- 895
- 11 518 484
Aregai Hagos Go Unity
United States
เข้าร่วมเมื่อ 23 ธ.ค. 2019
Unity is Power yes to united Eritrea.
Aregai Hagos _ እዚ ከም ወትሩ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ እንገብሮ ሰናይ ትምኒት ናይ ሓድሽ ዓመት እዩ።
Aregai Hagos _ እዚ ከም ወትሩ ንመላእ ህዝቢ ኤርትራ እንገብሮ ሰናይ ትምኒት ናይ ሓድሽ ዓመት እዩ።
มุมมอง: 21 129
วีดีโอ
ኤርትራውያን ነበርቲ ስያትል ማዓልቲ ናጽነቶም ይጽምብሉ ፍቕሪ ስዒሩ PART 1
มุมมอง 11Kปีที่แล้ว
ኤርትራውያን ነበርቲ ስያትል ማዓልቲ ናጽነቶም ይጽምብሉ ፍቕሪ ስዒሩ PART 1
ክገብር ዘይክእል ተስፋ ዝቖረጸ ጥራይ እዩ ሃተውተው ዘብዝሕ ከምዚ ናይ ወያነን ስዓብቱን።
มุมมอง 10K2 ปีที่แล้ว
ክገብር ዘይክእል ተስፋ ዝቖረጸ ጥራይ እዩ ሃተውተው ዘብዝሕ ከምዚ ናይ ወያነን ስዓብቱን።
ካብ ወዲ ትግራይ ናዓሞ ናብ ወዲ ኤረይ ናዕሞ ዶ ኣቢሎም ኣይንመጾም ኣይመጹና
มุมมอง 15K2 ปีที่แล้ว
ካብ ወዲ ትግራይ ናዓሞ ናብ ወዲ ኤረይ ናዕሞ ዶ ኣቢሎም ኣይንመጾም ኣይመጹና
#NoMore Demonstration in Seattle Part 3 ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ስያትል ናይ ይኣክል ምትእትታው ኣብ ጉዳይ ኣፍሪቃ 3ይ ክፋል
มุมมอง 3.3K2 ปีที่แล้ว
#NoMore Demonstration in Seattle Part 3 ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ስያትል ናይ ይኣክል ምትእትታው ኣብ ጉዳይ ኣፍሪቃ 3ይ ክፋል
#NoMore demonstration in Seattle part 1 ናይ ይኣክል ምትእትታ ው ናይ ደገ ሓይልታት ምትእትታው ምንቅስቓስ ኣብ ስያትል 1ይ ክፋል
มุมมอง 2.2K2 ปีที่แล้ว
#NoMore demonstration in Seattle part 1 ናይ ይኣክል ምትእትታ ው ናይ ደገ ሓይልታት ምትእትታው ምንቅስቓስ ኣብ ስያትል 1ይ ክፋል
ምስ ጓና ወጊንካ ንሃገርኻ የሕሊፍካ ምሃብ ኣዩ ኽድዓት ደቒ ኤረይ
มุมมอง 13K2 ปีที่แล้ว
ምስ ጓና ወጊንካ ንሃገርኻ የሕሊፍካ ምሃብ ኣዩ ኽድዓት ደቒ ኤረይ
ካብ ኣሰቃቒ ኩናት ሕድሕድ ናብ ሰላምን ምዕባለን ትሕንበብ ዘላ ሩዋንዳዊት ከተማ ኪጋሊ
มุมมอง 2.6K2 ปีที่แล้ว
ካብ ኣሰቃቒ ኩናት ሕድሕድ ናብ ሰላምን ምዕባለን ትሕንበብ ዘላ ሩዋንዳዊት ከተማ ኪጋሊ
ኣብዚ እዋን ኤርትራዊ መንእሰይ ጌጋታት ክእረሙ እምበር ብ ኤርትራውነቱ ኣይዋዘን
มุมมอง 9K3 ปีที่แล้ว
ኣብዚ እዋን ኤርትራዊ መንእሰይ ጌጋታት ክእረሙ እምበር ብ ኤርትራውነቱ ኣይዋዘን
ብስምዒትን በብዝመስለካ ዝዝርጋሕ ዘሎ ወረታት ሓቅነቱ ክንፈልጥ ረጋእ ንበል።
มุมมอง 14K3 ปีที่แล้ว
ብስምዒትን በብዝመስለካ ዝዝርጋሕ ዘሎ ወረታት ሓቅነቱ ክንፈልጥ ረጋእ ንበል።
ድምጺ ውጹዕ ምዃን ብሕብሪ ዓይኒ ኣይኮነን ቅኑዕ ሕልና እዩ ዝሓትት።
มุมมอง 16K3 ปีที่แล้ว
ድምጺ ውጹዕ ምዃን ብሕብሪ ዓይኒ ኣይኮነን ቅኑዕ ሕልና እዩ ዝሓትት።
ምዕቃብ ሉኡላውነትና ቀዳምነት ሂብና ቀላጽምና ኣሕቢርና ኣለናልኪ ሃገረይ ንበል።
มุมมอง 14K3 ปีที่แล้ว
ምዕቃብ ሉኡላውነትና ቀዳምነት ሂብና ቀላጽምና ኣሕቢርና ኣለናልኪ ሃገረይ ንበል።
አየ አረጋሽ ዘይትአትዊ ዐድኪ መን ከሊእኪ? በቃ ንኩሉ ሰብ ክትነጺይ ክትነብሪ !!
Merhaba wedi hagos anbesa
❤❤❤❤❤
That's not true. Viva TDF tegray will be back
Selam Wedi Hagos ! Tefikana.Bselam temelesena!!
Selam Aregay
Aregai hagos tefika,ezi senan solo kea kab media,alinayo yibil alo ezi lezayiiii
እዛ ኣስቴር ትባሃል፡ ወላሓንቲ ዓቕሚ የብላን። ምስ ኣረጋይ ኮይና፡ ሃገራውያን ትሃርም ኣላ፡ ንስኺ ኢኺ ስዕርቲ።
ኣረጋይ ሓጎስ እንታይ ኢዩ ሽግርካ ነቶም ዓዶም ዝፈትው ሰላም ትኸልኦም፥ በዓል Deliet Media, solo Media, Nakfa media, ክንዲ ርብዖም የብልካን ኣፍካ ዕጸው፣ ዓሌታውያን ኣይኾኑን ኣይፈላልዩን፥ ዓዘፍዘፍ ምባል ግድፍ
kidi gal sachin abey nerkum beal solo mis,elsa chirum debrezeyti keide mis wedi esepa solo bi awraja seb kifeli sere akeleguzay lezayi amharay higi afecha nai aletawian agazian gahere hamasien koinu alo mis,eyu hager fetyu hager kefiris,ametat ziserh zinebere lahzaz teseteri harnakit hasawit aregai ametat ni aletwian yikitkit neru🐍
Marabou wadi hagos dhayk aythba
ኣረጋይ ስረ ኣቦታትካ ረሲዕካዬ ኣለኻ ዘክሮ ዲሕርካ ኣለኻ ተሜሃር
❤wedi hagos SELAM du tefika nay DEHAN TGEBRO kab HAFTKA zaid
ኣረጋይ ሓጎስ!! ንስኻ : ሚኪ : ሶሎ : ዘርእሰናይ : ወዲ ገብረ : ወዲ ባሻይ : ዓዎት : ካልኦትን ማሕበር ሚድያ ኣቑምኩም!! ነቶም ህልቂት ዝፍጽሙ ዞሎዉ ጀመርቱን ኣብ ሕጊ ኣቕሪብኩም ምቕታልን ደም ምፍሳስን ዶው ኣቢልዎ :: ናይቶም ሞይቶም ዞሎው ቀቶልቶም ን ብልክዕ ክፍለጥ አሎዎ :: ምስጢር ኣይተውጹኡ ተባሂሉ :: ኣናጹ ኣይኮኑን ቀቲሎም ሰባት እዮም ሞይቶም ኣብ ሕጊ : ኣብ ሕጊ : : ነቶም ካብ ዉሽጢ ሃገር ዘቕቖም ዞውስዎም ' ምርቦቦም / ምትእስሳሮም ክፍለጥ አሎዎ :: ሕጂ እምበኣር ዝያዳ መንነትና ን ሃገርናን ነደልድል :: ጸሓይና በሪቓ እያ :: ገነት ኣብ ኤርትራ እያ ዘላ :: ኤርትራ ብደቃ :: ትንቢት ተፋጽሙ እዩ :: ኣሜን ::
Abzi enehele gitmi,, subuq sirah teawet
Teawet teawet teawet Wedi Eri Jigna 🇪🇷💒🕌🌿👑
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤💪💪💪💪 ኣንበሳ ጎሚዳ
Solo meda anbesa eyu B nay seb ayzarebin eyu kemaka
ሚናም ገርማይ ሃይሉ ይብሃል ኣቦይ ሃይሉ ንግርማይ ወሊዶም ግርማይ ከኣ ንቢናም ወልዱ ኣቦይ ሃይሉ ካብ ቲግራይ ናብ አሪትረኣ ምጺኦም ተዉልዲ ቲግራይ ነሪትራ አንታይ ይብጽሃኩም ቢናም በብሳ ወርቅት ኢዩ ዘንብር ኣብ አሪትረኣ ናኩም ኣቱም ፉንፉናት ደርባያት ሃግር ኣልባ
💀
70 comment alowaka kulen anbiben tigage aloka eyen zibla
Kabza seat ane biwegeney likitital natka gedifeyo alowu solo media and tv Miki alowa nay media eri media wn nay tedros
Selam wedi hagos ane btami eye ziketateleka gn hji tigebro zeloka gibri aykonen netom hagerawyan tray mihram koinu srahka filay ni solo ab zikefetkalu solo solo tray tibl hade 2,3,4 youtube ente gebere entay yiwesdelka neaka ane dekey bi sanetim youtube ayebin eye tibla kal ala gega eyu ezom kulom yehwatna gazetena ziserhu emo kem meal topo tesfaldet k dea etom gazetenatat si yilmunu alowu malet dyu pls aninet gidef bejaka
Anta wedi hagos ezom baryu kerdeiuka elka deka tezareb rebrbna eko ena emine jemerna menalbat ni emeni be emni eyu elna kurub entsemieue
Anyone who has deep knowledge of national responsibility should have thick skin. Calling names and irresponsible language is dangerous. If you have a sense of unity, you should be tolerant. If you don't have a good thing to say, don't say anything . Hope you can get peace within yourself.
ንኣረጋዊ ሓጎስ ውሽጡ ዘይፈለጥካ/ኪ * ከብዱ ክዕንግል ቤ/ቲ ስውራ ዝኣተወ * ብኽድዓት ጭሩኡ ደጒሉ ሃዲሙ ብረቱ ንጸላኢ ዘረከበ * ኣብ ፓልቶክን ዩቱብን "ብስም ሓድነት" ገምቢ እናተፍአ ምሸት ብቆሎ ኣኼባ ቁሸታውነት ዝሰብኽ * ኣብ ሕልሙ ውን ዘይፈልጦ መግቢ ስደት እናበልዐ ንርእሱን ንደቂ ቁሸተይ ዝብሎም ብጎፋንድ ሚ ገንዘብ ከም ዝልምን * ኣብ ዓዲ ግራትን መቀለን ተቃለስቲ ኢና እናበሉ ሽሮን ዙርያን ዝሽቅጡ ቁሸታውያን ጥቡቅ ርክብ ዝነበሮ * ምስቶም ኣብ ዓዲ-ቀይሕ "ገዛ ኰላሊት" ተባሂሉ ዝጽዋዕ ኰላሊት ሰባት ሸይጦም ዝሰርሕዎ ተኻፋሊ ገንዘብ ከምዝነበረ * ንቁሸታውያን ኣኪቡ፡ ኣንታ ጅግና፣ ተቃላሳይ፣ ኣቦ ሓድነት ጎሚዳ ኢልኩም ንኣዱኒ ከም ዝብሎም * ዓሻ ቅንኢ ክም ዘሳቅዮ ከም ኣብነት፤ ንኣወል፣ ንድራር፣ ሰለሙን * ብዕሽነቱ ንህዝቢ ይጸርፍ ከም ዝነበረ፤ ሕሉፍ ቪድዮ ናቱ ተመሊስኩም ስምዑዎ
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤!!
Missed you wedi aboy Hagos jigna!!! Welcome back!!❤
ሰሎሙን ከማኻ አይኮን አውጃዊ ብዛሐት መንእሰያትናብ ሃገራዊ ደንቢኦም ዝመለሰ እዩ ።
አረጋይ ሃገራዊእየ እንዳበልካስ ብረጊድ ንኸብዱ ናይ ዓጋመ አጀንዳ ዘሳሲ ተእንግድ እንታይክገብር ተምጾኦ አብ ገዛኻ ዘረባኻን ተግባርካን በበይኑ ንባዓልኻ ለኽባጥ ሐሳውስ ንሰባት ተውጅል አንታ ጸቢብ አውራጃዊ።
Kid
ኣረጋይ ከዳዕ፡ እንተቐረበካሲ፡ ታሪኽካ ይፈልጦ ኢዩ።
ኣረጋይ ብቕዓት የብልካን፡ media ግደፎ🙃
niaka kitmeka amharay lemani genzeb lahzaz
My fellow country man I your narration DOES NOT RESONATE WITH CONCRETE REALITY OBTAINING IN THE COUNTRY. ANY PERSON WHO SAYS ALL THINGS ARE OK IN ERITREA. IS AS IDIOT AS FOPDOODLE MAD DOG PERSON BUTAREGAY YOU SEEM TO BE CONFUSED. WITH ALL DUE RESPECT YOUR THOUGHTS SOUND FROM A MIND SET IN CRISIS. PLEASER DO NOT BETOO ARROGANT ABOUT YOUR PHYSICAL STATUS. THAT COUNTS 4NOTHING. IF you have the intellectual grounding , please educate us on issues of political science, economic, social, foreign and military policies that the current government of the State of Eritrea should follow. Forget the bla bla and trying to tell us the shortcomings and problems in the country. Every genuine Eritrean knows about all the problems and issues that must be addressed. NO ONE CAN PREACH US ON THESE. THERE ARE HUGE CHALLENGES AND DEVELOPMENTAL BACKLOG IN ERITREA. UOU CANNOT BE SMARTER THAN ANY ONE ELSE . TRY TO ARGUE AND CONVINCE UOUR LISTNETS ON PUBLIC POLICY AND PROGREDSIVE POLITICSL DISCOURSE. IT IS SAD THAT SOME OF our youtubers are jealous of their compatriots and spend their time Cristizing and demeaning instead of constructive advice. I AGREE WITH PEOPLE WHO HAVE NO HIDDEN AGENDA AND SPEAK TRUTHFULLY. UNFORTUNATELY WE HAVE PATH ATE LOGICALLY LIARS AND PAROCHIAL MINDED IRRELEVANT MIMI CHAUVINISTS. IT BEDT NOT TO BE ONE THESE!!
ያላ ኩሉኻ ሃገራዊ subscribe ka ስሓብ ካብዚ ቀናእ ከደዕ ዓሌታዊ ኣብዚሕዎ ኣሎ፣እዚ ኣውራጃዊ ኣረጋይ ሓጎስ😊😊😊😊😊
aregay hagos ቀናእ ዓሌታዊ ቀጻሊ ን ሃገራውያን channelat ትገብሮ ዘለኻ ጸለመ ደው ኣብሎ ኣታ ቀናእ ዓሌታዊ፣ብርጌድ ንሓመዱ እንተናፊቃዮም ኪዶም ፣ኣታ ሃላይ 😂😂😂ኣነ subscribey ስሒበ ኣለኹ ፣ክድከድዕ እንተ ደሊኻ ኪድ።ቀናእ ዓሌታዊ ወዲ ሸርሙጣ።
Aregia Abta zenberkayia temlese
አቲ ሕማቅ ቃላትካ ክሰምዓ ኣይደልን አዩ ህዝቢ ኤሪትራ ሀገርን ክንደይ አካ ጽቡቅ ኣሎ ገፈጥ መፈጥ ኣብይከይበጽሑ
ንዓኻ ዘይተካታተለካ ቅንኢ አዩ ነቲ ዝክካታተል ህዝቢ ዓሰለ ሀመማ አንዳበልካዮ መን ክካታተለካ ትደሊ
አረጋይ ሐጎስ አንታይ አዩ ጨር ጨር ዘብለካ አቲ ዝካታተል ከም ሀመማ ጌርካ ክትገልጾ ብዓሚ ጌጋ አዩ ::
Du är svartsjuk om solo med slut prata om solo.
Solo medan gdf gdf il sol med slam i jzgsgs. Abssa Ertra 🇪🇷🇪🇷🇪🇷solo
Sol abssa ij
She's right. Dictators are Agama. And She's Agama.
ፎብያ ናይ SOLO Media ኣለካ። እዚ ድማ፡ መድሃኒት የብሉን። SOLO media ንጸላእትና ሓያል ስራሕ ይሰርሕ ከም ዘሎ 'ዩ፡ ዘረዳኣካ።
Kkk meas eka serihka amharay 🇪🇷 biwraja kitbitin kof elka tihadar baebae retarded
Keda Haswe
ኣብ ዓድና ሓደ ስብኣይ ነሮም ግርህ ኢሎም ኢሎም ኢዬም: ጽሎት እንተዘይመራሕኩ ይብል እሞ ይዅሪ ነበረ ሓራይ ምራሕ እንተበለዋ ኣፍልጦ የለን: ከምኣ ኢሉ ብዅሩዩ ድማ ካብዛ ዓለም ተፈለየ :: ኣረጋይ ድማ እነሀለ እርጋን ኣርኪብዋ ኣነ ኣነ ኣነ ክብል😂😂😂😂 ጆርጆ ገንዘብ ገበረ ሰለ ሓለፈ … ወዘተ ክብል ጸሓይ ዓሪብዋ:: ነብስኻ ፍለጥ ለብም ምኒን ኣይትበል :: ከም ቆሳል ጊመል በዕዕዕዕዕ ኣይትበል
ኣረጋይ ዓጋመ እንታይ እዩ ሽግርካ ጸለል ጸለል ትብል ሕዋይ ካብ ጸጸራት ዲኻ ሞሊቅካ ተሰዲድካ ኤርትራውያን ኣይትጻረፍ።
Tefikani gigna wedi raesi tesema Kab hawka wedi raesi weldenkiel
Sabscribe dwku🇪🇷
Abo haki❤❤wedi Hagoss