You are our beloved leader. Thank you for your service. May the Lord God bless and your entire family. May the Lord God give you long life to make you satisfy, in Jesus' name, l pray.
The journalist is very professional. I can also see the journalist Carrying the burden of Tigray in his shoulders. God bless you Tigray tv. God bless you abundantly! I pray that this unfortunate situation may be turning point upward For Tigray!
im an Eritrean and i really admire the transparent journalism that we are witnessing in Tigray... they can interview any one at any given time, unlike what we have in Eritrean, without the knowledge of dictator isseyas, no one can interview any government officials.. Sad.
abe woldu: Yes you are right because the dictator Isseyas closed everything at an earliest time before we knew anything and we took it normal. The dictator started Kidnapping, killing, arresting any person that tried to open their mouth. No person is able to say something even at diaspora. It is sad how Eritrean people become paranoid by the dictator. Let's wake up and learn from our Tigray brothers.
ኣያና ኣቦ ትግራይ
❤❤❤❤👍👍👍👍👍
@@merhawitguesh4980 ll
ጅግና አቦ 3ምዕራፍ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ብፆትካ
amen amen amen
Amen amen amen 🤲🤲🤲
አያና አቦ ቅያ ብፆት ጀጋኑ እግዚአብሔር ምሳካን ምስ ውፅዕ ህዝብካን ይኹን 👏👏👏🙏💖💟
ብሓቂ ማቻ ኣየድልየንን ኢልካ ደቅኻን ሰበይትኻን ገዲፍካ ምእንተ ህዝብኻን ዓድኻን ዳግም ክትፋለም እንከለኻስ ክንደየና ተባዕን ቆራጽን ምኻንካ ፈሊጥና ክቡር ኣያና ዓወት ሒዝካ ተመለሰልና ምስ ብጾትካ
ከምኡ ኾይኑ ዕንቖዕ ሓጎሰኩም የሕዋትና ደቂ ትግራይ አናብስ ሓውኩም ኤርትራዊ
@@abitifili3597 ኣሜን ክቡር ሓወይ ኣምላክ ምሉእ ዓወት ይግበረልና ፈጣሪ
ትግራይ ሰብ አለዋ ንበረልና ኣያና
የማይጠገብ ጀግንነት ነው እዉነት እኔ ቃላት የለኝም አሁንም ድጋሜ ለዜ ለምትወደዉ ህዝብ ቆምክለት አምላክ በስላም ድጋሜ ያገናኘን
እዋይ ቀኒኤ ኤርትራውያን ከምዚኦም የድልዩና ኣለዉ ብሓቂ ጅግና ቆራጽ ትግራዋይ 💪 👍❤️🙏🏽
የቀንየልና ነመስግን
ሓርበኛ ተጋዳላይ ምግበይ ኣያና ዓወት ህዝክም ክትምለስና ምኻንኩም ንኣምን ትግራይ ትስዕር 100%🇻🇳
ተጋሩዋኒ ትግራይ ስትግነባ
መንገድ ÷
ሆስፒታል ÷
ት /ቤት ÷
በነዚህ ጀግኖች ጀነራሎች መሰየም አለበት
💊💊💊
እምበር ጀግና ምግበይ ኢካ ኣታ ብርኩታ ኣምላክ ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ይሃበለይ ❤💛❤️
One of the millions of Tegaru HEROES 👏🏾👏🏾👏🏾👏🏾
ትውልድ ዘይርስዖ ታርኽ ዝሰረሕ ጅግና ተጋዳላይ ምግበይ ንዘላአለም ህዝብኻ እናዘከረካን እናመስገነካን ክነብር 'ዩ !!
ብሓቂ 👍💘
ኣያና ምግበይ ካብዚ ሙቾት ዘለዎ ገዛኻ ወፂእካ ምእንቲ ህዝብኻ ትኳሻሕ ኣለኻ ኩርዓት ይስመዓና
ኣየወ
ካብዚ ብ ስርቂ ዘጥረዮ ገዛ ወጺኡ ኣብ በረኻ ተደርብዩ ኣሎ
መወዳእታ ናይ ሓሶት ታሪኽ እዚ
@@user-dy5kf3dr4h
ክክክክክ ብሓረም ዝጠረዬ ብሓራም ከም ዝኸይድ ባህርያዊ ተፈጥሮ እዩ።
ብስርቂ ዘጥረዪ ኢዩ ምሽክን ህዝቢ ትግራይ
ዓወት ንህዝቢ ትግርይ : ሓርበኛ ተጋዳላይ ምግበይ ኣያና ዓወት ህዝክም ክትምለስና ምኻንኩም ንኣምን ትግራይ ትስዕር 100%🇻🇳
ንውድብ ዳኣ ደቂ ትግራይ ማእረይ
ናይ ጀጋኑ ጅግና ጀነራል ምግበይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ንምነየልካ:: ብሱል መስተውዓሊ ሓየት ትግራይ:: ትግራይ ትስዕር::
ደስ ዝብል መደረ እዩ ጀነራል ምግበይ ሀይለ ታሪክ ተጋድሎ የእስሰሰሰ.. ንበረልና ነዊሕ እድመን ጥእናን ፈጣሪ ይሀበልና !!!!
ጅግና ኣቦና ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብካ❤
yes long love
@@negasiwelay7542!
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሀብኩም
ጀጋኑ አቦታትናን አያታትና አሜን ትግራይ ትዕወት ትግራይ ስዒራ
ባቢተይይይዮ ዕድመ ጥዕና ይሃብኻ🙏🙏🙏😢💗💗💘💘💘💘
pc love
You are our beloved leader. Thank you for your service. May the Lord God bless and your entire family. May the Lord God give you long life to make you satisfy, in Jesus' name, l pray.
ምግበይ እምበር ምግበይ ጅግና ኣያና ሕቡናት ኢና ብኣካ ኣጆካ ባቢተይ💊💊💊💊💪💪💪💪💪💪💪
ኣያይ ጅግናና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ ካብ ዕድመይ 10ዓመት ውሰድ
ብርጋዴር ጀነራል መግበ ሃይለ
ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ምክልኻል ሓይልታት ትግራይ ዝሃቦ ፖለቲካዊ መልእኽቲ ኣዝዩ ዝድነቕ እዩ
ምግበይ ጅግና ኣቦ ህዝቢ ንጀግንነትካ መግለፂ የብለይን ኣብ ዝወፈርካዮ እግዚአብሔር ፅላሉ የንብረልካ እንኳዕ አብፀሐካ ካዓ🙏🙏🙏🌻🌻🌻🌻
ምግበይ ምግቢ ትግራይ ሓየተይ ተኪኡልና ዳርጋ ዘይሞተ ሓየተይ ጀግና
What a history this should be movie 💛❤️❤️❤️💛Tigray will prevail !!
💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛💔💔💔🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏🙏
15 edmea -be 0 alama schefete --be kertet ke Polis gar tetakose
bot tekotatere -hara meret yebalal--- 6 werare 7 werare kkkkkkk
The journalist is very professional. I can also see the journalist Carrying the burden of Tigray in his shoulders. God bless you Tigray tv. God bless you abundantly! I pray that this unfortunate situation may be turning point upward For Tigray!
The Legendary Generation Woyane You Deserve Golden Thanks My Hero!!
TIGRAY WILL PREVAIL 💯❤💛❤💛❤
ብጣሚ ናይዚ ዘመን መዘና ኣልቦ ኾሪዒናልኻ ትግራይ ሰብ ኣለዋ
አያናጀግና💛❤🙏
ጀነራል ምግበይ ሃይለ ብአካል ከይረአኩዎ ብጣዕሚ እየልፈትዮ ነይረ ከዚ ለለ ማራ ዘለኒ አክብሮት ንጀነራል ምግበይ ልከዉን መግለፂ የብለይንን እግዚአብሄር አምላኸሰ ነዊሕ እድመን ጥዕናን ይሃበለይይይይ
ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ🙏🙏🙏 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጅግና አምበሳ ወድ ትግራይ
ጀነራል መግበይ መአር ከም ሹምካ ምግቢ ዝኮንካ ጅግና ኢኻ መዘና ዘይብልካ ቆራፅ ወዲ ትግራይ ንበረልና አምላክ እድመ ጥእና ይሀበልና ካብቶም አያታትና ሀደ ኢኻ ኩርአት ትግራይና ንበረልና አምላክ ይባርከካ!!!!
አያ ትግራይና ዓወት ድራሩ ፈጣሪ አብ ጎንኻን አብ ጎኒ ብፆትካን ይኹን ጸላእትኻን ጸላእቲ ህዝብኻ አብ ትሕቲ እግርኻ ከም በረድ የምክኸልካ ይርዓዱ ፍግምግም ይበሉ
ሕጂ እውን ከም ወትሩ ብሓይሊ አምላኽ ትግራይ ትስዕር
አሜን አሜን አሜን
ጅግና ትግራይ ሕጂ ላሐለፍ ጊዜ አዬ ልፍልጠካ አም ብትዘገብርካዬ ላሐለፍ ቃለሰ ናይ ሕጅውን ትገብርለካ ንሃገር ቃልሲ የቅንየልና ብሰላም ዓውት ሕዝክም ብሰላም ተመልሱ መልሰ የቅንየልና ዕብልካ
ሰላምኩም ይብዛሕሕሕ 💔😭ሕጂ እውን ክሓልፍ እዩ ልዑል እግዛብሄር ንውጹዕ ህዝቢ ትግራይ የሕሊፉ ኣይህበናን ንጸላእቲ ብሰላም ተመለሱ ኩቡራት ጀጋኑና ልዑል እግዛብሄር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ✝️⛪️💖🤲🙏
General Megbey lion of Africa live long 💪💪💪💪💪TDF primo God is watching🙏🙏🙏
ሰላም ከምትወጽእ ካብ ኲናት ተስፋ ይገብር ❤❤❤ ጅግና 3ተ ወለዶ ኢካ ንበረልና
ኣሜን 3+✝️⛪️💖🤲🙏
ሰይጣን ተንኮለኛ ከመይ ገይሩ ኣምላኽ ብሰላም ከውጽኦ?????????????
በመጨረሻም:
ምግበይ : የአሞራ እራት ሆነች !!
ኣሰይ ጸሎተይ ሰመረ: ኣሰይ ጸሎተይ ሰመረ!!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እሰይ ጸሎቴ ሰመረ : እሰይ ጸሎቴ ሰመረ!
🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹
አይትሓስዉ: ተባሂልኩም:
(እትዋሹ: ተባላቹ:)
ኣይትጅሃሩ ተባሂልኩም:
(ጉራ አታብዙ : ተባላቹ)
ምስ ኤርትራ ክፋእ ኣየዋጽኣኩምን
( ኤርትራን መተናኮል: እያዋጣም)
መሬት ኣምሓራ ኣይትስረቑ
(የአማራን ህዝብ መሬት አትስረቁ)
ስርቂ ግደፉ: ንብረት ህዝቢ ምለሱ
(ሌብነት አቁሙ: የህዝብ ሀብት መልሱ)
ዘይገበርኩሞ ዓወት ኣይትስመዩ
(ያላደረጋችሁትን ድል: አጋናቹ አትናገሩ)
ኢልና ንሕና ኤርትራውያን ነጊርናኩም;
(ብለን እኛ ኢትዮጵያውያን ነገርናቹ)
እምቢ : ሰማይ ክንፍሕንጭር ኢልኩም
(እምቢ: ሰማይን እንቧጭራለን አላቹ)
መወዳእታ: ደቑሱኩም ወዲ ኤረይ
(መጨረሻ ላይ: ፈጃቹ ኢትዮጵያዊ
ኣያና ጆግና 🙏🙏❤💊
ምግበ ጅግና ደብረኸርበ ማርያም ፅዯን ትግራይ ::
ኣቦና ጅግና ሰለስተ ምዕራፍ ዕድመ ጥዕናን ይሃብካ💛❤
እንካዕ ነበርኻልና ጀግና አቦና ዕድመን ጢዕናን 💛❤️❤️❤️💛ትግራይ ትስዕር💛❤️❤️❤️💛
Amazing general migbey 🙏👏🤜🏿🤝
ናይና ጅግና
ኣይሞተን ሓየሎም ኣሞቱን ስዉኣትና ❤💗💖
ዕደመን ጥዒናን ያሃበኪ
ጅግና ምግቢ ትግራይ ወዲ ህዝቢ
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ህዝቢ ትግራይ ጅግና
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን የሀበለይ አታ ጀግና መኩረዕና
ጅግና አንበሳ አሉላ
Our Hero Genral Megbey. Thank you for giving Golden life to the people you care Tigray!!
ክቡር ኣያና ነዊሕ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ🙏🙏🙏
Our keep going.!!👍🏾👊🏾✊🏾💛❤️💛❤️
ጅግናአያ💪💪💪💪💪💪
Proud of you Migbey 💪🇪🇷sanitayzer HGDEF
😁😁😂😂😂🎓📿👹🤘🇨🇳🤘📛
ኩቡር ሰብ ልዕሊ ሂወቱ የክብረካ ክቡር ኣያና ማቻ የሐሸኒ ከይበልካ ደኪሙኒ ከይበልካ ሕድሪ ብፆትካ ከየዕበርካ ሕጂእውን እናቀፀልካዮ ትርከብ እዙኩሉ ሓሊፍካድማ ኣብመቻ ከም ንሪአካ ሙሉእ ተስፍ ኣለና ኣብትሕቲ ፈጣሪ።ትግራይ ትዕወት።
We are so proud being from your gene and lucky to hear their experience, army skill, knowledge, strength be systematic leadership.we thank you.
ጀግና ወዲ ህዝብ
ባባ መሃድስ በረካ ብሰላም እቶኢኻ
ኣቤት ጅግንነት ኣቤት ሓቦ ፅንዓት ✊️💪💪
ጅግና ተጋደላይ ብ.ጀነራል ምግበ ሃይለ ሕጅዉን ምስ ብጾትካ ታሪክ ዘይርሰዖ ታሪክ ትሰርሕ አለኻ ፈጣሪ ዕድመን ጢዕናን የሃብካ ሕጅዉን ፍጹም ዓወት ይግበረልካ ትግራይ ትዕወት
ኣያና ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ጅግና ንበረልና
ጀግና ወዲ ሕዝቢ !! ኩል ጌዜ ዕወት ናትኩም እዩ ::
ትግራይ ትዕወት አብ ቀረባ እዋን :: አይንጠራጠርን
አያታትና አሕዋትና ዓውት ሰላም ፍቅሪ ሒዘኩም ተመለሱና 💪💪💪💪💪💪💪🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ባቢተይ💪💪💪💪💪💪💪
ONE OF OUR BEST GENERAL TEGADALAY MEGEBEY
ናይ ባሓቂ ጅግና ልብኻ ዝትንክፍ ሓቀኛ ታሪኽ ሂወትቱ
General Megbey what about today? I will love to hear you!!
General Migbey = African hero!!!! One of the millions of Tegaru HEROES !!!!
ምግበይ ጅግና!!!
Very sharp mind. He remembers every detail after many years.
Exactly
ታማ በይንኻ ተመችይካ እእእእብደም ህዝብ ትግራይ ተመችይካ ወድዛ ከዳዕ ጠላም ህዝብ ትግራይከ እቶም ጀጋኑ ተጋደልትኸ ተመችዎምዶ ንዉልቀ ሰባት ኣይትደግፈ ንህዝብ ወግን
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡር ኣቦና ዓወት ሒዝኩም ተመለሱ ብኣኩም ኮሪዕና ኢና ክንኮርዕ ኢና እውን💝💝💝
ጀግና 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
ሰም የተጋገያን ክብርቲ ወላዲት እምብር ምግበ ኢካ ኩቡር ኣያና
Bigeaga ke sim tewxu do konkumo ¿
ጅግና ናይ ዞባና
❤️❤️❤️❤️❤️💪💪
ባቢተይ😘
ክበቡር ጅግነና
ናይ ባሐቂ ሐግቲ ታሪኽን ቕያና እት ታሪክ ጀጋኑ ደቁ ትግራይ ነዙ ዘሎ ወለዲ ዘንጊዑ ብምቕራቡ ብጣዓሚ ዝገርም እዩ ማለት ከሞተም ዛሐለፉ ስራሐቲ ቅያ በረኽ ዘይኮኑስ ምስ ወለደም እሞ ኽአ አብ ዝተ ራጋገኦ ፖሊስ ወይ ሃገር ጠንኺረም ንኽስሪሒን ንኽማሃሩም አይተ ደፋአሉን ምኽንያቱ ትዚኦ ወለዶ ከንድቲ ዝግባአ እቲ ዝነበረ መሪይር ብረታዊ ቓልሲ ትግራይ ኽስርፆ ኣይተ ዋሳአኩምን ቲብ ትግራይ ናብ ዋሽጢ ኣት ህዝቢ ወይ ናብ ሃገረስብ ዘይተ ነገረለም ታራኽን ግፍዕታትን አሎ በጃክትኩም እተም ኣፍቲ ሹዑ ዝነበሩ ወለድታትን ወይ ከም ዝኽማይ ኣና ኣሹተይ ዝነበሩን እንከይተረዕ ኣብ ማሃደር ንኽተስፍርዎ ይላቦ ዘላአለማዊ ኽብርን መጎስን ንስዋአትና
My hero people i miss you
ኤርትራ ጣላማት ዝኽሉ ብሓደ ተሰዊእኻ ፀላኢ ደምስስኻ ተመልስኻ ብፃትኻ ትጠልም ዋይ እግዚአብሔር ናይ ኢድኩም ይሃብኩም ርካሻት
ኣዲስ ምስ ኣብጻሕናዮ ኣምሓሩ መሪሑ ዝወረረ መን ድዩ?
ኣያይ ዕድመ ይሃብካ
Megebey hero 💪💪💪♥️💛
ጀግና 3 ምዕራፍ ክቡር ኣያና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Jgna ayana enkae natna konka❤❤❤❤❤❤❤❤
im an Eritrean and i really admire the transparent journalism that we are witnessing in Tigray... they can interview any one at any given time, unlike what we have in Eritrean, without the knowledge of dictator isseyas, no one can interview any government officials.. Sad.
abe woldu: Yes you are right because the dictator Isseyas closed everything at an earliest time before we knew anything and we took it normal. The dictator started Kidnapping, killing, arresting any person that tried to open their mouth. No person is able to say something even at diaspora. It is sad how Eritrean people become paranoid by the dictator. Let's wake up and learn from our Tigray brothers.
ጁንታ ሑሱር
Sheyeti Kulitn libn yehiwatom ab adom hanti malti aww ilom kzarebu zeykalu hiji dizarebu zelewu neti hasawi afomn melhasomin nifas endahiremu ynberu neday naylibu yihalm 4netbi werengatat hasewti entay haqi tfeltiwo alo ERITREAWIAN ¿¿¿
@@remziremzi5829 ዓው ኢልና ኣይንዛርብን ከም ተጋሩ ገፋሕቲ ኣፍ:: ንሕና ብተግባር ኢና ንድርዕም:: ከምቲ ንስዩም መስፍንን ኣባይ ጸሃየን ኣብ ኣፎም ድቕድቕ ድቕድቕ ዘበልናሎም ......
ከምኡ'ዩ ዝገብር ኤርትራዊ ጅግና
@@amannegus8465 eway enqua tarik bigubu tifelit aykonka SELAM aleka tefilt gdefenaske 😫
tebae abona 💛❤👌nay hagwre tigray ayana
Gegna 💪💪💪💪💪❤💛❤
ይመችኻ ኣያና
አያ ትትግራይ👍👍👍👍👍👍
ጅግና ኦቦና ርግበ
ጅግና አቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏
jegna abate
nurilin
ጀገና 😍😍😍👌👌👌🖕🖕🇻🇳
💪💪💪💪💪💪
እምበር ምግበይ ወዲ ህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ሚግበይ ጅግና ተጋደላይ