🛑ቀተልቲ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክርሸኑ (ክቕተሉ) || ኢሳያስ አፈወርቂ ይምርሓና...ጓል ራያ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 523

  • @angeup
    @angeup  4 หลายเดือนก่อน +25

    ናይ ዘን ኣዴና ሙሉእ ቪድዮ ኣብዚ ኣለኩም th-cam.com/video/eTGuhscMkfY/w-d-xo.htmlsi=R3ytUSFwlbLhX5nZ
    ብዛዕባ እቲ ዝሃበን 5000 ብር ውን ናብዚ ሓገዝ ዘብፅሐ ወዲ ምድዋል ኣረጋጊፀ ኣለኹ እየ ከምኡ ውን ኣብዚ ቪዲዮ እቲ ሓቂ ምርኣይ ትኽእሉ ኢኹም ።
    ከምኡ ውን ነዘን ኣዴና ክትሕግዘ ትደልዩ በዚ ስልኪ ቁፅሪ ምርካብ ይኽእሉ +251 91 438 7899
    ናይዚ ቪዲዮ ዕላማ ነቲ ሓቂ ምውፃእን ናብ ህዝቢ ምብፃሕን እዩ ነይሩ ። ኣቐዲመ ዝተዛረብክዎ ክዓ ብጣዕሚ ይቕሬታ

    • @mahletwelu-nh4si
      @mahletwelu-nh4si 4 หลายเดือนก่อน

      መጀመር ያ ሙሉኡቢዲዮ ረአዪ

    • @gedamtube
      @gedamtube 4 หลายเดือนก่อน

      th-cam.com/video/eTGuhscMkfY/w-d-xo.htmlsi=s1GvBqOcQcsEMTd_

    • @aynalemaynalem-xb9qo
      @aynalemaynalem-xb9qo 4 หลายเดือนก่อน +1

      እሺ አነስ መጀመርታ ክህበን ከሎ ለ ሪአዮ እየ

    • @AbeerSanad
      @AbeerSanad 4 หลายเดือนก่อน

      yገደሉ

    • @AbeerSanad
      @AbeerSanad 4 หลายเดือนก่อน

      yገደሉ

  • @Kfkftaznabfikri
    @Kfkftaznabfikri 4 หลายเดือนก่อน +27

    ናይ ብሓቂ መምህሪ ምኮኑ ሕጊ ናይ ሱዑዲ ይምጻእ😢😢

    • @Vcinlv23
      @Vcinlv23 4 หลายเดือนก่อน +3

      ትክክል💔💔💔🥲🥲🥲

    • @AaAa-ec7gl
      @AaAa-ec7gl 4 หลายเดือนก่อน +3

      ትኽክል 😢

    • @ጥዕምቲጓልተዋህዶ
      @ጥዕምቲጓልተዋህዶ 4 หลายเดือนก่อน +2

      ትክክክል😢😢

    • @LeliAbadi
      @LeliAbadi 4 หลายเดือนก่อน +1

      ሓቂ ቡሱሩ መሪርናካ ሎሙስ 😢😢

    • @SelemawitHagos-si4rl
      @SelemawitHagos-si4rl 4 หลายเดือนก่อน

      ትኽክል

  • @Brihentsify-zc8wc
    @Brihentsify-zc8wc 4 หลายเดือนก่อน +16

    ናይ ሱዑዲ ሕግ ኣብ ትግራይ ይምፃ😭😭😭😭😭ከንኣቱ ኮ ፍርሕና😭😭😭😭😭

  • @HermonTekle-dj3su
    @HermonTekle-dj3su 4 หลายเดือนก่อน +2

    ምሕረት የውርደልኩም ትግራይ ዕርቂ ጹቡቅ ኢዩ ምስ ኤረትራ ትግራይ ሰላምየውርድ

  • @Selemawit278
    @Selemawit278 4 หลายเดือนก่อน +12

    ሰላም የውርደልኩም ህዝቢ ትግራይ😢😢😢
    ብሓቂ ዘሐዝን ፍጻሜ ኢዩ😢😢😢😢😢
    መሳኪን ህጻውንቲ ኣብ ገዛእ ዓደን
    ካብዚ ክንደይ ጨፍጫፍን መከራን ወጺኹምን ተሪፍኩምንሲ ብኸምዚ ነንሕድሕድኩም ክትባልዑስ ንሰማዑኡ ከማን ንጥዑም ኣይኮነን ብሓቂ ሓሚምና ደላይት ሰላምኩም ሓፍትኹም ኤርትራዊት ኢየ😢😢😢😢😢በጃኹም ጸሎት ግበሩ መንእሰያት ትግራይ ከኣ ዓገብ ናይ ሎሚ ህጻናትኩም ጽባሕ ናይ መጻኢ ኣዴታት ውልድኩም ኢየን ክኾና እሞ ሓብሕብወን በጃኹም ኣይተቁርርወን መሰል ደቂ ሄዋን ይተሓሎ😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @EleniGidey-v5u
    @EleniGidey-v5u 4 หลายเดือนก่อน +8

    ፍትሒ ፍትሒ ንደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ኣሕ ዓደይ እዚ ኾይኑ ዕጫኺ 😢😢😢 ፍርዲ ስዑዲ ዓረብ ይፈረደሎም ብስሩ ዓድና ክንምለስ ኣይንክእል ከምዚ እንተ ኾይኑ😢😢🎉

  • @DawitOkbatnsae-e9u
    @DawitOkbatnsae-e9u 4 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ብሓቂ ሕማቅ ግዜ ኢና በጽሕና ዘለና እዞም ሰብ ጭውዮም ሰብ ዝቅትሉ ዘለው ኣብ ቅዲሚ ህዝቢ ኣቅሪብካ ክርሸኑ ጥራይ እዩ ዘለውም ከምዚ ዓይነት ንከይደገም መምህሪ ክኮኑ ኣሎውም ።እዚ ነዘን ኣደና ከምዚ ዝገበረ ካ ኣብ ዝምልከቶ ኣካል ክበጽሕ ኣለው።ንማህሌት ሃፍትና ካ ምስቶም ቑዱሳን ሕርያትን ይጽንብራ ንስድራቤትን ንኩሉ ቤተሰበን ጽንዓት ይሃብኩም😢

  • @erina2932
    @erina2932 4 หลายเดือนก่อน +8

    ኣነ ከም ኤርትራዊ ከማኽረኩም እሰያስ ገለ ምባል ኣየድልየኩም እዩ።
    ብመሰረቱ ኣብ ትግራይ ኮነ ኣብ ኢትዮጵያ ስርቅን ገበንን ኖርማል እዩ ዳርጋ ፉቑድ። መኽንያቱ መንግስቲ ትግራይ ኮአ መንግስቲ ኢትዮጵያ ንሓደ ገበነኛ ኣይግደሱሉን እዮም ቐልጢፎም እዮም ዝሰድዎ ስለዚ ሰብ ዝቐተለ በልዎ ቐንጽልዎ ዝሰረቐ ከኣ ኣዝዩ ነዊሕ ዓመታት ክእሰር ኣለዎ

  • @mombabi3459
    @mombabi3459 4 หลายเดือนก่อน +2

    ይቀተሉ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ካብ ግዱስ ኤርትራዊ ጽንዓት ይሃብ ኩቡራት ስድራ

  • @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ
    @ሁሉምከፉቃደካየኹንአምላኬ 4 หลายเดือนก่อน +2

    እሰያሲ ዳቡላ ምኺኒቴ ዲናባዑሉ ኣሑሉፉ አይሂቢ ጋል ራያ ማላት ዩኡ😭😭😭😭😭💔💔

  • @FilmonTesfagergsh-w8u
    @FilmonTesfagergsh-w8u 4 หลายเดือนก่อน +3

    የሕዝን እዩ ሰላም የውርደልኩም ፡፡ ን ሰራዊት ኤርትራ ግን ኣይትጠቅንዎ፡፡

  • @ggggggfg9183
    @ggggggfg9183 4 หลายเดือนก่อน +4

    እወ ክርሸኑ ኣለዎም😢 ልክዕ ከም ናይ ስዑዲ ሕጊ ኣብ ቅድሚ ህውቢ ክርሸኑ ኣለዎም😢😢😢

  • @ተመሰንኣምላኸይሰለቲዝገበ
    @ተመሰንኣምላኸይሰለቲዝገበ 4 หลายเดือนก่อน +2

    😢😭💔😓😭😭😭😢😭💔😓

  • @samsonneserab9282
    @samsonneserab9282 4 หลายเดือนก่อน +1

    Always the truth makes you stronger. Thank you for trying to help to tell the truth. 🎉 from Eritrea 🇪🇷

  • @EeEe-jk7ps
    @EeEe-jk7ps 4 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ ክረሸኑ ኣለወም 😭😭😭😭😭😭💔💔😭😭💔💔

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ሰ4ጸ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ትግራወይቲ ምኮነይ ፀሊኦዮ ዓዲ ነብ ሲኦል ተቀይራ😢😢😢😢

  • @rhfdhgj696
    @rhfdhgj696 4 หลายเดือนก่อน +1

    እግዝዮ ማሓረና ክርስቶስ😢😢😢😢 አምላክ ሰላምካ አውርደና ብዝከአልናዮ ንማህለል አትም ሰባት ክንደይ ተቀትለን ዝብሃል ዘሎ አምላክ ምሕረቱ ክልእከና ሜርየት ትግራይ ብደም ጨልቅያ ተአክቦና ንማህለል ናብ አምላክና ፈትሒ ክብና እቲ ልዕል ፈጣሪና

  • @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
    @WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv 4 หลายเดือนก่อน +2

    ፍትሒ ንደቂ አነስትዮ ትግራይ😢😢😢😢

  • @TesfuGere
    @TesfuGere 4 หลายเดือนก่อน +18

    ቀተልቲ ይረሸኑ

  • @sxmb8891
    @sxmb8891 3 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭💔💔እወ ይቀተሉ 👍

  • @ርግኣትሓዱሽ
    @ርግኣትሓዱሽ 4 หลายเดือนก่อน +5

    ኺድ ተዛረቦ ዘየተፈለጥ ሃሳስ ኢሰያስ ላበዳነኪ ከኣተይ 🖤🖤🖤🖤🖤

    • @brukey3291
      @brukey3291 4 หลายเดือนก่อน

      Emo kemezi ayenet hiwet do yehesheki

  • @AaAa-ec7gl
    @AaAa-ec7gl 4 หลายเดือนก่อน +10

    ሓራም ስደት ይኣኽለኒ ዝብል ዝነበርኩ ሓራም ዓደይ ከይምለስ እየ ኢለ ኣቱም ሰባት ታይ ሒዝና ኢና 😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @angeup
      @angeup  4 หลายเดือนก่อน +1

      🥺❤️❤️

  • @MizuTube-x1x
    @MizuTube-x1x 4 หลายเดือนก่อน +11

    ኣብ ስደት ዘለና ካብ ባዕለይ ጀሚሩ ስደተይ ኣሕፅረለይ እየ ዝብል ነይረ ሕዚ ግን ስደተይ ኣንውሐለይ ንክብል ዘገዱዱኒ ብዙሓት ነገራት እንየው ትግራይ ናይ መን እያ መንከዩ ዋሕሳ መዓዝከ ትንሳኤኣ ክሳብ መዓዝ ክንመውት ገበነኛ መምሃሪ ዝኮነ ቅፅዓት ክዋሃቦም ኣለዎ እዚ ተዘይ ኮይኑ ፅባሕ ናብ ገዛናዩ 😢😢😢😢💔💔💔💔

    • @angeup
      @angeup  4 หลายเดือนก่อน +1

      ኣጆና ባ !! እዚውን ክንሓልፎ ኢና 🥺❤️❤️

    • @MizuTube-x1x
      @MizuTube-x1x 4 หลายเดือนก่อน +1

      @@angeup እህም እስከ ንቃኒ 🙏🤐😔

  • @rahwagebremedhin
    @rahwagebremedhin 3 หลายเดือนก่อน +2

    😭😭😭😭💔💔

  • @Tsega-kp2et
    @Tsega-kp2et 4 หลายเดือนก่อน +1

    ትክክል እካ ዘሓዎይ ምፅራይ. ፀገም የብሉን

  • @Fiyu_tube
    @Fiyu_tube 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @kibreabkibreab9266
    @kibreabkibreab9266 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጎበዝ ብርትዕ
    ንፉዕ አጆኻ

  • @Abiabshi9988
    @Abiabshi9988 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @MunerahMinerva-ls5jm
    @MunerahMinerva-ls5jm 4 หลายเดือนก่อน +2

    😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔

  • @salam-r1f
    @salam-r1f 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢💔💔💔💔

  • @Hagosakeza07Dxb
    @Hagosakeza07Dxb 4 หลายเดือนก่อน +7

    አየ ዓደይ ጣጣኺ ደይውዳእ አብ ሰደት ዘለና ዓድና ናይ ምኻድ ተሰፋ ቆርፅለና😢😢😢

  • @mhretgebru8657
    @mhretgebru8657 3 หลายเดือนก่อน +1

    Tsneat yhabkum family nhwatna,kaMengsti semay yhabkn Amen.

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 3 หลายเดือนก่อน +1

    ብሓቂ😢😢😢😢😢😢

  • @سلامهسلامه-ك6ك
    @سلامهسلامه-ك6ك 4 หลายเดือนก่อน +2

    ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ 😢😢😢😭😭😭😭😭ኣሕዋትና ዝተሰውእዎ ማ ንምንታይ ድዩ መን ግስቲ ዓኑ ናረእየ ሱቅ ይብሎ ህዝብትግራይ ናብ ሲኦል ይኣትዉሎ በጃኻትኩም እባ ፍትሒ ግበርና ሐዝለ ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ 😭😭😭💔💔💔💔

  • @WleleaG
    @WleleaG 3 หลายเดือนก่อน +1

    💔💔😢😢😢😢

  • @tesfayhailu700
    @tesfayhailu700 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፅቡቅ አለኻ ❤

  • @ጋልፈራውን
    @ጋልፈራውን 4 หลายเดือนก่อน +2

    .ትክክል ክርሸኑ ኣለዎም ከመ ናይ ሱዑዲ ዓረብ 🗡🗡🇸🇦🇸🇦

  • @ጓልትግራይ-ገ3ጠ
    @ጓልትግራይ-ገ3ጠ 4 หลายเดือนก่อน +1

    💔💔💔💔💔💔💔👌👌👌

  • @RahelTigriny
    @RahelTigriny 4 หลายเดือนก่อน +1

    ትክክል

  • @LwamOkbatnsae
    @LwamOkbatnsae 4 หลายเดือนก่อน +1

    💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @MmN-tt9pi
    @MmN-tt9pi 3 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @HsvdHdhd-xm1ho
    @HsvdHdhd-xm1ho 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሓቂ ክረሸኑ ኣለወሞ

  • @mars-cg1qn
    @mars-cg1qn 3 หลายเดือนก่อน +1

    💔💔💔💔😭😭😭😭😭

  • @Gog-ok3ly
    @Gog-ok3ly 4 หลายเดือนก่อน +7

    ብዛዓባ ዘን ኣደ ሓገዝ ???
    ዝሓወይ እቲ ሓውና ብጣዕሚ ትጉህ ስብ እዩ ናቐራረጽኩም ቪዶ ኣሕዋትና ኣይተሰቅቖዎም ብሓቂ ይፈወካ እየ ብሰም ተሓጋዝቲ ወለድና ህዝብና ይቅርታ ኢልካ ንበይና ቪዶ ስርሓልና😢
    ሓቂ ትብሉ ላይክ

    • @angeup
      @angeup  4 หลายเดือนก่อน

      ትኽክል ኢኺ ብዛዕባ እዘን ኣደ ናብዚ ሓገዝ ዘብፀሐ ወዲ ደዊለ ነይረ እቲ ሓቂ ኣርዲኡኒ እዩ እቲ ጌጋ እቶም ኣብ ቲክቶክ ቆሪፆም ዝለቐቕዎ እዩ
      ስለዚ ቪዲዮ ክሰርሐልኩም እየ

  • @rahwanebu1359
    @rahwanebu1359 4 หลายเดือนก่อน +1

    Egziabher. mehaeret. Aurdelena. Egseo. Meharena. Kurstos. ✝️☝️😢🙏😢😢😢😢

  • @sgkb4966
    @sgkb4966 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢

  • @WsYr-ou6se
    @WsYr-ou6se 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢

  • @ghenethabte4940
    @ghenethabte4940 4 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭😭💔💔💔🖤🖤🖤

  • @Asa-dv3gv
    @Asa-dv3gv 4 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ አዶ ትግራይ ትረክብዮ😢😢💔💔😭😭😭

  • @VhxJjjd-ym1hf
    @VhxJjjd-ym1hf 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢

  • @romana5605
    @romana5605 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጎቦዝ❤❤

  • @NnGg-n7m
    @NnGg-n7m 4 หลายเดือนก่อน +1

    💔😭😭💔💔

  • @WediAsmara
    @WediAsmara 4 หลายเดือนก่อน +1

    እግዛብሄር ይምሓረና እምበር እዚ ግዜ እዚ ዘፍርሕ ግዜ እዩ እሞ እዞም ከምዚ ጌሮም ዝበደሉ ብማሕነቅቲ እንዳተሳቀየት ከም ትመውት ዝገበሩ እንዳ ተሳቀዩ ክመቱ ኣለዎም ክሕነቁ ኣለዎም :: እቲ ስቅያት ክፈልጥዎ ኣለዎም :: ዋይ ጋለይ 😢😢💔💔💔💔 ብድሕሪት ለኣክቲ ከይሃለዉ ኣይተርፉን እሞ ክትትል ይገበር : ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ 😢😢 መንግስቲ ግን ኣይግብርን ኣብ ገዛ ዓድን ናበይ ክክዳ ኢኩም ደሊኩመን ዓግብ ትገብሩ ኣለኩም ጌታቸው ዓገብ 😡😡😡

  • @HagosHagos-rb7ob
    @HagosHagos-rb7ob 4 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ.ማህሌትና.ዓይኒብሌና.ጠፍአትና...ስለዘዝህ. ግዝያዊ.መንግስቲ..ቀልጢፍ..እርጃ.እተዘይ.ወሲዱ.....{ጌተቸዉ.ረዳ.ዝበሃል .ሰብ.ጠቅሊሉ..ንአራተት4 ኪሎ....ይኸኺደልና.....ንትግራይ. አይዉክለናን....{እታዓዘብኩዎ.አለ.ብአፉ. ራያ ነና.ሑመራ. መሬት. ዘማሓዳደሮ. ብዘየግድስ.ተመዛበብለልቲ.ምምላስ.ጥራይ. እዩ.ዘድሊ.. ማለት..ዘዝኮነ.ትግራዋይ እየ ዘ ዝብል. ይመልሰለይ....E 19 H ,ትግራይ.ትስዕር.💊💊💊⭐💊💊💊

  • @sassagaddd1676
    @sassagaddd1676 4 หลายเดือนก่อน

    ናይዘን ኣደና ሓቂ ተኮይኑ ብጣዕሚ እየ ዝሓዝን

  • @TedrosZeray-dj6mw
    @TedrosZeray-dj6mw 4 หลายเดือนก่อน +2

    Shabya zgeberkum yeblun misayl sedidkum mals tewahibkum. Kab mejemerta ksab hji merahtkum yetfekum alewu haftna fetari yqebelki

  • @ኾኾብፍቅሪ
    @ኾኾብፍቅሪ 4 หลายเดือนก่อน +1

    😭💔

  • @ZahraEtopiya
    @ZahraEtopiya 3 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢❤❤

  • @mulugetatemesgen3352
    @mulugetatemesgen3352 4 หลายเดือนก่อน +1

    ብሙልአን ደቂ ኣንስትዮ ትምህርቲ ብምቁራጽ ኣድማ ይግበራ።

  • @hhdhd7109
    @hhdhd7109 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኡፍፍፍፍ እንታይ ዓይነት መንገዲ ኢና ንከይድ ዘለና እግዚአቢሔር አምላክ አብ ገነት የንብርኪ ዛሓፍተይ 😢😢😢😢😢😢

  • @senaittesfamichael3635
    @senaittesfamichael3635 4 หลายเดือนก่อน +1

    ናይ ብሐቂ ቀተልታ ተተረኪቦም ክውገዱ አለዎም በዚ ውሳኔ ተዘይተወስደ እይቋረፅን እዩ ተስሚኡን ተራኢዩን ዘይፍለጥ ንመጀመሪያ ግዜ ከምዚ ስሚእና ናይ ብሐቂ ንኩሎም አኪብካ እብ ሕጊ እቅርቢኩም ውሳኔ ወስኑ ክፀርዩ አለዎም ማንም ይኩን ማን ውሳኔ ክውስደሎም አለዎ

  • @Wedihagereseb-q3h
    @Wedihagereseb-q3h 4 หลายเดือนก่อน +2

    ወላዲት ዶ የብሉን ነዘን ወላዲት ክታዓሻሽዎን ናይ ብሓቂ ኢቲ ዘራናዮ ሓቂ ኢንተኮይኑ ሰብ ኣይኮነን

    • @angeup
      @angeup  4 หลายเดือนก่อน

      ብዛዕባ እቲ ዝሃበን 5000 ብር ናብዚ ሓገዝ ዘብፅሐ ወዲ ምድዋል ኣረጋጊፀ ኣለኹ እየ ።
      ሙሉእ ቪድዮ ድማ ኣብ ገዳም ሚድያ ኣለኩም።
      ናይዚ ቪዲዮ ዕላማ ነቲ ሓቂ ምውፃእን ናብ ህዝቢ ምብፃሕን እዩ ነይሩ ። ኣቐዲመ ዝተዛረብክዎ ክዓ ብጣዕሚ ይቕሬታ

  • @WdKn-s4b
    @WdKn-s4b 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢❤❤

  • @WegahetaWegaheta
    @WegahetaWegaheta 4 หลายเดือนก่อน

    ትግራይ በላዒ በዚሑ 🖤🖤🖤🖤🖤😭

  • @TekleweyniEstezya
    @TekleweyniEstezya 4 หลายเดือนก่อน +1

    💔

  • @MonalizaGebrehiwet
    @MonalizaGebrehiwet 4 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭😭😭

  • @YowhanesKahsay
    @YowhanesKahsay 4 หลายเดือนก่อน +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷 RiP

  • @Hiat-x8l
    @Hiat-x8l 4 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @nebyat2363
    @nebyat2363 4 หลายเดือนก่อน +1

    ሓቂ እዩ❤🙏

  • @amsalutsegaye2694
    @amsalutsegaye2694 4 หลายเดือนก่อน +2

    አቱም ሰባት እታ ዐዲ ናበይ እያ ትከድ ዘላ😢😢

  • @hugfjfuhhg1555
    @hugfjfuhhg1555 4 หลายเดือนก่อน +1

    ጌታዬ ምሕረትካ ኣዝዘልና😢😢😢😢😢

  • @hayatu4710
    @hayatu4710 3 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @SameerKhan-lm9eb
    @SameerKhan-lm9eb 4 หลายเดือนก่อน +2

    😢ይቀተሉ።

  • @غليتست
    @غليتست 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣሕሕሕ ዓለም

  • @ZahraZahra-xp6mq
    @ZahraZahra-xp6mq 4 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭💔

  • @asmaytzeru6650
    @asmaytzeru6650 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢🖤😭😭😭😭😭😭 ooo fetari kuluAkem hatytna bezhu yqerbelelna hxawinti yhwatna bski natna serikfat yxnta alewa mehrtka laklna goytay nhaftna abhuqufka abrelan mulusdrabet btseb wexu hezbi tigray xnat yhabkum zehzen fxame 💔💔💔🖤🖤🖤😭😭😭😭😭😢😢😢😢😮😢

  • @sassagaddd1676
    @sassagaddd1676 4 หลายเดือนก่อน

    ፍትሒ ንደቂ ኣንስትዮ ትግራይ😢

  • @senaitzemicael6369
    @senaitzemicael6369 4 หลายเดือนก่อน +1

    Haqi eya Tezariba gual Raya

  • @FilmonSamsom
    @FilmonSamsom 4 หลายเดือนก่อน +1

    ትኽክል እዩ ክርሸኑ ይግቦኦም

  • @عليعبده-ش9ر
    @عليعبده-ش9ر 4 หลายเดือนก่อน +1

    ፍትሒ ንደቂ አንስትዬ 😢😢😢

  • @ኩሉካኣሎልበይ
    @ኩሉካኣሎልበይ 4 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ እዝግዮ ማሓረና አደዋይ ማዓረይ 😭🙏

  • @MdKarim-el9dm
    @MdKarim-el9dm 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😭😭😭😭

  • @tgyhgchggg9259
    @tgyhgchggg9259 4 หลายเดือนก่อน +2

    በጃካ ኣደረሸአን ሓብረኒ ወድነይ ቃዓምይ ክሕግዘን

    • @angeup
      @angeup  4 หลายเดือนก่อน +1

      ናይዞም ዝሓገዝወን ሚድያ ስልኪ ሕዚ ረኺበ ኣለኹ
      0914387899 በዚ ደዊልኹም ኣድራሸአን ክትሓትዎም ትኽእሉ ኢኹም

    • @tgyhgchggg9259
      @tgyhgchggg9259 4 หลายเดือนก่อน +1

      እሺ🙏🙏

  • @UfYs-gq1fh
    @UfYs-gq1fh 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሕ ህዝበይ እዚ ኾይኑ ዕጫና😢☝️💔😭

  • @KidaneHaile
    @KidaneHaile 4 หลายเดือนก่อน +1

    መመሔሪ ይረሸኑ አብ አደባባይ😢😢😢😢😢

  • @DgG-ji1sr
    @DgG-ji1sr 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢 ዋይ ህዝበይ ኣደዋይ

  • @FilmonAlema-n6s
    @FilmonAlema-n6s 4 หลายเดือนก่อน +1

    Yes really

  • @Qisj-c2d
    @Qisj-c2d 4 หลายเดือนก่อน +2

    ፍትሒ ፍትሒ አዶ ትግራይ ከንደይ ጊዝ ከትንብዕ😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Asmerom-p1q
    @Asmerom-p1q 4 หลายเดือนก่อน +1

    😭😭

  • @arielasgedom3242
    @arielasgedom3242 3 หลายเดือนก่อน +1

    Why you added background music? It is hard to listen with background music. Thank you

  • @AhmedMohammes-n1b
    @AhmedMohammes-n1b 4 หลายเดือนก่อน

    😢💔😢☝

  • @AxumawiKing
    @AxumawiKing 4 หลายเดือนก่อน +1

    ምንም ይኩን ምንም ዝቀተለ ክቅተል የቡሉን ፈራዲ ሓደ ፈጣሪ እዩ ትግራይ ዓዲ ሃይማኖት እያ

  • @NorOne-nk5bn
    @NorOne-nk5bn 4 หลายเดือนก่อน +2

    አረ ፍትሒ ፍትሒ ናኣድ ትግርይ ከንደይ ግዜ ከትንብዕ 😭😭😭😭

  • @amsaina6312
    @amsaina6312 4 หลายเดือนก่อน

    ሓቂኪ ጋል ራያ ትክክል እኪ ዝለኪ ኢሳያሰ የሕሻና

  • @FgfGgg-e7o
    @FgfGgg-e7o 4 หลายเดือนก่อน +2

    ካብ ስደት ክትምለስ ዘፅልእ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢እፉፉፉፉፉ

  • @RrRr-ku5sk
    @RrRr-ku5sk 4 หลายเดือนก่อน +1

    አረ ናይዘን ወላዲትና ነገር መምህር ፀጋይ ገዳም ሚድያ ዩቱብ ከምኡ ኣይገብርን ዝኹላይ ዝወደቀ እናልዓለ ዝጠመየ እናዐንገለ ዝርከብ ሰብ እዩ እና ኣረጋግፁ ኣሕዋተይ

    • @angeup
      @angeup  4 หลายเดือนก่อน

      👍💯

  • @ርብቃጓልተዋህዶ
    @ርብቃጓልተዋህዶ 4 หลายเดือนก่อน +7

    ኪሪሸኑ እንተኾይኖም ቀደም ንስሃ ይእተዉ ምኺንያቱ ፍርድ ናይ እግዚአብሔር እዩ እንተኾነ ግን ዝኾነ ይኹን ፀላኢ ስኦል ኣይትምነየሉን 😢😢😭😭😭😭

  • @berryfamily2846
    @berryfamily2846 4 หลายเดือนก่อน +1

    ኢሳያስ 3millon ህዝብና አጡፉኡልና ልዕል 3000 ሽሕ አሕዋት ዓመፅ ፀታው ስነልቦና ጎድኡ 😢😢😢 ሕጅ ብአሕዋትና ክንቅተል ልብና ተሰሩ

    • @YohanesTesfay
      @YohanesTesfay 4 หลายเดือนก่อน

      Esso jagen ey Edcom ey

  • @HabenKesete-tg4ok
    @HabenKesete-tg4ok 2 หลายเดือนก่อน

    anes enka eritrwite kenku yemsagan amelaki wetru eriy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💋💋💋💋

  • @DgG-ji1sr
    @DgG-ji1sr 4 หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢