🛑ድሕሪ ሓደ ዓመት ዘይተራኣዩ ናይ መርዓና ቪድዮ ayazerabruk gere emun Eritrean movie

แชร์
ฝัง

ความคิดเห็น • 579

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 5 หลายเดือนก่อน +145

    ዋዉ ኸምዙ ኸማይ ሰርብራይዝ ዝኾንኹም 👍 ግለፁለይ ደስ ክብል እግዚአብሔር ሓዳርኹም ናባሮኾ ይሕደር ❤❤❤

    • @TamratTube67
      @TamratTube67 5 หลายเดือนก่อน

      ሳስክራይብ ግበሩለይ

  • @ብመንገድኻምርሐኒአምላኬ
    @ብመንገድኻምርሐኒአምላኬ 5 หลายเดือนก่อน +65

    አነለ ናይ ኩሉ ግዜ ትምነተይ እዩ እሞ ክሉኩም ሓሳብ ልብኺ የሰመረልኪ ወልኒ ደቂዓደይ መዓረይ🙏❤❤❤

  • @Muhammad-ch4bp
    @Muhammad-ch4bp 5 หลายเดือนก่อน +32

    ይዉሃንስ አለማት አቦ አስኡን መርአያ ፍቅሪ አቤት ዘለካ ትሕትና ምስ ልቦና ምሉእ ይግበረልካ ማዓረይ❤❤❤❤❤

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @ትግራዊቲ
    @ትግራዊቲ 5 หลายเดือนก่อน +91

    ቃደመቲ እየ ላይክ ሃቡኒ❤

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 5 หลายเดือนก่อน +36

    ኣሰይ ተዓዲልኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ ደቂ ሓላል መሬት ቁዱስ ቅንኢ ቀኒአ ደቂ መዳም መዓረይ ካብ ስደት ብሰላም ተመሊስና ናብዚ የብቀዐና ዘንሓተይ 🙏💛❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍

  • @rrpprrpp-gu2sq
    @rrpprrpp-gu2sq 5 หลายเดือนก่อน +26

    ዎውውውውውውውውውው ከደይ ደስ ክብል ሓዳር ኣብርሃም ሳራ ይግቦሮሉኹም 💞🥀🥀 ክብርኻ እዳሕር ዓቅብኻዶ ድኩሉ ግዜ ኣሎዎ ዓቅል ንግበር ደቅ መዳምይ ኣለናዶ ኩሉና ደቅ ተዋህዶዋኒ ዕድመና ኾዱሎ ተይበልናይ ኣብነት ድዞሙይ ሃምዞሙይ ናረኣና ብ ተስፋ ንጋዓዝ እዝ ማሓዛይ ወልዳ ሰባይ ኣትዋ ድብል ንሕዶጎ ሐዝስ ማሓዛይ ሞይታ ብልና ንሞትድና ሓዝና እና ስቁ ንብል ስለዝ ዕላማና ንቀፅል💞🥰

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @selamtadesse5552
    @selamtadesse5552 5 หลายเดือนก่อน +31

    ኣሰይይይይ ዘመንኩም ፃዕዳ ይኩን ተመሰገን ነዚ ክሪኢ ዝገበረካኒ ውሳኔይይ ከዐሪ ሰለ ዝገበርካኒ ተመሰገን🙏

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 5 หลายเดือนก่อน +1

      ፡ሳብስክራይብ ግበርለይ ሰሉዋይ❤❤

    • @selamtadesse5552
      @selamtadesse5552 5 หลายเดือนก่อน

      @@mariyamey555 እሺ ማዓረይ ናዓይ ውን ግበርለይ ምቅርተይ

  • @selamtadesse5552
    @selamtadesse5552 5 หลายเดือนก่อน +24

    ኣሜን ዝተመነናዮ ይሃበና ከማኩም😢😢😢 ናይ ሓጎሰ ብክያት እዊይይ ክትጥዕሙ💋💋💋💋💋💋💋💋❤❤❤💕💕

  • @askb4483
    @askb4483 5 หลายเดือนก่อน +16

    ኣቤት ትዕድልቲ ሓዳርኩም ይባረኽ ኣምላኬ ሆይ ስደትና ኣሕፂርካ ናብዚ ክብሪ ኣብቀዐና😢

  • @Sara-hm6qs
    @Sara-hm6qs 5 หลายเดือนก่อน +9

    ኣበይ ድኣ ኣሓብእክሞ ነይርኩም❤❤❤
    መንፈሳዊ. ቅንኢ ቀንኤ❤❤❤
    ንዓኩም ናብዚ ክብሪ ኣዚ ዘብቀ መድሃንአለም ክርስቶስ ንዓና እውን የብቀዐና አሜን😢❤❤❤😊😊
    ዝተባረከ ቃል ኪዳን ይግበረልኩም ደቂ ርመይ ከ ከመይ ድዩ ደሰሰሰ ኢልኒ❤❤❤❤❤❤

  • @MamaMama-q3t
    @MamaMama-q3t 5 หลายเดือนก่อน +13

    አነለ ናይ ኩሉ ግዜ ትምነተይ እዩ እም ክሉኩም ሓሳብ ልብኺ የሰመረልኪ ወልኒ ደቂ ትግራይ መዓረይ ❤❤❤🎉

    • @MssMedina
      @MssMedina 5 หลายเดือนก่อน +1

      የስምረልኪ ዛናተይ ❤️💛🥰🥰🥰

  • @asayyeebyo182
    @asayyeebyo182 5 หลายเดือนก่อน +14

    አሰይይይይይይይ ፍቁራተይ ድሕሪ ክንደይ ፈተናታት ኩሉ ሓልፉ ናብዚ ምብቃዕ አምላኽ ይመስገን ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰ ኣነስ ሰደትና አሕፅሩ ንዓኩም የምስለና ቃል ኪዳንኩም ይባርኽ ፈረይቲ ፀገይቲ ይግበርኩም ፍቁራተይ❤❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
    @ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ 5 หลายเดือนก่อน +24

    ኣበየት ተዕድልት ሓዳርኹሙ ይባረክ ❤❤❤

  • @BirhanAbraha
    @BirhanAbraha 5 หลายเดือนก่อน +4

    እግዝእብሄር ኣምላክ መማሽይቲ ይግበረልኩም🙏ኦኣምላከይ ኣነለ ላብቁድስቤትካ ክቃርብሓግዘኒ ኣነስ ብቆልዓይ ኣብ ኣሸንዳ ብለቛረፅኩዎ😢😢😢😢እስቲፀልዩለይ💔

  • @ጋልደርጋዓጀንዕባይኣራጉረ
    @ጋልደርጋዓጀንዕባይኣራጉረ 5 หลายเดือนก่อน +9

    ኣቤት ተዕድልቲ
    ሓዳርኹም ይባረኽ❤

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 5 หลายเดือนก่อน +2

    ዝክብረኩም ዝፈትወኩም ኣሕዋተይ መዓረይ ፈጣሪ ኣይፈላሊኩም ንዘላኣለም ብፍቅሪ ብደሰታ ንበሩለይ♥♥♥♥♥👪🔐

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 5 หลายเดือนก่อน +7

    ናይ ዘላኣለም መናብርትን መባሊትን ይግበርኩም ፈጣሪ ካብዚ ዝዓኪ ነገር የለን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 5 หลายเดือนก่อน +23

    ዋውውውውውውው ክንደይ ደስ ይብል እግዚአብሔር ኣምላክ ከም ኣብርሃምን ሳራን ኣብ ፍቅርኹም የፅንዕኩም ተመስገን ብታሕጓስ ነቢዐ እንኳዕ ናይ ቅዱስ ስጋኡን ክቡር ደሙን ናይ ጎይታ መድሓኒዓለም ተቋደስቲ ገበረኩም ናይ ብሓቂ ካብዚ ዝዓቢ ፀጋን ዕድልን የለን እሞ ሕጉስስስ ናበልኩም ንበሩልና❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @DsweFawe
    @DsweFawe 5 หลายเดือนก่อน +7

    ዋዉዉዉዉዉዉ ደስ ክትብል ዕደመ ጥዒና ይሃብኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤ ግን ብዲይኩም ብጣዒሚ እዩ ነዉሕ አሕፂር አብልዎ ብሙልኡ ንሩእዮ ትግራይ ዓደይ ነፊቀ ስደት እፍፍፍ 😢😢😢😢

  • @ሳዕሲዕፃዕዳእምባሓዊለቻና
    @ሳዕሲዕፃዕዳእምባሓዊለቻና 5 หลายเดือนก่อน +6

    ሓዳርኩም ይባረክ ኣሕዋተይ መዓረይ❤❤❤❤❤ ጆነይ ምጪ ሰሓቀይ እግዛብሄር ኣምላክ ኣይፋላሊኩም🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @saaa-ht5vs
    @saaa-ht5vs 5 หลายเดือนก่อน +8

    አሰይይ እግዛብሄር ከም አብርሃም ከም ሳራ ይግበረልኩም ሙቁራተይ 🥰🥰🥰🌿💐🌿💐

  • @merigaltewahdo1460
    @merigaltewahdo1460 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይይይይ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብፍቅሪ የንብርኩም ካብዚ ዝዓቢ ፀጋ የለን ኣብ ቤቱ የፅንዕኩም ኣሕዋትና😍😘

  • @عليعبده-ش9ر
    @عليعبده-ش9ر 5 หลายเดือนก่อน +6

    አሰይይይይ ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ አሕዋተይ ❤❤❤💐💐💐💐💐

  • @ንግስቲ-ጠ1ዠ
    @ንግስቲ-ጠ1ዠ 5 หลายเดือนก่อน +6

    ኣበየት ትዕድልቲ ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ዉለዱ ክበዱ🎉🎉 ኣንሕና ካዓ ስደትና ኣሕፁሩ ናብዚይ ክብርይ የብቀዐና🙏🙏🙏

  • @ድንግለይዋሕሲልበይ
    @ድንግለይዋሕሲልበይ 5 หลายเดือนก่อน +4

    ዋውውውው ደስ ክብል ሓዳርኹም ይባረኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤❤❤❤❤

  • @Atsuhabeshawit
    @Atsuhabeshawit 5 หลายเดือนก่อน +15

    ታዓዲልክም ሓዳርኩም ይባረክ ❤️🙏❤️

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይይይ ቃል ኪዳና ኣብርሃን ሳራን ዝባረከ ቃል ኪዳኑኹም የባሩኸሉም ባሓቂ ደስ ኢልኒ ኣነስ ኣብ ስደት ዘለና ለ ናብዚ ክብር ዙኾነ ቃል ኺዳና ይብቅዕና ❤ ትዕድልቲ እዩ እኮ ቡኡነት❤

  • @ngstigdeygerezihar
    @ngstigdeygerezihar 5 หลายเดือนก่อน +7

    ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረክ❤

  • @selamtadesse5552
    @selamtadesse5552 5 หลายเดือนก่อน +10

    ኣሰይይይይ ሓዳርኩም ይባርክ ከም ኣብራሃምን ሳራን ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ትዕድልቲ እዩ አብ ቤቱ ምንባር🙏🙏❤💋 ዝፎትወኩም ኣሕዋተይ ተባረኩ🙏 ኣይይ ሰደተይ ኣሕፅርካ ናብዚ ክብሪ ኣብቀዐኒ ጎይታይ ቦምሕረትካ😢

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @Abc6483-m6x
    @Abc6483-m6x 5 หลายเดือนก่อน +5

    ❤💐👏👏 ናይ ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኹም ❤

  • @asw6094
    @asw6094 5 หลายเดือนก่อน +10

    ፍቅርኹም ይዛይድ ደቂ ዓባይ ትግራይ🤗❤

  • @Doosa-k1z
    @Doosa-k1z 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውውው እግዛኣቤሄር ኣምላክ ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ሓዳርኩም ይባረክ

  • @ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ
    @ስለሁሉምነገርድንግልወላዲ 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይይይይይይ ቡሩኻት ተባረኹ ደጊመ ደጋጊመ እንቋዕ ደስስስስስ በለኩም እግዚአብሔርን ወለድን ዘመድ አዝማድ ዝሕጎሱሉ መርዓ ኣሕሊፍኩም
    💞 ብተክሊል መርዓ 💞 እግዚአብሔር አምላክ ዝፈቀደሉ ጥራሕ እዩ ዝረኽቦ ቅዱሳን ዝዝሙሩሉ ፃድቃናት ዝሕጎስሉ ስለ ዝኾነ ።
    🌹መርዓ አብራሃምን ሳራን🌹 ይግበረልኩም
    ውለዱ ክበዱ አሜን አሜን አሜን

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 5 หลายเดือนก่อน +3

    አሰይ ፈረይትን ጸገይትን ይግበርኩም ደቂ ተዋሃዶዋይ ❤️❤️

  • @ማርያምኣዲጎታይ
    @ማርያምኣዲጎታይ 5 หลายเดือนก่อน +4

    እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክከም ኣብራሃምን ሳራን ቃል ኪዳንከም ይባርክ 🥰🥰ዕደመን ጥዓናን ይሃብከም ፈጣር🥰🥰

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 5 หลายเดือนก่อน +4

    አብየት ትዕልቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤እግዚአብሔር አምላክ አብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፈረይትን ፀገይትን ይግበርኩም❤❤❤❤

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @MulerTigraweti
    @MulerTigraweti 5 หลายเดือนก่อน +1

    *_እሰይይይይይ ሓዳርኩም ይባረክ ቡሩካት ዘርኢ ተጋሩዋይ💛🥰🌿_*

  • @titimila6283
    @titimila6283 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ብቃልኪዳኑ የንብርኩም ኣሕዋተይ❤

  • @ትርሓስዩቲብTrhasYube
    @ትርሓስዩቲብTrhasYube 5 หลายเดือนก่อน +4

    ኣሰይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርክ❤🥰ሳርፕራይዝ ገይርኩምና🤗💎

  • @ይቅር
    @ይቅር 5 หลายเดือนก่อน +3

    ትፍለዪ እኩሞ በእውነት🎉❤ ሓዳርኩም ይባረክ😊

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @bbgggkhgf3862
    @bbgggkhgf3862 5 หลายเดือนก่อน

    እልልልልልልልል
    ናኣተይ ጥይቅ ባኣክልል ዲዩ ወይስ ብቅርባን የኡ ሰለ ዝይትረደእኒ እዩ ከምትመለስልይ ተስፋ ይግብር በተረፈ ሓደሪኩሙ ይባረክ🙏🙏🙏

  • @dsertfswer5540
    @dsertfswer5540 5 หลายเดือนก่อน +1

    🎉ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም ፍቅርኩም ይባረክ❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ
    @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ 5 หลายเดือนก่อน +6

    ትዕድድቲ እዩ ብፍቃድ እግዚአብሔር ምምርዓው❤

  • @MuluGebremichael-b8o
    @MuluGebremichael-b8o 5 หลายเดือนก่อน +2

    Waww ሓዳርኩም ይባረክክ❤❤❤ደሞ ፈትይይ እየ ለብለኩም

  • @RdEy-lu8vo
    @RdEy-lu8vo 5 หลายเดือนก่อน +2

    እልልልልልልልልልልል ተመስገን ኣምላክ ህንደይኸ ደስ ይብል ዉለዱ ኽበዱ ዞም ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @sdddddrrrfrfggggfr32werrt
    @sdddddrrrfrfggggfr32werrt 5 หลายเดือนก่อน +10

    አለ ትትምርዐ ተለኩ ካሚራ መነዩ ደስ ክብል❤❤❤ፍቅርኩም የብዘሐዮ

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe 5 หลายเดือนก่อน

    ደስስ ባሃልቲ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርክ ብሩካተይ ናይ ሰብ ዘረባ ኣይትገደስሉ ኣሕዋተይ ሰብ አብ ስሩሑ ኣይውዕልን ክፈርድ እዩ ልውዕል ነብሰይ ነብሲ እማተይ❤❤❤❤❤

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ
    @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ 5 หลายเดือนก่อน

    ተዋህዶ መኩኒ ትዕደለቲ እየ እግዚአብሔር ይመሰገን ሓደረኩም ይባረክ ❤❤❤

  • @Mmm-fr5gt
    @Mmm-fr5gt 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ደስስስስስ ክትውሉ ፍቅሩኹም ይባረክ❤🙏❤️❤️

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኦ ኣምላከይ ሓደራ ተመኒተይ እዩም ኣስምረል❤❤❤

  • @ብመንገድኻምርሐኒአምላኬ
    @ብመንገድኻምርሐኒአምላኬ 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋውውውውውውው ሳብራይዝ ገይርኹምና እንዳ ዘብራአርኹ ዓይነይ እሰይ እግዚአብሔር አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኹም❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mihira-o5t
    @Mihira-o5t 5 หลายเดือนก่อน +1

    ትዕድልቲ እዩ ሓዳርኩም ይባርክ ፈጣሪ ኣሕዋተይ❤😍

  • @MgbeyMgbey
    @MgbeyMgbey 5 หลายเดือนก่อน

    ዉዋዋዋዋዋዋዋዋዋዋዋዋ እግዝብሔር አምልክ ዕድምን ጥዐንና ይሃብኩም ክቡርት አሕዋተይ💖👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @gannatmehari9735
    @gannatmehari9735 5 หลายเดือนก่อน +2

    እሰይ ዘም ኣሕዋተይ እግዚአብሔር ይመልአልኩም❤❤

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @KewaniSium-fn2iv
    @KewaniSium-fn2iv 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሓዳርኩም ገነት ዪኹን❤❤።

  • @drtt2855
    @drtt2855 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰየየይ ሓዳርኩም ይባርክ እግዚአብሔር ኣምላክ❤❤❤

  • @እየሱስመገድንሓቅንህይወት
    @እየሱስመገድንሓቅንህይወት 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ደስ ክትብሉ ነዚ ብተክሊል ዓቡይይ ክብሪ ዘብቀዐኩም//- ግን ንምንታይ ዳኣ ሓብእክምዎ ነርኩም ንሱ ኾእዩ ናይ መርዓ ክብሪ ትርጉምኩም ትዝዓበየ❤

  • @TirhasTirhas-z5e
    @TirhasTirhas-z5e 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣበየትትዕድልቲኣምላክሓደርኩምይባርኩምይባርከም❤❤❤❤

  • @gideonasress7484
    @gideonasress7484 5 หลายเดือนก่อน +1

    Zerabruk mengiste semay ab meret kelo ri-ewa. happy for you congrat jonny

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 5 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይይይ ቃል ኪዳንኩም ሓዳርኩም ንዘላኣለም ይባርከልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ብሩካተይ❤

  • @RrSd-ze8fv
    @RrSd-ze8fv 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዛማዓልቲ ዚኣ ናፊቀያ 🤲🥰🥰🥰🥰🥰

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 5 หลายเดือนก่อน +42

    እንታይ ደአ ከም ናይ ወያነ ምሽጥር ድብቕ ገይርክምዎ🙄 ቅድሚ ኩሉ ክረእ ዝግብኦ እዩ ነይሩ ካብ ተክሊል ዝዓቢ የለን ❤

    • @bestebeste5137
      @bestebeste5137 5 หลายเดือนก่อน +1

      ብሓቂ ይገርምዩ ❤❤❤😂

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 5 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂

    • @HappyBulldogPuppy-pk7um
      @HappyBulldogPuppy-pk7um 5 หลายเดือนก่อน +2

      ወረጃታት ❤❤❤❤ ራአይሉና ራአይሉና አደዳ ፈተና ኢካ ትኮን እግዚአብሄር ይመስገን 🙏🙏🤲💒

    • @betel459
      @betel459 5 หลายเดือนก่อน

      Ezi kemey eyu aredeani z haftey

    • @HappyBulldogPuppy-pk7um
      @HappyBulldogPuppy-pk7um 5 หลายเดือนก่อน

      @@betel459 ንዓይ ዶ? ትኮኒ ዘይተረደእኪ

  • @TeheshMahari
    @TeheshMahari 5 หลายเดือนก่อน

    ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላክ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም

  • @HayhMa
    @HayhMa 5 หลายเดือนก่อน

    እግዚኣብሔር ኣምላክ ኣብ ቃል ክዳንኩም ይንብርኩም ትዕድልቲ ❤👏

  • @herilove7188
    @herilove7188 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ተዕድልቲ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ይባርኮ❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @SOLYANA434
    @SOLYANA434 5 หลายเดือนก่อน +3

    ሓዳርኩም ይባረክ💜💚👏

  • @rozaoppo828
    @rozaoppo828 5 หลายเดือนก่อน

    ❤ቨ❤❤❤❤❤❤❤❤ዘራኣ ብርዂ ዓይነይ ናይሕማመይ ሓድርዂም ይባረክ❤❤❤

  • @SmyrhS
    @SmyrhS 5 หลายเดือนก่อน

    ዕልልልልልልልልልልል ደስ ክትብሉ እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @sameralibis6724
    @sameralibis6724 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ከንደይ ደስ ትብሉ ሓዳርኩ ይባረኸልኩም ኣሕዋተይ❤❤❤❤

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሓዳርኩም ይባረክ ቃሕ ትብሉ♥️♥️👏

  • @chgjdftygh-jq6jf
    @chgjdftygh-jq6jf 5 หลายเดือนก่อน

    ቃል ኪዳንኩም ይባርክ እግዚኣብሔር ኣምላክ ❤🤲

  • @Shewit_Brhane12
    @Shewit_Brhane12 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ደስ ክብሉካ እግዛቢሔር ስደትና ኣሕፂሩ ናብዚ ክብሪ እዚ የብቀዐና እና ኣሕዋተይ ንእግሰመንገድኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓፍቱኹም አየ ዋ❤❤❤🙏

  • @genigaltewahedo952
    @genigaltewahedo952 5 หลายเดือนก่อน

    ዋው ማርያምን ሰርፕራይዝ እየ ኾይነ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ሓዳርኩም ይባርኸልኩም🙏🥰

  • @MohammadMohammad-ix4uy
    @MohammadMohammad-ix4uy 5 หลายเดือนก่อน +1

    እሰይ የፈፅመልኩም እግዛኣብሔር ሓዳርኩም ይባርከልኩም ❤❤

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @sas7080
    @sas7080 5 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውውው ክንደይ ደስ ይብል ሓዳርኩም ይባረክ እልልልሰሰሰ ❤️❤️❤️💐💐💐💐💐😘😘😘

  • @AAaa-ux4zd
    @AAaa-ux4zd 5 หลายเดือนก่อน

    እሰይይይይ ሓዳርክም ቅዱስ እግዚአብሔር ይባአልኩም💚😍

  • @01tigray
    @01tigray 5 หลายเดือนก่อน

    ቃል ኪዳን አብርሃም ወሳራ ይግበርልኩሙ 🙏❤

  • @ፍትወትተሰፋይጓልዓድዋዋዋ
    @ፍትወትተሰፋይጓልዓድዋዋዋ 5 หลายเดือนก่อน

    ሩሑሰ ሓዳር ይግበረልኹም አሕዋተይ ማዓረይ ❤🙏❤

  • @Genet120
    @Genet120 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይይይ ደስ በለኩም መርዓ ዶኪማስ ሓዳር አብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም አብ ኪዳንኩም የፅንዕኹም❤❤❤❤

  • @kuluNsenay21
    @kuluNsenay21 5 หลายเดือนก่อน +2

    ተዓደልኩም ንዓኩም የምስለና

  • @mezan72
    @mezan72 5 หลายเดือนก่อน +1

    አሰይ ሓዳርኩም ይባረክ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🎉

  • @gullala4624
    @gullala4624 5 หลายเดือนก่อน +1

    በስምአብ ትዕድልቲ ሓዳርኩም ይባርከልኩም ❤❤❤

  • @AbuAser-m5u
    @AbuAser-m5u 5 หลายเดือนก่อน +1

    ዋዉ ፅቡቃተይ ደሰ ክትብሉ😢❤❤❤❤

  • @TtYy-pi6wk
    @TtYy-pi6wk 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሰይ ደስ በሃልቲ ያዳርኩም ይባርክ❤❤❤

  • @HdSf-j9s
    @HdSf-j9s 5 หลายเดือนก่อน +1

    ሓዳርኩም ይባረኽ ደስ በሃልቲ❤❤❤❤

  • @Samira-o5z
    @Samira-o5z 5 หลายเดือนก่อน

    አሰይይይይይ ዕልልልልልልል ብወነት ደሰ ከብሉ ቃለ ኣብራሀም ሰራ ይግብርልኹም ኣሕዋትይ ደቂ ሓላለ መሬት ትግራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @arebtaemieyetenadidenrechr3813
    @arebtaemieyetenadidenrechr3813 5 หลายเดือนก่อน

    እሰይ ደስ ክትቡሉ ካምዚ ዓይነት ክብሪ ክርኢ ከለኹ ሂወተይ ዛባላኣሸወለይ ናተራገምኩ ይነብር ኣለኹ 🥲💔
    ባሓቂ ደስ ይብል ሓዳርኩም ይባረኽ 🙏🙏🙏💛💛💛❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛🌹🌹🌹🌹
    I

  • @MedhnTinseu
    @MedhnTinseu 5 หลายเดือนก่อน

    አሰይ ደሰ ክብሉ ሓዳርኩም ይባረክ🙏💖❤❤🎉🎉

  • @HanibalSol
    @HanibalSol 4 หลายเดือนก่อน

    Zelalemkum hgusat koynkum hlefwo... tebareku

  • @ዮዓዳን
    @ዮዓዳን 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ ደስ ክብል ቃልኪዳን ኣብርሃምን ሳሪን ይግበረልኩም ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @ابرهاالحبشي
    @ابرهاالحبشي 5 หลายเดือนก่อน

    ዋው ደስስስ በሃሊ አብ ፍቅሩ የፅንዕኩም አሕዋተይ

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 5 หลายเดือนก่อน

    መረዓ ኣቦና ኣብርሃምን ኣደና ሳራን ይግበረልኩሞ ክቡራት ኣሕዋተይ❤❤❤

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti6418 5 หลายเดือนก่อน

    ሓዳርኩም ይባርኽ ፍረ ብርክኹም የርኢኹም ፅቡቃት ❤️😍🙏

  • @BhaftaAfera-nw4lo
    @BhaftaAfera-nw4lo 5 หลายเดือนก่อน

    እግዝአብሔር አምላክ አብ ሓዳርኹም ያፅንዕኹም

  • @Lekyeleshi9532
    @Lekyeleshi9532 5 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሰይ ፅሩያት ሓዳርኩም ይባረኽ🙏🙏❤❤

    • @SelamYouTube-g8y
      @SelamYouTube-g8y 5 หลายเดือนก่อน

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ❤️❤️❤️

  • @biribirhanu8947
    @biribirhanu8947 5 หลายเดือนก่อน

    ዎው ደስ ክብሉ ሓድርኩም ከም ናይ አብርሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤

  • @ፅልልቲ
    @ፅልልቲ 5 หลายเดือนก่อน

    ኣሰይ❤🎉ኣብየት ትዕድልቲ ሓዳርኩም ይባርከልኩም የሕዋተይ❤❤❤

  • @የአብስራ-ቨ3ጨ
    @የአብስራ-ቨ3ጨ 5 หลายเดือนก่อน

    ዋውውውውው ክንደይ ደስ የብል እግዚአብሔር ኣምላክ ዝተመሰገን ይኹኑ❤❤❤❤❤🌿🌿🌿🙏🙏🙏💐✝️⛪️💞

  • @lixmony1698
    @lixmony1698 5 หลายเดือนก่อน

    woww ገለ ዓይነት ደስ ትብሉ ሓዳሩኩም ይባረክ 💟💟

  • @Amlisa19
    @Amlisa19 5 หลายเดือนก่อน +1

    እግዚአብሔር ብፍቅሪ የንብርኹም🙏🥰