልካያ ግን ክወጽእን ኣብዛ ምድሪ ክነብርን ኣይፈርዶን እየ እዚ ኩሉ ክዛረብን ከላዕልን ከሎ ብፍላይ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ሓንቲ ኣውራጃ ዘለዎ ጽልኢ ብጋህዲ ዝተዛረቦ ስለ ዝኮነ ክበጽዎ ጥራሕ ክብለኩም ይክእል ብእኡ ዘይተተንከፈ ሰብ የለን ወጽዩ ከማን ኣክቀስንን እዩ

    • @freweiniteklemariam8055
      @freweiniteklemariam8055 6 วันที่ผ่านมา

      Wedi taba keman hakifkumo alokum hgdef aletawian john men do ketlu melhasu tray

  • @KisuneySelamey
    @KisuneySelamey 5 วันที่ผ่านมา +6

    🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓🦓

  • @solomanmogos5958
    @solomanmogos5958 6 วันที่ผ่านมา +5

    Kndi ztezarebka tezareb shimka abta xelam mexhaf temezgiba ya bzey mxa mexika imo ka bi awel waga ketekfleka ya ane zxelom slemtay zeyxelom ilka ke zereba alo dyou wedey

  • @SamuelTareke-pf9qg
    @SamuelTareke-pf9qg 6 วันที่ผ่านมา +4

    "ይኣክል"
    ድሕሪ ናይ 4ተ ዓመት ምኹብላል ናብ መበገሲ ቦታኣ ተመሊሳ'ላ !!

  • @dcghetto
    @dcghetto 5 วันที่ผ่านมา +4

    Sukbel awrajawi eka newih gize astebhlelka ketur xeli awraja seraye aleka kulu felituka alo ⚠️⛔️🚫

  • @redaealfa3078
    @redaealfa3078 5 วันที่ผ่านมา +4

    Ata kinday uuyyyyyyyyy tray kitbl akilika xerifomni tray kitbl wedi zeria kemzi elimi wedi tewelde kemzi elini entay ytekimena n hizbi Eritrea please amslu aytkun ezi kulu zezarbeka zelo neta kola gal ala kittabek eka ezi kulu zereba kabaka nlaeli awrajawi yelen

  • @AkliluKaleab
    @AkliluKaleab 6 วันที่ผ่านมา +9

    ኣረጋይ ሰብ ከምቲ ንስኻ ይሓሰብ የ ትብል ይሓስብ ዩ:: እንድሕሪ ን ጆን ብላክ ትድንግጸሉ ኬንካ ንወዲ ጣባ ክኣ ንምንታይ ትዉንጅሎ ኣለካ?? ወዲ ጣባ ይቕረታ ኢሉ ምስ ህዝቡ ኣሎ:: ጆን ብላክ ንህዝቢ ኤርትራ ሕማቕ ጌሩዎ ኣሎ መቕጻዕቱ ወድኡ ይቕረ እንተ ኢሉ ንቕበሎ ኣኸለ ፍኒታ

    • @freweiniteklemariam8055
      @freweiniteklemariam8055 5 วันที่ผ่านมา

      Wedi taba ketali dea mis jihon entay zerakib alewo afu eyu tezarubu eko haaewti aletawin

    • @AkliluKaleab
      @AkliluKaleab 5 วันที่ผ่านมา

      @freweiniteklemariam8055
      ጆን ብላሽ ኣብ ሆላንድ: ጀርመን ስዊደን ሰባት ብደንጎላን ካራሩን ሓዊን ሃሪሙ ዩ:: ነቶም ጽዓዱ ፖሊስ ሃሪሙ:: ኣብ ቀይዲ ኣትዩ ኣሎ:: ወዲ ጣባ ተቃዋሚ ኔሩ ብወዲ ጣባ ተቀቲለ ኢሉ ኣብ ሕጊ ድከሰሶ ኣይረኣኹም::

  • @DannyAbraham-cn4mc
    @DannyAbraham-cn4mc 6 วันที่ผ่านมา +4

    Aregay focus on your business Sir🙏 Politics is Not For U. You may forgive John Black, Seltene but we will not(44.

    • @freweiniteklemariam8055
      @freweiniteklemariam8055 5 วันที่ผ่านมา

      Ab rieskum alo kezabat deki 40

    • @DannyAbraham-cn4mc
      @DannyAbraham-cn4mc 5 วันที่ผ่านมา +1

      @ ገደደ😂😂 ጥራይ ማይጨሎት ኣሕጽብዮ ነዚ ፔንድሉም ዘመድኪ እምበር ጸገም የለን😂

  • @ogubazgigebrekristos8497
    @ogubazgigebrekristos8497 6 วันที่ผ่านมา +8

    anta fesawe eba agame entay eyou werduka bukio

  • @MatiLove8638
    @MatiLove8638 4 วันที่ผ่านมา +1

    ወዲ ጣባ ይቅረ ሓቲቱ እንድዩ

  • @fabucell5517
    @fabucell5517 5 วันที่ผ่านมา +1

    Aregay meas eka tlibem wdey beal maibel eko dekika eyom aded halay leben bejaka

  • @brhanetsigehalslasetsige576
    @brhanetsigehalslasetsige576 6 วันที่ผ่านมา +3

    Ab Denver be shgut kafararhe fatinu gin Nay frhe garwa

  • @garykifle8817
    @garykifle8817 4 วันที่ผ่านมา +1

    Wedi taba adey ember aboy kebel seminayo aynfelten wedi bedama eyu

  • @SABA-x7s7c
    @SABA-x7s7c 6 วันที่ผ่านมา +5

    Hasawe

  • @Meseret667
    @Meseret667 2 วันที่ผ่านมา

    aregay denqoro

  • @frim2820
    @frim2820 5 วันที่ผ่านมา +4

    ወዲ ሓጎስ ሓቂ እዩ ዝዛረብ ዘሎ! እታ ሓቂ ትመረኩም ዓሌታውያን ግን ኛም ኛም ዝብሉ ዘለው ወዲ ሓጎስ ከጽረፍ ከሎ ምስ ስድራቤቱ ግን ዓገብ አይብሉ እዮም

    • @DannyAbraham-cn4mc
      @DannyAbraham-cn4mc 5 วันที่ผ่านมา +1

      @@frim2820 ንጆን ብላክ መስኪንዩ ድዩ ዝበለ😂 ንሰልጠነ ድማ ናይ ሰናቲም እዩ እምበር…😂 ካብ ኣረጋይ ዝዓቢ ዓሌታዊ ዘሎ ኣይመስለንን😔ብዝኾነ እዚ ስራሕ ፔንድሉም ን ምስ ኩሉ ምቁያቅን ገዲፉ ሂወቱ ተዝገብር ምሓሾ😂 ሰባት ከመ መዘናግዒ ክጥቀምሉ ኣይግድን😃 እቶም ትቀርብዎ Plz ሓግዝዎ

    • @frim2820
      @frim2820 5 วันที่ผ่านมา

      @ ሎቅማጽ እተበለኸ እሞ? ሓቁ እንድዩ ሕጅስ ጆን ገርሂ ዝተረኣዮ ዝዛረብ ስለዝኾነ ብዓል ወዲ ሓኻሪ ኣድጊ ሰሽኪሎሞ! ድሓር ድማ ሓንቲ ከምዚኣ ሰለዝበለ በዚኣ ፈሪድካዮ ን ኣረጋይ! እቲ ንዓመታታት ብኣሕዋቱ ደቂ ኣከለጉዛይ ከይተረፈ ዝተሃረመሉ ንሓንቲ ኤርትራ ክብልከ ረስዒካዮ! What a shame በጃኻ ተሰተር ሱቅ ምባል እውን ክብረት እዩ

    • @DannyAbraham-cn4mc
      @DannyAbraham-cn4mc 5 วันที่ผ่านมา

      @ i responded to what I read/saw. & there is nothing untrue. U may like Aregay it’s fine; instead of defending him by attacking others support him to get well🙏No one is perfect 👍 I get it but Aregay should avoid social media for his own benefit. The word ሎቅሞጽ doesn’t belong 2 me. Any opinion should be respected Sir.

  • @goitomgebregziabher8105
    @goitomgebregziabher8105 3 วันที่ผ่านมา

    Another day for Fandya nonsense talk....and you never contribute to your country to which one ,Ethiopia or Eritrean...

  • @garykifle8817
    @garykifle8817 4 วันที่ผ่านมา

    Antom baryu bejeka mexraf kalie ayetfeltun dikum Wedi hagos jigna eritreawi eyu temahru

  • @freweiniteklemariam8055
    @freweiniteklemariam8055 6 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @hallwaqaino1662
    @hallwaqaino1662 3 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ሐጎስ ተሪር እምባ

  • @merhawitesfay3364
    @merhawitesfay3364 6 วันที่ผ่านมา

    ASEYYYYYYY WEDI HAGOS ENQAE NATNA KONKA

  • @habtemariamdebesay2559
    @habtemariamdebesay2559 6 วันที่ผ่านมา

    Nice wedi hagos ❤