ไม่สามารถเล่นวิดีโอนี้
ขออภัยในความไม่สะดวก

ምስጢር 120 ዓመት ብሂወት | THE SECRETS OF LONG LIVING | ERITREAN MAN CELEBRATES 120TH BIRTHDAY|

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 พ.ย. 2020
  • ምስጢር 120 ዓመት ብሂወት|The secrets of long living| ''oldest man in the world''
    ''NEW ERITREAN SHOW 2020''
    #eritreanmusic#eritreancomedy#Eritreanshow
    Our NEW entertainment channel is pleased to present you "Eritrean comedy'' ''Eritrean music" Z"Eritrean documentaries" "Eritrean fashion shows" " Eritrean holiday celebrations" " Telephone pranks" "sports" " advice show" and many more. ONLY ON HBD ENTERTAINMENT!
    All "Eritrean music", "Eritrean movie", "Eritrean film", "Eritrean comedy" "Eritrean documentaries" are shared here.
    ''haylom bereke''
    © HBD ENTERTAINMENT LLC 2020. All Rights Reserved.

ความคิดเห็น • 282

  • @semerebrhane1978
    @semerebrhane1978 3 ปีที่แล้ว +18

    ባሓቂ ባዓል ጸጋ ይእምሮኦም ምሉእ
    አቦ፡ ከምኦም ንኹሉ ይፍጠረሉ፡ሐይሎም በረቀ ኻአ ጽቡቅ ጌርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።

  • @mekonenghebrekidan156
    @mekonenghebrekidan156 3 ปีที่แล้ว +4

    ሐየሎም ሕቶታት ፍኹስ ቀልል ይበል ሰበይትኹም አይበሀልን በዓልቲቤትኩም በዓልቲገዛኹም በዓልቲእንዳኹም ወዘተ

  • @eritreatebareki4750
    @eritreatebareki4750 3 ปีที่แล้ว +10

    እግዚአቢሄር ይመስገን ስለዞም ብሩክ አቦናን አርትራናን . ሐይሎም በረቀ ክንድዞም አቦና ዕድመ ይሀብካ ተባረክ .ብሩክ አቦና በረከትኩምን ጸሎትኩምን ምስ ክሎም ዘርእኩምን ህዝቡኩምን ይኩን .ፈጣሪ ዘርእኩምን ዘመንኩም ይባርክ እንቃዕ ተወለድኩም

  • @user-zm3tq7ej9j
    @user-zm3tq7ej9j 3 ปีที่แล้ว +7

    እዚኦም ዓዲ ነዊሕ ዕድመ ዘለዎም እዩ ዝመስል ናይ ባሓቂ ዕድለኛታት እዮም 🇪🇷❤️🇪🇷❤️

  • @tesfebeyene94
    @tesfebeyene94 3 ปีที่แล้ว +18

    ናይ ብሓቂ ኣቦታትና ጸለትኩም ኣይፈለየና

  • @abrahamhabte658
    @abrahamhabte658 3 ปีที่แล้ว +1

    ዓቢ ሰብን ዓቢ ገረብን ብቐሊሉ ኣይርክብን ኢዩ።ኣቦውና ተኽሉ ቀለታ ድማ ካብቶም ነዊሕ ዕድመን ብዙሕ ጸጋን ዝተዓደልካን ሙሉእ ለውሃት ደሎካን ኢኻ።ጸሎትካን በረኸትካን ድማ ኣይጋደፈና።ኣብዚ ኣ ግና ንጋዘጠይና ሓየሎም በረቐ ክብሎ ድደለኹ ሓንቲ ነጥቢ ኣላትኒ።ኣብ ኣቦዋትን ኣቦታትን አኖዋትን ኣደታትን ናይ ዕድመ ሰብ ጸጋ ክትቀርብ ከሎኻ ሲ አቲ ክሕተት ደሎዎ ሕቶ ቀሊልን ርዱእን ዳኣ ኪከውን ኣለዎ አምበር ምስ ዕድመኦም ደይከይድ ሕቶ ዋአ።ን 120 ዓመታት ዝዕምኦም ኣቦው ሲ ክንዲዚ ክትጸንሑ ድገበረኩም ሲ ብ ሳይንሳዊ መንገዲ አንታይ ምበልኩምና አልካ ሕቶ ሲ ኦይ አዩ ደብል አሞ ኣስተብህል ኣቢልኩም ዳኣ ተዳለዉሉ።

  • @mluebrhanrobelmaasho9018
    @mluebrhanrobelmaasho9018 3 ปีที่แล้ว +32

    ክቡር ኣቦና እቲ ጸጋን ዕድመን ናብ ድቅኩም ይሕለፍ

  • @gmekonnen397
    @gmekonnen397 3 ปีที่แล้ว +12

    God Bless you father of Eritrea
    Your prayer will protect Eritrea

  • @shunumii7214
    @shunumii7214 3 ปีที่แล้ว +4

    ሓይሎም ጽቡቕ ስራሕ። እንተኾነ ነዞም ኣቦ ቅድሚ 100 ዓመት ናይ ዝነበረ ታሪኽ ብዛዕባ ኤርትራ ክትውከሶም ነይሩካ። በዓል ልደት ናይ ምኽባር ጥራሕ ምዝራብካ ኣይነኣድኩኻን። እንደገና ኣብ ቦትኦም ኬድካ ብዛዕባ ዘሕለፍዎ ህይወትን ታሪኽን ክትሓቶም ክንጽበየካ ኢና።

  • @sarajanjoy6710
    @sarajanjoy6710 3 ปีที่แล้ว +9

    He is blessed and wise may his blessings and wisdom spread, for all of us for Eritrea to live in peace. May he continue to have long, happy and healthy life.

  • @henokgebree
    @henokgebree 3 ปีที่แล้ว +2

    VERY INTERESTING STORY AND RICH CULTURE OF ERITREAN PEOPLE. THANK YOU FOR YOUR TIME AND WORK ❤👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷LOVE YOU ALL TRUE ERITREAN PEOPLE ❤❤❤

  • @ghdeyweldemichaeal4101
    @ghdeyweldemichaeal4101 3 ปีที่แล้ว +23

    Aseyyyyyyyy አዘን ኣዴታትና ደስ ክብላካ amlak ምሳኹም ይኹን 🙏🙏🙏

    • @BrAbodo
      @BrAbodo 3 ปีที่แล้ว

      Mara eske 😍🙏👍

  • @bekitgirmay9953
    @bekitgirmay9953 3 ปีที่แล้ว +13

    Adey weladitey mes haweboea lomi dehri newih gzie reya hayelom bererqe thanks adey zerekanie

  • @tshayefadega8676
    @tshayefadega8676 3 ปีที่แล้ว +19

    ዋው ናይ በሓቂ ነዊሕ ዕድመ ጸጋዩ እዞም ኣቦና ተባሪኾም እዮም

  • @qiesarqiesar3270
    @qiesarqiesar3270 3 ปีที่แล้ว +73

    መርሓባ ኣቦሓጎይ መዕረይ አንካዕ ኣብ መበል 120 በዓለ ልደትካ ኣብቀዓካ

  • @luultesfay5076
    @luultesfay5076 3 ปีที่แล้ว +6

    ነቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ንኩላትኩም በተሰብን ዓበይቲ ዓድን ካኣ እንቃ ዕ ሓጎሰኩም ዕድመ ጸጋ

  • @user-vp8pj9mm1o
    @user-vp8pj9mm1o 3 ปีที่แล้ว +7

    እንኳዕ ብፍጹም ሰላም ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ መጻኩም🙏 ኩቡር ኣባ ሓጎና

  • @sofimsgna3665
    @sofimsgna3665 3 ปีที่แล้ว +3

    ናይ ብሓቂ ባህልን ወግዕን ምርቃን ኣቦታትና ኣበይ ይርከብ።

  • @medaestif5671
    @medaestif5671 3 ปีที่แล้ว +5

    ኣቦና እንቃዕ ኣብዚ ዕድመ ኣብቕዓኩሞ ኣምላኽ ።

  • @nebiatghebremariam51
    @nebiatghebremariam51 3 ปีที่แล้ว +9

    መርሓባ ጅግና ሓየሎም ኤርትራ ዘይርኣናዮ ዓዲታት ኩሉ ብዕርቅታ ኮነ ተጣፍኦም ዝነበሩ ስድራቤት ምኻብ ከም ሞያካ ሒዝካ ትገሸሉ ስባት ብዕድመ ሰብ ጸጋታት እናበርበርኻ ደክመ ከበልካ ኣብ ዕዳጋ ከተማን ዓድን ኮታ ብዘድል ኣጋጣሚታት ኤርትራዊት ብቂ አላልካና። 🇪🇷🐪🇪🇷🙏🏻🌹💪🏻🌷👍🏻❤️👌🏻💐👋🏻🌻

  • @toremember8793
    @toremember8793 3 ปีที่แล้ว +23

    ኣቦና እንካዕ ናብ መበል 120 ዓመት ልደትኩም ኣብቃዓኩም💖💖🙏🙏🙏

  • @mehrtesfamicheal318
    @mehrtesfamicheal318 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣምላኽ ኩሉ ሰሰናዩ ናዓኩም ይኩን ክቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @dejendaynom281
    @dejendaynom281 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣየ ላዛ ቃላት ሓላል ወላዲ እግዚኣብህየር ጥዕና ያሃብኩም

  • @abieltesfabrhan4111
    @abieltesfabrhan4111 3 ปีที่แล้ว +6

    ብመጀመርያ ነዞም ኣቦ እንቋዕ ብሰላም ኣብቀዓኩም ክብል ይፈቱ። ብድሕሪዚ ምስጢር ናይ ነዊሕ ዕድመ እንተዳ ክትፈልጡ ደሊኩም ንሕግታት እግዚኣብሄር ሓንቲ እኳ ከየጉደልኩም ፈጽምዎ ሽዑ እግዚኣብሄር ንሂወትኩም ንጸጋን ጥዕናን ፍቅርን ሰላምን ሓጎስን ከውርደልኩም ኢዩ ስለኢ እዚ ዝበጽሕዎ ዕድመ እግዚኣብሄር ስለ ዝፈቀደሎም ኢዩ እንበር ካልእ ምስጢር ዝበሃል የብሉን ከመይ ብዘይ ፍቃድ ኣምላክ ሓንቲ እኳ ዝኸውን የለን፡፡

  • @yonasabraham7714
    @yonasabraham7714 3 ปีที่แล้ว +11

    God bless you grandfather and happy birthday 🎂🎉🎈

  • @hasebokalo
    @hasebokalo 3 ปีที่แล้ว +22

    Danke viel mal ብጣሚ ብጣሚ ኢየ ዘመስግነካ ሃይሎም በረቀ ነዚ vido መሊካ ዘመሓላለፍካዮ (ich stoz auf dich )በኣካ ኮሪዐ ኢየ
    ኣባሓጎይ ተክሉ ከኣ ኣምላክ ጥዕና የሃብኩም ጸሎትኩም ከኣ ይርደኣና

    • @user-kz3yc5oi9b
      @user-kz3yc5oi9b 3 ปีที่แล้ว

      ክክክክክ ካብዚ ንላዕሊ ዕድመ ዶ

  • @senait989
    @senait989 3 ปีที่แล้ว +6

    Happay brithday abhagoy teklu amlka kab tsgakum yekaflena🙏🙏🙏❤❤❤🎂🍾🍾

  • @tuemzghibeyene5725
    @tuemzghibeyene5725 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣቢት ጸጋ ዘለዎም አዞም ኣቦና ምስ ስድራብቶም አንቃአ ኣብቃዓኩም ኣቦና ።

  • @segank3747
    @segank3747 3 ปีที่แล้ว +1

    አዚኦም አዮም ኣቦታትና ጀጋኑ ስጋብ ክንደይ ንምሓራይ ከምንድይ ንደልዮ ኣወት ንሓፋሽ ኣቦይ ካ ዕድመ ጥዕናን ይህብኩም

  • @abrahamtekle3501
    @abrahamtekle3501 3 ปีที่แล้ว +14

    "ንእግዚኣብሔር ዚፈርህ ፡ ብመገዱ ዝመላለስ ዘበለ ሰብ ብጹእ እዩ። ... ደቂ ደቅኻ'ውን ክትርኢ ኢኻ። (መዝ 128)

  • @eelias3043
    @eelias3043 3 ปีที่แล้ว +9

    ዕድመን ጥዕናን "ትምህርቲ የብለይን ሓንጎል ግን ኣሎ"

    • @user-nw3qg6vq3c
      @user-nw3qg6vq3c 3 ปีที่แล้ว

      እንታይ ኢካ ሓሲብካያ ራእያ እስከ ካላይ ግዜ እዛ ጹሑፍካ ብሮ

  • @eritrawit7184
    @eritrawit7184 3 ปีที่แล้ว

    ዓድ ጅጋኞ ብጣዕሚ ድስ ዝብል ኢዚ ናይ ኣቦና ባዓል ጽጋ ዕድመ ጥዕና ይሃበም

  • @belisimatony3229
    @belisimatony3229 3 ปีที่แล้ว +4

    Happy Birthday Father may God bless you with all the blessing that your family deserves 💞🥰 even though I don't know you I can see you are a great human being and I love you for that ❤ 🙏

  • @menkemaron1573
    @menkemaron1573 3 ปีที่แล้ว +3

    Edmen tenan yihabkum Fetari Abona🙏💞💕💯💯💯

  • @erifreeone8083
    @erifreeone8083 3 ปีที่แล้ว +1

    Grandpa Father Teclu Keleta the Longest survivor Eritrean in the Planet earth.God Bless them.

  • @lemlemselomon7824
    @lemlemselomon7824 ปีที่แล้ว

    Wow what a beautiful memories, my grandparents home was facing the church enda Michael deki dashim, God bless theirs soul my grandparents no longer alive 🙏 🙏🙏🙏🙏🙏

  • @michaletkesete7179
    @michaletkesete7179 3 ปีที่แล้ว

    Wowww. Bitami des zebel zanta eske belu antum. Wereja abo eti natkym zenead zehgus zantan tarinoin ezi dahay weledo yefredo.🇪🇷❤❤❤❤

  • @Maycherhi2808
    @Maycherhi2808 3 ปีที่แล้ว +4

    Happy Birthday Aboy Teklu Keleta, ab 120 Amet Aemirom mulue mukanu ziyada yednqeka

  • @bisrattecle5640
    @bisrattecle5640 3 ปีที่แล้ว +1

    Wow wow God bless long live wonderful Happy birthday 🎂🇪🇷

  • @lemlemselomon7824
    @lemlemselomon7824 ปีที่แล้ว

    Happy birthday father may God bless you for many more years to come 🙏 ❤ 💛 💕 🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷💖💖💖💖🙏🙏🙏🇪🇷

  • @hermon-mulugeta4783
    @hermon-mulugeta4783 3 ปีที่แล้ว +3

    I really surprised !I miss my village and my people thank you so much hayelom bereke

  • @michaelkiflegebreslase1943
    @michaelkiflegebreslase1943 3 ปีที่แล้ว +1

    Beautiful family Eritreans are always love God bless you aboy teklu

  • @teklitteklit5551
    @teklitteklit5551 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣየወ ብሩክ ሰባአይ ፡ ከምዚ ናትካ ዕደመ ንብምሉኡ ህዝቢ ኢሪትራ።

  • @gebrielabayre4483
    @gebrielabayre4483 3 ปีที่แล้ว +3

    Thanks more 🙏🙏🙏 haylom bereke azye yemesgnaka abohagona zerakana 🙏🙏 Thanks more 💞💞💞💞

  • @user-ml9jg7ot3e
    @user-ml9jg7ot3e 3 ปีที่แล้ว +9

    Beautiful family eritreans are always love🎂🍾🙏🎁🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹❤❤❤thank you hayelom Berek great job.

    • @tirhassyum851
      @tirhassyum851 3 ปีที่แล้ว +1

      🌿🌿🇪🇷🇪🇷🌷🌷

  • @huruyaregai2223
    @huruyaregai2223 3 ปีที่แล้ว +1

    Waww edimen tenan yhabeka abehagoy
    Hayelom yekenlina adi bona zerakena❤❤❤

  • @user-dy7gv6hi2o
    @user-dy7gv6hi2o 3 ปีที่แล้ว

    Kemzi kemay ezi adi des zbelo do yhlu
    Kubur abo edmen tenan Yhabka fetari 🙏

  • @gebshayonas3337
    @gebshayonas3337 3 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ኣባሓጎይ ተኽሉ ንክሉኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ።ኩርዓት ይስምዓኒ ካባኹም ምውላደይ

    • @user-up2bn3zb7o
      @user-up2bn3zb7o 3 ปีที่แล้ว

      B fb hi beleni abgerger dye zfeltom neboy bokray?

  • @mahzron
    @mahzron 3 ปีที่แล้ว +14

    May God give you the strength and happy birthday 🎂

  • @user-so4rq5nw9e
    @user-so4rq5nw9e 3 ปีที่แล้ว +3

    እድሜ ያህብኩም ዝይዳ አቦና ካብ ጋልኩም ጋል ትግራይ እየ
    ብዝኮነ ናብ መልእክተይ ካአቱ እሞ ክብራት ትግርኝ ትስሙዕ የሕዋት ኣብ ትግራይን አርትራን ዘለኩም በዝ ሐጂ አጋጥሙዋ ዞሎ ኣብ ትግራይ ክትኩንንወ በክብር ይላበወኩም ስለ ንጽሃን ህጻናት ኢልኩም
    ግን ሓንት ነገር ክብለኩም እዞም አቦና ባአል ጸጋ ዝበልወ እንተ ሰሚእክምወም ኣብ ደርጊ ዓብይ ጽልኢ አለወም ክብረት ይሃበልና ባዓል ሓቂ ቅያ አቦና♥️🙏እሞ እንታይ ዳ ሐጂ ምስ ደርጊ ኮይንኩም አርትራዉያን አሕዋትና ህዝብ ትግራይ ይጽነት ትብሉ ልኩሉ አይኮንኩን 🙏 እዞም አቦና እኮ ደርጊ ልህዝብ ትግራይ ህዝብ አርትራ ጸላኢ ሙካኑ ወይ ሓራድና ከምዝነበረ እዮም ተናጊሮም ሓቂ ሕዝካ ኣብ መንገዲ ባቡሩ ደቅስ ከም ዝበሃል ♥️ ባሃባር ተቃሊሱ እንዶ አይኮነን ልደርጊ አጥፊእናዮ እዙ ርጉም ምንሊክ ወዲ ደርጊ ካአ መሊሱ ፈላሊዩ አባኢሱና እንተ ኮነ ግን ምንሊክ አጥፊእና ካዓ ሰላም ንነበር ነይርና ሐጂ ዳአሞ እንታይ ተረኪቡ ምስ ቆራጽ ጡቡ አደና ኮይንኩም ተንጨብጭቡ 😭

    • @user-ne6py7zo3n
      @user-ne6py7zo3n 3 ปีที่แล้ว +1

      ብዙሕ ምበልኩ ኣነ ወዲ ኦምሓጀር እየ ካብ 1998 ክሳብ 2000 ዓመተ ምህረት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ኤርትራ ዘውረድክሞ ከ ትዝክርዎ ዶ ሞቶር ናይ ማይ ምስ የዕኖኩማ ኣነን ሓንተይ ምስ ክልተ ምሳና ካብ በረካ ሕጂ ዲጋ ተሰሪሑ ዘሎ ኣብኡ ስለ ዝነበርና ካብኡ ናብ ተከዘ ክንወርድ ኢልና ምስቶም ክልተ ብጾትና ተመራሪሕና እናከድና ከለና ንሶም ቅድሜና ስለ ዝነበሩ ነታ ምስኡ ዝነበረት ብጸይትና ሓንቲ ከይገበረት ብጥይት ክሳዳ ሃሪሞም ካብ ኣድጋ ኣውዲቆሞ ከምዚ ምስ ኮነ ወታሃደራትና ኣብ ጥቅኦም ስለ ዝመበሩ ሽፋን ጌሮም ከውጽዋ በቂዖም ከምኡ ውን ኣኮይ ቀቅድሚ እቲ ወራራት ምክያዱ ኣብ ጀርዲን እዳሰረሐ እንከሎ ካብ ወደልሒለው ዝበሃ ጎቦታት ዝነበሩ ዝዓስከሩ ወተሃደራት ብጥይት ኢዱ ሃሪሞሞ ከምኡ ውን ሰብ ኣሓ ማለት ኣብ ጉስነት ዝነበሩ ካባይ ብዕድመ ዝዓብዩ ስማም ብዘይምጥቃስ ኤርትራውያን ጥራይ ብሙካኖም ተረሺኖም ደብዳም ጎልጅ፡ባረንቱ፡ኣስመራ፡ወዘተረፈ እዚ ኩሉ ኣብ ገባር እዩ ኔሩ ንስኩም ከ ዓገብ ኢልኩም ዶ
      ኣብ ዝሓለፈ ኣርባዕተ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ዝተተኮሰ ሚሳይላ እንታይ ተማሂሉ ኣብ ባዓል መቀለ ጽቡቅ ጌረ ይፈልጥ እየ ዕልልል ደብሪጸይ ደብሪጸይ እናተባህለ ይዕለል ኔሩ ገሊአን ውን ኣብ ማዓልቲ ልደተይ ሚሳይል ጌታቸው ቶኪስለይ እናበላ ሓጎሰን ክገልጻ ርኢና ኢና ኣነ ብዙሕ እዚ ኢልካ ዘይውዳ ነገራ ኣነ ካብቶም ሓደ ውግእ ደው ይበል ዝሓለፈ እንትርፎ ክሳራ መክሳብ ትብሃል ኣይረኣናሉ እየ ዝብል ኔረ እንተ ሕጂ ግና ቀዳማይ ደጋፊ እየ ኮይነ ምስ ደርጊ ዶ በልኪ ንስኩም ውን እኮ ምስ ሓምሓሩ ኮንኩም ኢኩም ኣብቲ ዝሓለፈ ሰለስተ ዓመት ቃንዛና ንዘንትእለት ከምዘይንርስዕ ጌርኩምና ኣቀዲምኩም ንስኩ ካብቲ ቦታ ሒዝኩሞ ዝነበርኩ በቲ ብይን ኣልጀርስ እንተትሰማምዑ ኔርኩም እዚ ሕጂ ወሪዱኩም ዘለ ኣይምበጽሓን ኔሩ
      ኣብ 2018 2020 ዝነበረ ሓፍ ሓፍ ጽቡቅ ጌረ ተዓዚበዮ እየ ኣብ ምንታይ ከምዘውደቀኩም ግን ርኢናዮ ድማ
      ንምጥፈእና ዝተሓስበ ኣጽዋን ግን መጥፊኩም ኮይኑ
      ጽቡቅ ዝምነ ጽቡቅ ይረክብ
      ካብ ቀዳማይ
      ክሳብ
      ሳልሳይ
      ዝነበረ
      ቤተሰበይ
      ዝተሰዉኡ
      እንተዝጠቅሰልኪ
      ምተገረምኪ ኔርኪ
      ኣብ ክንዲ ጾሎት
      ትግራይ ትዕወት እናበልካ ፈከራ ኣበይ ኣብጺሕኩም ካብዚ ተማሂርኩም ክትኮኑ ተስፋ ይገብር

    • @danielkahsay5038
      @danielkahsay5038 3 ปีที่แล้ว +2

      @@user-ne6py7zo3n teawet Wedi erey🇪🇷🙏🏽 jegna eti dehgeseni nay eritreawi tarik senud mukanu ! Tegaru kab kedem tinti xelaitna enber fetewtena koynu ayifeltun eyom

    • @user-ne6py7zo3n
      @user-ne6py7zo3n 3 ปีที่แล้ว +1

      @@danielkahsay5038 እወ ኩሉ ተሰኒዱ እዩ ኣነ ዝገርመኒ ጽልኢ ጸሊእና ስቅ እተበልና ኤርታራውያን ኢና በሃልቲ ተጋሩ ኣብ ሳልሳይ ወራር ኣብ ህዝቢ ወላሓንቲ ጉድኣት ኣየውረዱን ክብሉ ብዙሓት ሰሚዐ ኣነ ባዕለይ ንኩሉ ሰብ ብጭብጥታት መቅረብኩሎም ኔረ ኣብ ልዕሌላ ዝዓለበ ግፍዒ መለስ ብቀሊሉ ህዝቢ ኤርትራ ዝጠፍእ መሲልዎ እንታይ እንታይ ኣሊሙ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ ሕጂ ከ ናበይ ትግራይ ትብል መጽሓፍ እንተረኪብካያ ኣንብባ እሞ ኣብኡ ዘሎ ንጥፍኣትና ዝተፋሕሰ ፍሕሶ ብጣዕሚ እዩ ዝገርመካ ንዓና ካብ ዓለም ነጺሎም ኣንበርኪኮም ወይ ሓንቲ ዓባይ ትግራይ ወይ ንዓዖም ዘገልግል ፕረዘደንት ከቀምጡልና እዩ ኔሩ ሕልሞም ግን ከ ኤርትራዊ ብቀሊል ዶ ይንብርከክ ርእዮምና እዮም ኣብዛ ሓጻር ግዜ ኤርትራ ኤርትራ ኤርትራ ማዕረ ከምዚ ምካና እናፈለጡ ስቅ ኢሎም ላሎይ ላሎይ ምባሎም እዩ ዝገርም
      እዛ ዝጸሓፈት ክትምልሰለይ ተጸብየ ኔረ ብዙሕ ኣሎ ክንዛረበሉ ዘይንደሊ ኮይና እንበር

  • @frehaile6298
    @frehaile6298 3 ปีที่แล้ว +3

    More long life’s for grand grandfather and god bless you and your grandchildren’s all, thanks for sharing 😍

    • @kesetexegu3882
      @kesetexegu3882 3 ปีที่แล้ว

      👍👏👏👏👏🙏🙏🤲🤲

  • @ebemengsteab5194
    @ebemengsteab5194 3 ปีที่แล้ว +1

    God bless you Father and Happy birthday 🎂 🥳 🎉 🎈 🎁 🎊 🎂

  • @amlesetwelea9840
    @amlesetwelea9840 3 ปีที่แล้ว +1

    እሰይይይይ ኩቡር ኣቦና ጸጋ ኢግዛብሀር ዘለዎም ኢዮም

  • @halib-mentelhalibay1359
    @halib-mentelhalibay1359 3 ปีที่แล้ว +3

    Great man 👌🙏👍 happy birthday abona. 💕

  • @hadishgytub3833
    @hadishgytub3833 3 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓኪ በኣል ጸጋ ኣቦ አዮም። አግዛ ኢሀር ከምዝም ኣኦታት አዞም ይፍተረልና።

  • @mulugetatewelde1187
    @mulugetatewelde1187 3 ปีที่แล้ว +3

    ደስ ክብሉካ ስድራቤት!!

  • @michaelmebrahtomm530
    @michaelmebrahtomm530 3 ปีที่แล้ว +5

    Amlak Netom knuat Sebat deki Egziabhier Edmen xegan kem Abona yebzhalom.📿🇪🇷📿🇪🇷📿🇪🇷📿🇪🇷📿🇪🇷📿🇪🇷📿📿🇪🇷📿🇪🇷📿🇪🇷

  • @azmeratsegay5956
    @azmeratsegay5956 3 ปีที่แล้ว +1

    Wawwww kubur abona tena yhabkum 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🎂

  • @zemichaelhagos6884
    @zemichaelhagos6884 3 ปีที่แล้ว +1

    Happy birthday 🎂🎊🎁🎈🎉 congratulations 🍾🎉🎈🎊 grandfather and I wish you All the best. 👑 👑👑

  • @estifbatu1468
    @estifbatu1468 3 ปีที่แล้ว +1

    Tebareku rhusat sdra

  • @gmanyem1057
    @gmanyem1057 3 ปีที่แล้ว

    ጌና ምስ ኣእምሮኦም ኣለዉ፡ ዝገርም እዩ ደቅቂ ሎሚ ካኣ 50 ዓመት ምስ ገበርና ንርስዕ። ጥዕና ይሃብኩም።

  • @sarueri2351
    @sarueri2351 3 ปีที่แล้ว +3

    እንቓዕ ኣብዚ ኣብቃዓኩም ኩቡር ኣቦ

  • @gebrehiwotkifle9122
    @gebrehiwotkifle9122 3 ปีที่แล้ว +6

    መርሓባ ኣቦሓጎይ ሓላል በረክት ኩም ኣይፈለየና ኣምላኽ ትዐናይሓብካ

  • @du_huchichawi
    @du_huchichawi 3 ปีที่แล้ว +6

    Abhagoyy halal anes enquae kab zereeka konku.

  • @tikuegoitom2183
    @tikuegoitom2183 3 ปีที่แล้ว +1

    ብሩኻት ስድራቤት

  • @astu4145
    @astu4145 3 ปีที่แล้ว +1

    www GBU abehagona egzabher yibarekhkum ❤️

  • @black-ki1ng7
    @black-ki1ng7 3 ปีที่แล้ว

    God bless you abhgoy tekilu kem natkum edme yhbena ❤️🙏

  • @sabrinaymen1622
    @sabrinaymen1622 3 ปีที่แล้ว +1

    Nay behaki Amlak zbarekum beaal ztega abo eyum amlak nakum kbil selamu yhabena amlak misakum yukun

  • @angebangeb639
    @angebangeb639 3 ปีที่แล้ว +5

    ሓይሎም በረቀ ኣገናዕ
    ኣቦይ ተኽሉ ከም ናትኩም አድመ ንደቅኹም አምነየሎም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ❤

  • @abrhaleytewolde5870
    @abrhaleytewolde5870 3 ปีที่แล้ว

    ሓየሎም በረቀ ጽቡቕ ስራሕ
    ንኣቦና ድማ እግዚኣብሔር ብጥዕና ይሓልዎም ጸጋኦም ድማ ንሃገርና ይኽፈላ
    ንእሽተይ ግን ኣብ ኣቀራርባ ሕቶኻ እታ ቀዳመይቲ ሰበይቲ እታ ካላኣይቲ ሰበይቲ እናበልካ ካብ ምሕታት
    ናይ ፈለማ ብዓልቲ ቤትኩም
    ቀጺለን ዝነበራ ሰበይትኹም ወዘተ ኢልካ ተትሓቶም ዝያዳ ምጸበቀ

  • @noesnuit3854
    @noesnuit3854 3 ปีที่แล้ว +1

    ምንም ምስጢር የብሉን እዚ ጽጋ ኣምላኽ ህያብ ፈጣሪ ኢዩ ።

  • @ghrmaytesfay7414
    @ghrmaytesfay7414 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣስይ ደስ ትብሉ ሰድራ

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 3 ปีที่แล้ว +3

    Aeyyyyy aboy halaleyyy edmen tenan yehbka 🥰❤️🙏

  • @galeryyyyyy527
    @galeryyyyyy527 3 ปีที่แล้ว +1

    AESEY AESEY .THIS IS BLESSING BY GOD 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰 KEM EYOB AB MEXHEF QUDUS💞💞💞💞💞💞💚💚💚💚💯🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @berikfel5633
    @berikfel5633 3 ปีที่แล้ว +1

    የተከበሩ ኣባት ጤናይስልች

  • @user-dw5rw3gl7v
    @user-dw5rw3gl7v 3 ปีที่แล้ว

    Thank you so much Hayelom bereqe nezom brukat abotatna zerakan

  • @awetmichael5425
    @awetmichael5425 3 ปีที่แล้ว +1

    Kulukum betesebom nezi ktriu zebxhakum congrats

  • @uealarudjd
    @uealarudjd 3 ปีที่แล้ว +1

    Abhgoy halaley 🌎⭐ edmen tenan yhabeley ftari kulu alem happy birthday 🎂 edlnay natka zeri bmkaney kulu gzey kemu zblka ab afka wala xelal adi germa kulu mkulul entay emo ele kglxkaye bek bkat u zserni smka kilal neberlna nana kitimna mglxi yelen.................

  • @Mebrie53
    @Mebrie53 3 ปีที่แล้ว

    edmen tenan yhbkum fetari,

  • @meherethaile5233
    @meherethaile5233 3 ปีที่แล้ว +3

    Happy birthday abouy Hailom
    🙏🙏💗🌺🙏🙏

  • @kereri223
    @kereri223 3 ปีที่แล้ว

    Edmen tenan nbona azia gn natey reto happy birthday to zeykons egzabihar ymesgen abzi zexhana tezblu mehashe ybl .

  • @ogbitkidane9237
    @ogbitkidane9237 3 ปีที่แล้ว +1

    Happy birthday to you. You are blessed!!

  • @kidaneabraha9245
    @kidaneabraha9245 3 ปีที่แล้ว

    My beautiful people love you all long live.

  • @luwamisaak2231
    @luwamisaak2231 3 ปีที่แล้ว +1

    Kemziom abotat abi hyab nay hbreteaeb Eyom abi seb mara eye zfetu des kbluka Amlak ybarkum abona 👏💪🌅 kemu win kulukum Abeyti sdrana

  • @gideyberhane7109
    @gideyberhane7109 3 ปีที่แล้ว

    Wow that’s great I love it congratulations 👌🎈🎈🎈🎈🎈🎈

  • @tesfaytesfay6834
    @tesfaytesfay6834 3 ปีที่แล้ว +2

    Ertrean 🇪🇷🤲🤝🤲🇪🇷🎇🎇🎇🎂🎉🎉🎉. 🍷🍷☕🍷🎈🎈. Ertrean

  • @gualshabiya3912
    @gualshabiya3912 3 ปีที่แล้ว

    Kndakum yeblana aboy mearey 💞💞🙏🇪🇷 amlak hagerna ybarg

  • @hecan9500
    @hecan9500 3 ปีที่แล้ว +6

    Hzbna bteami lewti ydeli alo kab dknet kwexie alewo. Ane merahi mskonku naymegemerta medebatey May, Electric, hkmna, biettmhrtn Tsrgyan msrah iyu.

  • @hadishmogos1044
    @hadishmogos1044 3 ปีที่แล้ว +1

    Nezi guday masmedya medekoso neyru

  • @zarasebeneapp4359
    @zarasebeneapp4359 3 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዘሐጉስ ክብረ በዓል።
    ብዝኮነ ኣብቲ ዕላል ስድራቤት "ሞት ሞቲኒ" ክብሉ ሰሚዕና ።እምበኣር እንታይ ማለት ምኻና ነቶም ዘይትፈልጥዋ ከብርሃልኩም ኣይተስተዋሕድዋ።
    እምበኣር እዚ "ሞት ሞቲኒ" ዝብልዎ ዘለዉ ሽም ናይ ሓደ ቦታ ካብ ደቂ ሸሓይ ንምለዛናይ ክትከይድ ብግምት ኣብሞንጎ ፍርቂ መንገዲ ዝኸውን'ዩ። ካብቲ መንገዲ ቁሩብ ልግስ ኢልካ ሓደ መቃብር ይርከብ።ንሱ ከኣ ኣብ ግዜ ካልኣይ ውግእ ዓለም ዝካየደሉ ዝነበረ ግዜ
    ሓደ ጀነራል ጣልያን "ሞቲኒ" ዝተባህለ ዝተሰወኣሉን ዝተቐብረሉን ቦታ'ዩ።
    በዚ መሰረት ከኣ እቲ ቦታ ብሽሙ ይጽዋዕ።
    "ሞት ሞቲኒ" ማለት ከኣ "ሞቲኒ ዝሞተሉ ቦታ ማለት'ዩ።
    ዝጎደለ ወይ ጌጋ እንተሃልዩ ይቅረታ ኣቀዲመ ይሓትት።
    Tusen takk!!!

  • @shewittesfazghifisseha9794
    @shewittesfazghifisseha9794 3 ปีที่แล้ว

    Aboye mearey enqae nab kbur beal ldetkum bselam abtsehakum 🙏 tselotkumn mrqakumn ayfeleyena 🙏🙏🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @tesfaytesfay6834
    @tesfaytesfay6834 3 ปีที่แล้ว +3

    Ethiopian ✝️🇪🇹

  • @starmedia1836
    @starmedia1836 3 ปีที่แล้ว +2

    Age is the gift of the Creator, our Father

  • @user-ll5hm8hp3c
    @user-ll5hm8hp3c 3 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይ ኣቦና ዕድመ ከምናትኩም ይሃበና አንቃዕ ኣብዚ ኣብቅዓኩም

  • @dingleywahsey9318
    @dingleywahsey9318 3 ปีที่แล้ว

    Thank you for sharing,happy birthday abhagoy.

  • @amhritube
    @amhritube 3 ปีที่แล้ว

    Thxs Hayelom Adey Zekakirkani Debri

  • @robelabraham2874
    @robelabraham2874 3 ปีที่แล้ว +1

    God bless you aboy teklu

  • @samabraham6965
    @samabraham6965 3 ปีที่แล้ว +2

    Hayelom hawey kemey kenka ab hiwetka tiena ab srahka asalto ymneyelka kabe bmktsal henti tsibkitin sahebtin show awtsika nerka single gual mis single wedi ketekararbom entay dea akortsikayo single sienka dika kab USA kinsedelka kkkkk thank you hayelom hawey gele dea belena

  • @hiwetwolderaphael6578
    @hiwetwolderaphael6578 3 ปีที่แล้ว

    Amlak ybarkum aboy

  • @mihrettewelde4975
    @mihrettewelde4975 3 ปีที่แล้ว

    Edmen tienan Aboy yhabkum
    Neakumeyemaslena 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼