# ደብረ ዳሞ ፉሉይ ምድላው በዓል አቡነ አረጋዊ ጥቅምቲ 14/2013

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 22 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 161

  • @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
    @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 ปีที่แล้ว +25

    ኣቡነኣረጋዊ ፀሓይ ካብ ስደት ተመሊስና ቤትኻ ክንሳለም ይግበረና እንኳዕ ኣብፀሐኩም ህዝበ ክርስትያን ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንበር ኣልሚ ሰበይቲ ሓወይ የቀንየልና ኣቡነኣረጋዊ ባዕሉ ይሓልውኺ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትገላግልኺ ማዓረይ 😘😘😘🙏🙏🙏

    • @ritagebrezihar6841
      @ritagebrezihar6841 4 ปีที่แล้ว

      ተመርዕያ ድያ

    • @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ
      @ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ 4 ปีที่แล้ว

      @@ritagebrezihar6841 እወ ጥንስቲ እያ ዘላ

    • @ritagebrezihar6841
      @ritagebrezihar6841 4 ปีที่แล้ว +1

      @@ትግራይኩሕሎ-ቘ7ተ ኦ ኣምላክ ይመስገንብጣዕሚ ደስ በሃሊ ድንግል ማርያም ምስኣ ትኩን

  • @genet761
    @genet761 4 ปีที่แล้ว +33

    ኣብነኣረጋዊ ኣቦና ካብዚ ወሪድና ዘሎ መከራን ፀበባን በዓይነ ምሕረትካ ጠምተና ስደትና ሓፂሩ ናብ በርካ የብቀዐና

    • @mesobTigray03
      @mesobTigray03 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን 🙏
      ሰላም አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር ሓግዙኒ የቀንየለይ 🙏💕th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html

    • @LemlemAbrha-n4t
      @LemlemAbrha-n4t 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @amanamansabya1098
      @amanamansabya1098 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን ማዓረይ🙏💒📖🕯

    • @tsadkanabrha109
      @tsadkanabrha109 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

    • @brhanf3629
      @brhanf3629 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

  • @LemlemAbrha-n4t
    @LemlemAbrha-n4t 4 ปีที่แล้ว +19

    ኦ አቡነ አረጋዊ አቦይ ሩሁሩህ ኢካ ሞ ሓሳብ ልብና አስምረልና

  • @ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን
    @ብኩሉንግፋዕግንኣንሰዓርን 3 ปีที่แล้ว +1

    ናይ ኣቦና ቅዱስ ፃዲቅ ኣብነ ኣረጋዊ በረከቶም ይሕደረና ካብ ስደት ተመሊስና ናብኡ የብቀዐና ክንኮዶ እግዚአብሄር ኣምላክና ቅዱስ ፍቃዱ ይኩነልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን✝️☝️❤💛🌻🤲🤲🤲🤲

  • @iattbirehanaragey3183
    @iattbirehanaragey3183 4 ปีที่แล้ว +22

    ክብረት ያሃብኪ ምቅርተይ ኣምነ ኣረጋዊ ይሓልኪ ክብረተይ ኣንሕና ስደተኛታት እዉን ስደትና ኣብቂዑ ናብ እዚ ክብሪ እዚ ያብቃዓና ኣሜን ኣብ ፀሎትክሙ ዘክሩና ክብራት ወለድናን ኣሕዋትናን እንካዕ ኣብፀሐና ብሪካተይ

    • @mesobTigray03
      @mesobTigray03 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን🙏
      ሰላም አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር ሓግዙኒ የቀንየለይ 🙏💕th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html

    • @amanamansabya1098
      @amanamansabya1098 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን🙏💒📖🕯

    • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
      @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 4 ปีที่แล้ว

      አሜንንን 🙏🙏🙏

    • @abutogetahoylensehemotabek1657
      @abutogetahoylensehemotabek1657 4 ปีที่แล้ว

      Amen amen amen

    • @We-ub3dh
      @We-ub3dh 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን

  • @seluAdokalu8121
    @seluAdokalu8121 4 ปีที่แล้ว +21

    እንኳዕ ኣብነ ኣረጋዊ ፃድቅ ብሰላም ኣብፀና ኣብፀሐኩም ካብዚ ወረድና ዘሎ ፀበባን መከራን ይሰውረና ሓጥያተናን ኣበሳናን ከይተቃፃፀረ ብዓይኑ ምሕረቱ ይጠምተና ኣብ ስደት ዘለና እውን ብሰላም ዓዲና ይመለሰና

    • @garmshgg6101
      @garmshgg6101 4 ปีที่แล้ว +1

      Amen mearey

    • @mesobTigray03
      @mesobTigray03 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን 🙏መዓረይ
      ሰላም አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር ሓግዙኒ የቀንየለይ 🙏💕th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html

    • @ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ
      @ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ

    • @seluAdokalu8121
      @seluAdokalu8121 4 ปีที่แล้ว +1

      @@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ እሺ ወለላይ

    • @amanamansabya1098
      @amanamansabya1098 4 ปีที่แล้ว +1

      አሜን አሜን አሜን

  • @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ
    @አሰኻልሓፍቲኣማንኃልሓይቆ 4 ปีที่แล้ว +6

    አቦና አብነ አርጋዊ ኣቦይ ስደትና ኣሕፅርሊና ንሓፍተይ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ውቅብተይ🙏🙏🙏

  • @albadr2531
    @albadr2531 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሰይ ካብ ስደት ተመሊሰ ክከይድ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ተስፋ ይገብር

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว +4

    ሓንቲ ኮሜንቲ ክህበኪ ኩሉ ጽቡቅ ኣለኺ ክትጽውዕዮም እተለኪ ግና ጻድቁ ኣቦና ኣብነ ኣረጋዊ ኢልኪ ጸውዕዮም ክብርቲ ሓፍትና

  • @ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል
    @ዘቢብሁሉምበግዜዉይሆናል 4 ปีที่แล้ว +8

    ናይ አቡነ አረጋዊ ረድኤት በረኸት ይሕደረና አነ ድማ ንቀፃሊ ዓመት ካብ ስደት ተመልሰ ናቡኡ ክበፅሕ ናይ እግዚአብሔር ቅዱስ ፍቃዱ ይኹን አሜን አነ አብ ስደት አቡነ አረጋዊ ዓብይ ትአምር ሰብ ክአምኖ ዘይይእል ነገር እዮም ገይሮምለይ እነሆ ክአ ንዝ ኩሉ ችግርን መንከራን ሓሊፈስ አብዝ በቅዐ ሓሳብ ልብኺ የስምረልኺ በሉኒ አሕዋተይ ብፀሎትኹም ክአ ሓስቡን ወለተ ሃዋርያት እናበልኹም አነ ብዙሕ ችግር አሕልፈ ኤየ ሕጂ ግን እግዚአብሔር ይመስገን ካብ ፀልማት ናብ ብርሃን ወፅየ አለም ሓፍትና ክአ ብጣዕመመ ኢና ናመስግን ነዝ ስ ለ ዘቅረብክልና ሰሰናዩ

  • @ሃናጋልመቀለ
    @ሃናጋልመቀለ 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣብ መላእዓለም ዘለኩም ተዋህዶ ክርስትና ኣብነ ኣረጋዊ ካብ ኩፉእ ይሓሊኩም

  • @kalgualnugus4565
    @kalgualnugus4565 4 ปีที่แล้ว +8

    አቦና አብነ አረጋዊ በረከቶም ይደርበና ። ከምዚ ናዓመታ ብሰላም አፅነሓና።

  • @heavenasefa3815
    @heavenasefa3815 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣብነኣረጋዊ ኣበይ ብሰላም ገላግለኒ🙏🏼

  • @alemgere5407
    @alemgere5407 4 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዕ ኣብፀሐና ንዓመታዊ ክብረ ባዓል ኣቦና ኣምነ ኣረጋዊ ፃዲቅ ናይ ኣዴታትና ፀሎት ኣይፈለየና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

    • @amanamansabya1098
      @amanamansabya1098 4 ปีที่แล้ว

      አሜን አሜን አሜን🙏💒📖🕯

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 4 ปีที่แล้ว +24

    ,ዛ ምቅርቲ ናይሕማመይ ጓል መጽያ ኣነ ዋላ ስራሕኪ ,የ ዝኮርዓልኪ ንፍዕቲ ብሓቂ ምስጋና ይግበኣኪ ዋውውው ውቃበ ዝገዳም ክትሪኦ ዝማርኽ ,ዩ ጻድቕ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ጸለቶም ኣይጋደፈና👉subscribe ርገጹለይ።

  • @ሩባናሚድያ
    @ሩባናሚድያ 4 ปีที่แล้ว +13

    አቡነ አርጋዊ ፃድቅ ካብዝይ ወሪዱ ዘሎ ቀዛፍይ ሕማም ይሰውረና 🙏

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 4 ปีที่แล้ว +2

    ገዳም ደብረ ዳሞ ነአብነ አረጋዊ ፃድቅ እኳዕ አብፅሐና ፍቅርን ሰላም ግበረልና አብነ አረጋዊ አብይ ዐድና ሰልም ግበረልና ሐልወልና ከምዚ ንዐመታ የፅንሐና ብሑብርና ብሱሙርና አመን አመን አመን ።

  • @ሄርመላጋልተዋህዶ
    @ሄርመላጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ አምላክ ስደትና ኣሕፂሩ ቤቱ የብፀሐና 😥😭😭😭😭

  • @ተመስገንፈጣሪንበል
    @ተመስገንፈጣሪንበል 4 ปีที่แล้ว +12

    ንኩልኩም ህዝበ ክርስትያን እንካዕ አበፀሓኩም አበፀሓና

  • @genet761
    @genet761 4 ปีที่แล้ว +6

    እንካዕ አብፀሐና ከምዚ ንዓመታ ይዕቆረና

  • @laboratoryfggg5517
    @laboratoryfggg5517 4 ปีที่แล้ว +11

    አለም ሰላም ከመይ ዲኺ ጎበዝ ንወደይ ከመርዕወኪ እየ ኣንቲ ንፍዕቲ

    • @ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ
      @ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ 4 ปีที่แล้ว +1

      ሰብስክራይብ ብምግባር ቤተ ሰብ ኩኑ ዝተፈላለዩ መንፈሳዊ መዝሙራት ክትሰምዑ እትደልዩ ሓዳሽ ጀማሪት እየ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒ
      th-cam.com/video/mQ1Lrb6Mvtg/w-d-xo.html

    • @alganeshbahre8598
      @alganeshbahre8598 4 ปีที่แล้ว +1

      I think she is pregnant

  • @kahsayemane4559
    @kahsayemane4559 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣብ ስደት ዘለና ስደትና ኣሕፂርካ ገዳምካ ንክንሳለም ሓግዘና ኣብነ ኣረጋዊ ኣቦይ👏

  • @ጋልዓጋመ
    @ጋልዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይ ዝናፈቅናዮ ገዳምና ሰለ ዘርኣክና ልዑል ምስጋና ብስም ኣቡነ ኣረጋዊ ፃድቅ ዘ ደብረ ዳሞ ይብፃሕኪ ኣለመይ ምቅርተይ ኩሉ ስራሕኪ መደብኪ ፅቡቅን ፅፉፍን እዩ ሞ ቀፅሉሉ ጋል ትግራይ ዓይነይ

  • @SadorFilms
    @SadorFilms 4 ปีที่แล้ว +2

    አብ ዘለኹም ሃሊኹም ፤ ኣቡነ አረጋዊ ይሓልኹም። እስኪ Subscribe ግበሩኒ።
    th-cam.com/users/sabian24

  • @alganeshbahre8598
    @alganeshbahre8598 4 ปีที่แล้ว +5

    Welcome my beautiful sister thank you for showing us

  • @mikialenguse9934
    @mikialenguse9934 4 ปีที่แล้ว

    በረኸትን ረድኤትን ናይ ኣቡነ ኣረጋዊ ጻዲቕ ምስ ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኹን እግዝአብሔር አምላክ ካብ መከራን ጸበባን ይግበረልና
    ምርእት ኣልሞ ክብርቲ ሓፍተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ
    መደብኪ ይከታተል እየ እሞ ብጣዓሚ ጽቡቕ እዩ ኣቀራርባኺ
    ሎማዓልቲ ኣብዚ ገዳም ኣቡና ኣረጋዊ ገዳም ደብረ ዳሞ ከይድኪ ከምዚ ገርኪ ሕዝኪልና ክትቀርቢ ብምኽኣልኪ ኣዝየ እየ ዝፈትወኪ
    ኣቡነ ኣረጋዊ ጻዲቕ ባዕሉ በረኸቱ የብዛሓልኪ።

    • @mikialenguse9934
      @mikialenguse9934 4 ปีที่แล้ว

      እግዝአብሔር አምላክ ካብ መከራን ጸበባን የድሕነና ክብል እየ እዛ ኣብ ቀዳመይቲ ኮመንተይ ይግበረልና ኢለያ ዘለኹ ምርእት ኣልሞ ሓፍተይ
      ሰናይኪ የብዛሓዮ ክብርቲ ሓፍተይ።

  • @ጓልፀሌ
    @ጓልፀሌ 4 ปีที่แล้ว +1

    ፅቡቅ ለሙስ ነፀላ ገርኪ እንካዓ አብፃሓኩም ድቂ ትግራይ ሓላላት

  • @LoveFkrLove
    @LoveFkrLove 4 ปีที่แล้ว +3

    እንኳን አደረሰን። አዘጋጇ ግን በጣም አደነቅኩሽ።

  • @thelightofmine3789
    @thelightofmine3789 3 ปีที่แล้ว

    Amen!

  • @abcdefghsamsung5107
    @abcdefghsamsung5107 4 ปีที่แล้ว

    AmenAmenAmen

  • @makitigraweyti1623
    @makitigraweyti1623 4 ปีที่แล้ว +5

    Abune Aregawu abona yehaliwena bebizelenayo Amen Amen Amen!!!🙏🙏🙏

    • @mesobTigray03
      @mesobTigray03 4 ปีที่แล้ว +2

      ኣሜን ኣሜን 🙏
      ሰላም አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር ሓግዙኒ የቀንየለይ 🙏💕th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html

    • @ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ
      @ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ 4 ปีที่แล้ว +2

      አሜን አሜን አሜን ሰብስክራይብ ግበሩኒ ፍቱዋት ሓዳሽ ጀማሪት እየ ሰብስክራይብ ብምግባር አበረታትዑኒth-cam.com/video/mQ1Lrb6Mvtg/w-d-xo.html

    • @ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ
      @ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ 4 ปีที่แล้ว +2

      @@mesobTigray03 ጌረኪ አለኩ ንስኪ ውን ሰብስክራይብ ግበርኒ ምቅርተይ

    • @mesobTigray03
      @mesobTigray03 4 ปีที่แล้ว +1

      @@ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ ገይረልካ መዓረይ

  • @wedigere1549
    @wedigere1549 4 ปีที่แล้ว +1

    ያ ከመይ ከመይ ድኺ ትብርህኒ ሽኮሪና ክረኽበኪ ምደለኺ peals

  • @seblefekadu1898
    @seblefekadu1898 4 ปีที่แล้ว +4

    Elllle Elllle Elllle Egzabher yekber yemasgan Berkitom yebzehana Elllle

    • @mesobTigray03
      @mesobTigray03 4 ปีที่แล้ว +1

      ኣሜን ኣሜን🙏
      ሰላም አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር ሓግዙኒ የቀንየለይ 🙏💕th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html

  • @simonabrehale604
    @simonabrehale604 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና ኣምላኽ ጽጋኡ የብዛሓልኩም ዘበን ኣጎልግልትኩን ይባርኽ ይቅስልኩም በረኸት ኣቦና ኣረጋዊ ምስ ኩልና ይኩን ከምዚ ንዓመታ ብስላም የጽሓና ኣብ ቤቱ የውዓልና ስደት የሕጽረና

  • @solo-vn9kv
    @solo-vn9kv 4 ปีที่แล้ว

    thanks yekeniylna amlak xega yebzahalki

  • @meazafesseha8132
    @meazafesseha8132 4 ปีที่แล้ว +1

    ድምጺኺ ኮነ አገላልጻኺን አዕዚዩ ጽቡቅ እዩ፡ ባዕሉ ይሓልኺ።

  • @tsiontesfay3632
    @tsiontesfay3632 4 ปีที่แล้ว +3

    አለመይ ክሳብ ሎሚ አበይ ኔርኪ?ድሕሪ ሀዚ ቡዙሕ ነገር ከም ትሰርሒ በዓልቲ ሙሉእ ተስፋ እየ ሓፍተይ መዓረይ::

  • @mdinaal7283
    @mdinaal7283 4 ปีที่แล้ว

    ኣምነ ኣረጋዊ ፀሓይ ካብቲ ወሪዱ ዝኒሆ ሽግርን ፀበባን ይሓልውና በረከቶምን ረዲኤቶምን ምሳና ይኩን💕💕💕👏👏👏

  • @berihugerezghier6451
    @berihugerezghier6451 4 ปีที่แล้ว

    እንቃዕ ንኣቦና ጻድቁ ኣቡነ ኣረጋዊ ብሰላም ኣብጸሐኩም ኣብጸሐና

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 4 ปีที่แล้ว +2

    ruhuse beal abune aregawi!!!!!!

  • @SamsungSamsung-tw3xv
    @SamsungSamsung-tw3xv 4 ปีที่แล้ว +1

    አብነአረጋዊ ዝአመና ዝለመኖ አይስእንን

  • @Birukgreat
    @Birukgreat 4 ปีที่แล้ว +2

    Rhus beal abona abune Aregawi tsehay damo. I would like to really thank you all the crews from a buttom of my heart for well presenting z video. I was born in Addis and z monastry is a birth place to my mom n my dad n all ancestors of my families. I visited many times this blessed place n that's how I learnt about my identity Tigrawaynet which I m proud of it. You rewinded me back my old good memories visiting this blessed monastery and Tigrai.
    I really appreciated for your dedication n time for making this video. It teaches all of us. Good job👏👏👏👏
    Yekenyeley, Kibret yihabeley
    Biruk Abrha, USA.

  • @brhanf3629
    @brhanf3629 4 ปีที่แล้ว +1

    አሜን አሜን አሜን እንኳዕ ኣሓቢሩ ኣብጸሓና ተባርኪ

  • @alembeletse4069
    @alembeletse4069 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣልሞ ሽኮር ሽኮር ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ!

    • @mesobTigray03
      @mesobTigray03 4 ปีที่แล้ว

      ሰላም አሕዋተይ ከመይ ኣለኩም ናምግቢ አሰራርሓ ዩቱብ ሰብስክራይብ ብምግባር ሓግዙኒ የቀንየለይ 🙏💕th-cam.com/video/nCtsK_SN14I/w-d-xo.html

  • @frefer7772
    @frefer7772 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @negasitesfaye9978
    @negasitesfaye9978 4 ปีที่แล้ว +1

    መአራት ደስ ይብል ከምዚ አብሙሉእ አለዉ ልዘለና ምእመናንአፋልጡና ዝተባረኸ እዩ አዚዩ የቀንየልና በርትኡ ሽኮራት!!¡!

  • @jxjnslhcosnslhcosc5914
    @jxjnslhcosnslhcosc5914 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen 🙏🙏🙏

  • @fi7521
    @fi7521 4 ปีที่แล้ว

    ፃድቅ ኣብነ ኣረጋዊ ፀሎትን በረከቱን ኣይፈለየና ኣደይ ማርያም ብስላም ትምፃእኪ ጥንስቲ እኪ ትመስሊ

  • @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ
    @ጓልውቅሮፃዕዳኩርዕቲዓጋመ 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሌ ብሰላም ይገላግልኪ ነሰፆር እኪ ትመስሊ እሞ ምቅር

  • @askalkahsay2874
    @askalkahsay2874 4 ปีที่แล้ว

    ተመስገን ፈጣሪ ኩሉኣለም ናብዚ ክቡር በዓል ኣቦናኣቡነኣረጋዊ ዘብፃሕካና ንዓመታ ከዓ ሓሳብልብና ሰሚሩ ንሰዕም ይገበረና ሰላምን ረጋዕታን ንዓድና

  • @tedroshaftutgraway8769
    @tedroshaftutgraway8769 4 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ዝብል ስምዒት ይስመዐካ ልክዕ አብቲ ቦታ ከም ዘለካ ንኮለኩም አብቲ ስራሕ ዘልኩም ናይዚ መደብ መድለውቲ ናይ አብነአረጋዊ በርከቶ አይፈለኩም የከኒልና

  • @assefakassa1343
    @assefakassa1343 4 ปีที่แล้ว

    Amen amen amen

  • @saytsayt164
    @saytsayt164 4 ปีที่แล้ว

    እርጋዉ አቦይ ከምዚ ለዓመታ አብ ደጅካ ንክወዕል መፅበዓ ይኹነን አሜን፫ አለም ብጣዕሚ እና ነመስገን ናይ መንፈሳዊ ቦታታ ስለተቅርብልና

  • @tsadkanabrha109
    @tsadkanabrha109 4 ปีที่แล้ว +1

    ብጣእሚ ደስ ይብል እንኳን አብፀኻና ናይ አመት በአል ስው ይበለና

  • @rihananeymar1373
    @rihananeymar1373 4 ปีที่แล้ว

    ኣሰይ ዕልልልልልልል ኣቡነ ኣረጋዊ ኣቦይ ባዕልካ ሓልወና ዝገርም መንፈስ ዘርክዕ ቦታ ኣርኢክና ክብሪ ይሃብኪ ኣብ ናይ ዓድና ዘለው ገዳማት ንምፍላጥ ትገብርዮ ዘለኪ ፃዕሪ ድማ ከየድነቅኩኪ ክሓልፍ ኣይደልን ቀፅልሉ ብዝተረፈ ግን ዞም ኣቦና ዝበልዋ ነገር ካብ ሱር መሰረቱ ክንቀል ኣለዎ መስተየ ሙዚቃየ ክእገድ ኣለዎ ምክንያቱም ቀደም ቆልዓ ኮይነ ብዓይነይ ከይደ ስለዝረኣኩ እየ ኣብቲ ሓደ ሙዚቃ ኣፍቲ ሓደ ቢራ ዝሰትዮ ናሳዕስዑ እየ ሪአ ተመሊሰ እና ብሱሩ ክእገድን ክኩነንን ዘለዎ ነገር እዩ

  • @fsahagebremedihn2064
    @fsahagebremedihn2064 4 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣምነ ኣረጋዊ ይሓልወኒ

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 4 ปีที่แล้ว

    ፀሎቶምን በረከቶምን ናይ ኣቦና ፃድቅ ኣብነ ኣረጋዊ ምስ ኹልና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን

  • @egahwhsu7412
    @egahwhsu7412 4 ปีที่แล้ว

    እሰይ ደስ ክብል ናይ ኣቦና ኣቡነ ኣረጋዊ ፀሎት በረከቶም ኣይፈለየና

  • @We-ub3dh
    @We-ub3dh 4 ปีที่แล้ว

    እንኳዕ አብፅሐና አብነ አረጋዊ ዳሞ

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 4 ปีที่แล้ว

    አዴታት ፈጣሪ ይስማዕክን ኩሉ ሽግር የጥፍአልና ጌታ ይስማዕክን አብነአረጋዊ ፃሐየ መፄ አሎኩ አብ መብፅዐየ አመን ።

  • @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ
    @ጓልትግራይጓልዞምወየንቲ 4 ปีที่แล้ว

    አሰይ አታ ክንደይ ደስ ክብል ዓደይ ዓድ ሃይሟኖት ዓዲ ፍቕሪ አለም ዓባይ ሰብ ፈታይት ባህላ ንበርልና ወሓለዋ

  • @galtigrai1567
    @galtigrai1567 4 ปีที่แล้ว

    Amen Amen Amen 💗💓💓🙏🙏🙏

  • @ambessaabraha6748
    @ambessaabraha6748 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ደሸ ባሃሊ አቀራርባ መክበሪት መንነታ ክብረት ይሃብኪ tanxs Almo tube viva

  • @zd6493
    @zd6493 4 ปีที่แล้ว

    ዋዉዉዉዉዉዉ ኣሰይ ደስክብል

  • @yonyidcartoon7210
    @yonyidcartoon7210 4 ปีที่แล้ว

    ንፍዕቲ ኢኺ ቀፅልሉ አድናቒኺ የ

  • @amerjawar9329
    @amerjawar9329 4 ปีที่แล้ว

    Amenn

  • @lave9644
    @lave9644 4 ปีที่แล้ว

    ኣምላክ ስደትና ኣሕፂሩ ናብ ዓድና ከማኩም በረከት ኣብነ ኣረጋዊ ክንካፈል ኣምላክ ፍቃዱ ይኩን

  • @ateekhan7907
    @ateekhan7907 3 ปีที่แล้ว

    👍

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok6789 4 ปีที่แล้ว

    Btaami nfati Amnaergawi yhalki keslyo tsbuk serah Fetari adme yabki

  • @ሕቡንትግራዋይኤርትራዊ
    @ሕቡንትግራዋይኤርትራዊ 4 ปีที่แล้ว

    ኣምነኣረጋዊ ጻድቅ ንኩልና ኦርቶዶኩስ፣፣ ይሓልወና ኣመን

  • @freytsegay5083
    @freytsegay5083 4 ปีที่แล้ว

    ኣለም ሰላም ክብረት ይሃብኪ ቀፅልሉ ኣብ ታሪኪ ምልላይ ምቅርቲ ፍጥረት ንሕና እዉን ስደትና ይሕፅረልና ኣብነ ኣረጋዊ ኣቦና በረኸት ረድኤት ኣይፈልየና ኣሜን

  • @meleymeley523
    @meleymeley523 4 ปีที่แล้ว

    Bereket abona abno aregawi ayfeleyena

  • @gebremedhinkhasaye6183
    @gebremedhinkhasaye6183 4 ปีที่แล้ว

    እንካዕ ኣብፀሐና ምቅርቲ

  • @tsiontesfay3632
    @tsiontesfay3632 4 ปีที่แล้ว

    አቡነ አረጋዊ ይሓልኺ አለመይ መዓረይ::

  • @selemongebrewahid2284
    @selemongebrewahid2284 4 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ዩ ደስ ዝብል ሽኮሪና good job

  • @ritagebrezihar6841
    @ritagebrezihar6841 4 ปีที่แล้ว

    በረከትኩም ይደርበና

  • @mrjohn5655
    @mrjohn5655 4 ปีที่แล้ว

    God bless you young and brilliant journalist

  • @FreTube-b9c
    @FreTube-b9c 4 ปีที่แล้ว

    ክብረት ይሃበልና ኣለምዋ እሰይይይ ተባረኺ ❤❤❤❤

  • @askalkahsay2874
    @askalkahsay2874 4 ปีที่แล้ว

    ፀሎት ኣዴታትና ይሓግዝና

  • @wintamebrahtu2505
    @wintamebrahtu2505 4 ปีที่แล้ว

    Aseyyy berkt akafilkna zyaday

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok6789 4 ปีที่แล้ว

    Btami tsbuk serah keslyo

  • @Nathnahom
    @Nathnahom 4 ปีที่แล้ว

    Thanks Almo tube for the ceremony

  • @lauradavidson3630
    @lauradavidson3630 4 ปีที่แล้ว

    God bless you all

  • @hairstylis
    @hairstylis 4 ปีที่แล้ว

    Hulum metakrbeyachow kumnager yayaz new egzabher ybarkesh

  • @norhwhab3757
    @norhwhab3757 4 ปีที่แล้ว

    ንኩልና እንካዕ ንኣቦና ኣብነ አረጋዊ ኣብፀሐና እሞ ሕቶ ኣለኒ ከም ኣቦይ ኣቡሽ ኣድህሞ ማለት ታይ ማለትዩ ኣቦታት ኣዴታት ፆለትኩም ፆለትክን ኣይጋደፈና ኢልሞ ምርኢት ብጣዕሚ ነምሰግን

  • @lemlematsbeha46
    @lemlematsbeha46 4 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ምቅርቲ

  • @letishgebru1619
    @letishgebru1619 4 ปีที่แล้ว

    Amen 🙏🙏🙏

  • @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ
    @ሳምራዊትጋልኣሕፎሮምተመስ 4 ปีที่แล้ว

    ናተይ ሓላል ❤❤❤

  • @Gh-sj7yf
    @Gh-sj7yf 4 ปีที่แล้ว

    አሰይይይይ ፅብቅቲ ክርስትያን አላባብሳ

  • @makdazebinok6789
    @makdazebinok6789 4 ปีที่แล้ว

    Alom tube akrabitne medalwtn Egzabhir adme yhabkum

  • @haftomhaileslassie6819
    @haftomhaileslassie6819 4 ปีที่แล้ว

    Almie u are so unique eko,u are trying to cover all aspects of our life,keepitup

  • @andomhaylay4853
    @andomhaylay4853 4 ปีที่แล้ว

    wow!!! it is one of the charming place found in Tigray..thanxs Alu!! much respect.

  • @meletetsegay4225
    @meletetsegay4225 4 ปีที่แล้ว

    👏👏👏👏👏👏👏

  • @SamsungSamsung-tw3xv
    @SamsungSamsung-tw3xv 4 ปีที่แล้ว

    አቦይ ማዓረይ ራህራህ ኢካ እሞ ሓደራካ ንበርካ አብቀዐኒ

  • @teklemeaza4776
    @teklemeaza4776 4 ปีที่แล้ว +2

    Abune aregawi nab liaul fetari lemnelna mekerana akurirelna
    kab rehab kab derikn mekeran meharena beente beamsalka zifeterikana

  • @mularslnmnntkmmnntneuemykn2753
    @mularslnmnntkmmnntneuemykn2753 4 ปีที่แล้ว

    Enkae abeqaN nez kbur Ameti beal Abune Aregwe

  • @ይብራህወዲትግራይ
    @ይብራህወዲትግራይ 4 ปีที่แล้ว

    tseloetken YemaleEna Aditatna

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 4 ปีที่แล้ว +1

    Enqae nab tikimti 14 abunearegawi ametawi kibre beal absehena absehekum nay selam nay fikri nay hadinet nay ashenafinet zemen kikonelna abunearegawi abona haliwena amen 🏗🏗⛪⛪💕💕

  • @abrahahagos1215
    @abrahahagos1215 4 ปีที่แล้ว +1

    Yrgalam nay behaki nfieti yekenyelna

  • @samuelgebrehaweriat2334
    @samuelgebrehaweriat2334 4 ปีที่แล้ว

    Des zibil program